ሓጭን ተንኩላ አየ ዓረከይ 😂😂😂😂

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 153

  • @الخدامها
    @الخدامها 3 ปีที่แล้ว +21

    ጋል ራያ ዓይነይ ንኣደዋይ ከማኣ እየ ዝገብራ ነይረ ኣዘኪርክኒ ኩሉ ነገርኪ ንኣደዋይ እኪ ትመስልኒ ጋል ራያ ዋየይ ኣብ ይትብኪ ከም ዝውዕል ክነግረኪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @trhasgebreselassie2116
    @trhasgebreselassie2116 3 ปีที่แล้ว +26

    ባህለን መክበርቲ 👌👌👌👌👌👌👏👏👏👏

  • @gechzinabu4770
    @gechzinabu4770 3 ปีที่แล้ว +21

    አረ ግርምምምምም ኣርቱ ኣይትኸኣልኺይ ይበል በእውነት ቃላት የብለይ። እዚ ካብ በልኩ ርእይቶይ ክህብ ካሜራ ማን ወዲ ይኹን ጓል በዘያገድስ ካብ ስሕተቱ ንክእረም ብደቢ ገይርኺ ምኸርዮ ካብስሩ እቲ ባህላሲ ያስቕ ድዩ ኮይኑ ነሪ ካሜራ እናቐረፅካ ምስሓቕ ሓደራ ከይድገም !! እና ኣርቱዋ ቐፅልሉ በርትዒ ኣቲ ጅግና ከመይ ድየ ዝፈትወኪ

  • @NebuTube9868
    @NebuTube9868 3 ปีที่แล้ว +7

    ፅሩያት እዩዩዩ ወይዘሮ ምላሽ እዩዩዩ ሃመካን ዓርክዋ 🕊🕊🕊 ቀፂላሉ ሕውሳና እውን ምሳክን ደዓዲና በላ ኮሙኡ ዳንዱኡ እቲ ጥስሚ ብኮርዱኡ 💕💕💕

  • @grrjhfr2209
    @grrjhfr2209 2 ปีที่แล้ว +5

    ወይ ናዓደይ ወግዕ ናፍቅን አት ጋል ራ ያ ኸጥመልክ ሰላም ኮይኑ ዓድና ኹሉና ስደተኛ ናብዓድና ብሰላም የብቀዐና አሜን፫

  • @galtigary78
    @galtigary78 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋይ አትዮ ታገርኪ ላደወአይ ትመስሊ ከምኡ የገብራ ነይረ ስንድ ትብለኪ ብረደግ አለ ካብ መከፈልይይ😢😘😘😘😘😘😘🙏🙏🙏መልክዕኪ ለ ትአስሊ

  • @ጓልቅዱስጊዮርጊስ
    @ጓልቅዱስጊዮርጊስ 2 ปีที่แล้ว +3

    ጓል ራያዋይ ሽኮር ቀፅላሉ አሕዋተይ ብጣዓሚ ፅቡቅ 😘😘😘😘😘

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 3 ปีที่แล้ว +5

    ዋይ ጓል ዓድይ ማዓረይ ከብ100% 100% ዓሳድ ኹለን ሳስላኡኸ ሑዙዶ ሎምን ገልታት ገልታት ከይትሪስዕ ክክክክክ

  • @waw7753
    @waw7753 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይይይ ይውውውውውውውው ናበልኪ ክትፅውዒ ከለኪ ጓል ራያ ሽኮር ደስ ክትብሊ ከምናይ ኣደታትክን ደስ ክትብላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን 💋💋💋🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @nimomo9742
    @nimomo9742 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyy tsruyat kemeu bela deki halal meret❤❤❤❤💝💝💊💊💊

  • @ፍረጓልጽዮንማርያም
    @ፍረጓልጽዮንማርያም 2 ปีที่แล้ว +4

    አደወኤይ ዘክረያ ኣየ ስደት💔 ክንደይ ደስስ ክብል እት ባህልና ራያና💛❤️

  • @abea5638
    @abea5638 2 ปีที่แล้ว

    Artuway mekberit bahla 👌👌♥️♥️♥️♥️

  • @ቋንቋዬነሽድንግልማርያም
    @ቋንቋዬነሽድንግልማርያም 3 ปีที่แล้ว +1

    ጋያ የኔ ቆንጆ❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘😘😘😘

  • @GhTy-o7v
    @GhTy-o7v ปีที่แล้ว

    እስይይይ የኔ ጣዕማማት❤❤😂😂

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว

    ጋል ራያ ፅሪቲ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ኩሉ የጥዕመልኪ ኣነስ ክፈትወኪ ብዝከነ ቀፅላሉ መክበሪት ባህላ ❤❤

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 3 ปีที่แล้ว +5

    ጓል ራያ ሽኮርና 💗💗💗 መኽበርቲ ባህላ

  • @azmera0124
    @azmera0124 ปีที่แล้ว

    አደዋእይ ዘክረያ ❤😁እእ ሰደት

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰይይይይ ደስ በኃሎ አብ ባህልናን ባህልና ኃይማኖትና ዝተመረከዘ አዩ መጀመረታ ጋል ራያ እዝና ሓሚማ ጸበለ ቅዱስ ገበረኤል ገይራ አላ ተመልሳ እዛ ሓንቲ ሓፍትና ውን ንሰዕዲ ሰደዳኣ ጸበል ቆጸረክን ኃብኣ ሞ ትበል ነይራ ጎብዛት ቃጺላሉ💞💞💞 ወለድና እምነትን ጸንዓት አየን💞💞💞 ኩለን ይሓደክነአነይ ኮላይ ተጉረዐኒ አያ ምባል ክክክክ

  • @ععالر-ك5ر
    @ععالر-ك5ر 3 ปีที่แล้ว +6

    ጎል ራያዋ ሽኮር ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤

  • @tigraylove4084
    @tigraylove4084 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይ ጀጋኑ ደቂ ሪመይ ፅብቅ ስራሕ ትሰራሓ ኣለክን ግን እታ ጀበና ናህና ኣይኮነትን እያ ንትግራይ ትገልፅ ኣይኮነትን እያ ቀይራኣ ኣዱናቅትክን አየ 🧡❤🙏🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🧡❤

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 3 ปีที่แล้ว +12

    አሩዋይ እዛ ሓፍትና በዓል 15ሚኢት😂 ግን መን ሽማ ፈትየያ ጥዕማት ላዛ 🥰🥰🥰❤️❤️

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 2 ปีที่แล้ว +1

    ጋል ራያ ዓይነይ ኣዘኪርክና ናይ ወለደና ቀፅላሉ💞💞💋💞💟💟❤❤

  • @Mebrahti_BeIay
    @Mebrahti_BeIay 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣደዋይ ዘኪረ ባህሊ ዴስኣን ራያን ሓደ ዩ, ተላኢከ ተደንጉየ ዉሕጥ በልዋ ሱር ዲኪ ሰዲድኪ ትበለኒ ነይራ😀 ናፊቅናዮ💔መርገመን ሎምስ እና ሙቁራተይ ቀፅላሉ♥️♥️

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይ ጋልራያ ሹኮር መኽበርት ባህላ

  • @user-pz5dg8hw9d
    @user-pz5dg8hw9d ปีที่แล้ว

    ሰርሕኽንኣ ደቅ ራያዋይ ኣይትስኣና🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f 24 วันที่ผ่านมา

    ጓል ራያዋይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @youtuberoma2243
    @youtuberoma2243 2 ปีที่แล้ว +3

    💛❤☪✝🙌💔💘✅ተጋሩዋኒ መክብረቲ ባህሎም 💘👈🤗

  • @khangul5036
    @khangul5036 3 ปีที่แล้ว

    Artuye mkrtey anes kfetweki meat❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘

  • @ጓልሓረስታይእንደርታዓዲጎ
    @ጓልሓረስታይእንደርታዓዲጎ 3 ปีที่แล้ว +3

    ውይ ምላሽዋይ ወለላይ ቅድመኺ ይስጠሐኒ አደዋይ ለባመይ ናፍቆተይ

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 2 ปีที่แล้ว +1

    እጣን ኣይፍቀድን. የሕዋተይ

  • @ጓልቅዱስጊዮርጊስ
    @ጓልቅዱስጊዮርጊስ 2 ปีที่แล้ว +2

    ምቅርተይ ዓለም እሰይ ትጥዕሚ 15 ሚኢቲ😁😁😁😁

  • @hiwetkebede9018
    @hiwetkebede9018 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ጓል ራያ ሽኮር ዓይኒ ፀላኢኺ ይደፈን ምዓረይ ❤❤❤😘

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 3 ปีที่แล้ว

    አሩዋይ ግደፊ ዶ አደዋይ ተናፍቅኒ አለኺ ኾ 🙈🙄ማዓረ ወለላ ዝኾንክን ፍጥረት ነፍፍፍፍፍፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ አሕዋተይ 🙏💘❤️💘💘❤️ ዘረባ አባየ መፂያ በዚኣ 15ሚእቲ ያ 😂😂😂😂😂😂😂ማማ ክንደይ ቅርሺ ትደልይይይ እንድዮም ኢሎማ ንሳ ካኣ ካብዚ ቆፃላት ማ ሃቡ ዋ 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Abisnya104
    @Abisnya104 2 ปีที่แล้ว +1

    የት ቦታ ነው የምትኖሩት ግን እውነት አሰቀናቹሁኝ

  • @hsttfftthvdgg8028
    @hsttfftthvdgg8028 3 ปีที่แล้ว

    ይዕስስስስስስ ራያዋ ወለላ በይዛኻትኽን ዶአነ ደቂ ዓደይ ቃፅላሉ ሸገታት ራያ ራዩማ ደይሙነይ ባህልና💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚ራዮቶት ዓዲ ጀጋኑ ራዮቶት

  • @ابراهيم-ه5و9و
    @ابراهيم-ه5و9و 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ መቅርትይ ባህለና መክበርት❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @MyTDF-n4h
    @MyTDF-n4h 2 ปีที่แล้ว

    ባህለን መክበርቲ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @samikidane5681
    @samikidane5681 2 ปีที่แล้ว

    aye gal raya shikorr ❤❤❤❤

  • @mihretaragay8080
    @mihretaragay8080 3 ปีที่แล้ว +1

    አዘክርኪና😥 ጋል ራያ ምቅርቲ👌💔💔💔

  • @vdbhenkd2422
    @vdbhenkd2422 2 ปีที่แล้ว

    ባህሊ ዓድና ቓሕ ምዋሉ

  • @hdrigebremedhin6570
    @hdrigebremedhin6570 2 ปีที่แล้ว

    Ayyy sahakni nafukotin tahawawisuni😂😂😂

  • @wadihaftu
    @wadihaftu 11 หลายเดือนก่อน

    ካሜራ ቃራፅ ግን መስሐቅ ዱኡ ኾየኑ እት ባህል ዓዲና

  • @hehehjejeue8907
    @hehehjejeue8907 2 ปีที่แล้ว

    ህያበይ🤩🤩🤩🤩🤩

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 2 ปีที่แล้ว

    ምቅርተይ ማርያምን ኣደዋይ ማዓረይ መስልኺ ተስምዕኽኒ ኣነም ኹልሻዕ ሳስላ ታእትላ ብቡና ምፍላሕ ኽልሻዕ ንባእስ ነብርና ዋይ ዝብህልና ደቅነይ ፅቡቅ ገይርኽን ኣፍልጣልና ጠስሚ ምስ ኣሽክትኦ ሽትኡ እፍፍፍፍፍ ❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @alliasery2210
    @alliasery2210 2 ปีที่แล้ว

    እሰይ ሙቁራት🥀🥀🥀🥀🥀💋

  • @treejfy
    @treejfy ปีที่แล้ว

    ፁሩያትትትት❤❤❤❤

  • @salmtigry2282
    @salmtigry2282 3 ปีที่แล้ว

    ምቅራት 🌼🌼🌼🌼ግዜና ይመልሰልና አሕዋተይ🌹

  • @Gumbet-pe8zj
    @Gumbet-pe8zj 2 ปีที่แล้ว

    ጓል ራያ ጽብቕቲ።

  • @teweldegile5605
    @teweldegile5605 3 ปีที่แล้ว

    Hadar aleki do ?

  • @የተዋህዶልጅነኝ-ኀ6ቘ
    @የተዋህዶልጅነኝ-ኀ6ቘ 2 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክ አረ ስሓቅ ቀቲልክናኒ

  • @astuhabesha136
    @astuhabesha136 2 ปีที่แล้ว

    🤣🤣🤣Gal Raya shkor 😂😂

  • @selu1042
    @selu1042 3 ปีที่แล้ว

    ሽኮራት መኽበርቲ ባህለን ቀፅላሉ ፅርያት

  • @titititi4973
    @titititi4973 2 ปีที่แล้ว

    ጋል ራያዋ ጥዕማት💞💞💞💞

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 2 ปีที่แล้ว

    Konjo Tigraweya 🙏❤💛💊🇻🇳👍😂😂😂

  • @zaidkonjo8086
    @zaidkonjo8086 2 ปีที่แล้ว

    ካምኡ ብሉ ዝኩሉ ዓፍራ ፈግም ኣብላቶ ኣይይይ ኣደዊተይ ማዓረይ ጌራ ተምርረኒ ነበረት ማይ ዘይሕፈሰ አዩ ዝኮና ነበረ አኮ ኣሰይይ ቀፅላሉ አማ ናፍቆትና መረስዒ አንተኮነናሰ ደቂ ትግራይ ራያ ራዩማ ብሉፃት መክበርቲ ባህለን ከም ኣዴታተን

  • @Tesfamily
    @Tesfamily 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk away hchin tenkula gal raya shkor kkkkk🥰🥰🥰🥰

  • @suffug3996
    @suffug3996 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይይ የኔ ማሮች❤😘❤😘❤😘😘

  • @selam801
    @selam801 3 ปีที่แล้ว +5

    ጓል ራያዋይ ምቅርቲ ኹሉ ዘጥዕመላ

  • @sosoli8781
    @sosoli8781 2 ปีที่แล้ว

    ኣስሊታት ጋል ራያ ኣዶወአይ ኣዘክርኽን ምቅርተይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Semereleake8
    @Semereleake8 2 ปีที่แล้ว

    ክክክ ጋል ራያ ሽኮር
    ዓድና ኣዘኪርክና/

  • @ጓልራያሞኾኒ
    @ጓልራያሞኾኒ 2 ปีที่แล้ว

    ጋል ራያ ፍቕረይ አነስ ክፈትወኪ ማዓት ጋልዶ ኾይነይ ዋዮ ወድ ኹይን😎

  • @medhinhagos6683
    @medhinhagos6683 3 ปีที่แล้ว +2

    ጋል ራያዋይ ኣሰይይ ቃደማኪ ምዕርግቲ ከም ኣዴታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሙዓራተይ
    መልኣክቲ ክትፎቲ ግን ዛጎረቤት ክንዱዚ ሓፍ ከፍ ኣቢልኪ ቃቲልክያ🤣😀

  • @سارهالعنزي-ك4ه
    @سارهالعنزي-ك4ه 2 ปีที่แล้ว

    ሸገታት ደቅ ዓደይ 🥰

  • @kebrahalkayu8152
    @kebrahalkayu8152 3 ปีที่แล้ว

    Good job gal raya! I Iove you

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይይይ ምቅራተይ 💛❤ 2ይ ክፋል ንጽበ ኣለና

    • @GhGh-oy6dw
      @GhGh-oy6dw 2 ปีที่แล้ว

      አሰይይይይይይ ፅርያት ደቂ ሃገረ ትግራይ ኩሉ የጥዕመልክን ቀፅላሉ

  • @abutuii7296
    @abutuii7296 2 ปีที่แล้ว

    ጋርይ ችኮራ ማራ ኣይይ ዝፍትዋካ

  • @ሰመይተዋህዶውሽጠይባዶ
    @ሰመይተዋህዶውሽጠይባዶ 2 ปีที่แล้ว

    ኣይይይይ ለምስ ኣዶወአይ ናፍቀያ ሙቁራት ሙዑሩጋት ከም እነታተን ጡዑማት ደለሑዞት ቀፅላሉ

  • @ArshadKhan-kp5hv
    @ArshadKhan-kp5hv 3 ปีที่แล้ว

    ጋል ራያዎይ ኣናፍቅኽናኮ ኣስይይይይይ እዝባህልናስ ከንደይ ይጥዕም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን አትን ሽኮራት💊💊💊💊💊

  • @messimessi7100
    @messimessi7100 3 ปีที่แล้ว

    ኣይ ኣነውን ከምኣ ይገብራ ነረለደዋኒ😥😃

  • @لمياءمحمد-د3ت
    @لمياءمحمد-د3ت 3 ปีที่แล้ว

    ቃሕ ባሀሎ 😍😍😍

  • @عبولاينت
    @عبولاينت ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AfariAfari-z6u
    @AfariAfari-z6u ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @YoDaha
    @YoDaha 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ክብላ

  • @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ
    @ብፍቅሪምንባርእዩፅቡቅ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዓሳድታት ከም ኣዴታተን

  • @salmtigry2282
    @salmtigry2282 3 ปีที่แล้ว

    ጓል ራያ ሸኮረ ዓባይ ዓዲ ወሊዳ ዝወድአት ተመሰል ሶ ከሉ ዝጥዕመልኪ🌹 አዴታትና እውን አዘኪረክና በዘይፈላጥና ንወለደና ንብደለን ነይረና ሶ መግለፂ ይብለይን👈 ዓባይ ሰብ

  • @taibahahmeded7807
    @taibahahmeded7807 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @Dastewat
    @Dastewat ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂

  • @rgebyoutube728
    @rgebyoutube728 3 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ዓሳዱ

  • @vms2067
    @vms2067 3 ปีที่แล้ว +1

    ደቅ ራያ ሽኮራት😘😘😘

  • @yordaimuhenok9272
    @yordaimuhenok9272 3 ปีที่แล้ว +1

    ሽኮራት 🥰🥰❤️❤️

  • @titim7919
    @titim7919 3 ปีที่แล้ว

    ጋል ራያ 👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @samiabdu3914
    @samiabdu3914 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ አሰይ አሳዱ ራያ መአረክን ደአ

  • @yemsgan5492
    @yemsgan5492 3 ปีที่แล้ว

    Gale Raya konjo 😍

  • @urdayutupiya8034
    @urdayutupiya8034 2 ปีที่แล้ว

    💓💕🧡💜😂

  • @fjidu8690
    @fjidu8690 2 ปีที่แล้ว

    😁😁😁😁😁👌👌👌👊👊

  • @yeshihadgu3977
    @yeshihadgu3977 2 ปีที่แล้ว

    Shecor ketiemeliky

  • @hailegenet7034
    @hailegenet7034 2 ปีที่แล้ว

    😍😍😍👍 tsibkat

  • @bege8567
    @bege8567 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @trhasbrhane3990
    @trhasbrhane3990 2 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @muluhishe3480
    @muluhishe3480 3 ปีที่แล้ว

    ከከከከከከ ከመይ ዲክን መቅሰናት አደዋይ ተርእያትና

  • @tlgray4660
    @tlgray4660 3 ปีที่แล้ว

    gal raya shkor❤️

  • @ሊሊየድንግልማርያምል-ጀ4ጠ
    @ሊሊየድንግልማርያምል-ጀ4ጠ 2 ปีที่แล้ว

    ንጋልራያባ ዝፀልአ ይህልዶ ከም ነብሳ ትመሰል ኽፈትዋ ኣነሰ ምቅርቲ

  • @sahabudeensahabudeen2011
    @sahabudeensahabudeen2011 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @solianababel8401
    @solianababel8401 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰

  • @LuluLulu-b4u
    @LuluLulu-b4u ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @merhawitasfeha2139
    @merhawitasfeha2139 2 ปีที่แล้ว

    ኢንታይ ትምስላ

  • @salama9687
    @salama9687 3 ปีที่แล้ว

    እሰይይይይ ንበራለይ ባህለን ሃይማኖተን ዝከድ ከም ኣዴታተን ፍቅራት

  • @yostinaberhe5422
    @yostinaberhe5422 2 ปีที่แล้ว

    Eda tay koynu gual raya

  • @samrtsegurbit
    @samrtsegurbit 3 ปีที่แล้ว

    ኣሳዲዋይ

  • @مريممحمد-ث7ظ4ب
    @مريممحمد-ث7ظ4ب 2 ปีที่แล้ว

    ደቂ ራያ ተግሩ፡ብምከንክን፡ይከርዕ፡ፅርያት፡ፍጥርት፡