Wow I always say you are a great treasure to Eritrea. How is it you are so wise and smart wish you see free Eritrea and you and your generation can go home that is my prayers my dear.
Mis men koyna dia weyane nhzbi eritrea harimato .mis amharan oromon .slezi eda eyu.tekielkum yakil bzaeba Selam tezarebu beal ezi temesgen wedi dergi aytemenwom
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መልእኽቲ
ሓው ተምየ ❤
ከምዚ መልእኽቲ መዓልታዊ ክሰምዕ ኣለዎ እዚ ህዝቢ።
እዚኣቶም ብጽልኢ እዮም ዝመርሑ ዘለዉ። ስለዚ ኣዚና ክንሰርሕ ኣለና💙💪🙏 thank you teme Anbesa 👍
እዞም ኣሕዋተይ ትብሎም ደለኻ ተጋሩ እንድዮም ህጻውንቲ ኤረትራዊያን ድጭወዩ ደለው
ብጽሊኢ ትግራይ ዓይኖም ዘዓወሩ
Wow I always say you are a great treasure to Eritrea. How is it you are so wise and smart wish you see free Eritrea and you and your generation can go home that is my prayers my dear.
ተሜ በሊሕ ፥ ብሱል ፥ ተባዕ ❤
ትግራይ ዘይኮነ ሳሕልከይድና ዉን ዘምጸእናዮ የለን ትርፎ ባረነት❤❤❤
You are a brilliant person temey brother and keep it up sir 👌🥰💙🙏
ኩሉና ስቕ ክንብል ንስኻ ትዛረቦ ሕጽር እሉ ካልእ ተወሳኺ ዘየድልዮ ድሕሪ ሕጂ ካብዚ ኩሉ ሃተምተም ድዩ ድብል ደረፋይ ኑኡሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብወገነይ ናትካ መግለጺ ኡኹልን ሓጽርን ረቢ ይሓልኻ ይፈርሓልካ ካብዞም ሓራግጽ❤❤❤❤❤❤
መዕበይኻ ይባረኽ ክቡር
Our people is in Denial and intellectually dishonest. Good job Teme.
ዋው ዋው ዋው .... በጃኻ ቀጽሎ በሊሕ ኣእምሮ....ኢኻ...
Yes 💙💙💙💙
Temei you are so brilliant young man, I always admire you 👍keep it up my dear brother ❤️💪🏽
ብሓቂ ፅቡቕ መልእኽቲ
ተሙ መሕጎል ኣደ ወሊዳ ትምከን ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
Happy new year 🎈🎆 2025 🥂🍾 cheers bro
ተሜ ንገረልና እስከ ነዞም ኩሊት ሓዎም ዝሸጡ ሳሕላውያን መራሕቶም
Temie jignana💙💚💙
ተመ ጅግና ኩሉ ከማካ ተዝከውን፡ ከምዚ ገይሮም ኣደንዚዞምና አዮም 30 ኣመት ህጂ ግን ክክክክክክ አልናዮም ኣለና፡
Aman. Mehtson
🩵🩵🩵🩵🙏🙏🙏🌿🌿
ተሜ ብሉፅ ሰብ ኣጆካ ቀፅለሉ ንህዝቢ ትግራይ እዚ ኣይመተገበኦን ነይሩ ሻዕብያ ግን ተሓንጊሩ ገይርዎ
Mis men koyna dia weyane nhzbi eritrea harimato .mis amharan oromon .slezi eda eyu.tekielkum yakil bzaeba Selam tezarebu beal ezi temesgen wedi dergi aytemenwom
Zeray Malet Aya,LiEleka-Aqmi-Delewo,Hayley,Abi,Teferahi u. TEHANGURU ZIMEXIE QOLIA,AQMI-DEYBULU AKALE-SINKUL,HUMUM U. TIGRAY TIGRIGNI ENABELKUM TIGRIGNA TEFIUKUM FOEEEE NIAKUM ZIKITELIEN ZISEMIEN ABEY KIWEDIQ U ENDIE. Love one Eritrea 🇪🇷
ትክክል ዩ ግን ናይ ክልተ ኣሕወት ዩ ጌጋ ብግጋ ኣይእረምን እና ናይ ፗለቲካ ሓዉ የለን❤
ሰለሙን ትክክል እዩ ተዛሪቡ ዋላሓንቲ ሓሶት የብላን ተሓንጊሩ እወ ንህግደፍ ከሰስቲ ክበዝሕወም እየ ዝደሊ ስጋብ ከሳሲኦም ዝኮንኩ ኩሉ ትከባቢ ክከሶም ይግባእ ኔሩ ግን ቶም መራሕቲ ይጫነዉ እዮም 👍👍👍
ሻዕብያ እንተዘይኣቱ ደኣ ኣቢይ በይኑ ኲናት ኣይምጀመረን/ኣይምሓሰቦን ከማን።
Exactly brooo 👏👏👏👏👌
Thanks
ኤረትራዊ ሙኳን ጽድቂዩ ብአታራጉማ ህግደፈ መንደፍ❤❤❤
ትጋሩ ኳ ሰብ ኢና እልኩም ታሓስቡ ክይትኹኑ ትጥንቂቁ 😂
ሰሌ💪💪💪👌🥰
ኣየ ጽገምካ ዘይምፍላጥ ትዕሚት ፈላሚት ውድቀት ምዃናንዶ ኣጸብቕና ንሕሰብን ነዋራርድን !
ተሜበለሕ💯
Keep it we are on your side our freedom will come on the coming 2025 for sure.
Thank you❤
💙💙💙💙
ለባመይ ከማካ ይብዛሓዮሙ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሓቃ ይሃብካ
Thanks teme
ተሜ❤❤
Yes we do
you are smart boy continue Good job
Hakegna Seb nay behaki Lebam kubur esu eu eti haki❤❤❤🙋♂️🙋♂️🙋♂️🙋♂️🙋♂️🙋♂️🙋♂️
ስነልጣን ድክታተር ደልድሉ በቃ❤❤❤
ኢዚ ብቡዙሕ ዝመሳሰልን ዝራከብን ህዝቢ ብሰላምን ብምትሕግጋዝ ክነብር ይምነየሉ ዝሓለፈ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ውን ካብ ናይ ክልቲኦም ፓለቲከኛታት ህልክ ዝብገስ ንህዝብታት 2ኡ ዘየርብሕ ኢለ ያኣምን
ተሜ ብሉፅ ሙሉእ ሰብ ~ ሰብነት ልዕሊ ኹሉ ምኳኑ ብፈጣሪ ተዘሪቡ እንድዩ ብአኻ ክድገም ከሎ ድማ ሰብአዊነት መግለፂ ምሉእ ሰብ ምዃኑ የብርህ ቐጽለሉ ወዲ ዓበይቲ 🌿🙏🙏🙏🌿✍️☝️
Bravo Temie ajoka❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
በድመና መሊስና ኣለና ደቂ ሪመይ ዋና ነገር ኑሱ እዩ ብዛዓባ ምሕጋርን ምድራፍን ንኤርትራዊ ኣይምልከቶን እዩ።
እዋይ ተመስገን ደርሆ ፡ ዓንታጢዕ ለሓሲ መዓኮር ፡ ዓሰባ ውን ዓሰባ ውን ፡ ጠራጢ። ኣብ ትግራይ ተሓቢእካ ቦሮቅሮቕ ትብል። ሰብኣይ ቶኮንካ ዳኣ መረብ ቀረባ ዝይ ትፍን ክትሰግር ። ጎሓፍ ውን ጎሓፍ።
ተሓንጋራይ!
ሰሎሙን ሓቁ'ዩ::
ካብቶም ካልኦት ወረርታ እቱ ኣብዘይ ጉዳዩ ኣትዩ መሰከፊ ገበን ዝፈጸመ እቱ ተሓንጋሪ (ሻዕብያ) እዩ::
ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ጸላኢ ድማ እቱ ዘራይ'ዪ::
እቶም ደገፍቱ (እንስሳ ዘቤት) ድማ ክንዲ ጣዕሳ ኣብ ጸርፊ ይርከቡ::
ዝኾነ ኾይኑ እዛ 'ተሓንጋሪ/ተሓንጋራይ' እትብል ቃል ስነ ጥበበኛታት ትግራይ ብስፍሓት ክጥቀሙላ ይግባእ::
💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻
yes
ኣነ ዝገርመኒ ናይ'ቶም ኣብ ምዕቡል ዓለም ኮይኖም ህግደፍ ወይ ሞት ዝብሉ ኢዩ። ህግደፍ ኣብ ጫፍ ናይ ድሕርነት ኢዩ ዝርከብ። ኢሳይያስ ካብ'ዚ ዝሓልፍ ታሪኽ የብሉን። ብምዃኑ ኣበ'ዩ መዕለቢኦም?
ብዙሕ'ባ ኣይትጃሃር ፡ እዛ "ኣብትግራይ ዝኣቶውዋ ናብ ሱዳን ኣትዮም ኔሮም እንተዝኾኑ'ን ኣብ ጎኒ ሱዳን ምኾንኩ " ዘይትእመን፡ኣባሃህላ ኢያ ።
ቴሜ ሽኮር አቦ ሐቂ💙💙💙💙💙
❤
ንኤፍሬም መኮነን (ደልሃመት) ዘይፈልጥ ሰብ መቸም እንተዝፈልጥዎ ኔሮም ንሞት ይፈረድ ኢሎም ኣብ ጽርግያ ምወጹ !
ካብ ኲናት ሃሃዲሙ ውጻእ መዓት መርሸንቲ ፡ ፍርቂ ዕድሚኡ ኣብ ማእሰርቲን ተሃድሶን ዘሐለፎ ሰብ !! ከም ናይ ኣወል ስዒድ ይህነጽ ኢዩ ዘሎ ድሓን ባዕሎም ክቐትልዎ ኢዮም
Ya he is right
Yesss temawa ❤
Teme master mind ኣየናይ ኢልዎ ኡሞ እዚ ደንቆሮ ህዝቢ ባርነት ኣሜን ኢሉ ዝተቐበለ ህዝቢ
ተሜ ቅኑዕ ሰብ
Ate dedeb yewsha lij
Gmatam seget 😢😢😢😢😢
ኣብ ኩሉ ታሩኾም ተሓንጊሮም ዮም ዕንወት ኣብ ልዕሊ ኩሉ ህዝብታት ይፍጽም።
💙💙💙💙👋
ህዝቢ ኤርትራ እዘኢ ማፍያ ንትግራይ ወሪሩ ነዚ ክልተ የሕዋትና ህዝቢ አጽኒትና💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦💙💦
Selam,selam Teme jgna❤❤❤❤❤❤❤❤
ቶሚ❤🎉
ተመስገን ኣምበሳ ገደፎም ጥራይ ሃተፍተፍ እበሉ እታ መዓልቲ ፍትሒ ቀሪባ እያ ፣ ወይልኦም እዞም ዘህተፍትፉ ዘለዉ: ኤርትራና ግና ንዓኻትኩምን ከማኹም ዝመስሉን ስለዝወለደት ክሓልፈላ'ዩ ጥራይ ኣጆኹም👍👍👍
ጓሓፍ ለማኒ
Shaebya dea wana,
ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ዑቡድ'ዩ.... መላኺ ኣይኮነን....
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Teme jigna kexlo xbuk srah
💙🌿💙🌿🌿🌿💙🌿💙🌿💙🌿👈👍
Temie abiseb beal hlna. Kulu kemaka intezkewn Selam msneberna. Idmen teina yihabka 2025 adna nmlesela ms sdrana nrakebela amet tgberelna. Thank you ❤❤❤
ተመስገን ጀላዕ ኣፍ ቅላጥ ይከትከቱ ተመስገን ጀላዕ ኣፍ ቅላጥ ይከትከቱ እንበር እዞም ሓሳዳት ሱቅ በል ገስረጥ ሓሳዊ ሃዲምካ መጺካ ሕጂ ዓፈርፈር ትብል ለማኒ ቶኽላ መጅላዕ መንጠሪ 😂😂😂😂😂😂😂
ቶሚ ኣንበሳ❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙
ኤረትራዊ ፈሉይነቱ ተኮብከኲቡ ሳዋ ተኮብክቡ ዓድአቤቶ ተኮብክብካ ሞት ተኮብክብካ ጥሜት ወዘተ❤❤❤
Ne 7weate aleteka atefekum 😂😂😂
ኣብ ኤርትራ ዘለው ገለኦም ሰበስልጣናት ደቂ ትግራይን ኣማሃሩን ኣይኮኑን'ዶ ንሕዝቢ ኤርትራ ብጎሮሮ ሕዞሞ ዘለው። ስቅበል ጥቕመኛ ።
ንበይኖም ፈርሓት ዮም። ኣይውዕልዋንዮም ከኣ፡ ምዝክንያቱ ዓቕምን ትብዓትን የብሎምን።
❤❤❤❤ Temye nay zom tentinka aye wudan eu nyti setay dem korkur eyom
ሻዕባይ አብ ትግራይ እንተዘይዘሪ ብፍፁም አብይ አሕመድ ንበይኑ ንትግራይ አይመወረረን ።
✅🥺
እዚደኣ ምስ ሰብ ዘይቁጸር ሰብ መሰል እንስሳ❤❤❤
እዞም ደቂ እገላ ክንድዚ ቡስላት እና እንቃዕ ጋል እገላ ኸንኩ ንሃገረይ ውን ተቓለስኩ
ጂግና ይመውት ንጣኦት ናይ ኣስመራ/ኢሰይያስ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤ በይኑ ሻዓብያ ዳኣሞ በይና ታይ ክትገብሮ ንትግራዋይ ታሓንግሮም እኳ ዘይ ኣጥፍኡውም
✅️✅️✅️✅️✅️✅️
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙👍
Anta bel eseyas hagos kisha wezete ab laeli koynom zemahadra zelewu ke lieliom TIGRAWAY YELEN
ኣነ ድኣ ኤርትራዊት'የ ክብል ይሓፍር .ጹሉል ህዝቢ😅😅😅
Always I'm beside your idea
ሻዕብያ በይኑ ይበሊዕ ታሓንግሩ ከኣ ሰብ ይቀትል❤❤❤
ምስ ኤርትራ 30 ዓመት ዘይተወድኣ ጉዳይ ኣለኩ ክመጽእ የብሉን ኣይትበሉ ሰላም እንተዘይ ጌርኩም መሬታዊ ሓድነት ብሕጊ ናይ ዓለም እንተዘይ ተቐቢልኩም እንተጸነትኩም ዉንቫየገድሰናን ኢዩ ወዲ ደርጊ ስቕ በል
ሻዕብያ ይግዛአ አምበር ገዚኡ ኣይፈልጥን አዩ
Seket resah agame
Keep up
እቲ ሓሶቱስ መትዓቢተይ 100 ሚትሮ ኢሉስ ካልድ መን ከምዝብሃል ዘይፈልጥ ጨናዊ ርእሲ
Temiya King
Can’t wait
ኪናት አድሕድ የጋጥም እዮ ብ ዕርቂ ይፈታሕ ወራር ግን ብ ሕጊ ዓለም እዮ ዝፈታሕ
Tamu habebe
Kab aleme mulue zxelo resah