🛑ዋዉ ደስ ዝብል ኣሽንዳ ከምዝይ እዪ ዝጥዕመልክን ደቂ ኣሽንዳ /ዝግርም ድባብ ኣሽንዳ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • #ashenda #ashendatigray #tigrayculture

ความคิดเห็น • 76

  • @HaleMan-b5d
    @HaleMan-b5d 23 วันที่ผ่านมา +11

    እወ ሓቅካ ኩልና እዚ ዓበደበድ ገዲፊና ናብዚ መንፈሳዊን ባህላዊ ክንምለስ ይግባእ❤❤❤❤ ንሓየት ግን ብሽመይ Like ግጨወለይ ❤❤❤

  • @HayetVision
    @HayetVision  23 วันที่ผ่านมา +7

    ንዚ video ላይክ ብምግባር እዘይ ቅድስ ተግባር ኩሉ ክሪኦ ኢሉ እወን ክማሃረሉ ንግበር❤❤❤

  • @genet3442
    @genet3442 22 วันที่ผ่านมา +3

    ብመዝሙር ደሰ ክብል ብእነት ተመሰገን ፈጣሪ ኩሉ ሸግር ሓሊፉ ተመሰገን ኣምላከይ ❤

  • @HalefomGwahd21
    @HalefomGwahd21 23 วันที่ผ่านมา +5

    ኩሉና ክንድግፎ ዝግባእ እዪ ክሳብ ሙሉእ ኣዳምፅዋ ድስ ዝብል መዝሙር እዪ ትግርኛና ❤❤❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 23 วันที่ผ่านมา +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን እንኳዕ እዙይ ረአና እበር ዓብድና እና ነይርና❤❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  23 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @rgibirgibi3263
    @rgibirgibi3263 21 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ኣብ ኩሉ በዓለት ከምዚ ተትከውን ነይሩ ደስስ ይብል ምእንታን ሰይጣን ሕርር ክበል
    ብሓቂ ከም ናይ ሎሚ ኣሽንዳ ተሓግሰ የፈልጥየ ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ስደቲ መልሲ ከምዚ ገይረ ከክብሮ ፈጣሪ ይፍቀደለይ (ይፍቀደልና )

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 23 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ክቡር ሓውና እመአምላክ ጽላል ትኩንካ ኩሉ ክርስትያን ክድግፎ ዘለዎ ነገር እዩ ጸላኢና ዓበድበድ ይበል ኣይ ካብ ሃይማኖት ኣይ ካብ ባህሊ ኣጉል ዝኮነ ወለዶ ኢና ንሪኢ ዘለና ብከምዚ እንተቀጺሉ ከኣ ደሓር እንታይ ይኮውን ሕሰብዎ

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 23 วันที่ผ่านมา +2

    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ዘሓወይ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 22 วันที่ผ่านมา +1

    Egziabher. yemasgen. behake. Eyu. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿❤️🌿

  • @abinihagos
    @abinihagos 17 วันที่ผ่านมา +1

    Great jop keep it up❤❤
    ቀፃሊ ንስራሕ ዝሓሻ ከተማታት ትግራይ

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 23 วันที่ผ่านมา +2

    ቀፅሎሉ እካ ❤❤❤

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 22 วันที่ผ่านมา +1

    ተመስገን❤ፈጣሪና❤ስላሴ❤ደስ❤ክብል❤ኣሸንዳ❤ብመዝሙር❤ክኮን❤ኣለዎ❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤❤❤
    ኣሜን❤❤❤
    ኣሜን❤❤❤

  • @hareguh9949
    @hareguh9949 23 วันที่ผ่านมา +2

    ዝማሬ መላአክት የስማዕልና

  • @Temesgengoytay
    @Temesgengoytay 21 วันที่ผ่านมา +1

    እግዝአብሔር ድኣ ትኣምር ይግበር ምበር ናይ ኣድናስ እንዴዕ

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 22 วันที่ผ่านมา +2

    ተመስገን ፈጣሪ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @HaleMan-b5d
    @HaleMan-b5d 23 วันที่ผ่านมา +1

    ሓየት ጀግና ፈታዊ ዓድ ገበዝ ዝሓወይ❤❤❤

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 23 วันที่ผ่านมา +1

    በርትዕ ሓውና 👍👍🙏🙏

  • @HaleMan-b5d
    @HaleMan-b5d 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤wowwwድስ ዝብል እዪ❤❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 23 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i 21 วันที่ผ่านมา

    ተመስስስስገን አምላክ አቦይ እዝይ ዘርአካነ🤲🤲🤲🤲

  • @user-km9wf6nc6w
    @user-km9wf6nc6w 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቅካ ዝሓወይ 👍❤

  • @medhinghebre8643
    @medhinghebre8643 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤💊💛💊💊💊💊💊Amen

  • @ثرياالثريا-ي2ظ
    @ثرياالثريا-ي2ظ 23 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-km9wf6nc6w
    @user-km9wf6nc6w 22 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤😊

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @zefanhadara2486
    @zefanhadara2486 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @binyam1578
    @binyam1578 21 วันที่ผ่านมา

    እዚ እዪ ናይ ሃይማኖት አሸንዳ 🎉🔔🕊💒🕊👏🔔🕊🔔🕊🔔🕊

  • @DcHg-b7v
    @DcHg-b7v 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @HayetVision
      @HayetVision  23 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

    • @michaelnegash8292
      @michaelnegash8292 23 วันที่ผ่านมา +1

      ሀይማኖት ይዞታ ከሆነ መሆን ያለበት እንደዚህ ነው። በአሉ ሲደርስ ሳይሆን ትምርት አጠንክሮ መስጠት ያስፈልጋል።

    • @HayetVision
      @HayetVision  23 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @SemiraSemira-gw5hz
    @SemiraSemira-gw5hz 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonare7471
    @solomonare7471 23 วันที่ผ่านมา +2

    I hope it is not Mahber kidusan!!

    • @HayetVision
      @HayetVision  23 วันที่ผ่านมา

      No ❤❤❤

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish 23 วันที่ผ่านมา +1

      mahbere kidusan don't alow tigrigna

  • @binyam1578
    @binyam1578 21 วันที่ผ่านมา

    እወ ሃይማነታዊ በዓል ☔️⛪️✝️👑እዩ።🕊🔔💒🔔🔔🔔🔔🔔🔔🔔👏🌿)ሐደ ኪሻ ጨጉሪ ናይ ሸይጣን ጽፍሪ ገይረን አሸንዳ ከርእያና 😭💔💒ናይ እዚ ኩሉ ገንዘብ ዝከፈልኦ ንእጌራ ዝሰአኑ ምዓንገለ።ናይ ሰዉራ ተጊደልቲ ኮይኑ😢😮

    • @HayetVision
      @HayetVision  21 วันที่ผ่านมา +1

      ❤❤❤

  • @HalefomGwahd21
    @HalefomGwahd21 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @MebreBelay-s5u
    @MebreBelay-s5u 22 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @freg-lt5ge
    @freg-lt5ge 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 23 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-bv8qy2ll2b
    @user-bv8qy2ll2b 22 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @mahlettuumay4327
    @mahlettuumay4327 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤