DW ምስ ድምጻዊ ሰሎሞን ይኩኖኣምላክ ኻልኣይ ክፋል
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
- Subscribe ይግበሩ!
©Copyright: Dimtsi Weyane Television
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
-----------------------------
Website www.dmtsiweyane...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/DimtsiWey...
Instagram / dimtsiweyane
ሰለሙን ጅግና ኣብዚ ሕጂ ክንዳኻ ዝሰርሕ ደረፋይ የለን ንበረልና ወዲ ህዝቢ
ንሰሌ ዝወዳደር ሙዚቀኛ ኣብዚ ዘመን የለን 👍👌
ንስካ ዝያዳዳዳዳ ኩሎም ኢካ።
ናትካ ሙዚቃ ዘመን ዘይስዕሮ ኩሉ ግዜ ተፈታዊ እዩ ወዲ ጀጋኑ
ኹሉ ጡዑሙ እዩ ደርፍኻ ሰለሙን ኩና አምላክ ምስሊ ትግራይ ገሊፅኻዮ ኢካ በርት ካሊእ ንፅብ አለና ኢና አጆካ በርት ።
ኦክ እንካዓ ብሰላም መፂኻ ናብ ቃለ መሕተት ሰልየ ። ስለምንታይ ጋና ኣብናይ ሃገራዊ ባዓላት ኣብናይ ሓዱሽ ዓመት ዘይትደርፍ ኢዚ ኹሉ ሓያል ግጥሚታት ጡዑም ዘማታት ሒስካ ካብ ኩሉ ጠፊኢኻና
ብሉፅ ትግራዋይ 💛❤✊️
የሰሌ አድናቂዎች አፍፍፍፍፍ ሰወደህ
ሶል ጅግና
ሰሌ ክፈትወካ❤
ትግራዋይ ወዲ ህዝቡ ኣፍቃሪ ህዝቡ👍👌😍😍😍
ሰላም ሰላም ሶሌተይ ዓይኒ ትግራይና
እንካዕ ብሰላም መፃእካልና
ብዘለካዮ ፈጣሪ ይሓልወልና
ሰሌ ጅግና ትግራይ
ኣዴታት ትግራይ
እንተሰኣና ኣየማርራ
እንተረኸባ ሕልፊ ኣይፀግባ👏👏👏
😅😮😅😮
😅
😅
ገሊጽካዮ ኣለካ ሰሌ ገወዝ ንፉዕ 👍
ሶል ብጣዕሚ ንፉዕ ድምፃዊ ከምኡ እውን ግጥምታትካ ብስለት ዘለዎምን ዜማታትካ ንሰማዒ ብጣዕሚ ዝጥዕሙ እዮም። ቀፅለሉ።
That's why we love Solomon he's amazing Much love to you 💓💓💓👍👍👍
I love him one of my best singers 🙏
ከሉ መዓልቲ ይገርመኒ ነይሩ አብ ህዝባዊ በዓላት ዘይምርአዩ ብዝቅፅል በዓላት ተስፋ ይገብር ምስ አድነቅትኻ ትራኸበሉ ግዘ ክኸውን፡፡አዝየ እየ ዘድንቀካ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ፡፡የቐንየልና ድወት፡፡
ሰሌ ናይና ጅግና ኩርዓት ትግራይና አቱም አሕዋተይ ሰሌስ ቡዙሕ ሰሪሑ ግን ቡዙሕ ዘይተነገረሉ ብጣዕሚ ፍልይ ዝበል ደራፊ እዩ አቲኩም ረአዮ ልገርም ልገርም ሙዚቃ እዩ ልሰርሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛሓወይ
So interesting interview with our smart artist 🦁✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
I love this guy- Solye tebarek
I really love ❤️ your song Ajeka keep up brother ❤️
ጅግና ኢካ ሰጉመልና
ሰሊተይ ምሩፅ ዘርኢ ደርፍታትካ
ብሱላትን ምሩፃት እዮም
ድምፅካ ሰፒከር ተገጠሞ እዮ ዝመሰል
ጎበዝ ከያኒ ኢካሞ
ቀፅለሉ ጅግና ወዲ ህዝቢ
ኣነ ሓፍትካ ክቡር ሰብ
ብጣዕሚ ዝፈትወካን ዘክብረካን
ኣድናቂትካን እየ
Sol ambesa ....keep it up bro.
Ambasa seley❤💛❤💛❤💛
ድምጺ ውያነ ጽብቕ ስራሕቲ ስሪሕኩም ኣልኩም።
ብስሎሙን ገብሩ ንክያኒ ኣብርህት ኣብራ ጃዝር
ብስመረ ብርሃነን ህሩይ ክያኒ ስሎሙን ይኮኖኣምላክ
ሰለሙን ጎበዝ ገጣምን ደራፊን እዩ ምስ ባዕል ገዛይ ደርፍታቱ ክንሰምዖ ከለና ኩሉ ግዜ ንዘራረበሉ ነገር እሲ ግጥምታቱ ክንደይናይ ረዚንን ልብና ዝትንክፈና ምኻኑ ብፍላይ ከዕ አዴታት ትግራይ ትብል ልበይ ትትንክፈኒ ብኸመይ እሲ እብመአዲ ክንበልዕ ከለናስ ካብቲ አብጥቃአ ዘሎ ቆሪሳ ንስድርአ ክትህብ ደቀይ ፅገቡለይ እምበር አነስ ደሐን ክትብለና ከምደርሆ ደቃ ከይቆርዋ ትሐፍቆም ንዕናውን ከምኡ ስለዘዕበየትና ትደርፊ ንአደይ ዝተደረፈ ኩይኑ ስለዝስማዕኒ ኩሉ ግዜ እየ ዝሰምዖ ምኳንስ መን ከምአዴ ታት ትግራይ ,ብዝኮነ ካብ ሰለሙን ብዙሕ ንፅበይ ተስፋ አይትቑረፅ በርትዕ ንሕዝብኻ እትግብሮ አስተዋፅዖ ካብ ልበይ የመስግን I am so proud of you keep up the good work can’t wait for more hart worming song
ሶል ናይሕማም ያኺ
ሰሌ ጅግና አቦ ጥበብ ❤️❤️❤️
ሶል ሓወይ ሕማቕ ኣይርከብካ ኣድናቒኻየ ንዓይ ሓደ ብሉፅ ስራሕ ክትሰርሐለይ ተስፋ ይገብር
ሰልየዋይ ጅግና⭐️
ሰልየዋኒ ፈታዊ ዓዱ ጅግና ትግራዋይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊😘😘😘😘
የንየ ጅገና
ብልፅ ትግራይ🤴💊🔥✊
I like you music and very talented person
siwedih I think you are my favorite In this Tigrigna music world...I cant wait to see more
Soliye mearey kemey dye zfeweka edmen tenan yhabka ata abesa adnakitka eye kab wkro❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋😍😍😍😍😍😍😍
Soley Ambasa❤
ጅግና
ሰሉየ እንኳዓ ብሰላም መፅእኺ ጅግና ወዲ ህዝቢየ ❤❤❤❤❤
thank you solomon
Much respect selie
ሰሌ ዓይኒ ትግራይና
ሰለምን ጅግና አነስ ክፈትወካ መዐትየ
💛❤️❤️❤️💛💛💛❤️🙏
ሰልዬ ማር
ኣቲ ኣብዚ ናይ ትግርኛ ፕሮግራም እዩ ማር ወዲ ማር ኣይትበሊ ኣብዚ
ሰሉ የይ ጀግና ንበረልና 🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊💊💊💊💊💊
I admire him, he is talented especially
The saddest song death of Tplf singers crue
ሰሉየ ጀግና እንኳዓ በሰላም መፅካ መን ክም ተጋሩ
ሰሌ ዓቢ ሰብ
ስሌ ብሉፅ ሙዚቀኛ እሰይ ንኡሰይ❤
Wow you're awesome
ቡሉፀይ❤❤❤❤❤❤❤
ሰሌ ጅግና
Wow it's amazing love it
ነዊህ እድመን ጥዕና ይምነይልካ
Selawa bihaqi gigina wedi hizibi eka niaka zigelitse walt yebileyin❣❣❣
Wow great job
ኣንኮዕ ዳሓን መፃእኩም
ሰሌ ኣቦኣ ንጥበብ❤
I love Solomon he is very intellectual I like all his songs ❤🎉❤
ሰልየዋይ ማዓረይ
ሰሌ በርትዐልና ዘመን ክመፅእ ዩ አጆኻ well done proud of you .
I really enjoyed this interview. I wanted to appreciate the host for interviewing Sol. I just learned through this interview who Sol really is. I have gathered that he really loves his people and his country very much. He is a musician as well as a revolutionary man. He pretty much remained me of Bob Marley. Bob Marley sang more about his people’s struggles and the injustices that were happening all over the world than about love. And I thank Sol for standing tall for your strong beliefs and people. I thank you for dedicating your time and money to uplifting your people. Music has played a vital role in Tigray’s struggles. And I want to appreciate you for voicing your people’s concerns and struggles through your music.
Just recently, my friend and I had memorized one of Solomon’s new song overnight. The song just pierced through our hearts and we wept like crazy! You, Sol are one of our dear hero. KEEP IT UP👏🏾
👑🇻🇳🐅💪🏾🏆⭐️❤️🙏🏾
ሰሌ ሽኮር ሓዳር እማ ግበር ዉለድ ዝመድ
ሰሌ ዋ የኔ ቆንጆ ልዩነህ የገር ልጆ እና ይመችህ
Wawww zfetwo selye
Good job
Selyeway btaemi eye zfetweka♥️♥️
ሰሌ ናይና በጃኩም ታይ ኮይኑ እዩ አብ መድረክ ለይሰርሕ
Wow solye shikor
ሰሌ ቡሉፅ ትግራዋይ ❤
ትፍለ ኢኻ ሴልየ ጅግና
Waww ketselelu selewa🥰🙏
Good luck
ሰሌ ብጣዕሚ ንፈትወካ ንበረልና ሓውና
ሶሎሞን ይኩኖኣምላኽ ኣነ ኣዜ እየ ዘድንቐካ ካብቶም ጎበዛት ሓደ ኢኻ ስራሓትኻ ጽቡቕዩ ስጋብሕጂ ዘሰማዕኹወን ናትካ ስራሕ ኣዜየ ዝፈትወልካ ቀጽለሉ
ወይኔ።ስልየ።የኔ።ማር።ሽህ።ኣመት።ንረልኝ
ኣቲ ኣብዚ ማር ወዲ ማር ኣይትበሊ ናይ ትግርኛ ፕሮግራም እዩ ዝሓፍተይ
ኣብዚ ናይ ትግርኛ ፖሮግራም እዩ ማር ወዲ ማር ኣይትበልልና
ክክክክ
እሺ።ማዓረይ።ይቅርታ
@@abiiilove7993 ማር ወዲ ማር ስሓቅ ሞይተ
❤❤❤❤❤❤
ሰልየ ❤✊💊
ስብኣየይ 💘💘❤❤
❤❤❤❤Sol edmen tenan yebka❤
Kifetweka kuriat tigray men kemaka😍😍😍😍
Sol habibi ክቡር ትግራዋይ💙💘💊
👍
Betam betam tiru sera bemesrat lay gobez artist new ...egna tigrawyian gena bizu ...netsebe ena kab soll
Nice 👍
ሰሌ ዋ ጀግና ኣቦ ትግርኛ 💪🇨🇳🥀🥀💞💐💐💐💞
Sele jegna😘😘😘
Btaemi eina nifetweka
ብፍላይ ትግርኛ,ሙዚቃ ባህልን ታሪክ ዝገልፅዝለዓለ ታራ ዝፃወቱ ሓደ ሰለሙን አዩ:: ካበዚ ዝበለፅ ክሰርሐልና ንፅበ ዕድመን ጥዕናንንን ይምነይልካ ሰላም ልህዝብናንንን ትግራይናንን🙏🙏🙏
ብሉፅ ሰሌ ኣቦ ጥበብ
ሰሌ ነብሲ ኣንታ ጂግና ንስካ ጥራይ ኣለክ ብህልና ገጥ ኣብልካ ሕዝካያ በርቲዕ
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ሰሌዋይ ንፉዕ
Sely sepaki selam eka fetari edmi yahiabeka
Sole the greatest vocalist and meldoy
Ajeka 💓💕💕💖💕💖
Sele betam gebz eyu
🙏❤💯❤🙏❤
you are soo sute, beatiful style....