#NatuHubi

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 946

  • @tantanhabeshawi4753
    @tantanhabeshawi4753 3 ปีที่แล้ว +290

    ክክክክክ ሑቢ ዓይነይ ሕጂ ኣይኮነን ዋ ኣታ ንዓ ክክክክ ሞይተ ድየ ገለ ኣነ ዝገርመንስ ኣበይ ኣለኹም እቶም ሑቢ ናቱ ክትብሉ ትውዕሉ ያ ንዑ ሓጎስን ደስታን ይሓልፈኩም ኣሎ ላይክን ሳብስክራይብን ድማ ኣይትረስዑ ንሱ'ዩ እቲ ናቶም ጻማ ኣነስ ወላ ካልኤቲ ቴለፎን ዶ ክገዝእ መታን ሳብስክራይብ ክገብረሎም ክክክክክ ደሓን ስራሕ ምስ ጀመርኩ ናቱ ዓይነይ ክክክክ ብሩኽ ናይ ድቃስ ግዜ ይግበረልኩም ድማ ን'ኩሉኩም ተኸታተልቲ ናይዛ ቻነል። Love u Enda hubi ayney❤❤❤🙏🙏🙏

    • @lidugalerilidugaleri563
      @lidugalerilidugaleri563 3 ปีที่แล้ว +2

      Nay behaki bro natey

    • @bluefaceh_baby8301
      @bluefaceh_baby8301 3 ปีที่แล้ว +4

      1000€ Qelil Gerkayo Anka Ayqetela way Tsegem Hubi b Prank Moyta nera 😉🙉🙉😅😁😁😁😁 ...
      Nati Ajoka Zahalllll

    • @selammeasho2938
      @selammeasho2938 3 ปีที่แล้ว +2

      Engera alem blae❤️

    • @wedimamrut36
      @wedimamrut36 3 ปีที่แล้ว +2

      🤣❤❤❤❤❤❤🙏

    • @Mebrye-i8e
      @Mebrye-i8e 3 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkk eway moyte lomi hbui xbkti anes kfetwa meat ye

  • @የሩስዕባይዓጋመትግራወይቲ
    @የሩስዕባይዓጋመትግራወይቲ 3 ปีที่แล้ว +191

    ከምዚ ከማይ ካብ tiktok ሸይፉ አንዳ ጎየየ ዝመጸ ሽሕ like brank ማለት ከምዚ አዩ

  • @frehagos4199
    @frehagos4199 3 ปีที่แล้ว +153

    ኣታ ከምዚ ከማይ ካብ ቲክቶክ እንዳ ዓንደረ ዝመፀ መንኣሎ ኡይ ኡይ ኣጥፊእዋ ነይሩ ብዝኮ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ🙏🙏🙏

  • @yostinaberhe5422
    @yostinaberhe5422 3 ปีที่แล้ว +95

    ናይ ብሐቂ ትክክለኛ ፕራንክ 🤣🤣🤣🙉🙉🙉😳ልመጀመርታ ግዜ ሐቀኛ ፕራንክ ናይ ሐበሻ
    ርኤ ሳብስክራይፕ ይውሕዶምሎ 😇🥰🙆‍♂️🙆‍♀️🙋🏾‍♀️🙋🏾‍♀️🙋🏾‍♀️🙋🏾‍♀️🙋🏾‍♀️🙋🏾‍♀️🙋🏾‍♀️🙋🏾‍♀️

  • @mazaadesalemkido2076
    @mazaadesalemkido2076 3 ปีที่แล้ว +73

    ሩሑስ ባዓል ጥምቀት ይግበረልኩም ፍቁራት ስደትና የሕፅረልና ሽኮሪናታት

  • @ወዲቀሺ-ዀ9ዸ
    @ወዲቀሺ-ዀ9ዸ 3 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ትድነቅ ዝሓወይ ኣምላከ ቅዱሳን ይባርክካ ከምዚ ዓይነት ፈተና ኣብ ንረክበሉ ገዲፍካያ ንደገ ምውጻእ ይሓይሽ ሓፍተይ ከኣ ጽቡቅ

  • @AGMediaEri
    @AGMediaEri 3 ปีที่แล้ว +103

    ኣታ ክድጉድጓ ሓሲቡ ክክክክ ናቱ ነብሓጎይ ኣዘኪርካኒ 💁🏼‍♂️።

  • @ዛፋጓልትግራይ
    @ዛፋጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +20

    ዊይ ሑቢይ ዝወቅዓኪ መስልኒ ሲ ፈሪሐ ከይትደግሚ ከምዚ ዓይነት ፕራክ
    ናቱ ብሓቂ ተናዲዱ
    ደሞ ፍቱውቱውውው መክሰባተይ♥️

  • @ማርያመይህዝብኪሓደራ
    @ማርያመይህዝብኪሓደራ 3 ปีที่แล้ว +29

    ብእውነት ካብዘይ ስሕቅ ብዙሕ ግየረ ነይረ ሕጂ ሲሒቀ ሰላምኩም ይብዛሕ ናቱ ዓቅላም ፈጊእካያ ነይርካ እዋይ🙏❤

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 3 ปีที่แล้ว +91

    ክክክክክክ ዋይ ኣፍሪሕኩምኒ በይዛኩም ከይትባኣሱ በጃኩም ፕራንክ ግደፍዎ

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 3 ปีที่แล้ว +91

    ካብ ቲክ ቶክ ብዘይ ልበይ ዘሊለ መጽየ ርእሳ ሰቢሩዋ ኔሩ ክክክ ንዓ ንዓ ኣይኮነን ሕጂ

  • @rahelraki3924
    @rahelraki3924 3 ปีที่แล้ว +1

    OMG for the first time i saw a real habesha prank. guys keep going ! We only learn from the truth of real life. ቀጽልዎ ናይ ብሓቂ ይመስል ሑቢ ዓቅሉ ፈታቲንክዮ ኣይትድገምያ ብገንዘብ ጸወታ የለን ኣብ ስደት።

  • @heriqueen4297
    @heriqueen4297 3 ปีที่แล้ว +13

    ካብ ቲክ ቶክ ዝመጸ ከምዚ ከማይ መን ኣሎ😂😂ማራ ፈትው እየ ዘብለኩም እንዳ ናቲ ሑቡ❤❤

  • @danugalshre2440
    @danugalshre2440 3 ปีที่แล้ว +7

    ክክክ እዉይ ፈጊእዋ ነሩ ከክንዳኣ ኣነ ፈሪሐ ናተይ &ሑቢ ክፈትወኩም ምዓት ሓፍትኩም ጋል ትግራይ 😍😍😍❤

    • @frehagos4199
      @frehagos4199 3 ปีที่แล้ว

      ሸረ እካብ ትብልስ ትግራይ ዘይትብሊ ምቅርተይ ባዕልና እባ እንዳፈለጥና ኣይንፀይቅ ኣሕዋት

    • @danugalshre2440
      @danugalshre2440 3 ปีที่แล้ว

      @@frehagos4199 okay ዝያዳይ sorry

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 3 ปีที่แล้ว +27

    ሑቢ ሽኮር እንኳዕ ርእስኪ ኣይፈግኣኪ ናቱ ተባዕ እባ ኢኻ ቀባፅ 😂😘😘😘😘🙏🙏🙏

  • @ኣምላክፍቅሪኢዩ
    @ኣምላክፍቅሪኢዩ 3 ปีที่แล้ว +10

    ክክክክክክ ኣነ ሞይተ አየ ሎሚ ሑቢ ን ናቱ ናይ መወዳአታ ኣብጺሕኪዮ ብዝኮነ ሕጂ ይሪኣ ጸኒሐ ብፍሉይ ሲሂከ ከም ኣቦታትና ዝገብርዎ ጌርካ b zkone mara eye zfetwekum ,

  • @ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን
    @ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን 3 ปีที่แล้ว +15

    ክክክክክክክክክክክ ኣቤት ሁቢ ናብ ፈተነ ኣይተእትዉዮ ገንዘብ ገጽ ሰብ ሪኡ እዩ ዘምጸኦ ዘሎ ኦይ ጥንቅቅ በሊ ሰብ ሎሚ ኣብ ቀረባ እዩ

  • @meri0360
    @meri0360 3 ปีที่แล้ว +10

    ኡይይ አታ ከምዚ ከማይ ካብ ቲክቶክ እንዳነፈፀ ዝመፀ መን አሎ🤣🤣🤣 ሶ ፍቅርኹም የብዝሓዮ

  • @sami.tesfalide
    @sami.tesfalide 3 ปีที่แล้ว +11

    እዋይ ተመስግን ፈታሪ ሰቢድ ጸኒሕ ኣብ ቲክቶክ እየ ሪእያ ኣበነት እንዳ በለናስ ከምዚ ኣሎ እለ ሓሪቀ ጸኒሕ ብዝኩን እንካእ prank ኹነ ኡፍፍ

  • @tesfaxbah4890
    @tesfaxbah4890 3 ปีที่แล้ว +2

    😂😂😂😂😂😂 ሞይተ ከም ዉዑይ ማይ ሸረክረክ ኢለ ኣቃቢጽዋ ኒሩ ኣንታ ናቲ እዙ ኩሉ ዓቅሊ ገርካስ ሰበይትካ ሪኢካ ክትስእና ኣይትሰኣኑ ኑስኩም ሲ ዕድመ ይሃበለይ ፈጣሪ 💖💖💖🙏🏿

  • @selammeasho2938
    @selammeasho2938 3 ปีที่แล้ว +3

    Way xubukatey des ktblu natu hawey eidka ya 💜💜hubi shukor

  • @segen1032
    @segen1032 3 ปีที่แล้ว +22

    ኣታ ክንደይከ ሰልጥ እቲ ኣእዳዉ 🤯 ኣጢፊአዋ ኔሩ ን ሑቢ ዓይነይ 🥵

  • @menkem_cr7998
    @menkem_cr7998 3 ปีที่แล้ว +12

    ደርሆስ ብ ካራ ጸወታ የለን በለት ይበሃል ሑቢ ብ ገንዘብ ጸወታ የለን ዓይንኪ እንዶ ግዳን ኣዉጺኪ ነይሩ kkkkk love you guys 🙏❤

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 3 ปีที่แล้ว +6

    ሰሪቀ ድየ ኣምጺኤዮ
    እወ
    ደኣ በጃኩም ብራንኪ ጽቡቅ ኣይኮነን ነዓኩም በስመ ኣብ ዝሰንበድክዎ

  • @yohannesmokennen5281
    @yohannesmokennen5281 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚአብሔር ምስኽረይ ከምፍቁራት ዘይኮነሰ ከመ ማናቱ የሕዋት መስሎም እዮም ዝስሙዕኑ በጣዒሚ ደስ ብሃሊቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @weghimehari8222
    @weghimehari8222 3 ปีที่แล้ว +1

    Natu shkor kkkk hubi gin kemza Aytdegem xbk Aykonen neay bhaki eyu ko harequ zeytdhali ka galika men ketameka tibleyo niskis shkor iki love u ❤️❤️💋xubkatey

  • @fromtgray6076
    @fromtgray6076 3 ปีที่แล้ว +12

    ክክክክክ ውይ ናይ ስደት ፋሚለይ ኣፍሪሕክሙኒ ናቲየ ስሚዕታዊ ከይትኮን ሚጣይ ኣዕቡይልና ተናጋግርኩም ግበርዎ ቀልዲ የለን በዚ ሰይጣን ንእሽተይ ክፍተት እዩ ዝደሊ

  • @fithi1220
    @fithi1220 3 ปีที่แล้ว

    Ata ketilkaya nerka kurub wa dahrayka ygedd bumba keteblea hubi love ❤️

  • @siydtoum5471
    @siydtoum5471 3 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክ ጓልካኸ መን ከዕብየልካዶ በለት ኣይትሳኣኑ ሙቁራት ፍትዉ ትዉ እየ ዘብለኩም ❤️❤️❤️❤️💋💋💋

  • @asmeromlebassi1309
    @asmeromlebassi1309 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ናቱን ሑቢን ንዓኩም ይኩን። ቀጺለ ጸወታ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኢዩ። ግን ብካራ ጸወታ የለን ትብል ደርሆ ዝብሃል ምስላ ኣቦታት ንምስሎ'ሲ ንደርሆ ኣይኮነን ንምንታይ ከምዝተመሰለ ንሰባት ንዓና ንመምሃሪ ምዃኑ ንጹር ምዃኑ ይጠፍኣኩም ኣይብልን ኢየ ብለባማትኩም። ካራ ጉድኣት ስለ ዘምጽእ ኢዩ። እሞ ካብ ካራ መሳሊ ነገራት ሓደገኛ ስራሕ ክንጥንቀቅ ምእንቲ ሕይወትና ከነድሕን ኢዩ።
    ስለዚ እምበኣርከስ በቲ ዘሕረቀትካ ሰልዲ ብምቅዳዳ ናታ ጉድለት ኢዩ እቲ ምንታይ ስምዒትካ ከምትሓርቅ ስለ ዝገበረት ስለዚ ባዕላ ዘምጻቶ መዘዝ ርእሳ ሃሪምካያ ደም ወጽያ ወይ ስና ተትስበር፡ወይ ዓይና ተፍስሳ ጽባሕ ንግሆ ሰበይትካ ሓሪቅካ ሃሪምካዮ ጽባሕ ክትረክባ ኣይትክእልን። ንሰበይትካ ዝትክእ የለን ዋላ ብገንዘብ። ጸቂጠ ጸወታ ጽቡቅ ኢዩ ንሕና ድኣ ንስሕቅ ክክክክ ንብል ግን መኣዝኑ ናብ ሓደገኛ መንገዲ ቀይሩ ኣሎ። ብህይወት ስሓቅ የለን። ዋዛን ሓቂን ንፈላልዮ ግደፍዎ እዚ ከምዚ ዝኣመሰሉ ሓደገኛ ስራሕ ገንዘብ ምቅዳድ ቆልዓ ምስንዳው ኣቋርጽዎ ። ኣብ ጽላለ ከብጽሕ ይክእል ኢዩ። ንስኩም ኣብ ሓደጋ ክትወድቁ ኣይንሕጎስን ኢና። ብካልእ ዓይነት ጸወታ ንህይወትኩም ኣብ ፈተና ሓደጋ ዘየአቱ ግን ኣለና ኣብ ጎንኩም ምጹና ቀጽልዎ።
    የቀንየለይ ኣቅሪበ ኢየ ተዳፊረኩም ከይከውን እሞ ምስ ይቅረታኡ እብለኩም!

  • @ክወግሕዶይኮንእቲሕማቅግዜ
    @ክወግሕዶይኮንእቲሕማቅግዜ 3 ปีที่แล้ว +11

    ቆንጀየይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፍቅራተይ❤ ካብ ጓል ትግራይ

  • @siydtoum5471
    @siydtoum5471 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ፍቕርኹም የብዝሓዮ 🙏🙏

  • @aster.g9575
    @aster.g9575 3 ปีที่แล้ว +8

    Waww never ever seen like zs in habsha's prank!!!! Mara fetya keytmakrkum slezsrhkuma nay 2021 zbltset prank kitkwen eya👍👍👍

    • @kisunaho5507
      @kisunaho5507 3 ปีที่แล้ว

      Ewe naybehaki kkkkkk

  • @iseyasghirmay3867
    @iseyasghirmay3867 3 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki nay sebiay serhka, sebay ab haki terir kkewn alewo , hubi kia tmsegeni zgbaki u nay sehak mlkt keyeraki wediekya so thanks 😊 deki ereyyy 🇪🇷 azenagiekmuna

  • @ሰኒሰምሃል
    @ሰኒሰምሃል 3 ปีที่แล้ว +11

    Kkkkkkk serhe eye amxiaeyo serkeyo aykonkun natu and hubi kemey dye zifetwekum 💕💕💕💕

  • @botaalekinezelialem3018
    @botaalekinezelialem3018 3 ปีที่แล้ว +2

    Ja hubi ayney des yeblun yeak nati kea aythirek zearkey so love you

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 3 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ዘሕርቅ እዩ

  • @discover-tv
    @discover-tv 3 ปีที่แล้ว +1

    ሕጂስ ከኣ ቦምባ ክትኮላለሱ አዋይ አንዳ ናቱ ሑቢ ሎሚ በቃ ሰሪሕክሉ ሑቢ አዋይ ጠፊአክ ኔርክ ግዳ ክክክክ love you guys continue & god bless you family and ur cute baby.❤❤❤❤

  • @ኤሉጋልወየንቲ
    @ኤሉጋልወየንቲ 3 ปีที่แล้ว +4

    ዋይ እንካዕ ዘይ ወቀዐኪ ሑቢ ምቅርቲ 😂😂😂❤️❤️❤️❤️ፈሪሐ ኔረ በኡነት ናቱ ሽኮር

  • @barcelonalovelyclub3340
    @barcelonalovelyclub3340 3 ปีที่แล้ว +1

    Waw prank malet እዚኣ እያ 😯 ዘቡ ዎ ናቱ ሽኮራት love uuuuuu

  • @hanahani8884
    @hanahani8884 3 ปีที่แล้ว +4

    My favourite couples love you guys 😍
    Keep going xbukat blux srah 😍😍

  • @hiwethaile2445
    @hiwethaile2445 3 ปีที่แล้ว +1

    wawwww muchuwat des ktblu hubi mkrti & nutu goyta tebay

  • @meramera5267
    @meramera5267 3 ปีที่แล้ว +3

    Waw hubi hji nay gdn bzh zbele like ktwesd alewa ❤💋

  • @dawitkiflay6302
    @dawitkiflay6302 3 ปีที่แล้ว +1

    Hahahah Eway hubi enka bel beselam awxeki bezkon gen ajokum tefakeru 💚💚💚💚

  • @mikihadush9515
    @mikihadush9515 3 ปีที่แล้ว +8

    ውይይይ ናቲ ኣቃብፀካያ ነይርካ ሶ ፍቅርኩም የብዝሓዮ

  • @delaytlove8297
    @delaytlove8297 3 ปีที่แล้ว

    Nati hawey qexlo thtnaka fetiyeyo malet ata gele anda beletka zebu aska gn hubi tbl nerka bravo

  • @ramongaber1364
    @ramongaber1364 3 ปีที่แล้ว +3

    ብደንቢ እምበር ሰሪሓትልካ እያ ጎበዝ ኢኪ አጀኩም በርቱዑ

  • @rutaruta9911
    @rutaruta9911 3 ปีที่แล้ว

    Hhhhhhh
    Meyte sehak
    Edmen tiena yhabkum
    Fkrikum amlak yhalewekum ms golkum
    Nati gin tigrina haxira❤🥰🙏🙏❤

  • @asmarino1520
    @asmarino1520 3 ปีที่แล้ว +8

    በለው ናይ በሓቂ ቀዲድክዮ ተትኮኒ ሲ ቀዲዱኪ ኔሩ ማለት ኳ ዩ ፖው ዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ሲ ምውርዋር ጥራይ።

  • @milimili9286
    @milimili9286 3 ปีที่แล้ว

    eway enda natu tgebru hubi kemzi prank keytdegmi hadega wezbi eye aynki harmiki neru 😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @betremaryamey8984
    @betremaryamey8984 3 ปีที่แล้ว +3

    Kem lomi shike ayfeltn egziabihier amlak fkrkum ybark

  • @mera5023
    @mera5023 3 ปีที่แล้ว +1

    ‘ብኻራ ጸወታ የለን ‘ትብል ደርሆ 😅
    ንሕናስ ስሒቅና Na2 ዝኾኖ ግን ባዕሉ ይፈልጣ.
    N.B.Prank እንዳበልና ስምዒት ሰብ ኣይንጉዳእ!’
    Much Luv ❤️

  • @danielgebremichael3068
    @danielgebremichael3068 3 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ኢዩ ሓዳር ማለት ናይ ውሽጢ ዝርእየካ ናቲ ሓወይ ከኣ ወስ ሕማቅ ኢዩ ሸይጣን ርጉም ኢዩ ኣምላክ ይሓልኩም Love ❤️ you

  • @beletsetumzghi
    @beletsetumzghi 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkk ane kemza video ezia gera teahkeni yelan natu & hubi ❤️🙏🙏🙏 amlak nmelae sdrakum ybark

  • @asuwendemu4771
    @asuwendemu4771 3 ปีที่แล้ว +4

    ክክክክክ ናዓ ናዓ ኣይኮነን እይይ ሑቢ ሽኮር ናቲየይ ክዓ ቀስ በል ክይትፍንካኣ

  • @mekrathiwet2734
    @mekrathiwet2734 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkk Kemzkamay geru zeshak alo do habebeti atefeki neru bunba enta abelaki de abey konki ketblayo habebeti ❤👍👍

  • @kdjddifkjf2055
    @kdjddifkjf2055 3 ปีที่แล้ว +4

    ምቁራተይ ዕደመይ ጥዕናይ ይምነየልኩም ምቁረተይ🙏🙏🙏💖💖💖💖💊💊💊💒💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💪💪

  • @lllgoitomberhe6506
    @lllgoitomberhe6506 3 ปีที่แล้ว

    Eway texawitatlka natey shikor dahan hade malti gbremlsi haba ajoka gn hubi ka kelal seb aykonetn so nfeti hubi 💖💖💪💪❤️❤️

  • @hannaghirme3420
    @hannaghirme3420 3 ปีที่แล้ว +8

    You don’t have right to hit her
    You guys need to respect each other even if it’s prank.

  • @farisb.f8898
    @farisb.f8898 3 ปีที่แล้ว +2

    😂😂😂😂😂 ferihki hanti betri wela ketkebeli nerki, 😂😂😂😂 gn sebay eyu wedi🥰🥰🥰 love u guysssss

  • @Fthi_Nhzbi
    @Fthi_Nhzbi 3 ปีที่แล้ว +10

    Mkuratey rekibatka mechem hubi ayney kkkkk
    Hakena prank kemziaya🤛flutyu temakirom mexiyom prank elom ketwwo kelewu kch yemxulka 🙂fkrkum yebzhayo shkorinatat

  • @lliveforyou4618
    @lliveforyou4618 3 ปีที่แล้ว

    Gega kemzi aynet prank aytgberu bejakum hadarkum nifas keyatwo fikurat yehwat ❤

  • @LemlemAbrha-n4t
    @LemlemAbrha-n4t 3 ปีที่แล้ว +7

    ሩሑስ ጥምቀት ይግበረልና ኩናት የጥፈአልና ካብ ክፉእ ይሰውረና ምስ ቤተ ሰብና ሰላም የስመዓልና

  • @peacefull1037
    @peacefull1037 3 ปีที่แล้ว +2

    You are guys very unique and an example of real love !!! I have never got amazed and attracted this much.🤔🤔🤔
    I really love you guys and I wish you successful life.⚘⚘⚘💯💯💯☔☔☔

  • @seniseni7802
    @seniseni7802 3 ปีที่แล้ว +3

    😂😂😂😂አታ መትኩ ስብአይ ከምዚ ክኮን አለዉ😂

  • @habeshatube3603
    @habeshatube3603 3 ปีที่แล้ว +1

    ንብዕራይ ኣብ መልሲ ንሰበይቲ ኣብ ሳልስቲ ኣገዳሲት እያ ክክክክክ ።ተሳሒትኪ ሑቢ
    ክክክክክክ ሽኮርናታት ፍቕሩኹም ይሰስን ኣምላኽ ኣብ ቤትኩም ይንበር

  • @ኤረይብሌንዓይነይ
    @ኤረይብሌንዓይነይ 3 ปีที่แล้ว +29

    ክክክክክክክክክክክ ቆሲለ ሎምዓንቲ ሰንበት ዩ ሎሚ ዋይ ናቱ ዓቅላም ኢኻ

  • @sabaokbamichael724
    @sabaokbamichael724 3 ปีที่แล้ว

    Nay behakii prank malet amazing ,natu kea si sihtkaya eka enber......reesa rekibkaya nierka pls edka kekdmeka yeblun

  • @wediyemane9440
    @wediyemane9440 3 ปีที่แล้ว +38

    ናቱ ሓወይ በጃኽ ንሑቢ ከይትሃርመለይ ወላ ክሕግዘካ እተን 1000 ቕርሺ ክክክክክክክ

  • @user-asmera
    @user-asmera 3 ปีที่แล้ว

    My favourite couple. You are the nicest and kindest couple.

  • @selamaraya4271
    @selamaraya4271 3 ปีที่แล้ว +3

    እዊ ኣታ ኣምለካ ካሊእ ኣይልምነካን ከምናይዚኦም፡ፍቅሪ ከይጣዕምኩን ሕቢ ሽኮር ከምዚ ገርኪ ኣይተሽቅልዪ ፕሊስ ዋላ ናይ ቀልዲ ይኩን ብተረፈ እማምማማምማ love you ብሩካተይይይይ

    • @nzmfamily
      @nzmfamily  3 ปีที่แล้ว +1

      We love u too seluye natna mekseb🙏❤❤❤✅

  • @netsereabhaleka2295
    @netsereabhaleka2295 3 ปีที่แล้ว +2

    Parek melt gela aynet so love you guys

  • @fanotesfamariam5289
    @fanotesfamariam5289 3 ปีที่แล้ว +3

    Ambesa natu hawey zrhaxkalu mexaweti aykonen

  • @tirhaslegese3040
    @tirhaslegese3040 3 ปีที่แล้ว

    ዋእ ሑቢ ዓይነይ እንኳዕ ርእስኪ ኣይሰበረኪን በስምኣም

  • @lialtidawit7055
    @lialtidawit7055 3 ปีที่แล้ว +3

    😂😂😂 Meskinay kab mejemrtu kitchkni Natuuu eilki tsewikyo😂 ab tmket gualkum mis zuryaki Pflaster ab ginbarki gerki miwalki Amlak awutsuki 😂😂

  • @jimijimi9017
    @jimijimi9017 3 ปีที่แล้ว

    Kef alekum😍😍😍😍😍

  • @kabomiss2580
    @kabomiss2580 3 ปีที่แล้ว +19

    ግን በጃኹም ተጠንቀቁ ዓይና ሃሪምካያ ኔርካ

  • @aronhabtay3068
    @aronhabtay3068 3 ปีที่แล้ว +1

    Natu hawey Wela bhji prank ente gerka kndeyenay kemzia keykewn😂😂😂 hubi good job 😂😂😂

  • @lidugalerilidugaleri563
    @lidugalerilidugaleri563 3 ปีที่แล้ว +9

    Yes qedameyti baeley xihife

  • @mlatmizen8917
    @mlatmizen8917 3 ปีที่แล้ว

    አነሲ ኮሜ ፂሒፈ አይፈልጥን እየ እንዳ ናቱ ሑቢ
    ብጣዕሚ እየ ከዓ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም ኩሉ ቪድዬታትኩም ሪአዬ እየ ብሓቂ ዝወፀኩም የብልኩምን ካባካቱም ቡዙሕ ነገር እየ ዝመሃር ናብታ ናይ ሕጂ ቭራክ ክንአቱ እንከለና ከዓ አብ ስሚዒት አቲካ እትፍፅሞ ነገር ብጣዕሚ ቀሊል እዩ ጣዕስኡ ግን ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ግን ንስሚዒታትና ክንአልዬም እንተዘይኪኢልና ስሚዒትና ናብ ዘይተደለየ ክሽምመና ናይ ግደን እዩ እሞሲ ይፈትየኩም እየ ሓፍትኩም ጋል ትግራይ

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel8490 3 ปีที่แล้ว +4

    Prank, ኣይኮነትን እንድያ, ግን እቲ ኣብኡ ትገብርዎ ዘለኩም ዲያሎግ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ፣ ንፍዓት ኮሜድያን ኢኩም ፣ ብፍላይ, ሑቢ ቀጽልዎ

  • @ኣጆኪነብሰይ-ጨ1ሰ
    @ኣጆኪነብሰይ-ጨ1ሰ 3 ปีที่แล้ว

    እዋይ,ዛ ወዲ ዓቅሊ ዘሎዎ ክክክክክክ ግን ከኣ ናይ ባሓቂ ንፍዓት

  • @robelabraham7963
    @robelabraham7963 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ከምዚ ተመሳሳሊ ኣጋጢሙኒ ኔሩ ሶ ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ኢኩም ናቱ ጥንቅቅ በል እዛ ወስ ጊደፍ!!!

  • @letumeksen2831
    @letumeksen2831 3 ปีที่แล้ว +2

    Wawww bravo des behalti 👍👍❤

  • @kdjddifkjf2055
    @kdjddifkjf2055 3 ปีที่แล้ว +16

    ከየደነቅኩካ ክሓልፍ አይደልን ናቱየ💖💖💖💖💖💖💖💖💕💌💌💖💖💖💖💖

  • @zewdiyeyhalal130
    @zewdiyeyhalal130 3 ปีที่แล้ว

    Bizikone neger hariqe ele qeniye gin kem lomi siheqe ayfeltin. Best couples u made my day

  • @mommom4079
    @mommom4079 3 ปีที่แล้ว +4

    My lovely couple!

  • @kibromgoitom4044
    @kibromgoitom4044 3 ปีที่แล้ว

    😅😂😂😂 Kef alekum gn prank neana ekum prank gerkumuna😅👌💐💐💐😄❤️❤️❤️

  • @samuelsami82
    @samuelsami82 3 ปีที่แล้ว +11

    እዛ ፕራንክ ናይ ሑቢ እንድያ ስለዚ ኣርእሳ ንናቱ ገንዘብ ቀዲደ ኣጸሊለዮ ኢያ ክትከውን ኔርዋ. ብዝኾነ ማራ ኢየ ዝፈትወኩም ሙቁራት

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 3 ปีที่แล้ว +2

    ናቱ መቸን ምልክት ስብእነትካ ኣሐጒስካኒ። ሑቢ ከኣ እዛ "ኣታ" ትብል ቃል ብብዝሒ ትጥቀምላ ኢኺ። ከተቋርጽያን ንሰብኣይኪ መንጢልኪ ከይትጽውዕዮን ይምሕጸነኪ። Love 💘 you guys!!

  • @sadorer586
    @sadorer586 3 ปีที่แล้ว +15

    For some reason I love you in everything ,you do

  • @kbrikbri7956
    @kbrikbri7956 3 ปีที่แล้ว +2

    Btaimi blux srah qexlwo ab srahkum awetn asalton ymneyelkum nice job 🇪🇷🇪🇷💪

  • @wedieriasli9188
    @wedieriasli9188 3 ปีที่แล้ว +3

    Wawww mara kef alekum 💗📺😍👪

  • @brhanemebrahtom1426
    @brhanemebrahtom1426 3 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ ነዓ ነዓ ቀጺሊዮ እባ ሓንቲ እባ ክትረክባ ነይሩካ ናቱ ብሮ

  • @zebibmedhane6774
    @zebibmedhane6774 3 ปีที่แล้ว +6

    ንዓ ንዓ ክክክክክክክ ሑቢ ዓይነይ 😂😂🥰

  • @helengaym1549
    @helengaym1549 3 ปีที่แล้ว +1

    Ewiii enda hubi mukurateyyy so edmen tenannn yhabkum fetari kikikiki

  • @kibromkoba3948
    @kibromkoba3948 3 ปีที่แล้ว +3

    ሕጅስ. ዓይንኺ እንተ መጠለክስ እንታይ ኢኺ. ክትብሊ.
    ምዝንጋዕ ፕራንክ ጽቡቅ እንድዩ.
    ግን እቲ ትገብሮ ነገር እንታይ ሳዕቤን ሒዙ ይመጽእ ኣቀዲምካ ምምርማር. ጽቡቅ. እዩ. ብርኽቲ ሓፍተይይ. ብዝኾነ ፍቅርኹም ይሰስን ጋልኩም የዕብየልኩም
    ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም.

  • @teshomeokbe626
    @teshomeokbe626 3 ปีที่แล้ว

    Ati Hubi Axenaneyo beli Mknyatu Zrege Aymesln EU Nati kea Teregagae kndzi ab smiet ayteto Ya yehrk endu gn kea ewae kulu Gize Reilly konka Mkad Kef Yeblun Kurub mzngae adlayi eu so Ajoka Nati 😇🥰

  • @tbktv4682
    @tbktv4682 3 ปีที่แล้ว +9

    ሓደ ሓደ ምዓልቲ ሑሕ ምባል ኣገዳሲ አዩ 😂😂😂

  • @yosiasyemane5542
    @yosiasyemane5542 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ መሃርን መስሓቕን ንፉዓት