MEGDELAWIT NEBSEY/መግደላዊት ነብሰይ/ NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 447

  • @DilyetTsigab
    @DilyetTsigab 7 หลายเดือนก่อน +144

    መግደላዊት ነብሰይ
    እዛ መግደላዊት ነብሰይ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    አብ ዓይና ዩ ቃላ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ(2)
    ግሁድ’ዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝጠልጦ
    ብርሃን ተሓሲመ ንጸላም ዝብህጎ
    ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ
    ፍቅርኻ ምልኣዮ ንዝሸፈተ ልበይ
    ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ
    ፍቅርኻ ምልኣዮ ንዝሸፈተ ልበይ
    እዛ መግደላዊት ነብሰይ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    አብ ዓይና ዩ ቃላ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ
    ግም ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም
    አንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም
    መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ
    መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ
    እዛ መግደላዊት ነብሰይ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    አብ ዓይና ዩ ቃላ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ
    ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርእያ
    ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ
    ጉዕዞይ ጀሚረዮ’ ኣቦየ ናባካ
    ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ
    ጀሚረዮለኩ ጉዕዞይ ናብ ሑቅፎካ
    ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ
    እዛ መግደላዊት ነብሰይ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    አብ ዓይና ዩ ቃላ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ
    ግም ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም
    አንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም
    መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ
    መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ
    እዛ መግደላዊት ነብሰይ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    አብ ዓይና ዩ ቃላ
    አብ ዓይና ዩ ሓይላ
    ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ

    • @user-mo3vo5jt2q
      @user-mo3vo5jt2q 7 หลายเดือนก่อน +2

      🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @MerhawitMehari-d5g
      @MerhawitMehari-d5g 6 หลายเดือนก่อน +4

      Zimarie melakit yesmealna ❤🎉❤🎉❤🎉 hftiy xgu ybzhlkum

    • @akberetberhane6521
      @akberetberhane6521 6 หลายเดือนก่อน +2

      ዝማሬ መላእክቲ ዝተቀበለ እግዚአብሔር አሞለኽና ዝማሬኺ ይስማዕ 🙌🛐🥲😪😭🙏🏾🛐🍃🕊️🕊️🕊️

    • @Fievi7222
      @Fievi7222 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሰይ ኣሰይ ዚማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ክቡራት የሕዋተይ heru ሓፍተይ ዘመንኪ ይባርክ

    • @RobelBeyene-tf6pz
      @RobelBeyene-tf6pz 6 หลายเดือนก่อน

      ⁸och 8

  • @milenG-o5q
    @milenG-o5q 3 หลายเดือนก่อน +5

    ደጋጊመ ሰሚዔ ዘይፀግባ መዝሙር ዝማሬ መላእት የስመዓልና ሐፍትና።

  • @saronbiniam8978
    @saronbiniam8978 7 หลายเดือนก่อน +5

    እዛ መግደላዊት ነብሰይ
    ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ
    ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ
    ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ
    ንብዓታ ኣፍሲሳ
    ትጽበ ብተስፋ,,,,,,,,,,,,,,,,!!!!!!!!
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብርኽቲ ሓብተይ ጸግኡ የብዘሓልኪ❤

  • @SamuelBirhanu-ks2tg
    @SamuelBirhanu-ks2tg 6 หลายเดือนก่อน +5

    ይህን መዝሙር ደጋግሜ እስማዋለሁ እና ሁሌም መንፈሴ ይታደሳል በነገራችን ላይ የኤርትራ መዝሙር እንዴት እንደምወድ ከሕነግራችሁ በላይ እግዚአብሔር ይጠብቅሽ ድንግል ማርያም ትባርክሽ

  • @swsw5226
    @swsw5226 7 หลายเดือนก่อน +4

    እዛ መግደላዊት ነብሰይ😢
    ኣብ ዓይና ዩ"ሓይላ🥺😢
    ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኪ ይባርክ ሄሩ ሓፍተይ🌺✝️♥️🥰💜😘

  • @sultansamuel2674
    @sultansamuel2674 7 หลายเดือนก่อน +5

    ዝማሬ መላአክት የስማዓልና ❤️🥰😇. ሄሩ ብርክቲ!

  • @zemaritrahwatekesteofficial
    @zemaritrahwatekesteofficial 7 หลายเดือนก่อน +11

    Zmare nelaekt yesmealna my blessed sis❤❤❤

  • @Febenhagos655
    @Febenhagos655 4 หลายเดือนก่อน +3

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብርኽፍቲ ሓፍተይ ዘመን አገልግለትኩም ይባርኸልኩም በእግዚኣብሄር።❤

  • @YordanosMelake-s3e
    @YordanosMelake-s3e 6 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤ መለከት የስመኣልና❤❤ብታኣሚ ልብካ ዝትንክፍ መዝመር ❤ኢድመ ይሃብኪ ፈታሪ❤❤❤

  • @Abelluqas
    @Abelluqas 7 หลายเดือนก่อน +8

    እዛ መግደላዊት ነብሰይ
    ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ
    ኣብ ዓይና 'ዩ ቃላ
    ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ
    ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ/2/
    ኣዝ..........
    ግሁድ ኢዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ
    ብርሃን ተሓሲመ ንጸላም ዝብህጎ
    ሕጂ ግን ክድፋእ ናባኻ ኣምላኸይ/2/
    ፍቕርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ/2/
    ኣዝ............
    ግመ ሓጢኣቶም ተሸፈነ ፍርሖም
    እንተ መሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም
    መሓሪ ኢየሱስ ሓጢኣተይ ትሰሪ/2/
    የእዳውካ ዘርጊሕካ ኣቑምካኒ ኣብ ክብሪ/2/
    ኣዝ............
    ክትህበኒ የዒንቲ ናባኻ ዝርኢያ
    ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ
    ጉዕዘይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባኻ
    ወራሲት ክኸውን ሰመያዊት ቤትካ
    ጀሚረዮ'ለኹ ጉዕዞይ ናብ ሕቕፎኻ
    ወራሲት ክኸውን ሰመያዊት ቤትካ
    ኣዝ...............
    ግመ ሓጢኣቶም ተሸፈነ ፍርሖም
    እንተ መሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም
    መሓሪ ኢየሱስ ሓጢኣተይ ትሰሪ/2/
    የእዳውካ ዘርጊሕካ ኣቑምካኒ ኣብ ክብሪ/2
    ንዓይ ንሓጢኣተኛ ባርያኻ ይቕረ በለለይ🙏🙏🙏
    ሄሩየ የኔ ቆንጆ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ በረኸት ኣብ ልዕሊ በረኸት ኣዕዚዙ ይሃብኪ ተባረኽለይ ጓል ክርስቶስ ፍረ ማሕበረይ🥰❤️🥰❤️🥰❤️

  • @fiyoriabraha9765
    @fiyoriabraha9765 7 หลายเดือนก่อน +4

    🙏🙏🙏💞 nay eki zemirkley semie mxgab sieneya sher wn degagime eleya xegueu ybzhalki mkrti haftey ajoki ab gonki alena sher nbela yehwatey🙏🙏🙏💞

  • @MtslalBrhane
    @MtslalBrhane 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና

  • @Yosan_fsaha1
    @Yosan_fsaha1 7 หลายเดือนก่อน +8

    "መግደላዊት ነብሰይ"
    ኣዝ፥ አዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ
    ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ
    ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ
    (ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ)2
    __________/////_________________
    ግሁድ'ዩ ኣብሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ
    ብርሃን ትሓሲመ ንጸላም ዝብግሆ
    (ሕጂ ግን ክድፋአ ናባኻ ኣምላኸይ
    ፍቅርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ)2
    __________/////_______________
    ግመ ሓጥያቶም ተ'ሸፈነ ፍርሖም
    አንተ መሰሉ ትኣመንቲ ንሕጎም
    (ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    የአዳውኻ ዘርጊሕኻ ኣቌምካኒ/ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ)2
    ___________/////___________
    ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርአያ
    ኣአዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትኻ
    ግዕዞይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባኻ
    ወራሲት ክኸውን ሰማያዊት ቤትካ
    ጀሚረዮ'ለኩ ግዕዞይ ናብ ሕቅፎካ
    ወራሲት ክኸውን ሰማያዊ ቤትኻ
    ___________/////______________
    ግመ ሓጥያቶም ተ'ሸፈነ ፍርሖም
    አንተ መሰሉ ትኣመንቲ ንሕጎም
    (ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    የአዳውኻ ዘርጊሕኻ ኣቌምካኒ/ኣንቢርካኒ ኣብ ክብሪ)2
    ____________/////________________
    አዛ መግደላዊት ነብሰይ ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ
    ኣብ ዓይና'ዩ ቃላ
    ኣብ ዓይና'ዩ ሓይላ
    (ንብዓታ ኣፍሲሳ ትጥምት ብተስፋ)2
    _____________/////______________
    ኣሜን፡ ዝማሬ መላአክቲ ይስማዓልና። ተባረኹ!!!🥰✝️🫶

  • @EfremTesaEfata
    @EfremTesaEfata 6 หลายเดือนก่อน +14

    Amen amen amen zmarie melakt yesmalna ezgabiher xegu yebzhalki❤❤❤

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g 6 หลายเดือนก่อน +4

    Amen zemrya mallet yesmlna my sweet🥰🥰🥰 sister I can't stop listening all God bless you all🥰🥰🥰

  • @Aman-lq2ur
    @Aman-lq2ur 7 หลายเดือนก่อน +3

    Zmare meleakti yesemealna heri brikti. 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sirakdimariya5898
    @sirakdimariya5898 6 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you 🙏🙏🙏 getmen zeman zwexa zey bla . Edmen tinan yehabki fetari heri haftey ❤

  • @merytekeba56
    @merytekeba56 6 หลายเดือนก่อน +4

    Thank you for the English subtitles, May God bless you with more abundance.

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 หลายเดือนก่อน +2

    Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @SolianaTube1332
    @SolianaTube1332 7 หลายเดือนก่อน +3

    zmare melaekti yesmelna my sis Amlak abzihu ybarki heriye😇❤❤
    በስመ ስላሴ!
    መግደላዊት ነብሰይ
    እዛ መግደላዊት ነብሰይ
    ኣብ ዓይና እዩ ሓይላ(2)
    ኣብ ዓይና እዩ ቃላ
    ንብዓታ ኣብሲሳ ትጥምት ብተስፋ(2)
    ግሁድ እዩ ኣበሳይ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ
    ብርሃን ተሓሲመ ንፀላም ዝብህጎ
    ሕጂ ግን ክድፋእ ናባኻ ኣምላከይ
    ፍቅርኻ ምልኣዮ ዝሸፈተ ልበይ(2)
    እዝ======
    ግመ ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም
    እንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም
    ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    (ኣንቢርካኒ)
    የእዳዉኻ ዘርጊሕካ ኣቒምካኒ ኣብ ክብሪ(2)
    እዝ======
    ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባካ ዝርእያ
    ኣእዛነይ ክፀሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ
    ጉዕዞይ ጀሚረዮ ኣቦየ ናባካ
    ወራሲት ክከዉን ሰመያዊት ቤትካ
    ጀሚረዮ ኣለኩ ጉዕዞይ ናብ ሕቅፎካ
    ወራሲት ክከዉን ሰማያዊ ቤትካ
    እዝ=====
    ግመ ሓጥያቶም ተሸፈነ ፍርሖም
    እንተመሰሉ ተኣመንቲ ንሕጎም
    ምሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    (ኣንቢርካኒ)
    የእዳዉኻ ዘርጊሕካ ኣቒምካኒ ኣብ ክብሪ(2)
    ስብሐት ለእግዚአብሔር!🙏😇❤❤

  • @dawitghilazghi6548
    @dawitghilazghi6548 7 หลายเดือนก่อน +4

    Amen Amen amen zmare melakt yesmalna🎉❤❤❤🎉

  • @user-bj8ix9zl7m
    @user-bj8ix9zl7m 7 หลายเดือนก่อน +2

    መልክዕኺ ጽቡቅ፣ መዝሙርኪ ጽቡቅ፣ ድምጽኺ ጽቡቅ፣፣
    ብርትዕዕዕዕ በልለይ ብስም ኢየሱስ፣፣

  • @fkreysinu8169
    @fkreysinu8169 7 หลายเดือนก่อน +3

    Heruye brkti zmari melakt ysmaelna 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @TigstiWerie
    @TigstiWerie 4 หลายเดือนก่อน +2

    Sleza mezmur amlakna nzelalem ymesgen hafteye ana zemerki nberi amlak xegiu yebzehalki❤ eza megdelawit nefsey ab ayna iyu hayla

  • @_Merhawi_
    @_Merhawi_ 7 หลายเดือนก่อน +1

    መግደላዊት ነፍሰይ...
    ጎይታ ኢየሱስ ጸጋኺ የብዝሓዮ ሄሪ ሓፍተይ፡ተባረኺ!❤

  • @ZemariYonasGebrekidan
    @ZemariYonasGebrekidan 7 หลายเดือนก่อน +1

    My fav መዝሙር!❤ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሄሪዬ ❤❤❤ ተባረኺ!።

  • @yoseifzerea
    @yoseifzerea 7 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmealna hieru haftey btaemi ye zfetwki ybl dmxi ❤

  • @Danini-o1i
    @Danini-o1i 7 หลายเดือนก่อน +1

    መርሃባ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላለም ቲንበር ካል ሂወት የስምኣልና❤

  • @brzafhaylu8508
    @brzafhaylu8508 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
    ክትህበኒ ኣዒንቲ ናባኻ ዝርእያ ኣእዛነይ ክጸሉ ናብ ቅዱስ ቃላትካ🙏💒 ❤😍

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና።

  • @betimeles4842
    @betimeles4842 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መልኣኽት የስማዕልና ዘማሪት ሄርሜላ ሓፍትና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @samishikor
    @samishikor 7 หลายเดือนก่อน +3

    Amlek xego yebzhlkm deqi orthodox tewahdo ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melakti yesmalna Z-heri brkti zebene agolgulotki ybarek 🥰😇

  • @yordanosandemichael2450
    @yordanosandemichael2450 4 หลายเดือนก่อน +1

    Amen zmare melaekt yesmealna.tiemti mezmur Egzabihier xegeu yebzhalki amen ❤❤❤

  • @Brhaney_eki.dngl.adey.
    @Brhaney_eki.dngl.adey. 7 หลายเดือนก่อน +2

    zemarie melakti yesmalna zemarit heruu amlak xegeu yebzhalki bertie amlak ❤❤❤❤😍🙏

  • @maranatae
    @maranatae 7 หลายเดือนก่อน +2

    Zemarie Melakti yesmealna🙏✝️❤️am so proud of you ladies because even the lyric of this mezmure is lady. So keep it up all the great job well done everyone but mostly hermela and rahwa 🤍🇪🇷

  • @yordamaranatademenaelias9512
    @yordamaranatademenaelias9512 7 หลายเดือนก่อน +8

    Ezi mezmur nay lomis aygdn nabey gexu yu zkeyd zelo

  • @jeromtekeste3406
    @jeromtekeste3406 3 หลายเดือนก่อน +2

    Zemare melakti yesmalena haftey

  • @HienokGebremedhn-pe4ml
    @HienokGebremedhn-pe4ml 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሑሩ ሓብተይ ጸግኡ የብዛሕልኪ ፡ነቲ ነዚ ክትዝሙሩ ዘብቅዓኩም ሉዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስጋና ይኩኖ፡🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @SimonHabtemariam-qc4yj
    @SimonHabtemariam-qc4yj 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሄረይ ዝማረ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamamlakey7787
    @selamamlakey7787 3 หลายเดือนก่อน +1

    Amen zmare melakti yesmalina zebenkum ybarek❤❤❤🧡🧡🧡🙏🙏🙏

  • @solnayatube-tx8xn
    @solnayatube-tx8xn 4 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስጨ ሰማሁት ባይገባኝም ድንግል ማርያም ትርዳሽ ቃለህይወት ያሰማል

  • @semherfili3311
    @semherfili3311 7 หลายเดือนก่อน +2

    Amlak ybarkum xega ableli xega ybzhalkum agelglotkum bgoyta eyesus ybarek ❤❤❤

  • @hermela376
    @hermela376 7 หลายเดือนก่อน +3

    Heritey as always Tum mezmur !kulkum ahwat behaki thank you nana zmles mezmur ktsrhu amlake kidusan kulu gzie msakum ykun🙏🏻❤️Zemare melaket yesmalna 🥰

  • @samuelzemo8098
    @samuelzemo8098 2 หลายเดือนก่อน +2

    Amen(((3)))Zemarie Melaekti yesmealna fetari hermela haftey

  • @Mikiyas-my7wg
    @Mikiyas-my7wg 7 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለሂውት ይስማዓልና ሄርሚ መአረዬ

  • @arsemafshation3431
    @arsemafshation3431 6 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melaikti yesmialna hermela haftey nay agelglot zebenki ybarek 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 6 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክት የስመዐልና😢😢😢አብቤቱ የፅንዕንኪ ክብርተ❤

  • @yohanakiflemichael9556
    @yohanakiflemichael9556 7 หลายเดือนก่อน +1

    Birkitiy, tiemti, turgum zelewo mezmur. Amlak ybarki.

  • @BetielFqre
    @BetielFqre 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መልኣክት የስምኣልና ክብርቲ ሃፍተይ ጸግኡ የብዝሓልኪ❤❤❤

  • @TeklewayniAlazar
    @TeklewayniAlazar 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zemareya melikete yesmalna keberte haftna texagu yebzhalki egzabehar❤❤❤🙏

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g 4 หลายเดือนก่อน +1

    እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት ያሰማልን ጸጋው ያብዛላችሁ ልብኽ ያረሰርሳል🎉🎉🎉❤❤❤

  • @AyeneTsegay-tg4mm
    @AyeneTsegay-tg4mm 7 หลายเดือนก่อน +3

    kal hiwet yasemalna burktey

  • @ammorning.5984
    @ammorning.5984 7 หลายเดือนก่อน +2

    Azyu buzh tedelti eyu. Kulatkum wehbetkum ezkum mexikum des zebel eyu emo kexlwo knxbe ena more from you guys ❤❤❤

  • @WegihWegih-mo4nd
    @WegihWegih-mo4nd 7 หลายเดือนก่อน +2

    Amen amen amen zmare meleakti yesmalena xegu yebzhaleki🙏🎉❤

  • @kwkw899
    @kwkw899 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላክት ያስማልን 🥰❤️❤️🙏🙏🙏🥰❤️

  • @rimaalem3139
    @rimaalem3139 6 หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melaekt yesmealna hermela haftey mesatit tiemti mezmur Egzabiher tsegeu yebzehalki ❤❤❤

  • @Berhan185
    @Berhan185 7 หลายเดือนก่อน +1

    Endless blessings to all mezmiran. Your collective and united work is a Blessing ❤❤❤

  • @Michael-Gher
    @Michael-Gher 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውው ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሄሪየ🥰 ደስ ትብል መዝሙር ራህዋ ሓፍትና ካኣ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ❤❤❤

  • @YoditTeweldeGebrehiwot
    @YoditTeweldeGebrehiwot 5 หลายเดือนก่อน +1

    Hermela haftey zmare melat yesmalna keysemakwa aywaln Egzabiher Amlak nay agelglotki zemen ybsrk❤❤❤❤❤

  • @MetkelTesfahiwetEstifanos
    @MetkelTesfahiwetEstifanos 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንቓዕ ብሰላም መጻክና ሄሩ ሓፍተይ ናይ ኣጎልጎትኪ ዘመን ይባርክ

  • @MerryHaile-d6j
    @MerryHaile-d6j 6 หลายเดือนก่อน +2

    Amennn zmarie melakti yesmalna heri habtey

  • @ነቓጽዮምዝብሉኒ
    @ነቓጽዮምዝብሉኒ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና ንዓኹም ከኣ ጸግኡ የብዘሓልኩም

  • @SenatHagos
    @SenatHagos 7 หลายเดือนก่อน +2

    Zemare melaikt yesmelna ❤❤

  • @EyobAnde
    @EyobAnde 6 หลายเดือนก่อน +2

    ጸጋ ኣምላኽ በዚሑልኪ ግሩም ግጥሚ ምስ ጥዑም ድምጺ መመሊስኪ በርትዕልና ብዙሕ ተባሪኽና። ንበረኸት ቀድምዮ ክክክክ!

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 หลายเดือนก่อน +2

    Btaemi tiemti Mezmur God Bless You Amen Amen Amen.

    • @babyfuntime9616
      @babyfuntime9616 5 หลายเดือนก่อน

      I love it thank you so much God bless you ❤️ 🙏 🙌

  • @askalutesfazgi4535
    @askalutesfazgi4535 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zemare malket yesmalna haftey natey ❤❤❤

  • @deborahticabo5289
    @deborahticabo5289 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ተባረኺ ሄሪ ሓፍተይ❤

  • @Keradyonmedia
    @Keradyonmedia 7 หลายเดือนก่อน +2

    Zmarie melaikt yesmealna heru haftey xegu yebzehalki trbareki ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tadeseamine714
    @tadeseamine714 7 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen zmare
    melaekti yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adenilfu2166
    @adenilfu2166 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen zemare melakt yemalena kebertey haftey ❤❤❤❤❤❤

  • @Asmara-oneEri
    @Asmara-oneEri 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zmarie Melaekt Yesmealna kbrti haftna❤❤❤...teemti mezmur🙏🙏🙏🌹

  • @mewaelhaile201
    @mewaelhaile201 7 หลายเดือนก่อน +2

    Zmare melakti ysmalna amlak xegu yebzhalkum ❤

  • @terhastk
    @terhastk 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zemare melakti yesmealna🙏 ezia megdlawit nebsna bqieti ygbra semeyawit mngstu ktwris❤

  • @filmonokbay4704
    @filmonokbay4704 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zemarie melakti yesmealna nekulatkum amlak Ab betu yenberkum

  • @yowhanamail7100
    @yowhanamail7100 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zmareye melakt yasemalena Sisterey Edmen Tenan yhabki fetari 🙏🙏🙏🙏🙏💖💖❤❤❤❤

  • @YoditTekle-h4s
    @YoditTekle-h4s 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kal hewat uasamalana egzabhar brhan aynke yekfataleke xebkatayyy❤❤❤❤

  • @Danityemane
    @Danityemane 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zemar melkakti yesmalna,heru hafaty xegu yebzhalke fetari 🙏🙏🙏🙏

  • @FnanTumzghi
    @FnanTumzghi 7 หลายเดือนก่อน +1

    Eza megdelawit nebsey ab ayna eyu hayla ab ayna eyu qala ab ayna eyu hayla nbata afsisa ttmt btesfa[2] btaemi temti mezmur xegu yebzhalki goyta brkti haftey🙏🙏🙏💒💒💒

  • @evengebru2712
    @evengebru2712 7 หลายเดือนก่อน

    🙏መሓሪ ኢየሱስ ሓጥያተይ ትሰሪ
    ኣዳውካ ዘርጊሕካ ኣቂምካኒ ኣብ ክብሪ🙏
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @LuwamIsaias
    @LuwamIsaias 7 หลายเดือนก่อน +1

    Well came heritey zemare melakt yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabayohhanesandemichaelsab2660
    @sabayohhanesandemichaelsab2660 7 หลายเดือนก่อน +1

    Am so honored you shared this with me and so impressed by you may GOD BLESS YOU HEREY 🙏🙏🙏

  • @MerihHagos
    @MerihHagos 7 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyy brkiti haftey zmarie melaekti yesmaelna❤️❤️❤️❤️❤️

  • @silvanaalazar6045
    @silvanaalazar6045 7 หลายเดือนก่อน +1

    Heruye zmarie melaikt yesmealna fkirti haftey❤❤❤ I LOVE U❤❤❤

  • @TesfaMariyam-qn2fi
    @TesfaMariyam-qn2fi 7 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤ እንዴት ደስ ዝብል መዝሙር ነው ❤❤❤❤

  • @slam0419
    @slam0419 7 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 👏👏👏

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 หลายเดือนก่อน +2

    God Bless You Amen Amen Amen.

  • @YotamAmonEfrem
    @YotamAmonEfrem 6 หลายเดือนก่อน +1

    I love your work good mazmur ortodoxs.
    And please continue your voice is very good so you have to use it to appreciation gad❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FilmonKehase
    @FilmonKehase 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ጸጋ የብዘሃልኪ ሓውተይ እግዚኣብሄር ምሳኪ

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ThoAma-gd1pf
    @ThoAma-gd1pf 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zmaria melakti yesmialna Heru hfy tuim mezmur,❤️❤️❤️🕊️🕊️🕊️🙏🙏🙏

  • @FassilAklilu
    @FassilAklilu 7 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ሄሪ ሓፍተይ

  • @amlesetnuguse9295
    @amlesetnuguse9295 6 หลายเดือนก่อน +1

    Zimare melakti yesmealna egzabher amlak xegiu yebzehalki hermela haftey 🙏🥰

  • @FurtunaTesfu
    @FurtunaTesfu 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤xegeu yebzhalki Haftey nty 🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @danaitkflom2341
    @danaitkflom2341 7 หลายเดือนก่อน +1

    Zmarie melakt yesmalna heru haftey xegu ybzhalki ❤🙏🙏

  • @MikalJohn-y8s
    @MikalJohn-y8s 7 หลายเดือนก่อน +2

    Zmare melakit yesmalgna Heruye ❤❤❤

  • @ElenTesfay-ms5de
    @ElenTesfay-ms5de 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen(3)Zmarie melaekti yesmalna haftey 🙏🙏❤❤❤️❤️

  • @DanielTsegay
    @DanielTsegay 7 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስምዕኺ ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ሄርሜላ ፣ ጸጋ ይብዘሐልኪ

  • @aynomsolomon7071
    @aynomsolomon7071 6 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen God bless you, Hermela habity

  • @mchaeltesfu-or7gl
    @mchaeltesfu-or7gl 7 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሕልኪ ❤❤❤ ፍትዊቲ ሓፍተይ ❤❤❤