RED SEA - ፈላጺ ልቢ - ቀዳማይ ክፋል - Felaxi Lbi - Part One ||

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024
  • ብፓየት ዝዳሎ
    - ትንታኔታት ኩዕሶ እግሪ
    - ታሪኽ ዕዉታት ሰባት
    - ጠቓሚ ሕክምናዊ ሓበሬታታትን ካልእን ዝቐርበሉ ቻነል'ዩ ።
    ብዝተፈላለየ መደባት ክትሳተፉ ብቕዓት ዘለኩም'ውን ፣ ናብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሑ መንገዲ ጀሚርኩም ዘለኹም - ናብ payetnews@gmail.com ትሕዝቶታኩም ክትሰዱ ይዕድመኩም ።
    Background Music
    Bay Breeze by FortyThr33 / fortythr33-43
    Creative Commons - Attribution 3.0 Unported- CC BY 3.0
    creativecommons....
    Music promoted by Audio Library • Video
    ► Subscribe ብምግባር ቻነልና ኣብ ምዕባይ ተራኹም ክትጻወቱ ይምሕጸን
    ► ኣባላት ሬድ ሲ ሜድያ ክትኮኑ ምስ ትደልዩ ናብ payetnews@gmail.com ኢመይል ክትገብሩልና ትኽእሉ
    ► ናይ ዋትስ ኣፕ ቁጽርና - 0044 7395525416
    ► ፌስ ቡክ ኣድራሻና - / footballintig
    ኩሉ ኣብዚ ቻነል ዝቐርብ ትሕዝቶታት ፣ ዋንነት ሬድ ሲ ሜድያ ምዃኑ ክንሕብር ንፈቱ .

ความคิดเห็น • 467

  • @PayetSports
    @PayetSports  5 ปีที่แล้ว +225

    ሰላም ተኸታተልቲ ሬድ ሲ ሜድያ
    ሰናይ ምክትታል ምስ ቀዳማይ ክፋል ፈላጺ ልቢ ። ሼር ፡ ሳብስክራይብ ላይክ ምግባርኩም ኣይትዘንግዑ ።
    የቐንየለይ

    • @yenashani8281
      @yenashani8281 5 ปีที่แล้ว +4

      Jemirkum keyteqarxwo yehwat

    • @Yosiefjose
      @Yosiefjose 5 ปีที่แล้ว +3

      Ab mengo keyte ahankusuna ember tsbukti film ya tmesil.

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว +5

      ሰላም ደቂ ኤረይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ፍሊም ግን ሓደ ሪኢቶ ክህበኩም ኣብቲ ፍሊም ክትኣትዉ ከለኹም እቲ ናይ ቃል ኪዳን ኣውጹኡዎ ሞድና ይስበር ኣሎ እቲ ፍሊሚ ሓቅን ኩዉንን ኮይኑ ምታን ክስማዓና ማለት ብስሚዒት ክንከታተሎ ከም ሓሳብ እየ ግን
      ናተይ ጌጋ እንተ ሃልዩ ካኣ ብትሕትና ክትእሩሙኒ ክጽበ እየ ብዝተረፈ i love you ደቂ ኤረይ

    • @selamabraham1727
      @selamabraham1727 5 ปีที่แล้ว +2

      ዋዉ ገለ ዓይነት

    • @filmonmichael3984
      @filmonmichael3984 5 ปีที่แล้ว +1

      Kem ajemamrea ye r eyena afexaxm a kburat ahwat mera des debl ajemamra ena tezaneka tmeharelu trgum delewa film tnx.

  • @ermiassium1337
    @ermiassium1337 5 ปีที่แล้ว +173

    ጽቡቅ ስራሕ ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና ሃገርና ሰላምን ፍቅርን የውርደልና Like ፍቅርን ሰላምን ዝምነ

  • @EFRA1987
    @EFRA1987 5 ปีที่แล้ว +161

    ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ኩሉኹም ምእመናን ምስልምና ደቂ ዓድና
    ዒድ ሙባረክ ያ ጀማዓ

  • @yenasabraham4310
    @yenasabraham4310 5 ปีที่แล้ว +24

    ያ ጀምዓ ንኸይ ትግረሙስ ከይ ራኽዋ ኢየ ከሙንቲ ዝጽሐፍ ዘለኹ እቲ ምንታይሲ ወዲ ነገደ ሰለ ዘልዋ ጥራይ ዓግበት ትስምዓኒ ከምዚ ኸማይ ኣሎኹም ዶ እስከ ብላየክ እእሙኑኒ ሓላላት ድቂ ሓላላት

  • @maraseltan7010
    @maraseltan7010 6 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዓሚ ንፎዕ ተወሳኣ ኢዩ ዝወዲ ካብዞም ዘድንቆ ኢዩ

  • @alemgebru7689
    @alemgebru7689 5 ปีที่แล้ว +85

    ኣነ ትግራወይቲ እየ ወዲ ነገደ ዘለዎ ከይ ረኣክዋ ፎትየያ ብጣዕሚ የክብረኩምን ይፍትየኩምን ስላምን ፍቅርን ይምነየልኩም

    • @birhanetekleab8471
      @birhanetekleab8471 5 ปีที่แล้ว

      Alem Gebru Komal

    • @alemgebru7689
      @alemgebru7689 5 ปีที่แล้ว

      Birhane Tekleab ኣሕሊፉ ይርዳእኻ /ኺ መድሒነ ኣለም ደለይቲ ስላምን ፍቅርን ኢና

    • @birhanetekleab8471
      @birhanetekleab8471 5 ปีที่แล้ว +1

      Alem Gebru entadikum komalat agame msakum dem eiyu zelena khadamat

    • @alemgebru7689
      @alemgebru7689 5 ปีที่แล้ว +1

      Birhane Tekleab የቀንየለይ ማዓረይ

    • @elsabethelilta5121
      @elsabethelilta5121 5 ปีที่แล้ว +4

      ኣለም ገብሩ ንሕና ከማን ንፈትወኪ ብርኽቲ ሓፍተይ ተባረኺ

  • @genetalem2092
    @genetalem2092 5 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቅ ምጀሜር ይግበረልና እግዚአብሔር ምተእክካብ ስድራቤት የዉርደልና ሎዌባይ ሽጋራ መስተአይተዘዉትሩ አብ ድራማ ከትሰርሑ ከለኩም ምቁራት የሐዋት አዚካ ቡሉጽአክተር ኢካ God plus you My beautiful people

  • @ኣብሂወተይከምድልየተይ
    @ኣብሂወተይከምድልየተይ 5 ปีที่แล้ว +28

    ኣማን ሓምድ ያሆ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ተዋሳኢ እንኮዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ'!!!

  • @zemen9194
    @zemen9194 5 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ነገደ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ሃገርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @christianeliyab5105
    @christianeliyab5105 5 ปีที่แล้ว +1

    Ene ethiopia yawi negn ye ertira dirama betam desi yilegnal selamachu bizit yibeli🙏🙏🙏🙏

  • @elsabethelilta5121
    @elsabethelilta5121 5 ปีที่แล้ว +15

    ኣማን ባድሻ ዘለዋ ደኣ ጽብቅቲያ ፍሉጥ እዩ ኣሳልጦ ይሃብኩም ብዝተረፈ ንኹሉኩም ኣመንቲ ምስልምና ኣሕዋትና ዒድ ሙባረክ ርሑስ ዒድ ኣድሓ ይግበረልኩም ብሩኻት

  • @tupac2paclovechannelt834
    @tupac2paclovechannelt834 5 ปีที่แล้ว +21

    ፍቅር ፍቅር በቃ ብዛዕባ ካልእ ስከ ስርሑ በጃኩም ባእ አብ ምድሪ ጠፊኡ ዘሎ ፍቅር ብፊልሚ ጥራይ ኮይኑ የሰልችወና አሎ ብዛ ሓሳበይ ትስማዕሚዑ ላይክ ገጭ አብሉ

  • @Wedimamaa
    @Wedimamaa 5 ปีที่แล้ว +10

    ብሩኽ ምጅማር ይግበረልና! Pls RED SEA MADIA ኣብ ሞንጎ ምቁራጽ ደይብላ ።
    ፍሉጥ'ዩ ከኣ ገለ ዓይነት ፊልም'ያ ኣማን(ባድሻ) ዘለዎ መሰልቸው ፊልም ክሳብ ሕጂ ኣይረኣናን ። ሳሕ ወላ ላእ

  • @Mulue844
    @Mulue844 5 ปีที่แล้ว +14

    Well come ደቂ ኣደይ ቡሩኽ ቀደመ ሰንበት ይግበረልና ቡሩካት ኣሕዋተይ

  • @ሰሎሞንየድንግልማርያምልጅ
    @ሰሎሞንየድንግልማርያምልጅ 5 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መሃሪት ድራማ እያ ቀፁሉላ የሕዋት ኣምላክ ይሓግዝኩም

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 5 ปีที่แล้ว +86

    ዝተባረኸ ቀዳመ ሰንበት 🙏🙏🙏😍
    ወዲ ነግደ ኣባ ተረግ
    ኣቦ ጥበብ ያ ኢንተርቪው ከይ ትገብርሉ ኣቅብጽኹም ኢኹም ሓቀይ ትሕርቁኒ ኣለኩም ኮመንት ምጽሓፍ ክገድፎ እየ 😍😍😍😍

    • @tedrosghile1328
      @tedrosghile1328 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣጅኩም ኣማን ኩልኩም ብምራል ብምስርሕኩ ሓንት መዓልት ዓውት ኣሎ ቀጽልዋ ጽብቅ ስራሕ

    • @user-du9jy7ok2g
      @user-du9jy7ok2g 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @merhawiabraham7754
      @merhawiabraham7754 5 ปีที่แล้ว +1

      Ane wn msaka aleku

    • @imissyoumom238
      @imissyoumom238 5 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkk😀😀😀😂😂😂👍

    • @TekilaWedidermas
      @TekilaWedidermas 5 ปีที่แล้ว +3

      @wiz fugra ክክክክ ያ ንስካ ዘይ ትከተታላ ፊሊም ወይ ኮሚደ ወይ ደርፊ ኣላ ዶ ኣብ ክሉ ኢካ ትጸንሕ ፍሉጥ ነዓመታ ደረፋይ ክትኮውን ኢካ ክክ

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 5 ปีที่แล้ว +3

    Tsibuk sirah deki Eri mearey
    Buruk Kedame Senbet yigberelna

  • @sanayhisab7522
    @sanayhisab7522 5 ปีที่แล้ว +11

    Edi mabruku kulakum amanti muslimna beflay ka wedi nigadi nayhimamay love you so much your the best Artist

  • @ericanashera9583
    @ericanashera9583 5 ปีที่แล้ว +5

    Waaaaaaa ወዲ ነገደ ኣስሊ ናይ ብሓቂ ጥበበኛ ኩላትኬም ደቂ ኤይ ቀጽልዎ

  • @tsegiteynateyt7451
    @tsegiteynateyt7451 5 ปีที่แล้ว +9

    ዒድ ሙባርክ ንኩልኩም ተከተልቲ እምነት እስልምና።

  • @nurnuri5451
    @nurnuri5451 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋውውው ፈንቅል (ሚኪ) ናይ በሓቂ ኮኾብ ድባርዋ

  • @Mulue844
    @Mulue844 5 ปีที่แล้ว +68

    ኣማን ሓመድ ( ባድሻ ) ዝፈቱ ኣብዚ like ይግበር

  • @elsitube6281
    @elsitube6281 5 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ነገደ ኣስሊ ወዲ ነገደ ምስ ራኣኩስ እዛ ፊልሚ ተመሲጠ ወዲኢያ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ part 2 ባሃንቀዉታ ንፅበ

  • @bereketkalab7639
    @bereketkalab7639 5 ปีที่แล้ว +1

    I really love it. this is the best movie I have ever I had .

  • @wedisemndi5859
    @wedisemndi5859 5 ปีที่แล้ว +1

    Www deqi eray xeda edmen tenan yehabkum fitre

  • @hayledaniel7296
    @hayledaniel7296 5 ปีที่แล้ว +1

    Away azi Dennis mhxab aba Allo ayu ATI ktefaa zeybllu bahlli💋💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @fasounfasounkonate5567
    @fasounfasounkonate5567 5 ปีที่แล้ว

    Im from tigray love wedi ngede .

  • @robeltsegay6150
    @robeltsegay6150 5 ปีที่แล้ว +1

    100% ኣወዳድኣ ከም ኣጃምራ ይኩነልና ጀሚርካ ምቅራጽ ከኣ ግደፍዎ መብዛሕትኡ ናይ ሃገርና ፊልምታት ጽቡቅ ይጅምር የቃርጽ ወይ ከም ገለ ይውድእ ብድኮነ ጽቡቅ ኣጆኩም ቀጽልዎ ክባና ዝድለ ከነማልእ ድልዋት ኢና ኮመንት ላይክ ሳብስክራይብ

  • @ilovemyself9522
    @ilovemyself9522 5 ปีที่แล้ว +138

    *ስለምንታይ ግን ንወዲ ነገደ ክሳብ ሎሚ ኢንተርቪው ተጌርዎ ዘይፈልጥ*

    • @tediteklat3496
      @tediteklat3496 5 ปีที่แล้ว +7

      ወዲ መርጌታ ባህታ ኣነ ውን ምሳኻ ኣለኹ ዓርኩ

    • @TekilaWedidermas
      @TekilaWedidermas 5 ปีที่แล้ว +7

      ወዲ መርጌታ ድሌት ዘይ ብሉ ከይ ኮውን የ ዝብል

    • @jemalmaruf5586
      @jemalmaruf5586 5 ปีที่แล้ว +1

      Anewin kay heremeny ay terefen

    • @romedansuleman8501
      @romedansuleman8501 5 ปีที่แล้ว +1

      Nsika eka zeysemaka ember tegeyru yifelet eyu

    • @semuyelove3784
      @semuyelove3784 5 ปีที่แล้ว +2

      Wedi mrgeita bahta kubur hawu entay meslka ezi kale mehtett kedem buzuh aynebren hgi eyu bibzhi zimtse zelo kale kea busy kihlu yikil eyu so nihna ena akli gerna kintsebe zelna ezi gin natey reto eyu zearkey

  • @anbesadur2216
    @anbesadur2216 5 ปีที่แล้ว

    ሺኮሪናታት እንኳዕ ብደሓን መጻኩም

  • @arsuweybiniam4997
    @arsuweybiniam4997 5 ปีที่แล้ว +69

    Wedi negede jgan ajoka eske like agirchw ablu

  • @aeknmore9024
    @aeknmore9024 5 ปีที่แล้ว +20

    *ን aman ዝሕቢ 👍*

  • @salinasali6246
    @salinasali6246 5 ปีที่แล้ว +166

    ኣታ ኣነስ እቃዕ ኤርትራዊ ኮንኩ ነዚኤንንን ከምዚኤንንን የሕዋት ክህልዋኻ ጽቡቅ እዩ
    ኤርትራዊ ጽሩይ መንነታዊ ዝሰማማዕ ኣብ like

    • @af.yene.konjo.wwweekforod6286
      @af.yene.konjo.wwweekforod6286 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkk

    • @samihabtom6719
      @samihabtom6719 5 ปีที่แล้ว +2

      Seb wedi adam kulu xruy mennet eyu zelewo hliniu zderbeye tray eyu mennetu zersih

    • @samihabtom6719
      @samihabtom6719 5 ปีที่แล้ว +1

      Salina shikor bhmaq aytredieni

    • @ህዝበይሰላምንዓኻ
      @ህዝበይሰላምንዓኻ 5 ปีที่แล้ว

      ኤርትራዊ ዝባሃል መንነት የለን

    • @salinasali6246
      @salinasali6246 5 ปีที่แล้ว

      @@samihabtom6719 ሳሚ ሓወይ ኣነ እኮ ንኻልእ ኣየራሳሕኩን ወይ ኣይጸረፍኩን ነቲ ዘለኒ ከጸቢቅ ግና ግዴታይን መሰለይን እዩ ።

  • @dawitheile9394
    @dawitheile9394 5 ปีที่แล้ว

    Xibikity film deki erey schikor kaf alekum

  • @habtommehari8138
    @habtommehari8138 5 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቅ ስራሕ የሕዋት ግን እቲ ክላሲካል በጃኹም ቁሩብ ኣትሕት ኣብልዎ ምስ ናይ ይቕሬታ ግን። ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና thank you

  • @TeklitEyasu-uf6kj
    @TeklitEyasu-uf6kj 6 หลายเดือนก่อน

    good job.

  • @meramera6516
    @meramera6516 5 ปีที่แล้ว +56

    ወዲ ነገደ ዘለዋ ፊልም ድኣ ከይርኣኹዋ like ጌረልኩም ኣለኹ

  • @kflbr1590
    @kflbr1590 5 ปีที่แล้ว

    Good job deqi erey wedi negede xbuq srah ajoka qexlo.

  • @tesfitkokob2497
    @tesfitkokob2497 5 ปีที่แล้ว +1

    The best aritst in eritrean wedi negede 1000like

  • @mehretabkesete946
    @mehretabkesete946 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ፉርቱና ሽኮር ብደዐስ ዘየጸቀልኪ so ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕ ኣይትጥፉኡና

  • @nazretjohn2117
    @nazretjohn2117 5 ปีที่แล้ว +1

    Wedi negeda zefetu like eska yegberlye mesya zelo

  • @user-du9jy7ok2g
    @user-du9jy7ok2g 5 ปีที่แล้ว +2

    ፍርቲ ምቅርቲ ፍጥረት

  • @DolshiAbraham
    @DolshiAbraham 6 หลายเดือนก่อน

    Well come ❤❤❤❤❤❤

  • @tsegaichannel9200
    @tsegaichannel9200 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ

  • @filimonberihu4570
    @filimonberihu4570 5 ปีที่แล้ว +5

    Waw mara kef thbeni harim mexiya any way well come guys

  • @ተወለደብርሃን
    @ተወለደብርሃን 5 ปีที่แล้ว +6

    ኣማን ብርሃን ገጹ እንቋዕ ብደሃን መጻእካ። ጎል ቤኪ ስለዝራኣኩዋውን ደስ ኢሉኒ እዩ ። ኣጆኹም ሓደራኹም ግን ቃላት ናይ ህግደፍ ከይትሕውሱሉ ኣጆኹም

  • @robitete3838
    @robitete3838 5 ปีที่แล้ว +21

    *በዴኹም ኢለኩም ላይክ የእዱኒ ብስም ፉርቱና: ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ከኣ ይግበረልና🙏*

    • @selammskulu1
      @selammskulu1 5 ปีที่แล้ว

      I'll give you a weekend wish

    • @robitete3838
      @robitete3838 5 ปีที่แล้ว

      @@selammskulu1 me too hayati😘

  • @ብሎኮኣስመራ
    @ብሎኮኣስመራ 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣይትሓዙለይ ደቅ ኤረይ ሓላላት እዛ ፊልም ኣጀማምረኣስ ኬፍ ኣይሃበትንን እንድዒ ኣብ ቀጻሊ ተተመሓየሸት ክንጽበያ ኢና ንሕጂ ግን እታ ትእውዱኒ Like ሂነኩም ኣለኹ

  • @sarontesfay5579
    @sarontesfay5579 ปีที่แล้ว

    Wedi Negda shkor ❤

  • @welduhaile3007
    @welduhaile3007 5 ปีที่แล้ว +4

    Welcome dake eray

  • @nkulugzealewo2045
    @nkulugzealewo2045 5 ปีที่แล้ว

    Ati classical btami ywexa alo kurub tht teteblwo xbuk neyru thanks

  • @filmontewelde-w7n
    @filmontewelde-w7n 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ zefwo shikor wedi ata asli ❤❤❤❤dqe eri asli❤❤❤❤

  • @ዕባይቪያጂዳ
    @ዕባይቪያጂዳ 5 ปีที่แล้ว

    Badsha shikor nafiqnaka nska zelekayo kulu harif

  • @awetmobile1836
    @awetmobile1836 5 ปีที่แล้ว

    Ay tdenguyuna texebeyti ena so nic srah

  • @user-zx9jo9bo3k
    @user-zx9jo9bo3k 5 ปีที่แล้ว

    wwwwwww gex nfetwo rana bel bzey mdunguay wedi negede zelewa dea akli ayngebrn ina

  • @delinalovemili3942
    @delinalovemili3942 5 ปีที่แล้ว

    ጹቡቅ ስራሕ የሕዋተይ !!

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 5 ปีที่แล้ว +3

    እዋይ"ዛ ጓል ከንፈራ ደስ ክብለካ ውረዲ ዝበላ ክክክ

  • @hagoskflay380
    @hagoskflay380 5 ปีที่แล้ว

    Enqae bselam metsakum yehwat, entezy felitsikumna si.

  • @mulugetatekhlemariam2287
    @mulugetatekhlemariam2287 4 ปีที่แล้ว

    Nic job deki erey

  • @cr7___abi___488
    @cr7___abi___488 5 ปีที่แล้ว +1

    Asey wedi negede nice gele aynet deki erey 😗😗

  • @mileynatey6286
    @mileynatey6286 5 ปีที่แล้ว

    Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri

  • @muluebrhantarekelegese4941
    @muluebrhantarekelegese4941 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ወዲ ነገደ ኩሉ ነገርካ ፍቅሪ እካ እሞ ጽቡቅ ስራሕ ።ካሊኣይ ክፋል ንጽበ

  • @teklutewelde803
    @teklutewelde803 5 ปีที่แล้ว +27

    ወዲ ነገደ ጥበበኛ ኣይኮንካን ጥበብ ኢካ ተዋሳኣይ ውን ኣይኮንካን ተዋስኦ ግን ኢካ ፈላጥ ውን ኣይኮንካን ፍልጠት ግን ናይ በሓቂ ኢካ። ዝብለካ የብለይን ግን ሓደራ ሓደራ ንጋል ቤኪ የዕብየለይ ምሳካ ፈጣሪ ውን ይሃሉ ኣብ ጎንካ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ሩፍታን ዕግበትን ክፈስስ ኣብ ልዕሌካ ኮሙኡ ውን ኣብ ልዕሊ ህዝብካ። ሳብስክራይብ ኣይረሳዕኩን የቀንየለይ

  • @abeler7266
    @abeler7266 5 ปีที่แล้ว

    Waw Azye Temesite aleku beza film ay tdenguyna belu Kefafilku ezi filim mahnetu atfiekmlu ewae

  • @greatlife7576
    @greatlife7576 5 ปีที่แล้ว

    Nice movie great work keep it up please thanks so much our brothers
    GBU !!

  • @filmonyiaalo5265
    @filmonyiaalo5265 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ መሳጢት ፊልም

  • @hagoshaile586
    @hagoshaile586 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawww abzia srah ezia des zbeleni entelyu kamera man bteami adnkeyo fluy shbet geruley

  • @thanksgodforeverything1359
    @thanksgodforeverything1359 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwwwwwww wedi negede zelewa tekoyna ema am sure tsibktiii eya bejakum keytekoritswa

  • @abel-u5h
    @abel-u5h 5 ปีที่แล้ว

    Waw nay behaki mehrit filim

  • @onefourthree5346
    @onefourthree5346 5 ปีที่แล้ว +3

    Am here for Aman Hamid and furtuna kiflay ....

  • @yrgalemmehari5493
    @yrgalemmehari5493 5 ปีที่แล้ว

    Wawww kef zelewa filim key dengkum qxliwo

  • @nanayana7738
    @nanayana7738 5 ปีที่แล้ว

    Love you

  • @atakltitafere5687
    @atakltitafere5687 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደቂ ኤሬይ፡ግን ብዘይ ክፋል ብሓንቲ ግዜ ተትሰድዎ ጽቡቅ ነይሩ፡

  • @Alganesh114
    @Alganesh114 5 ปีที่แล้ว

    Siduu mkrtiii ebeyley ske fetarii edmiekii ybarkelkii

  • @NevergiveupEri
    @NevergiveupEri 5 ปีที่แล้ว

    እንታያ እዚኣ መምህርካ መሳርሕትኻ ቅቅቅ ሽኮሪና ቆልዓ ዕድመ ያሃብኪ
    በዓል ምዕንጅሉ ካኣ ከምዛ ሽኮሪና ቆልዓ ይፍጠረልኩም

  • @yosefeyob6088
    @yosefeyob6088 5 ปีที่แล้ว +4

    Welcome Afqirka tfelt do kulu hiwetey fqri etebelkwos mgnan iykonen,?emo naey ke tefqreni do tkewn qurub fekusa eta gal

  • @maryamenate1879
    @maryamenate1879 5 ปีที่แล้ว

    l love you so much ደቂ ኤሬway ሽኮራት💖💖🇪🇹🇻🇳

  • @burhanabraham2610
    @burhanabraham2610 5 ปีที่แล้ว

    ቆንጆ ትመስል

  • @binimesel293
    @binimesel293 5 ปีที่แล้ว +65

    ኣነ ንወዲ ነገደ እየ ዝመስል። መልክዕና ሓደ ሓሳብና ሓደ ,,, ኮቶስ ኩሉ ነገራትና እዩ ዝመሳሰል’ሞ ማዕሪኡ ላይክ ሃቡኒ ደቂ ኤረ ሽኮ (ምሳኹም ንምልላይ ከኣ ወዲ መሰል ይባሃል) ንመጀመርታ ግዜ ኮሜንቲ ዝጽሕፍ ዘለኹ ውን የ።

    • @hggg9894
      @hggg9894 5 ปีที่แล้ว +1

      ክክክክክክ

    • @giederafar2484
      @giederafar2484 5 ปีที่แล้ว +1

      Kendey leme tefotu ika wedey

    • @vipvipvipvip386
      @vipvipvipvip386 5 ปีที่แล้ว

      Kkkkkkkkk

    • @binimesel293
      @binimesel293 5 ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ፈለጽቲ ልቢ😘

    • @AsAs-us6ve
      @AsAs-us6ve 5 ปีที่แล้ว

      ሱቕ በል ፎኪስ😂

  • @samerajamel3694
    @samerajamel3694 5 ปีที่แล้ว

    ቤላ ጽብቅቲ ፍሊም ሓያልተዋሳኣይዝፈትወ ኣማን ባርሻ ክንካታተላኢና

  • @tesfubeyene6841
    @tesfubeyene6841 5 ปีที่แล้ว

    Good job we need good films so continue

  • @asushkor1407
    @asushkor1407 5 ปีที่แล้ว +1

    Wedi ngede enqa dhan mexaeka aman basha asli

  • @milliyonabrham4334
    @milliyonabrham4334 5 ปีที่แล้ว

    Kef delewom tewaseti nic job mkurat

  • @semeretekia4044
    @semeretekia4044 5 ปีที่แล้ว

    Nic jop aru gais 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯👍👍👍👍

  • @hayelomkidane1321
    @hayelomkidane1321 5 ปีที่แล้ว

    Xbuk mejbar yehwat

  • @michaelyemenab3861
    @michaelyemenab3861 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww selam neakum abeza ka like regaxu

  • @asmarasweetflora745
    @asmarasweetflora745 5 ปีที่แล้ว

    Aman delwa entay kwexa go on.

  • @tekleweyniyemane2497
    @tekleweyniyemane2497 5 ปีที่แล้ว

    Welcom deqi bhadshti srhat anka mxakum

  • @tantanhabeshawi4753
    @tantanhabeshawi4753 5 ปีที่แล้ว

    Wawaw kef zelewa filmi

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 5 ปีที่แล้ว +1

    Welcam sek ereyabey aleka zahawey marey

  • @matiefrem9287
    @matiefrem9287 5 ปีที่แล้ว

    Wawww xbuqi srah ab qexali alena bhade

  • @habtuberhane5273
    @habtuberhane5273 5 ปีที่แล้ว +10

    tsbuk film gn bejakum ezi hahalifkum tzarebwo zelekum kuankua engliz ab zeybotu yatu sle zelo nmekeret nayti film ybelashwo alo.

  • @zementekeyrkani3463
    @zementekeyrkani3463 5 ปีที่แล้ว

    Wedi negede zelewa da gidin gele aynet ajokum deki🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷forsa

  • @samdarkskinkesu4085
    @samdarkskinkesu4085 5 ปีที่แล้ว +4

    Ataum aman eba interview gberulu pls

  • @ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ
    @ሄሪብሪቤተሰባንፍቅሪ 5 ปีที่แล้ว +14

    በጃካ ሬድ ሲ ሓወይ ኣይንደንጉየና part 2

  • @Asmir965
    @Asmir965 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwwww btaemi des tbl filmi

  • @abebahailu5423
    @abebahailu5423 5 ปีที่แล้ว +10

    ደስ ብሃሊት እያ ግን ቶሎ ልቀቁልና ፅሩያት ካብ ጎረቤትኩም ትግራይ እየ

  • @muluefisehaye2468
    @muluefisehaye2468 5 ปีที่แล้ว

    Wwwwwww bitaemi xbuk srah deki eri and keep it up ❤❤❤

  • @asmaitawetu390
    @asmaitawetu390 5 ปีที่แล้ว

    Wedi NEGEDE , Nufue tewasay ,LEWAY edmen tinan yhabka Aman shkor .

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 5 ปีที่แล้ว +3

    እንቃዕ ገጽ ዝፈትዎ ረአኹ ጽቡቕ ምጅማር ይግበረልና በጃኹም ካልኣይ ክፋል ብሃንቀውታ ንጽበይ ኣለና ርሑስ ዒድ ኣል ኣድሓ ይግበረልና