Eritrean full film 2019 Dilet by Henok Musie ደራሲ ሄኖክ ሙሴ (ወሰን)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ส.ค. 2024
  • wel come to mahder media a TH-cam channel

    this channel is produced entertainment of Eritrea. it bring full movie or full film to you in order to recieving new entertainment subscribe to our channel. and also share, like and comment to this channel that helps as to grow.
    ማህደር መድያ ናይ ዩቱብ ገጻት መርበብ ዝፉኖ ኮይኑ ብማህደርና ዝፈረየ ሙሉእ ፊልም ዝዝርገሓሉ ኮይኑ ኮሜዲ ሓጺር ዛንታ ቃለምሕትት ሃገራዊ በዓላትን ክብርታትናን ዘንጸባርቀሉ መደባትን ዝተፈላለዩ ትምህርታዊ ሓዘል መደባት ዝቀርበሉ ናይ ዩቱብን ፈይስ ቡክን እዩ።
    ካብዚ ዳዉንሎድ ገርካ ምዝርጋሕ ብሕጊ ዘሕትት ስለዝኮነ ክንቁጠብ ነዘኻኽር።
    ንዝያዳ ሓበረታ
    follow ######
    youtube / @mahdernaentertainment
    facebook / mahderna-production-23...
    Subscribe / @mahder-net
    copyright reserved@ Mahdermedia 2020

ความคิดเห็น • 225

  • @moonlight-tf2sg
    @moonlight-tf2sg 4 ปีที่แล้ว +8

    እዚ ኮመንት ዳርጋ ኩሉ ኣንቢበዮ ብጣዕሚ ድማ ተሓጊሰ ዘሐጎሰኒ ምክኒያት ድማ ኩሉ ሰብ ኣብታ ፊሊም ዘለዎ ነቐፈታን ከምዚ ክከውን ኣይነበሮ ዝብል ደስ ይብለካ ከምዚ ተቀጺልና የሕዋት ንሶም ድማ ኩሉ ጉድለቶም መሊኦሞ ከም ዝመጹና ኣይጠራጠርን ኢየ ኣምላክ ኣብ ዘለናዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና ን ሃገርናን ዓለምን ድማ ካብዚ ሕማቅ ሕማም እግዚኣብሄር ይምሓረና

  • @noahdebesai3972
    @noahdebesai3972 4 ปีที่แล้ว +85

    ያ አዛ ፊልም ማራ የሕዝናትኒ መወዳአታ ከማይ ዝሓዘንኩም like 😂😯

  • @habenamanuel4407
    @habenamanuel4407 4 ปีที่แล้ว +52

    Hiwet high school azekirkumni kdmi 9years msta zefqra abzi hji seat bealti betey zela hade kolea wn welidna so abzi zjemere guezo fqri abzi zebxehana fetari msgana ykuno tnx gays

    • @danielmekonen6031
      @danielmekonen6031 4 ปีที่แล้ว +2

      Haben Amanuel
      Edlenya eka menahrtka afkaritka ktkewn and behade nehlawkunn
      Keep loving eachother

  • @hanadsugule9460
    @hanadsugule9460 4 ปีที่แล้ว +9

    I am from Somali I like this movie school life so cool

  • @mymathermaryam812
    @mymathermaryam812 ปีที่แล้ว +2

    ድሕሪ 3+ዓመት ትምሊሰ ሪአያ ግን ንባዓተይ ዊሒዙ 😢😢😢😢😢

  • @adamamerica1229
    @adamamerica1229 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጠዓሚ ንፉዓት ኣጆኩም ቀጽልዎ
    ኣዘክርኩምና ተማሃሮ ከሎና ጥዑም ከይተበሃለ ጡዕም ሓሉፉ ክብሉ ወለዲሲ ኣማን በኣማን ።

  • @rutamehari6080
    @rutamehari6080 3 ปีที่แล้ว +1

    እዋይይይይ ሕብተይ ናይ ባሕቂ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ዓይነይ ደውምባል ኣቢኒ ከብደይ በልዓትኒ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይይይይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ😘😘😘😘😘😘😘😘

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 4 ปีที่แล้ว +24

    ኣዝያ ጽብቅቲ ስራሕ ቀጽልዎ። ኣነ ግን ነታ ዘፍቅራ ዝነበርኩ ነጊረያ ኢየ ግን ኣይተቀበለቶን ግን ሕጉስ ኢየ ብምንጋረይ።

    • @user-tm4qf7zg5b
      @user-tm4qf7zg5b 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣነ ውን ከማኻ እየ ሓደ ዕድል

    • @eyobi22
      @eyobi22 4 ปีที่แล้ว +1

      Ich habe auch keine edl kkkkk

    • @Christfirst82
      @Christfirst82 18 วันที่ผ่านมา

      Ane ka keynegrkwa nuere still yefkra wela ab sdetey hawey kuneni tble kalata ka still ala 😢😢😢

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 18 วันที่ผ่านมา

      @@Christfirst82 ክትርስዓ ጥራይ ፈትን ናተይ ኣይኮነትን ኢልካ እመን.

    • @Christfirst82
      @Christfirst82 18 วันที่ผ่านมา

      Kitkibex zeykael tekoynuke 😢

  • @rezenegebreslasie5404
    @rezenegebreslasie5404 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ wAWWW NAY ብሓቂ ኣዝያ ጽብቅቲ ፍልም so kexilo heni jigna

  • @naodfiessehaye7673
    @naodfiessehaye7673 4 ปีที่แล้ว +2

    Hello everybody really classic job ,l remembered my school life ☞"SCHOOL LIFE IS NEVER COMES BACK AGAIN"☜ Nay bhaki hiwet kedemey azekirkumni .ይመስገኖ ፈጣሪ ካባኹም ምፍጣረይ♥♥♥♥♥

  • @hanexdave5026
    @hanexdave5026 4 ปีที่แล้ว +1

    ሄኒ ወደይ ን ኣማን ሓውካ ዳ ኣፍቂድካሉ ዲካ ብ ሽሙ ክትዋሳአ ክክክክክክ ብዝኮነ ጽብቅቲ ድርሰት ኣይትሕመቅ ኣብ ጎንካ ኣለኩ ዛወደይ።

  • @filimonberaki1237
    @filimonberaki1237 4 ปีที่แล้ว +1

    Ooooyyyy aha ketmwet zeygeba hani hawey betami xebqti felim edman tenan yhablay eska deqi eriay shkornatat l love you 😘💋❤️❤️❤️❤️

  • @abdulhamidmohammed2027
    @abdulhamidmohammed2027 4 ปีที่แล้ว +5

    I watched 3 times and i still love it ..guys good job

  • @erikingchannel6367
    @erikingchannel6367 4 ปีที่แล้ว +1

    Nice job betahemi lebi tetenkef tezekero high school etezeker film life high school never ever comes again. Life high school mehazutenane yeheruktenane memeharanane azekakirkumena nay kedemi 12 years. Thanks again and hope you have a good high school life again Ezom nay heji temeharo.

  • @desalewelderufael6079
    @desalewelderufael6079 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ደስ ትበል film ማሃሪት ድማ ቁሩብ ክትነዉሕ ነይርዋ

  • @TsegaTsega2119
    @TsegaTsega2119 หลายเดือนก่อน

    ንራብዓይ ግዜ ይሪኣ ኣለኹ ዘይትሙኖ ፊልም😊

  • @alaybeyene8034
    @alaybeyene8034 4 ปีที่แล้ว +1

    Tsubuk srah Ayni Asa bravo. Timhirti ab Eritrea elet 30 Sene eyu zietsew Meskerem 1 kea yikfet mesleni. Dilet zimotetlu wey nay qebri elet 13/08/2013 yibil alo, ab gzie erefti nay temeharo. Silezi hade hade negerat gedifka muqur nay High School life tezekakir film eya.

  • @adam73325
    @adam73325 4 ปีที่แล้ว

    Anes bnabsay film medgam ayfetwen eya gen eza film degema gela kexegba aykealkun kemay zedegam kuma telakum like

  • @Habesharecordsshow
    @Habesharecordsshow 4 ปีที่แล้ว +1

    Lbika trekibeka movie nay bhaki keep working guys really good job .but it makes me crying 😭😭😭😭😭😭😭

  • @lifeonhop3252
    @lifeonhop3252 4 ปีที่แล้ว +15

    ኣዚኣ ፊሊም ከምዚ ካበይ ደሪስኩም ዝሰርሕኩማ ኮይኑ ዩ ዝስመዓኒ ዘሎ ።ካብ ብልቢ የ ዘመስግነኩም ስለቲ ብሉጽን ተዘካርን ስራሕኩም ። Thanks

  • @haninatu1310
    @haninatu1310 4 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷✌❤ Awayy ndhrit meliskumni zeyrsao seb abhiwetey Azekirkumnii Akkkk

  • @satellietteklay5620
    @satellietteklay5620 4 ปีที่แล้ว +3

    እቲ ዝዓበየ ቤትምህርተይ ሳንታኣና(ሰማእታት)ብምራየይ፡ ገለ ክፋል ናይ ዘሕለፍክዎ ድማ ዘኪረ፡ ግን እታ ምውዳእታኣስ ኣይግድን

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos7683 4 ปีที่แล้ว

    ሽኮሪናታት ዘብሄረ ሳንታኣና እዘኪርኩምና እኮ ዘሕፍለናዪ

  • @fthawieyobmakakula3489
    @fthawieyobmakakula3489 4 ปีที่แล้ว +6

    Des tebil nay bahaki .school life never ever come back😥😥

  • @lidiagebreyewhanes8789
    @lidiagebreyewhanes8789 4 ปีที่แล้ว +1

    Wow des zibl srah. Thank u bro. ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semereashmelash323
    @semereashmelash323 6 หลายเดือนก่อน

    Scool life 🏫 Never ever come back 😢

  • @beyeneweldeslasie9761
    @beyeneweldeslasie9761 ปีที่แล้ว

    Love ❤️ you so much deki erey it was nice move. Yes really school life is never comes back again.shewit shkor and all of you deki erey shkorinatat nice job 👏

  • @fotorussom5056
    @fotorussom5056 4 ปีที่แล้ว +4

    ብሰንኪ ዘይ ምሕታተይ ምስ ድለተይ ከለኹ አታ ንሓዋረ ኣብ ሊበይ ቐሪባ ዝነበረት ሄዋን ንዘልኣለም ከሲረያ አየ .ብድሕሪኣ ወላ ኮ ኣፍቃሪት አንተ ሓዝኩ ልበን ቀልበይን ግን ሒዛቶ ከም ዳኖሰር ካብዛ ምድሪ ዓለም ተፈልያ አያ ንሓዋሩ።

    • @meronmengstab3842
      @meronmengstab3842 10 วันที่ผ่านมา

      😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢very sad

  • @tigistiyemane1598
    @tigistiyemane1598 4 ปีที่แล้ว +1

    Offffff very sad i can't stoping my tiring high school love is not forgotten

  • @asmeraasmera6391
    @asmeraasmera6391 2 ปีที่แล้ว +1

    ብልቢ ነቢዐ ከምዚ ዓይነት ፊልሚ ዳርጋ እናጠፍአ ብምካዱ ኣዝዩ የተሓሳስበካ

  • @helugerie9377
    @helugerie9377 4 ปีที่แล้ว +3

    High school yeak I miss it

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽብቅ ስራሕ'ዩ ቀጽልዎ ጥዑም life school ኣዘክርኩምና ሓደ ነገር ግን ክብለኩም እንታይ ስከ
    ኣማን ቀዳም ደውሉ ከም ዝገይሽ ሓብሩዋ
    ድልየት ውን ቀዳም ንመሓዝኣ ደውላ ኣማን ንከረን ከም ዝገይሽን ንፍቅሪ ክሓታ ከምዝደለየን ተዛርባታ ምክሪ ውን ሓትታታ ናብ ገዛ መሓዝኣ ንክትከይድ ሓደጋ ማክና ከምዘጋጣማ እዩ ዘሎ እቲ ስራሕ ብሳይክል ኣማን ኢናከደት
    ሒጅ ኣብዝ እዩ ነቀፈታይ ኣነ ንሱ ከኣ ዲሌት ብናይ ኣማን ሳይክል እናከደት ሓደጋ ማክና እንተ ኣጋጥሙዋ ዋይ መሓዝኣ ከይፈለጠት እሞ ከኣ ሓደጋ ቀዳም እንተ ኣጋጥሙ ደካልኣይ ከኣ ኣማን ሳይክሉ ኣብ ገዛ ናይ ድሌት እንተ ገድፉዋ ከመይ ገሩ ሳይክል ገሩ ንትምህርቲ ይመጽ እዩ ናተይ ነቀፈታ ኣብዝ ክትሓስብሉ ኣለኩም ይብል ካልኢ ጽብቅ ስራሕ ቀጽልዎ ነዝታት ኣብ ትቅምኩም ኣውዕልኩም። ግን ነቀፈታ ምሃበይ ኣይትጽልኡን ስለ ዝፈትዎኩም የ ከምት ኣቦታትና ዝመሰልዎ
    ዝንእደካ የጽድፈካ
    ዝነቅፈካ የድሕነካ
    ዝበልዎ ነቀፈታ ከኣ ናይ ወዲ ሰብ መጽረብ'ዩ!

    • @tigistiyemane1598
      @tigistiyemane1598 4 ปีที่แล้ว

      Entay eske brother n mehazea hamus ya negirata ms aman wdie ms abelet ya dewila negirata arbi gn zebkora case knegru nierwom maletey tmrti zeymemxia mknyat eta nay saycl gn xbuq aleka sorry neay b zteredetni ye kem dfret aytkuxera

  • @merhawibeyene9830
    @merhawibeyene9830 4 ปีที่แล้ว

    Yzkr entay da gegebr yezkr entay da kgebr . Thank you guys I appreciate it.

  • @user-pl2tp3kx7e
    @user-pl2tp3kx7e 7 หลายเดือนก่อน

    Asey btami sahabite film mqxlta khlwa nerwo very nice nice deqi erey natey

  • @yafietsamuel3261
    @yafietsamuel3261 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣብዛ ፊሊም ከም ንዕዘቦ ብሰኪ ስክፍታን ሕፍረትን ንብዙሕ ድሌታት ከም እትኸስርን ከም እትስእንን ክኸውን ከሎ!ፍቅሪ ሃይስኩል ከኣ ብብዝሒ ንዕላማ ትምህረተይ ከሳናኽለኒ ኢልካ እትሓልፎ'ሞ ከኣ ውሽጥኻ ናደለዮ ብዙሕ"ዩ!እሞ ናተይ ከኣ ኣብ ሃይስኩል ኣብ ዝነበርክሉ ኣዝየ ዝፍቅራ ሄዋን ነይረ ኮይኑ ግን ተፋቂርና ኣብ ግዕዞ ፍቅሪ ኣዚና ብጽቡቅ ተጓዒዝና ግዜ ዝወሰደ ፍቅርና ካብ ኤርትራ ክሳብ ሱዳን ንኣስታት 4 ዓመትን 5 ወርሕን ዝኣክል ድሕሪ ምቅጻሉ እታ ኣዝየ ዘፍቅራ ዝነበርኩ ናይ መጀንበርታ እንኮ ዝምካሓላ ንልበይ ብዘይካኣ ካልእ ሄዋን ኣሎ ኢለ ዘይኣምነላ ሄዋንን ፍትወት"በር ፍቅሪ ከም ዘይ ነበራ ኣብ ዘፍለጣትኒ ማዓልቲ!ንናይ ደገ ሰብኣይ ንዓይ ከይነገረት ክትምርዓዎ ከም ዝወደአት'የ ፈሊጠ ኣዝየ ዝፍቅራን ዝኣምናን ብምንባራ ግን ካብ ሰብ ሰሚዐዮ ብኣ ዝመጻኒ ዘረባ ዕሽሽ ብምባል'የ ዝሓልፎ ዝነበርኩ ኮይኑ ግን ንሳ'ውን እቲ ማዓልታዊ ምድዋል ናባይ ተቋሪጹስ ኣብ ዝደወልኩላ'ውን ብሸለልትነት'ያ ክትርእዮ ዝጀንበረት ጸኒሓ'ውን ካባኻ ጠኒሰ ኣለኹ ኢላ ተበስተኒ ከም ዘላ ሓደ ነገር ክነግረካ'የ እሞ ንራኽብ ብምባል ንኽንራኸብ ነገረትኒ ሓው ኩነኒ ኣነ ምሳኻ ክውጽል ኣይክእልን ዝብል ምስ ሰማዕኩ ኣብ ነብሰይ ውጅል ዝበለኒ ንሄወት ክልቲኻ ናብ ሞት ምምራሕ ጥራይ'ዩ ነይሩ ኮይኑ ግን ወዲ ሰብ ናቱ ዝበሎ ኣምላኽ ከም ዘይ ከልኦ ዘይ ናትካ ከኣ ኣይናትካን'ዩ ኢለ ዘጻናንዕ ዓትኪ ስለ ዝነበረኒ ዕረ ናጣዓመኒ ኣፋንየያ!ንሳ ጥዑም ሓፋራ ትመርሕ ትህሉ'ነ ግን ንህለኹ ምስ ምንባር ይጫማለቅ ከማነይ ዓይላ ትኸውን'ያ ክስብ ንፋላለ 2 ኮይኑ'ዩ ክክክ ሃይስኩል ብዝተኻእሎ ገለ ዝኽሪ'ዩ ዝገድፈልካ ምክፋል ነው ያኣኽ !ጽቡቅ ስራሕ ሄጋዊ!

    • @_Esege_Asmera
      @_Esege_Asmera 4 ปีที่แล้ว

      Nay behaqi bro

    • @beti10haile34
      @beti10haile34 4 ปีที่แล้ว

      Ajoka kolatna nay zehalfe teom yekon marir tezkrotat alna

    • @Jesusfirstlove777
      @Jesusfirstlove777 4 ปีที่แล้ว

      Lawzi lawzi 😄kemaka aleku wegeney

  • @SamiSami-yx7fd
    @SamiSami-yx7fd 4 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክ ያ ሓራም ዓሌኩም ሰራሕቲ ፊልም ዓድና መሰል ደቂ ተባዕትዮ ይተሓሎ ኣብ ዝኮነ ፊልምስ ቸካይስ ጥራይ በርዝደይ የብዕላ ሓንቲ መዓልቲ ደቂ ተባዕትዮ ከየብዓልና ከነሕልፎ ክክክክክክክክ

  • @danialtsegay5223
    @danialtsegay5223 4 ปีที่แล้ว +2

    ጻሓፍለይ ክብል ይውዕል ኒረ ንዘን ሓራሙ ኣሕ ስደት ሒሱም ኣበይ ንረክቦ ፍቅሪ ሃይስኩል

    • @user-rj3nn3gy8k
      @user-rj3nn3gy8k 4 ปีที่แล้ว

      Kkkkk

    • @tigiwolde2679
      @tigiwolde2679 4 ปีที่แล้ว

      Eway kameze lome Abe adi gana kyesafren geze halefu mes yehwatiy eritreawin amelak akakebo yeftralena

  • @wailtahr7698
    @wailtahr7698 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay bahaqi yhzinatni kemzi kemay geru zbekin zemarirn zelo ymesleni i neberen

  • @meronluul3923
    @meronluul3923 4 ปีที่แล้ว

    nonononono zeykewen!!!!!!!!!
    bhaki film malt qexlwo deqi ኤረይ love u

  • @wailtahr7698
    @wailtahr7698 4 ปีที่แล้ว +2

    Nay bahaqi school life never came back agien

  • @dannyafie1125
    @dannyafie1125 4 ปีที่แล้ว +4

    High School Nebiena aytnbeu GOD blessed u all😍

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 4 ปีที่แล้ว +1

      kkkkkkk ehita rekibenaka dyen beal letekidan

    • @dannyafie1125
      @dannyafie1125 4 ปีที่แล้ว +1

      @@emteemte3985 no bequbaq zeykleley koyne bro

  • @nahomsenal5663
    @nahomsenal5663 4 ปีที่แล้ว +46

    ብመጀመርታ ንኹሉኹም ተዋሳእቲ እዛ ሓጻር ፊልም ከመስግነኩም እንዳፈተኩ! ቀጺለ ብብዝሒ ኣብ ፊልምታትን ኮሜድታትን ሃገርና ዝርአ ጌጋታት ኣሎ።ንሱ ክኣ ካብ ዘይምስትውዓል ናይ ዳይረክተር ጥራይ ዘይኮነስ ካብ ዘይምስትውዓል ኩሎም ተዋሳእቲ እዩ መስለኒ፡ኣብዛ ሓጻር ፊልም ዘሎ ጌጋ ንኣብነት ንድሌት ኣማን ደዊሉ ዓርቢ ትምህርቲ ከምዘይመጽእ ሶኒ ከምዝራኸቡ ነጊርዋ፡ድሌት ንምሓዝኣ ደዊላ ናብ ገዛ ብሳይክል ትመጻ ከምዘላ ሓቢራታ ክትከይድ ሪኢና፡ዓርቢ ኮይኑ ውን ክልቲኦም ንድሌት መሓዝኣን ዓርኪ ኣማንን ዋላ ሓንቲ ከምዘይተፈጥረ ፍቕሪ ምጅማሮም ከምዘሐጎሶም ከዕልሉ ሪኢና።ሶኒ ክኣ ብሓደጋ መኪና ከምዝሞተት ፈሊጥና፡ሳይክል ውን ኣማን ሒዝዋ መጽዩ።ብሓፈሻ ግን ጽቡቕ ስራሕ።

    • @paulmeksonone949
      @paulmeksonone949 4 ปีที่แล้ว +1

      Tikilkil ☝️👊👍

    • @hannibalhannibal968
      @hannibalhannibal968 4 ปีที่แล้ว

      Yeah exactly I agree with you

    • @nahomsenal5663
      @nahomsenal5663 4 ปีที่แล้ว

      እወ ኣብ ብዙሕ ኮሜዲ ከምኡ ውን ፊልምታት ናይ ሃገርና ብብዝሒ የጋጥም እዩ ቁሩብ የሰክፈካ!

    • @adam73325
      @adam73325 4 ปีที่แล้ว

      Ya akhi Mara eska astewaly ekha

  • @Balla291
    @Balla291 4 ปีที่แล้ว +6

    School life Never came back 😢

  • @efremgebrehaymanot7657
    @efremgebrehaymanot7657 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕ ንድሕሪት ምልስ ኣቢላ ተዘኻኽር ፊሊም።

  • @satellietteklay5620
    @satellietteklay5620 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ደስ ትብል ፊልሜ

  • @meronandemariam1488
    @meronandemariam1488 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ኤርትራ ምስ ዘሎ ኩሉ ጸጋማትኩም ከየተሸገርኩም ከምዚ ዓይነት ተንካፊ ፊሊሚ ምስራሓኩም ካብ ልቢ እየ ዘመስግነኩም

  • @abelkidane9489
    @abelkidane9489 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay behake tsebuk serah tank you

  • @user-sv4xu2qk9j
    @user-sv4xu2qk9j 4 ปีที่แล้ว +1

    ጽብቅ ስራሕ

  • @merihtareke4771
    @merihtareke4771 ปีที่แล้ว

    San dletatka mglax bzuh ksaratat kem zegatm felitna thank you xbkti film

  • @senayserina1315
    @senayserina1315 4 ปีที่แล้ว

    Hiwet high school zeywdae zkri eyu zelewo nay bhaki eza film ms reakwa high School nafike sne tbebawyan hagerna kexlwo ajokum

  • @ghezaesebhatu6163
    @ghezaesebhatu6163 4 ปีที่แล้ว +6

    ደራሲ ኪትነውሕ ዚግባኣ ድራማ ኣሕጺርካያ።ስምዒተይ ጎዲእካዮ።ትልሚ ጽቡቅ ኔሩ።ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ዚሓሸ ከተዳሊ እምነየልካ።

  • @RamosaZeygdisa
    @RamosaZeygdisa 27 วันที่ผ่านมา

    wedeba tebil derfi azekirkumi😢❤😂😂

  • @abrahaleygebrhiwet5719
    @abrahaleygebrhiwet5719 2 ปีที่แล้ว

    wawwww betami xebuq serah Eu qoxuluwo nefat Ak hiwet hansab Eea

  • @salehahmed3212
    @salehahmed3212 4 ปีที่แล้ว +2

    Derset Bela gerkum amtsikuma , but unfortunately ab hazen wadikum

  • @samuelalem9679
    @samuelalem9679 4 ปีที่แล้ว +1

    Bmekina zeikones B-rocket kwesdeki nay Tecle Tesfazghi derfi tkeyd nera abza film izia. Bzkone Tzubuk srah deki Erey

  • @jujueri6084
    @jujueri6084 4 ปีที่แล้ว +1

    Mara libka tetnkif serah ey 😭😭

  • @ulyanabrham4811
    @ulyanabrham4811 2 ปีที่แล้ว

    Fineshed bado

  • @user-ld7qc5kk5s
    @user-ld7qc5kk5s 4 ปีที่แล้ว +1

    So beautiful short film 😍💕💕😍❤️💕

  • @millionkifle2209
    @millionkifle2209 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም አንድያ ግን ግለ ዘይ በርሃለይ ግን ?
    ቅድሚ ካብ ገዛ ምውጽኣ (ሓደጋ ምፍጣሩ )
    ኣብ ካንሸሎ ቀባሕባሕ ኢላ ኢያ እታ ሳይክል ወሲዳታ፡ሰብ ኒርዋ ድዩ ኣብቲ ገዛ ?
    እታ ሳይክል ናይ መን ኢያ ?
    ናይ ኣማን ተኮይና ?
    እንታይ ኮይኑ ብከመይ ከም ዝሞተት ዘይ ፈለጠ ?ማለት ዓርኩ ምነገሮ፡ሳይክል ውን ኣይምረከባን፡
    እታ ሳይክል ዓርኩ ተወሲድዎ ከኣ ንሱ ውን ሓደጋ ከምዘጋነፋ ኣይፈለጡን፡
    ፍቅሪ ከም ዝጀመሩ ኢዮም ምስ መሓዝኣ ዝዛረቡ ኒሮም፡
    ስለዝስ ብናመን ሳይክል አያ ሓደጋ ኣጋኒፍዋ ?
    ኣብ ስራሕኩም ሙሉ ዓወት ይግበረልኩም፡
    ካብ ኣድናቂኩም (ዓኹኻይ)

  • @samuelybrah6576
    @samuelybrah6576 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ ኮሚዲ

  • @lwillhappymylife7394
    @lwillhappymylife7394 4 ปีที่แล้ว +1

    Waww nice film guys so nice all of you are brllint guys

  • @fuadyasin9500
    @fuadyasin9500 4 ปีที่แล้ว

    Ajokum xebuk film ahwaty kexlow ❤❤👍❤👍❤👍🥰🥰🥰🥰

  • @banasweet2607
    @banasweet2607 4 ปีที่แล้ว

    Mara tsubuk serah kulu mulu zemaleat keep going guys n be safe

  • @michalehabte8040
    @michalehabte8040 4 ปีที่แล้ว +2

    ሰይክል ኣይ ኮነን ኣየር ከለምደኪ የ ( ንኪዶ ዶ ኣየር ቦርት ክክክክክክ

  • @samsonmesfin5004
    @samsonmesfin5004 4 ปีที่แล้ว

    Ata Entay konkum beta Bishglelta moytas Nusu kea bea Mexiu beta bshgeleta Ab mewedaetia tebalashatukum Eza filim

  • @makdamakda7788
    @makdamakda7788 4 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi flim..... tmhrty alwa... layf halskul kab kulu...❤❤❤❤❤❤❤👍✌

    • @robelmekonnen6999
      @robelmekonnen6999 4 ปีที่แล้ว

      Nay bahaqi flim tmhrt alwa layf halskul kab kulu

    • @dcerilove3055
      @dcerilove3055 4 ปีที่แล้ว

      @@robelmekonnen6999 kkk layf halskul kkk

  • @lidyaeyobe5464
    @lidyaeyobe5464 ปีที่แล้ว

    Eway btami tehzneka

  • @WintaHabtay
    @WintaHabtay ปีที่แล้ว

    good life 😢😢😢😢😢😢

  • @netsanetgebrecherkos9010
    @netsanetgebrecherkos9010 4 ปีที่แล้ว +1

    Yaa that is right “school life never come again” good job guys that is awesome film

  • @hiyabamlak4204
    @hiyabamlak4204 4 ปีที่แล้ว

    Ya deki erey ezom yom kentrbabom zelena nocc job

  • @gualhager9030
    @gualhager9030 4 ปีที่แล้ว +1

    Omg nice movie bad sad ending 🥺😭

  • @adamkidane6168
    @adamkidane6168 4 ปีที่แล้ว +2

    Je vous amie trop vraiment vous avez fait magnifique ! Je l'ai appris beaucoup de chose ! Je suis fier de vous !!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rooneylegend2216
    @rooneylegend2216 4 ปีที่แล้ว +2

    ወሰን ንፉዕ ውልዶ ተዋሳኣይን ደራስን ቀጽል ጽቡቕ ኣለኻ። ግን እዛ ፊልም ትራጀዲ ክትከውን ኣይነበራን ።

  • @edenghide5174
    @edenghide5174 4 ปีที่แล้ว +1

    Waww great job bat i,m crying

  • @hagoshiyabu4227
    @hagoshiyabu4227 4 ปีที่แล้ว

    School life never ever back come!!!!!!!!!!

  • @berifikulove8781
    @berifikulove8781 3 ปีที่แล้ว

    Maraaa kef alokum ab hiwetiy zegaTeminy amixkima mes mulu Tegan Tenan yehabokum feTariyy

  • @siembabi3098
    @siembabi3098 2 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki tebatay drama

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele3385 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ስራሕ ጽቡቃት

  • @pilimonmaheri890
    @pilimonmaheri890 4 ปีที่แล้ว +1

    Great story 🎬.

  • @giederafar2484
    @giederafar2484 4 ปีที่แล้ว

    Well come deki Erey good job

  • @BHW2007
    @BHW2007 4 ปีที่แล้ว

    Ata channel ayetsebekumlan man. It is heartbreaking remembrance with my high school life. Were lots of teenager love. You shouldn't kill her. It supposed to be continue until 3-4 episode. Wawwww devastating. HIGH SCHOOL LIFE NEVER COME BACK AGAIN.

    • @salehahmed3212
      @salehahmed3212 4 ปีที่แล้ว

      Yep you're right my bro 💯

  • @daturom4429
    @daturom4429 3 ปีที่แล้ว

    Ata eza shkor kolea entay geratkum ketilkuma

  • @awethaile2307
    @awethaile2307 4 ปีที่แล้ว

    Xubuk srah 😘👍👌
    💯

  • @fthiweldeslassie3390
    @fthiweldeslassie3390 4 ปีที่แล้ว

    Subtitle english kea eba aytreseu ,school life alem lekawi guday iyu .blbi nemesgnekum.

  • @angsetearaya8705
    @angsetearaya8705 4 ปีที่แล้ว

    MeteAbetey ❣️😘Aezekiratini🍿🥂

  • @berewedieri5597
    @berewedieri5597 4 ปีที่แล้ว

    Waww btami des behalit nice one

  • @robelrobel7901
    @robelrobel7901 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww bela srah nice

  • @mikisemere2578
    @mikisemere2578 4 ปีที่แล้ว

    Wawww deki eri ajokum nic job

  • @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443
    @hdhhdjdjdhdhhdjdjd5443 4 ปีที่แล้ว

    ንብዓተይ ምዕጋት ኣብዩኒ የሕዋተይ ብሓቂ ኣሕሕሕሕ ንመጀመርያ ግዜ ልበይ ዝሰበረት ፊልም

  • @amangerezgiher1542
    @amangerezgiher1542 4 ปีที่แล้ว

    Wawww Bela bekye zey felt bekye

  • @siyenatesfay5576
    @siyenatesfay5576 4 ปีที่แล้ว

    btami.xbkti...kurub ab mewedaeta gna gegatat alewa..

  • @yafietsamuel5185
    @yafietsamuel5185 4 ปีที่แล้ว

    Dlet btame eya thzn ab mjmrta kef nerwa dahray gn drase gn kmsgen zlwo eu

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane7357 3 ปีที่แล้ว

    እዛ ፊሊምስ ጽብቅቲ እንድያ ግን እታ ሓደጋ ክትፍጽም ከላ ምስኣ ዝነበረት ሳይክል ኢዩ ሒዙ መጺኡ እሞ ከኣ ሕጂ ይፈልጥ ኣሎ ከምዝሞተት

  • @furtunamerhawi5251
    @furtunamerhawi5251 4 ปีที่แล้ว +1

    Xbuq srah deqi erey endi beqa kem gele haqi koynu ysmeaka ab tzta teatu btaemi xbqtn haxarn amlak edmen teenan yhabkum habayb

  • @user-gy2sx1ch5i
    @user-gy2sx1ch5i 4 ปีที่แล้ว

    Wawaw bulux srah eyu good

  • @maranatapictures
    @maranatapictures 4 ปีที่แล้ว

    1st move 2020

  • @danaitghrimay3049
    @danaitghrimay3049 3 ปีที่แล้ว

    Ane ygedd temti mesilatni wediaya anbiatni zey texbekuwo

  • @user-pu7gw2th7u
    @user-pu7gw2th7u 4 ปีที่แล้ว

    It's nice movie

  • @user-ux3yn2rt3l
    @user-ux3yn2rt3l 4 ปีที่แล้ว

    life school eko teraeni 😥😥

  • @SilivanaKub-qz5jx
    @SilivanaKub-qz5jx 10 หลายเดือนก่อน

    💕