🛑ሕማቅ ስምዕ ንጌታቸዉ ረዳ ብጫማ | ይግበር ድዩ | ናይ ቲክ ቶክ ፅላለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 212

  • @YonasgebretensayKasahun-dh5qn
    @YonasgebretensayKasahun-dh5qn หลายเดือนก่อน +8

    ማጊ ብጣዓሚ እየ ዝካታተለካ ኩሉ ግዜ ግን ናይ ለማዓንቲ ሰለ ናይዘን አዴታትና ግን እንታይ ይግበራ ጨኒቅወን ደቀን ዝቀተሉ ተሰዲዶም ኩሉ ክንገረን ከሎ ዓቢደን ንሰካ ግን ቀፅለሉ እሺ ገቡዝ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 หลายเดือนก่อน +1

      Emo Getachew deu tornet amxeawo tewdibkin chaw chaw Bela tebahelen ezuy kea sedinet eu nab zegedede mekeran shigrin mietaw malet eu ember kem ado meter bezaeba selam kizemira yigeba neyru

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 หลายเดือนก่อน +1

      ኣዴታት ኣይኮናን ናይ ህዝቦ መዋጮ ዝለመዳ ዕሱባት እየን

  • @GebretnsuaGebrihns-kd5hq
    @GebretnsuaGebrihns-kd5hq หลายเดือนก่อน +4

    ናይመን ደጋፊኢኻ ማጊ ኩዑሾ እየኢለካ ኻሊእ ከትሓስቦ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm หลายเดือนก่อน +27

    ዋይይይ ዘን ልምዓት ጉጅለ ዝበሃላ ኣረጉቶት መንእሰይ ሰላም እየ ዝደሊ እናበለስ 🌹🌹🌹ሰላም እዩ ጨለ ኣሕዋትና ዝተሰወኡ ይኣክለና😢😢😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ባሓቂ ሰላም እና ንደሊ ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏💓

    • @DanielWorku-bh6vq
      @DanielWorku-bh6vq หลายเดือนก่อน +2

      ነውራማትን መርገም ተሰኪምኩም ዘመንኩም ብዕንይንይ ተሕልፉ ውታፋት ስለዝኾንኩም ብፍላይ አብ ግዜ መኸተ ዝተሐባእኩም ስደትን ሞትን ክብርኹም ኾይኑ ኽቅጽል እዩ:: መርገም ወላዲ ከምኡ እዩ

    • @meri3353
      @meri3353 หลายเดือนก่อน

      ​@DanielWo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤rku-bh6vq

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 หลายเดือนก่อน

      Betri mfthy konu ayfltin eyu geben ente haliwo ka behgi mehtat do aymhashen

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 หลายเดือนก่อน +8

    አብ ከብድና ዘሎ ቁስሊ ከይሓወየ😭❌
    ጀጋኑ አሕዋትና ዓመት ከየቁፀሩ😭❌
    ቁሱላት አሕዋትገና ከይሓወዩ😭❌
    አዶ ንብዓታ ከይሓበሰት😭❌
    ስደት ዘለና ናሕዋትና መስዋእቲ ሪእና ከይአመንና😭❌ልምንታይ ግን😢ዋላስ በቃ እያ ሰላም ካባና ሃዲማ አረ ቀሊል ገይርና አይንረአዮ😢ዞም ኤርትራውያን ደገፍትን ተቃወምትን ስለ ዝኮኑ እዮም ሓው ላሓው ዝጣፉኡ ዘለው ተቀፂሉ ናትናለ ጉዕዞና ላብኡ እዩ እቶም ዓሻታት ዝኮንና ጌታቸውየ ደብረፂዮንየ ንብል ድፉናት ብደም አሕዋትና እናቀለዱስ ልምንታይ ወገን ትሕዙ ከም ህዝቢ ደው ዘይትብሉ😢ብፍላይ መናእሰይ ወገን ተሒዝና ናብ ሰሳትና ምጥፋእ ምኳኑ ከይንዘንግዕ😢

  • @marrymarry825
    @marrymarry825 หลายเดือนก่อน +9

    ማንም ዕሱብ ተዛሪቡ ኢልኩም ኣደታት እትሳረፉ ብዘይ ኣዶታት ዝኾነይኹን ተሳትፎን ዓወትን የለን ኣደብ ተትገብሩ ይሓይሽ ኣሓትን ኣሕዋትን

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 หลายเดือนก่อน +1

      ,ኣዲታት ኣይኮናን ናይ ህዝቢ መዋጮ ዝለመዳ ዕሱባት እየን😂

  • @Fili_brgidawi
    @Fili_brgidawi หลายเดือนก่อน +3

    ማጊ ቡም ክትብል ከለካስ ዳይናሶር ኮንካ ኢካ ትስማዓኒ😂😂😂😂💙🌿💙💙💙🌿🌿💙💙💊💊💊💊💊✊

  • @solianamerhawi5686
    @solianamerhawi5686 หลายเดือนก่อน +2

    መድሃኔ ኣለም ምሕረት የዉርደልና 🙏🙏🙏

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 หลายเดือนก่อน +4

    ብዘረባ እንበር ብባእሲ ችግር ኣይፍታህን ግን ቸሩ መድሀኒኣለም ሰላም ቅሳነትን ንህዝቢ ትግራይ ብጣእሚ የህዝን እግዚኦ እግዚኦ ኣምላክ ሰላም ኣውርደልና😂😂😂

  • @MelatAskal
    @MelatAskal หลายเดือนก่อน +1

    ይመችኻ ማጊሾ❤❤❤

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ዛ ናይ ሽረ ኣብይ ኣፈላላይ እዩ ዘሎ ኣብ ላዕሊ ዘለዉ መናእሰይ ተዘጋጅዮም ዝፀንሑ እዮም ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕዝቢ ከዓ ልምዓት ጉጅለ ዶ ሸራሙጥ ዶ ዝበሃል ዘሎ ህዝቢ ከዓ ማይ ዝሰተዩ ዓበይቲ ሰባት ዘለዉዎ እዩ ስለተቃወሙ ልምዓት ጉጅለ ሸራሙጥ ስለዝደገፉ ጀጋኑ ማለት ኣይኮነን እዚ ህዝቢ ውላዱ በተሰቡ ዝሰኣነ እዩ ከምዚ ኮይኑ እናሃለወ ኣብ ማህበረ ደይገ ብዙሕ ግፍዒ ዘብፅሑ ፈቲሑ ክሰዶም ከሎ ግድን እዩ ክቃወሙ ኩሉ ትግራዋይ እውን ዘሕመመ ተግባር እዩ እዚ ዘየሕሞ ትግራዋይ ትግራዋይ እየ ክብል ኣይክእልን ስለዚ ህዝቢ መሪርዎ ደቁ ገቢሩ ደቁ ዝረሸኑ ክርሸኑ እንዳተገበኦም ተሰዲዶም እዚ ኣየሕመኩምን😢

  • @KflomMark
    @KflomMark หลายเดือนก่อน +7

    ኣደ ጃጎኑ ኣክብሩ ሃደምቲ

    • @RahleRahle-rm3vw
      @RahleRahle-rm3vw หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @Grmayyeg
      @Grmayyeg หลายเดือนก่อน

      ናይ ካሊእ ኣዶ ጅግና ክተኽብር ወዲ ካሊእ ጅግና ክሓስር አለዎ ማለት ድዩ

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 หลายเดือนก่อน

      ንስኻ እውን ጀጋኑ ኣኽብር
      ብተወሳኺ እዚኤን ከኣ ኣዴታት ኣይኮናን ናይ ህዝቢ ሰንሰን ዘበላ ልምዓት ጉጅለ እየን

  • @tsegino5553
    @tsegino5553 หลายเดือนก่อน +2

    እዛ ኣደ ኣዴና ለተብርሃን በየነ ሓልዮስ ❤️❤️❤️❤️

  • @Ysmya
    @Ysmya หลายเดือนก่อน +2

    Amlak mhretka laakelna

  • @kokebnegn6832
    @kokebnegn6832 หลายเดือนก่อน +12

    ብጫማ ክንእሶ ደቀን ዝቀተሉለን ብነፃ ክለቀለን ከሎ እንታይ ደአ ክገብራ

    • @MesaratDurge
      @MesaratDurge หลายเดือนก่อน +1

      ኧታ አናኻሲ አይታትሕሕዝ ሃም ክርቢት

    • @tsadeydelaytifkernselamn5484
      @tsadeydelaytifkernselamn5484 หลายเดือนก่อน

      Geche dyu emo weden ketileln tselay eyu ember entay aynet zereba eyu ezey ke hezbi kem hezebi kiketl zmtse tselay eyu weden ketileln hukot

  • @HebenAsmerom
    @HebenAsmerom หลายเดือนก่อน +5

    Magi shekor selam yewrdelna 👉🇪🇷

    • @alemdesta454
      @alemdesta454 หลายเดือนก่อน +1

      Amen ፫🤲❤

  • @ናቲ-03
    @ናቲ-03 หลายเดือนก่อน +3

    ኡፍ ውነኻ ትውፃእ ናይብሓቂ መሲሉኒ ክልተ ምሳኤል😂😂😂😂😂😂😂

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ หลายเดือนก่อน +4

    ዋይይ ናብሓቂ ሚሳኤል መሲልንይ😂😂😂😂😂😂ኣየ ማጊ ሽኮር❤❤❤

  • @DiyanaHntsa
    @DiyanaHntsa หลายเดือนก่อน

    Haku u ko z hawna eska mengsti tetkewn ko ufff selamna megnena abeymo gn btaemi ina nfetweka nberelna eske ❤❤

  • @LemlemAdhanom-uv8xg
    @LemlemAdhanom-uv8xg หลายเดือนก่อน

    Aye aEritrawit ade fekar flyti kab alem mewedadrti dey bla. Nberley❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rutamehari7991
    @rutamehari7991 หลายเดือนก่อน +3

    Hawey natey nbereley esike ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤jgna 👉💪💪💪💯💯💯💯💯

  • @لالل-ش1ث
    @لالل-ش1ث หลายเดือนก่อน +10

    ማዓርግ ኣቦ ጭሕሚ

  • @YytHdd
    @YytHdd หลายเดือนก่อน +3

    Maggy show des zbl medeb ❤❤🎉

  • @HayelomMengsh
    @HayelomMengsh หลายเดือนก่อน +1

    ልክዕ

  • @zxcvbqwert-fi6pn
    @zxcvbqwert-fi6pn หลายเดือนก่อน

    ማጊ ኣይትጋገ ጌቾ ከቐድም ዘለዎ ናይባዕሉ ስልጣን ድዩ ወይስ ናይህዝቢ ሕቶ መን ይቕድም?

  • @MuletaAbebe-v9l
    @MuletaAbebe-v9l หลายเดือนก่อน +1

    አቱም ሰባት ነስተውዕል ካድረታት እቲህዝቢ ይኸፋፍልዋ አለው

  • @brananai8977
    @brananai8977 หลายเดือนก่อน +8

    ጥይት እዉን ይስደዳሉዋ ካብቶም ዝተደፍኡ ቀያሕትን ፀለምትን ደቀንዶ ይበልፅ እዩ

  • @FbFn-h9w
    @FbFn-h9w 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤ማጊ ሺኮረይ ❤❤❤ጪሒሚ ግብረ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢

  • @DestaGebdrzher
    @DestaGebdrzher หลายเดือนก่อน

    ማጊ ቪድዮታትኻ መሳጢ ዪ ቐፅለሉ ወዲ ሪመይ❤❤❤

  • @DegolAbera
    @DegolAbera หลายเดือนก่อน

    ፅቡቕ እዩ ፕሮግራምካ ግን አብ ፖለቲካ አይትእቶ

  • @MagggMafgh
    @MagggMafgh หลายเดือนก่อน +1

    2 ምሳኤል አእትዋላያ ሰሓቕ ሞትኹ😂😂😂😂😂😂😂❤

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 หลายเดือนก่อน +2

    Selame eyu tebuke ab gezean kofe elen entay keykona weileu Menesey 🎉🎉🎉

  • @رهوه-ك6ل
    @رهوه-ك6ل หลายเดือนก่อน

    ማጊ ሽኮር 🎉

  • @SamirhAlS
    @SamirhAlS หลายเดือนก่อน +2

    ሃይ ሃይ

  • @saas3555
    @saas3555 หลายเดือนก่อน +1

    Meneseyat selam ydelyu eten lmat gujle zbhala eten zeyrbha abel sle zeytewahba eyen kemou zgebra neyren gesart

  • @Dhhxhd-h7x
    @Dhhxhd-h7x หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤ማጌዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @KflomMark
    @KflomMark หลายเดือนก่อน +1

    ትግራይ ንተጋልደልቲ ጥራይ እያ

    • @RahleRahle-rm3vw
      @RahleRahle-rm3vw หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

    • @DestaGebdrzher
      @DestaGebdrzher หลายเดือนก่อน

      ናይ ዱኹም ኣታሓሳስባ

  • @Miri1234-o6v
    @Miri1234-o6v หลายเดือนก่อน +3

    ሕቡሸ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SasonAsrat
    @SasonAsrat หลายเดือนก่อน

    ሓደ ሐደ ሰባት ንምንታይ አደ ትፅረፍ ይብሉ ኽብሪ ዘይብላ ዘተኸበረ ሰብ ትፀርፍ ልምዓት ጉጅለን ዓለታዊትስ መን ፈቂዱላ

  • @dl4055
    @dl4055 หลายเดือนก่อน

    Ezi keman ywhdo,1million bzey fre,athfiekum,ayhager konkum,ay kab rediet wetsikum,mhferat

  • @BerihuAsgodom
    @BerihuAsgodom หลายเดือนก่อน

    በርኮ

  • @MebiMebi-ry5xx
    @MebiMebi-ry5xx หลายเดือนก่อน +1

    እዝ ህዝብ ሽረ ተባላሽዩ ዩ እንሀ ለለ ዶቁ ድዩ ከግብር ደልዩ

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 หลายเดือนก่อน

      ልምዓት ጉጅለ እየን ህዝቢ ኣይኮናን

  • @BerihuKasahun
    @BerihuKasahun หลายเดือนก่อน

    Anta Maggy hawey mengsti enttkewn kbluka hakom eyom mknyatu hakegna eka tmesl

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg7830 หลายเดือนก่อน

    ማጊ በጃኻ እንዶ ናይ ወድያ ተኸስተ ኮይኑ ዝናጥፍ ሹሙ ሓብረለይ ናይ ትክተኩ በቐዳማይ ፅሕፈልካስ ዘይመለስካለይ😏መዳለዊ

  • @MuletaAbebe-v9l
    @MuletaAbebe-v9l หลายเดือนก่อน

    ናይ ፈፀጋ መድሓኒት ብደንቢ ቻርጅ ምግባር እያ

  • @ብሌን-ወ5ቸ
    @ብሌን-ወ5ቸ หลายเดือนก่อน +4

    ስድታት ኣዶኣይኮናን

    • @HgffGgg-pe7ng
      @HgffGgg-pe7ng หลายเดือนก่อน

      Sakei bal hasewi sagern abey tafelat🤔🤔

  • @football2112-m2j
    @football2112-m2j หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ምሳኤል ለእተየት መሲሉኒ ለካ ባርካ እያ ኣእትያ

  • @hfgsdfhdhh9922
    @hfgsdfhdhh9922 หลายเดือนก่อน

    ጌታሸው ክወርድ ጥራይ እዩ መፍቲሒኡ እሱ እተቀጺሉ ህዝቢ ክነብር አይክእልን እዩ ሰኪሩ ትግራይ ክሸይጥ እዩ ምውራድ ጥራይ እዩ ዘድሊ አብይ መጀመርያ ዝገብሮ ዝነበረ እዩ ጌታሸው ዝገብሮ ዘሎ ንጌታሸው ይአክል ንበሎ ኩሉ ብትግራይ ዝሐምም እዞም ንጌታሸው ዝድግፉ ብገዘብ እዮሞ ዝተገዙኡ እዮም

    • @DestaGebdrzher
      @DestaGebdrzher หลายเดือนก่อน

      ብገንዘብ ከምዝተገዙኡ መራጋገፂ ኣለካ ዶ

  • @MamushegeSyum
    @MamushegeSyum หลายเดือนก่อน +2

    ብጫማ ክንእሶ ህዝቢን ዝቀተሉወ ብነፃ ሰደዱወሙ

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 หลายเดือนก่อน

      ቶም ኣያታትካ ብደንጎላ ክውቅዑ ኣለዎም ማለት እዩ

  • @eddf9976
    @eddf9976 หลายเดือนก่อน +1

    ምቅፃል ሓድግኻዮ

  • @mdallehossan3201
    @mdallehossan3201 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤🎉

  • @MulatMoges-o5y
    @MulatMoges-o5y หลายเดือนก่อน

    ተገበርሉ ሓፍተይ

  • @tirhasabrha3406
    @tirhasabrha3406 หลายเดือนก่อน

    እዞም መናእሰይ ዝድግፍው ዘለው ኪሰርቁ ዝደለዩ ጥራሕ እዮም ።

  • @HazaMelody
    @HazaMelody หลายเดือนก่อน +1

    Www best video ❤❤❤ HAZA Melody like follow share 🎉🎉

  • @BerihuKasahun
    @BerihuKasahun หลายเดือนก่อน

    Wekesa slezbezhe eyu maggye lewti yelen sle mengstna

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Nnnwwwddd-pj4jj
    @Nnnwwwddd-pj4jj หลายเดือนก่อน

    ጌታቸው ታይዘገበረ ንረዳዳእ ኢሂን ሚህን ስለዝበለ ጥዒቲ ዓዲ ከም ዝተረከበ ካብ ነበለት እስካብ ሽኮማዮ ብምብራቅ እሰካብ ጉሎ መኸዳ ኢሮብ ሰብያ ዝተረከ ከምእውን በጀት ደሞዝ ብለመና ተፈናቃሊ ውቁዕ ዝተሰወአ ዝበዝሐላ ሃንግ ስርዓት ኣልበኝነት ዝበዘሐላ ዝተቆራረፀት ክልል ኣረኪብኻ ኣብ ሊዕሊዑ እውን ንከይሰርሕ ምግባር ታይ ማለት እዩ.
    እሞ ሓሳብካ ብኣውያትን ራብሻን ትገልፅ ማሕበረሰብ...

  • @YenasKabrab-tc2kj
    @YenasKabrab-tc2kj หลายเดือนก่อน +1

    Magi seb hmaq alo seb zezgebero ketmxe reska keythamm

  • @gebretesfamichael6363
    @gebretesfamichael6363 หลายเดือนก่อน

    እንኳን ብጫማ ብጥይት እንተዝውቃዕ መዘና የብሉን ንስኻ ግን አሰረተውዕል እንተዘየሎ ትዕፆ

  • @AzmeraTekia
    @AzmeraTekia หลายเดือนก่อน

    አረ ዝወዲ እዚ ክፅላኣኒ😂😂😂😂

  • @sojoh9j904
    @sojoh9j904 หลายเดือนก่อน +1

    ለጌታቸው ባንዳ ካሎ በጣም ልዑክ አይዳ ሉም ሳይንታዘር ስልት ማስታወስ አለባችሁ💔💔💔

  • @azmeramohammed933
    @azmeramohammed933 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ናትኪ ጉርሙስና ብኽሳድኻ ጀሚሩክ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @KkkkKkkk-fh2ww
    @KkkkKkkk-fh2ww หลายเดือนก่อน

    ማጊተይ ናተይ

  • @AngesomAlemu-z3x
    @AngesomAlemu-z3x หลายเดือนก่อน +1

    መንፈራ ዝተወቅዐት ርግቢት ትመስል

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj หลายเดือนก่อน +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤

  • @amelworkdesta4601
    @amelworkdesta4601 หลายเดือนก่อน

    ዲቃሉ እምበይ እንታይ መንእስይ ዝሞተ ህዝብ ትግራይ እዩ stop 😢

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz หลายเดือนก่อน

    ብጦርሙዝ አውን ይንሶ አዩ

  • @laylaal7008
    @laylaal7008 หลายเดือนก่อน

    ዙ ህዝቢ ሽረ ግን ታይ ይከዉን አሎ ዝደለዮ ዘይጥይቅ

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 หลายเดือนก่อน

      ልምዓት ጉጅለ እምበር ህዝቢ ኣይኮነን

  • @amelworkdesta4601
    @amelworkdesta4601 หลายเดือนก่อน

    ምህሳው ዝለመዱ መራህቲ ምሰ መን ትዛረብ?

  • @aregawiabiraha1358
    @aregawiabiraha1358 หลายเดือนก่อน

    ካስተር ኦይል ንፈፀጋ መድሓኒት

  • @tekledawit3007
    @tekledawit3007 หลายเดือนก่อน

    ሚሳይል እወ ማጊ ግናይ

  • @klm9872
    @klm9872 หลายเดือนก่อน +1

    Selam❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamSelam-u8s
    @SelamSelam-u8s หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @NahomMebrahtu-wp9cb
    @NahomMebrahtu-wp9cb หลายเดือนก่อน +1

    ጌቾ ናይና❤

  • @LamLam-ch6pm
    @LamLam-ch6pm หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰

  • @tehaynesgebretnisae8173
    @tehaynesgebretnisae8173 หลายเดือนก่อน +1

    TIGIRAWAYE NISIKASINI MENEYU NFATI KEBLEKUM MERATIKUNI WAGAYEBLIKUMNI NSIKUM MEHISAW KETIGEDIFU NESATOM DIMA ADIKEYEMAHADIRU BEZAABA STANEM TIRAHI EYU ZHASIBU HEZBI TEGUAHIFU ABSHIGIR ADAHALEWO BEZAABA SELITAN YEBAASU ALEWU GEBKUM KETISHIFNU ATISHIFUNUN BTAEMI TIGEBRU TEHIZUNU

  • @MikiEndeshaw
    @MikiEndeshaw หลายเดือนก่อน +1

    ስማዕ ማጊ ዲኻ ዋላ ማኣርግ ኣይምልከተናን ቪዲዮኻ ተሕፅሮ ስለ ዘለኻ ሰብስክራይበይ ከልዕሎ እየ 😡✋✋ በቃ እዚ ትእዛዝ እዩ።

  • @MreamGanda
    @MreamGanda หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @وفانهاحمد
    @وفانهاحمد หลายเดือนก่อน

    Maggy krbt wedeka dka 😂😂❤❤❤❤❤

  • @NessarNurhussien
    @NessarNurhussien หลายเดือนก่อน +1

    First like 🎉

  • @WeldatKibra
    @WeldatKibra หลายเดือนก่อน

    ኣታ ብሎክ በሉዎ ዛጋሕሻር

  • @TsegayAraya-o3t
    @TsegayAraya-o3t หลายเดือนก่อน

    ቮድካቸው ከዳ ህዝበይ ክሒድካዮ ኣሕ

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 หลายเดือนก่อน

      ህዝቢ ማለት ቶም ቆራዲድ ኣያታትካን ኣዝማዶምን ድዮም

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح หลายเดือนก่อน

    Kelbi ጥራህያ አብ ገዝአ ትነብህ አክላባት

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 หลายเดือนก่อน

      ሽረ ናይ መን ገዛ መን ከ እዩ ጋሻ

  • @asma2064
    @asma2064 หลายเดือนก่อน

    ነዉሪማትንምትይ😮😮😮

  • @Ehthopha
    @Ehthopha หลายเดือนก่อน

    ማጊ ሙና ሰበይትኻ ድያ😂😂

  • @AfariMadSleuth.ExportedSalt
    @AfariMadSleuth.ExportedSalt หลายเดือนก่อน +1

    ሱቀል ዕቩድ ከልቪ ጁርናሊስት

  • @Alame-e5w
    @Alame-e5w หลายเดือนก่อน

    መሳይል❤❤❤😂😂😂

  • @AsmieloveAsm
    @AsmieloveAsm หลายเดือนก่อน +1

    ezi nay Ethiopia mesayel kif alewa 😁

  • @DesuSabawi
    @DesuSabawi หลายเดือนก่อน

    በትሪ እዩ ዝግብኦ ከዳቸው ረዳ😂

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre368 หลายเดือนก่อน +1

    Getachew is playing games by innocent human beings lives so what he doesn’t deserve any respect from a mother and father they lost the children for Tigray not for party or in individual person power

  • @bereketghebrengus1100
    @bereketghebrengus1100 หลายเดือนก่อน +1

    Eway eza wedi 132k bexiki 32k keleki ye zfelteki

  • @GideyYohannes
    @GideyYohannes หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏

  • @TeklezgiYemane
    @TeklezgiYemane หลายเดือนก่อน

    ኣይ ሰተን ፍንጃል

  • @Abrahamhd-bx5rv
    @Abrahamhd-bx5rv หลายเดือนก่อน

    Dahina eya fetari yemesigan😊

  • @AberhatsyonGebresilse
    @AberhatsyonGebresilse หลายเดือนก่อน

    ፍንጃል ኣይስተን ቡና እዩ ዝስተ

  • @fitbleiben5698
    @fitbleiben5698 หลายเดือนก่อน

    Vitamin b nay wedi wsedi😅😅😅😅😅😅 7:41

  • @Anxarhasot
    @Anxarhasot หลายเดือนก่อน

    Megli anxewa u shweet😂😂😂😂

  • @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ
    @ጓልትግራይሓላል-ነ7ወ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AyalewAlemu-m5y
    @AyalewAlemu-m5y หลายเดือนก่อน +1

    ፋራ ስቅ በል

  • @birktiyemane8716
    @birktiyemane8716 หลายเดือนก่อน

    Anes ezie wedi mexakummmm kbl kelo dedhrihu eye zbla nsikum ke?

  • @BeyeneAbrahayo
    @BeyeneAbrahayo หลายเดือนก่อน

    እንታይ ሞራል ኣለዎም'ከ ንሶም ህዝቢ ኣወዲኦም ከይ ኣክሎም ብኩናትን ስደትን ስእነት ምሕደራን ስርቅን ከይኣክሎ ብሰንኪ ስልጣን ተባታቲኖም ዘለዉ ወድብ ካብዚኦም እንታይ ክሰምዕ
    ንዓይ እቲ ህዝቢ ምቅዎሙ ዘይኮነ ገሪሙኒ እንታይ ክሰምዕ እዩ ተኣኪቡ እዩ ዝገርመኒ።