If Jawar remains true to his words and commitments, he is proving to be an exceptionally mature and capable leader, potentially positioning himself as one of the most promising candidates to bring stability and peace to the Horn of Africa. His ability to navigate complex political landscapes, coupled with a vision for reconciliation and progress, highlights his potential to unite diverse communities and address longstanding challenges in the region. He could play a pivotal role in fostering sustainable peace and stability across the Horn of Africa.
Tegaru teberaberu meretkum hzbkum thalilu inte konkom n Eritrea kftna inber ksira ay kiln u mamush Abi. Slezi teberabirkum nezom ab adkum zznbyu zelewu Azabi deki weldegeba Eritreawiyan slezi telko Abi hzom uyom zelewu. Eritrea n sgata ab zatewet atya ketetfi mesela u selam inte delikum kebabikum axryu.
👍🏾🇪🇷ጎይታ የሱስ ብርኽ የብልካ ጽቡቅ ቃል የዒንቲ ልቦም ይከፈት ናይዛ ምድሪ መራሕቲ🙏🏾
ጀዋር ኩላ ሓቂ ኣውጺዋ ናይ ብሓቂ ፖሎቲከኛ
Kkkkkkk
ብጣዕሚ ብሱል ፖለቲካኛ
ይአክል ይበለና ጎይታይ ያረብ
እቱም ፖለቲካ ንዛረብ ኢና ትብሉ ኢቶፒያንዊያን ግደፉና ንሕና ኤሬትራዊይን ኢና ግደፉና በጃኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@eristrongwomen9947😂😂😂😂
@@eristrongwomen9947keda kemu belom
ኣብይ ኩናት ከም ምርጫ እንተወሲዱ ኢትዮጵያ ኣብ ሓጺር ግዜ ኣብ ትሕቲ ፋኖ ኢያ ኣከለ
ኢ/ያ ኣብ ትሕቲ ፋኖ ኣትያ ፋኖ ኸ ይዕገስ ዶ ይምስለካ? እታ ባሕሪኮ ኣብ ልዕሊ ርእሲ ኹሎም እያ ዘላ። ኣቢን ፋኖን ምስ ኢሰያስ ተዛራርዮም ንትግራይ ክሃርምዋ ከለዉ ትጽቢቶም ካብ ኢሰያስ ባሕሪ ክህቦም እዩ ነይሩ።
Yes gin kulom hade iyom. Himam bahri
@@FusumGermay-uk5weደሓን ሹኡ ነርክበሉ ። መጀመርያ ኣብይ ክኸይድ ኣሎዎ ፡ ኲናት እንተጀሚሩ ።
ፋኖ ዓቅሚ የብሉን ኣብ ሰራዊት ትግራይ ሓይሊ ዘሎዎ
Teklit ገፅ ፈረስ
ኢትዮጵያ ዘላ ዝመስሎ ሰብ ብዙሕ እዩ።
Anjals Anjal dea
Yelan
Jahra gedef eritrea ke ala dya kiluna tesedidna
ኪድ ኣብቲ ድፋዕ ኬድካ ከሙኡ በል ሃዳሚ
@@tvgezana1714 huku eyu Ethiopia zela zmeslekum bzuhat akum. Ezi Eritrea keyhbahri gele enda belu zgierwo zelewu kabti wushtawi gudayom nkhadmu zgebrwo eyu kuinat ms Eritrea kgebru aykelun eyom zeyfethwo wushtawi gudayom sle zhizom. Abzi hji kgebru aykelun eyom n Eritrea juho nkihzwa aykuinat ayselam gerom selam kkelewa sle zdelyu tray eyu kem natey hasab
እውይ በሰመ ኣብ ከፍርሓካ እዚ ግዜ፡ ሕስብ እሞ ውብልዎ ሕጂ ከኣ ናብ ኩናት! ኣምላኽ ኣቦይ ልቢ መረሓትና ንሰላም ህዝቢ ክሓስቡ ምርሓዮም።
Amen
please give the people peace just peace for God Sake
Thanks 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራ ከይትወራ ዶ 😂😂😂 ኣበይ ዘላ ዝተበተነት ሃገር እያ ደኣ ንኤርትራ ክትወርር እዚ ተተፈቲኑ ኢትዮ ፈጋዕጋዕ ክትብል የ።
ወሪድካ ከሙኡ በል ሃዳሚ ኣብዚ ኮንካ ክትፍክር
@@tvgezana1714abi zelo koyinu yifekir entay abituka
@@tvgezana1714nay bahki
ኣብ ሽወደን ኮንካ ትፍክር ባርያ ሑሱር
@@jacobjacob3227seq elka dqes nska ab kililka koinka do xhfka eka qomal😂
Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍❤️❤️💪💪💪
ይበል ኣናብባ ዛዓርከይ
ዋውውው ጆሃር ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ፖለቲካዊ ኩላ ዝበላ ሓቂ ያ።
ተጠበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣትየን ቭዛዕባ ሰራዊት አርትራ ዋላሓደ ገበን ኣይረኸብናን ኢሎም ድሕሪ ሰራዊት አርትራ ምዉጻኡ ወያነ ምስ ተመለሰት ግን ቤት ከረስትያን ምስላም ሲኢኖም ዓመጽ በዝሑ ዘይትዛረበሉ? ዉዕል ኣልጀርስ ግድን ክትገበር ይግብኦ ዘይትብል ንሕና አርትራዉያን ብርእስና እና ንነብር ብዘይማንም ጎረቤት ርእስና ክእልና ንነብር ህዝቢ እና ንሕና አርትራ ዉዕል ኣልጀርስ ግበሩልና እና ኢልናኩም እንተዘይ ኮይኑ አርትራ መሬትና ሕዝና ኣለና ኣይትሓሱ ንወሮ መሬት የብልናን
አታስቀኝ እስቲ🙆🙊🙊ምንም አላገኘንም አሉ ነው ያልከው😂😂
Tog endher ela ab weshti 34 hours asmera aleku🇪🇷🐅🤝✔️
ከኦምሀጀር ወደ አስመራ ነው ወይስ ከአሰብ🤔🤔
Abu yerakebna bro adina ahlifna aynhbin kesadna😊😊
ብስም እየሱስ ክርስቶስ ስምን ስልጣንን ናይ ምዋርት መናፍስቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይግናሕኩም። ኣብዚ ክልተ ህዝቢ ሕጂውን ከተዋድእዎ፡ ላዕልን ታሕትን ትገብሩ አሎኹም፡ ካብዚ ጀዋር ዝብልዎ መደላሓቒ ሰብ ፡ ኒዮን ነጀውን ክብል ልቕሉቕ መቓብር ዝኾነ፡ ባዕሉ ዘይገብሮ፡ መልሕሱ ግን ዘንውሕ፡ ብስም እየሱስ ክርስቶስ ስምን ስልጣንን እግዚኣብሄር በቲ ህያው ቃሉ እውግዘካ ፡ ጥፍኣት፡ ናብቲ ጥፍኣት፡ ዝምነ ክፉእ መንፈስ ብስም እየሱስ ክርስቶስ ስምን ስልጣንን ይገልበጥ። ጥፍኣት፡ ናይ ህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ትምነ ኣለኻሞ፡ ሕጂ ኸኣ ንመን ኢኹም ጆኖሳይድ ክትገብሩ ትህድዱ ዘሎኹም፡ እስኪ ዕጡቓት ስረ እንተ፡ ኾንኩም ባዕልኹም፡ ኪዱሞ፡ ነቲ ትብልዎ ዘሎኹም ግጠምሉ፡ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ድሕሪ ሕጂ ኣይሞተልኩምን እዩ። ካብ ወረን ወዲ ወረን ካብትን ናብትን ምባል ሓዳርካ ግዳ ደይተዕቢ፡ እስኪ ሓዳርካ እለ ፡ ንምኳኖ ሓዳርን ቆልዑን ኣሎዉኻዶ፡ በጃኻትኩም፡ ህዝቢ ኣይትበጽብጹ ፡ኪዱ ናብራኹም ግብሩ፡ ሃዋኺ መንፈስ ፡ ኣብ ውሽጥኹም ደሎ ንርእስኹም ሰላም ከሊኡ ንህዝብና ፡ ሰላም ትኸልእዎ ኣሎኹም እሞ፡ ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኩም።
❤❤❤ nay behaki sfof zena
Egzeabher my gbero 😢😢😢😢
Eritrea 🇪🇷
Xibuk tintane ❤
If Jawar remains true to his words and commitments, he is proving to be an exceptionally mature and capable leader, potentially positioning himself as one of the most promising candidates to bring stability and peace to the Horn of Africa. His ability to navigate complex political landscapes, coupled with a vision for reconciliation and progress, highlights his potential to unite diverse communities and address longstanding challenges in the region. He
could play a pivotal role in
fostering sustainable peace and stability across the Horn of Africa.
Wish your good intentions will materialize and Eritrea and Ethiopia including Tigrai will find mutual peace and understanding
ፓለቲከኛታት ኢትያጵያ ብዛዕባ ኣብ ርእሲ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝተፈጸመ ግፍዒ ከም ዝተፈጸመ እንተዘይ ኣሚኖም ናይ ባሓቂ ሰላም ክመጽእ ኣይክእልን ኢዩ ስለዚ ጀዋር ዝብሎ ዘሎ ኣብ 1999 - ኣብ ርእሲ ኤርትራዉያን ዝተፈጸመ ግፍዕን ዘመተን ኣብ ኢትዬጵያ ዝነበሩ ኣብ 2018 ንብረቶም ተመሊስሎም ዝብሎ ዘሎ ጻዕዳ ሓሶት ኢዩ ብጉልባብ ምድንጋርን ዝመጽእ ሰላም የለን 🇪🇷🇪🇷💪👈
Johar jigna mestawali eyuo
✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️
ጀዋር ስቡሕ ድዑል ንባዕልኻ ኢትዮጵያ ትፈርስ ኣላ እንዳበልካ ከመይ ኢልካ ሕጂ ኣቢ ንኤርትራ ክወራ እዩ ትብለና ርእሲ እምኒ ኣቢ 3 ክፍለ ሰራዊት ዘይኣኻሉ እሞ ድማ ሜካ ዘይብሎም ዕጥቋት ፋኖ ክስዕር ዝይከኣለ ኣቢ ምስ ሙሉእ ሰራዊቱ ምስ ሙሉእ ሜካናይዝዱ ሓይሊ ኣየሩ ሓይሊ ምድሩ ንፋኖ ክስዕር ዘይክኣለስ ንኤርትራ ክወራ እዩ ክትብለና እንታይ በፍራስ ድዩ ክወራ ወላ ብበቅሊ ዒባ ዋሒድ እዚ ኤርትራውያን ደገፍቲ ከተጥሪ ኢልካ ዘይከውን ጽንጽዋይ ምፍጣር ግደፎ ነዚ ሽጣራ ኣይኮነን ካልእ ንፍልጥ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Thankyou wedey nezia comment siene kolel kbl xenihe 😂😅
ትግራይ ላይ እንደ ተደርገው ዓይነት ዘመቻ ቢደረግ ብለህ አስብና ከዛ በኋላ እናወራለን። ፋኖ ላይ እኮ እንደ ትግራዩ ዓይነት አልተዘመተበትም፤የዛን ያህል አደጋ ቢኖረው ይቀራል ብለህ ታስባለህ?
ኣታ ዘይተደቅስና 😂😂
😂😂😂
ክላእ. ንፋኖ ዘይሰዓሩስ ምስ ኤርትራ ከአ ክዋጉኡ..ክክክክ ጥፋእ ዝበሎ ሐሩጭሲ ምስ ንፋስ ይቃለስዮ ነገሩ😮😮
ክላ ንኤርትራ ድኣ ሓንቲ ድሮን ትኣኽላ።
ሻዕቢያ ኣብ ሕቖ ፌደራል ተሓዚሎም ንትግራይ ከምዝኣተዉ ይርስዕዎ እዮም 😂😂።ሻዕቢያ ንበይና ዓቕሚ የብላን 😂 That's why ድማ ሕጂ ናብ ግብጺ ፡ሶማሊያ ምምልላስ ኮይና ዘላ ፡እዛ ብላሽ Terrorist ሻዕቢያ @@samm7876
ኣላ እንዳ ጃህራ ድራሮም 😂😂😂 እንዳተመካሕኩም ትውድኡ ኣለኹም ።
ኣበይ ዞሎ ፋኖ😅😅😅 ስምረት ዘይብሎም ሰራዊት ትግራይ እንተ ወሲኖም ጉድይ ተወዲኡ
@@thanksgod8398ሰራዊት ትግራይሲ ኣበይዶ ኣሎ እዩ ዕጥቁ ዝፈትሕ ዘሎ ንባዕሎም ኣዘዝቱ ዝማቃቀሉ ዘለው ስምረት ገለ ክትብል ከድኣ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Thx bro
ተደሚርና ኢና
ኣይጸገብናን ያኣኺ ዜና ኣውሕድኩሙልና
we want more.absolutely,indeed.
We want more.
ክክክ ከመይ ድዩ ኮይኑ እዚ ምዉራር ዶስ ብላሳን ኢያ ኮይና ምዉራር
Merhaba kebari🇪🇷
Thank you jewhar this is the true analysis
welcome
My best chanel
እንታይ እሞ ምስ ተሰቀሉ እንድዮም ዝኸድዑና እንበር ምሰቀልናዮ ምስቃል ደኣ😂😂
ክንውረር ኣይንነብርን ሓንቲ ጥይት ናብ ኤርትራ እንተተኲሶም ንሕና ኢና ንወሮም እታ ፍትሒ ዘይብላ ቄናን ዓለም ግን ክትዘርየና ምዃና ከይተበገስና ዝገሃድ ሓቂ'ዩ እንተኾነ ግን ከም ዝሓለፈ ክንምክቶ ኢና።
Abey koynka eka kitmkito Sidrana dea kitlkumlna
Wel come kb
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤
Efff dqas zimexiea ziena amlak aboy yiakil yibelena hijis 😢😢
ጆሃር ማሓመድ እታ ስልጣን ናይ አራትኪሎ ሕጂ ተረኺባ ብህዝቢ ኢትዮጵያ ተቀባልነትን ተሰማዕነትን ክረክብ ይጽዕር አሎ አብ ዝሓለፈ ዕደት አብሽወደን ዝቀረበሉ ሕቶ ብዛዕባ ኤርትራ ዝሃቦ መልሲ አብሰነድ ልቢ ህዝቢ ኤርትራ ሰፊሩ አሎ ንሱ ዝበሎ ጉዳይ ኤርትራ ዘይተዛዘመ ፍቲሕ ኢዩ ኢሉ ነሩ ጃንሆይ ደርግ ወያነ ከደምቲ ነሮም እዚ ናሕጂ ዘሎ ግና ፋሕ ኢላቶ ማዓልታት ይጽበ አሎ አብ ኢማራት ናብታ አደኩንኒ ዝበላ አደ እቲ ንጉስ ኢማራት አደክኾነካኢየ ዝበለቶ
ኤዚ መድያ ናይ ክንደይ ብመልሓሶምዝሕይሉእንዳምጻእካ አትበጽብጸና
ካብዉግአ ኢትዮጵያን አርትራን ምባል መጠረሻ ጥፍኣት ስርዓትኦሮሞ ምባልዩ ዝቐለካበሎ ንጅዋር ጅዋርዉን ንስልጣንምበር ስለህዝቢ ኢትዮጵያ አዝኒየብሉን
Halewlew aynebel tenkolti mekan negdefo Fetari keykeyem mo nekulima keytfeana
ኩነታት ዞባናን ዓለምናን ተኸታተል ምኽንያቱ ኣቢ ንኤርትራ ክወራ ዩ ኢልካ ዜና ክትዝርግሕ ካብቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሰብ ዘይአምኖ ዘረባ እዩ ኢትዮጵያ ክትወርር ኣይኮነን ንነብሳ ኣብ ዘየዕርፍ ኩናት ብፋኖ ይካየድ ኣል ስለዚ ኩነታት ዞባና ፈሊጥካ ኣብቦ ብዝበልዎ ኣይትዛረብ
Wa ata eziom endo aytemsealna tigraway dika ?
*_ጆዋር ኣድህቦ ክረክብ ኢሉ እዩ ናይ ጻንድቃናት ቋንቋ ዝዛረብ ዘሎ እምበር ፖለቲከኛታት ኢትዬጵያ ጸርዬም ኣይጸርዩን እዬም ከም ሽንፍላ!_*
Hasawi jewar mohammed
♥️🇪🇷♥️
እሞ ኣብይ ዳ ንኹሎም እንዱ ማኖ ዘትሕዞም ዘሎ. ኤሱ እንዳበለ ብዙሓት ሂወት ወተሃደራት ኤርትራ ኣብ ኩናት ትግራይ ንሓገዝ ተዋሂቡስ ሕጂ ካ ግልብጥ ኢሉ ናብ ኤሱ
First comment
❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
ቅድም ንፋኖ ይስዓር ደሓር ናብ ኤርትራ ኢዱ ወስ ይበል ሪኣቶ ዘይትፈልጥ ኢ /ቶ ናብ ደልሃመት ክትኣቱ እያ:መኽንያቱ ኢድ ሻዕብያ ከመይ ሙኻና ጹቡቕ ገይሩ ስለዝፈልጣ:ዋይ በሻሻ
ኮሎል ኣይትብል ፋኖ ዓቅሚ የብሉን ሰራዊት ትግራይ እንተ ወሲኖም ጉዳይ ተወዲኡ
That might be on a cyber war. He is not in that capacity brov he is counting his days.
Ewayyyyyy yehwatna😢😢😢😢 amlak aboy bejaka yeaklena hjis Qinat ufffffff😢
❤️🌺💐🇪🇷💪❤️🌺💐🇪🇷💪❤️🌺💐🇪🇷💪❤️🌺💐🇪🇷💪❤️🌺💐🇪🇷💪❤️🌺💐🇪🇷
Wawwww jawer xebuk zerba tezrbu
I am sleeping
Anta goitay hasot aywdakumn dyu ere bfetari gdefuna?
እንቓዕ X እንቛዕ √
ቓ Qa X ቛ Qua
ኣርሞ ወይ ዜና ምስራሕ ግደፎ
Akmi yhalwo
Kla newo belom beal ezi lakwa
Any war with Eritrea will be an end to Abey. Let him not make a mistake.
Kb 🎉🎉🎉🎉
ህዝብና ናምእካብ ወይ ኞሎቲካ ኤርትራ ንምምእዛን ምስ ኢቲዬጵያ ክንሳማዕ ኣለናዶ ትብል ? ኣብ መንጐ መንግሰትን ተቃወምቲን ኤርትራ ዘሎ ዘይ ምትእምማን ኢቲዬጵያ እንታይ ክትገብር ኢያ ትደሊ ዘላ ? ኣብ ውድድር ኞሎቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሚዛን ንምሕላዉ እንታይ የዲሊ ? እንታይከ ሳዕበናት ክኸትል ይኽእል ትብል ?
መንግሰቲ ኤርትራኸ መዓስ ኢዩ መዕጾኡ ዝግፍትን ካብ ኩሎም ጉኑፋት ነጋዶ ዉጉእ? ሕሳብና ክንገብር ኣለና ከም ኤርትራዊ'የ
Aby has too many problems at home. Fano Tgray Oneg. His soldiers are tired of war and they aren’t determined to fight.
Yijemir gidefo Eritrea and Ethiopia kab gex midri keytefea qerni Africa 🌍 selam kirekib malet zebet eu
Yetfika tesfa zkorexka tmesl egzaebhier aelo 🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዓብይ ምስ ህዝቡ እምበር ምስ ዓርሳ ዝከኣለት ሃገር ክዋጋእ ዓቅሚ ይኩን ሞራል የብሉን ።ኤርትራ ይትረፍ እታ ንእሽተን ድክምትን ጅቡቲ እዃ ኣ /ኣበባ ተትበፅሕ ዓብይ ኣይምመለሳን
Nay behaki jewar Mehamed azyu kdnek zgbo boletikawi eu ajoka abertiaka srhalu
ኢትዮጵያ ዕምራ ኣኺሉ😂😂😂😂 ኢጎዝላቪያ
ኤርትራዊ ኣሻ ይመስለካ ናትካ ሃተፍተፍ ሓሶት ዘረባ ዝኣምን? ናይ ትግራይካ ግበር መደናገሪ፡።
Abtrah aqmka ba boremrem Abbiy galas aqmi geru n eritrea kwerr mahneqtu u zewj zelo
Jowar Mohammed is one of the smartest politicians in our region.
Who said that ?????
mahayem eka nebalu kenday sab zatfea do aykonan kabebomne enda bela
Abiy dia emo nfano zeykeales nEritrea? Goud eyu
Tegaru teberaberu meretkum hzbkum thalilu inte konkom n Eritrea kftna inber ksira ay kiln u mamush Abi. Slezi teberabirkum nezom ab adkum zznbyu zelewu Azabi deki weldegeba Eritreawiyan slezi telko Abi hzom uyom zelewu. Eritrea n sgata ab zatewet atya ketetfi mesela u selam inte delikum kebabikum axryu.
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Eritrea has nothing to do with Ethiopia. Yiaklena mis yeedug mirkab ayedliyenan iyu
ኣብዚ ጉዳይ እቲ ኣዝዩ ዘሕዝን፣ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጎረባብቲ ህዝብታት ዘለዎ ዝምድናታት ባዕሉ ብናቱ ድልየትን ሕርያታትን ዝውስኖ ዘይኮነ፣ ብሓደ ሰማንያ ዓመት ዝቐረበ ዕቡድ ውልቀ መላኽን፣ ጸበብቲ ናይ ረብሓ ጉጅለኡን ዝውሰን ምዃኑ ኢዩ። እቶም ቆራዲድ ፖለቲካውያን ኢና በሃልቲ ከም በዓል ጀዋር መሓመድ ከኣ ነዚ ሓቂ ሸፋፊኖም ኢዮም ዝሓልፉዎ። ህዝቢ ኤርትራ ዘለዎ ሓንቲ ምርጫ ጥራይ ኢያ፣ ንሳ ከኣ እዚ ን34 ዓመታት ንሃገሩ ናብ ገሃነብ ዝቐየረ ስርዓት ኢሳያስ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ናብ ግብኣተ መሬቱ ምእታው ጥራይ ኢያ። እዚኣ ዕላማ ምስ ስርዓት ኣቢይ ይኹን ምስ ካልኦት ስርዓታት ትፍጸም እንተክኾይና፣ ትፈጸም።
You must be an enemy of the Eritrean people!
ጆሀር ...አቢ .ምስ ኤርትራ ዘግጥም ዓቅሚ የብሉን ሎሚ እዚ ፕሮፖጋንዳዮ....ዶር አቢ.. ንህዝቢ ኢትዮጲያ ካብቲ አትይዎ ዘሎ ዓዘቅቲ ከም መዘሐሐሊዮ ዝጥቀመሉ ::
Wge zbehal yelen mknyatu aqmi zbehal yeblun wedi Beshasha
Izia hmak mxiat kunst 90% nhzbi tgray ya slezi izi zmexi kunat bmibul mesarhi zkayed u. Tgray lki kem Gaza ktkewn teilo alo slezi nsle iti dka hzbi klka tgraway tebaraber. Ms Eritrea welhanti sur zsede xli yeblkan kone ilom n salasa Amet z fefrekwo zanta u. Nskum fluyat slezkonkum kab hzbi Etyo ay konkumn N Eritrea mtkai ittimom ita inko killil sle zkonkum u zlezi hji wn teberaberu
ኣነስ ጸገም ኣለኩ ንኤርትራ ክወራ ትብሉ ልዕሌና ሓይሊ ኣለዎ ኢልኩም ስለ ትኣምኑ ድዩ ዋላ ኤርትራ ክትወርር ኣይትክእልን ኢያ ዝብል ግምት ሰለ ዘለኩም ኢዩ ሕጂ ሰንደር ተዝብል ህውሓት ኣራት ኪሎ ምስ ፋኖ ምሰቀልናያ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ህዝቢ ብኣሲ የብሉን ብሰንኪ በራዩ ናይ ምዕራባውያን ዝኾኑ መራሕቶም ኢዮም ግዳይ ዝኾኑ ዘለው
Ewayyy Emo menyu kmewet hji ke zhalefe dehay zeyterekbom alewuna😢😢😢 hji kea uyyy
@helenitaluli4790 ያ እዛ ጋሕሻር ዓዲ ከለሞ ተገዲድና ንኸፍሎ ዋጋ ንሕና ኣብ መሬትና ዘለና እዚኦም ባራዩ ኣዮም ናይ ምዕረባውያን ኢዮም ካልኣይ ኩሎም ሜድያ እንተሪኢካየን ኲናት ጥራይ እንተ ኢልና ኢና ዝራአየልና በሃልቲ ኢዮም ኤርትራ ኣብ ህንጸት ሃገር ኢያ ዘላ ዘይ ሎሚ ከማን ኣይቀሰናን
ኢትዮጵያ ብሂወት ደላ መሲልዎ አሎ እዚ ሰብአይ
Kunat ayndelin ena Ante tejemiru gn Ethiopië ab edna ktaatu mkana fletu
Jewar lekbat hezbe Eritrea 🇪🇷 Ethiopia 🇪🇹 hade aykonan 20 amet taxena kuteba zbalena Ethiopiawe yalen ab metfaena eu zatakea ,Abey nbaleu yelek zbel zelos NEritrea nman katferarh Ethiopia 🇪🇹 kem hayal ekum thasbwa gura becha enque ranakum tamekum nanhedhdkum tebaleu hezbe ekum eko shabya naweh eu edom meskum mexbxbna ab karne Africa eu zazen
ጽቡቅ ዜና😂
ቆማል ዓጋመ
@almazhagos6885 ካብተን ማጨሎት ኢሰያስ ዝተሓጸባ ደቓሉ ዲኺ🤣
በርጌድ ንሓመዱ ምስ ጀውሃር ሓቢርና ክንሰርሕ ኣለና
ኣበይሞ መላሃናዮ ኔርና ሕጂ ንወዲ በሻሻ ደሊዎ ከምዘሎ ሻዕብያ ኣይፈሎጦን ኣሎ
Men kmotelka 😢😢😢😢 Stop Quinat
Kb shabiya abi Ahmed yhesh ykwen meftan eu shabiya zgtem hali enta rekba ane aykawomen ey belbi 😭😭 shabiya kdfer alwo
Jeljal buda hadami bayta wured 😂😂😂😂😂
klea saket eka neska eka Wes belu kab zalenayo me ena kenbalakum ena wey keb wey geb eu bakum edmena kewdea aykonan
2025 ዶር ኣቢ ን ፕሬዝዳንት ኢሳያስ ከይቀተሎ እይተርፍን እዩ።
Agame resah hilem 😂😂😂😂
@@amenhiwet1313kkkkkkkkk nay bahki
neaka mes aletka gah yablka betan dernatu malmade yegberka
@@nebiatmehari9838 ናይ ብልበይ እየ ፕሬዝደንት ኢሰያስ ሎሚ ዓመት ሂወቱ ክሓልፍ እዩ ። ዶክተር ኣቢይ ምስ ሰራዊቱ ሬሳ ኢሰያስ ከሪኡና እዮም
Zeysemrolom tnnkola hasdat Agame
ኢትዮጵያ ዓፍራ ሃገር ፈርካሽ ታይ ዓቕሚ ኣለዋ ኢያ ምስ ኤርትራ ክትገጥም
❤❤
Xibuk tintane ❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Jewar lekbat hezbe Eritrea 🇪🇷 Ethiopia 🇪🇹 hade aykonan 20 amet taxena kuteba zbalena Ethiopiawe yalen ab metfaena eu zatakea ,Abey nbaleu yelek zbel zelos NEritrea nman katferarh Ethiopia 🇪🇹 kem hayal ekum thasbwa gura becha enque ranakum tamekum nanhedhdkum tebaleu hezbe ekum eko shabya naweh eu edom meskum mexbxbna ab karne Africa eu zazen