BREAKING News II ብጣዕሚ ዘሕጉስ ካብ መቐለ II ፍሉይ ግብረሃይሊ ኣጣይሾም II ስራሕ ጀሚሮም ህዝቢ ዓሊሉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 26

  • @danielwoldu8263
    @danielwoldu8263 4 วันที่ผ่านมา +1

    Tigray tv አብኢድ ሰራዊትና ይእተዉ ህዝቢ የደናግረልና አሎ

  • @teklehaymanotassefa4687
    @teklehaymanotassefa4687 4 วันที่ผ่านมา +3

    ዓልሉ አብዝባን
    ፀላእቲ አታ ዕልልልልል❤

  • @ሩታሩታ-ኘ1ለ
    @ሩታሩታ-ኘ1ለ 4 วันที่ผ่านมา +4

    ሕጂ ትግራይ ዕልልልልልል❤❤❤❤

  • @Yah4918
    @Yah4918 4 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውውው ዘሕጉስ።

  • @ArayaBrhane
    @ArayaBrhane 4 วันที่ผ่านมา +3

    ህዝቢ ትግራይ ከይብላዕ ኣብ ጉኒይ ሰራዊት ትግራይ ጠጠው ክብል ኣለወ❤

  • @VfG-m2x
    @VfG-m2x 4 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ በሃሊ ኣቱም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤

  • @nigussebitew7507
    @nigussebitew7507 4 วันที่ผ่านมา +3

    ፅፁይን ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ!!

  • @Yah4918
    @Yah4918 4 วันที่ผ่านมา +3

    ኣታ ዕልልልልልልልል ዕልል በሉ።

  • @Sara-q5u4c
    @Sara-q5u4c 4 วันที่ผ่านมา +1

    እልልል

  • @berihufitwi-n7f
    @berihufitwi-n7f 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጂ ዕልልልልልልልልል

  • @Weldemariam-l9w
    @Weldemariam-l9w 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣይንሾክል ንድሕሪት ዝበሃል ነገር የለን ኹሉ ተፀንቂቁን ዝስራሕ ተሰሪሑ ዝውገን ስለዝኾነ ስግኣት የለ

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 4 วันที่ผ่านมา +3

    Tdf Tdf 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @RrUu-zh5mc
    @RrUu-zh5mc 4 วันที่ผ่านมา

    💖💖💖💖💖❤❤

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u 4 วันที่ผ่านมา +1

    እልእልእል

  • @TESFAYDesta-g1y
    @TESFAYDesta-g1y 4 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ዝሰልጠነ ዓዲ ደንቆሮ ኣሎ ድዩ?

  • @hailemichealweldeslasse6903
    @hailemichealweldeslasse6903 4 วันที่ผ่านมา

    ምድረ ቀጣፊ እርንብ በል ናይ ትግራይ እናጠሓስካ ሰብ ምቕታል ምድፋር ኣይግበርን ።

  • @TESFAYDesta-g1y
    @TESFAYDesta-g1y 4 วันที่ผ่านมา

    ንውልቁ እምበር ነህዝቢ ዝውክል ኣይኮነን :: መጣጢ ደም

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 4 วันที่ผ่านมา

    ትግረዋዬ አስተውእል ሀዬ ሀዬ።
    የማን ጸጋም እናመመኻ
    ሓሳብ አቅምጥ በዛኻ
    አሻሓት አሸላት ከፍልካ
    አሻሓት ዋእሮታት ከፍልካ
    እቲ ሓቂ አቅምጥ በዘኻ
    ዋእሮታት ትግራይ ነብኤን
    ካሕሳ አቡወን ጻመኤን።
    ትግራይ አደይ ዘሓላል
    ካሓሱ ሀቡዋ ባሓባር
    ነኒ ባእልና እንታይ ኮይና።
    አደዳ ጸላኢ ኾይና።

  • @ggfg5809
    @ggfg5809 4 วันที่ผ่านมา

    ኣኬበ ረጊፆም ዝወፁ ሰባት ካብ ቀደሙ እናሰለሉ እዮም ፀኒሖም ስለዘሎ ካብ ስንዳይ ክርዳድ ምእላይ ኑዉር እዩ

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 4 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ተሰፋ ጌረ ኣለኩ ግን እዚ ነገር እዙይ ህዝብና ብከባቢ ክብተን እዩ ካቡኡለ ውዕሊ ፕርቶርያ ክትግበር ኣይክእልን መርየትናውን ክምለሰ ኣይክእልን ሰለዚ ሓቃፊ መንግሰቲ ምተተከለ እዩ ፅቡቅ ኔሩ

  • @AlemGG-wr2ib
    @AlemGG-wr2ib 4 วันที่ผ่านมา

    Gugle serqiti ay tetsmuna bilmika du rekayo

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 4 วันที่ผ่านมา

    ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብህዝቢ ትግራይ ዝተመርጸ መንግስቲ ዘይኮነ ትግራይ ህዝቢ ዝመረጾ መንግስቲ ከለዋ ኣብ ልዕሊ ዘለዋ መንግስቲ ኣብይ ኣሕመድ ስልጣኑ ተጠቒሙ ብኢደ ወነንኡ ዝመረጾ መንግስቲ ኢዩ ::
    ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብህዝቢ ትግራይ ዝተመርጸ መንግስቲ ኣይኮነን ::
    ጌታቸው ረዳ ውን ንዓይ ኣብይ ኣሕመድ ኢዩ መሪጹኒ ኢሉ ተዛሪቡ ኢዩ ::
    ኣብ ሓንቲ ሃገር ወይ ክልል ኣብ ሓደ ግዜ ክልተ መንግስቲታት ክህልውዋ ኣይካኣልን ኢዩ ::
    ሊባኖንን ፓለስቲንን ጥራሕ ኢየን መንግስቲ ከለወን ኣብ ልዕሊ መንግስተን ድላዮም ዝገብሩ ኣሸበርቲ ዘለውወን ::

  • @MolaaAssuming
    @MolaaAssuming 4 วันที่ผ่านมา

    ሓሸውቲ 😅😅😅😅

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 4 วันที่ผ่านมา

      ሓሸኽ በል አንታ ረሳሕ 😂😂