"ህዝቢ ትግራይ ብፀላእቱ ኣይተንበርኸኸን ኣይንብርኸኽን።" ሕቶታት ንሃለቃ ፀጋይ በርሀን ካልኦት መቅረብትን ዋዕላ ሓረስቶት 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 35

  • @mebrahtuhadgu7215
    @mebrahtuhadgu7215 ปีที่แล้ว +1

    ህዝቢ ትግራይ ብጸላእቱ ወያነ ተንበርኪኹ፡ካልእ ጸለኢ የብሉን።

  • @hailenteklen
    @hailenteklen ปีที่แล้ว +6

    ጻላእትና 'ባ እንዳበልኩም ኣእማን ኣይትፈናቕሉ ፡ ካብ መራሕትኹምን ድኽነትን ድንቁርናን ዝዓቢ ጸላኢ የብልኩምን ።

  • @briktigebreab4960
    @briktigebreab4960 ปีที่แล้ว +2

    Hashawiy hashawiy

  • @KahsuGebre-xd5fz
    @KahsuGebre-xd5fz ปีที่แล้ว +1

    ትክክል መሳርሒ ህውሓት እዩ ሓረስታይ ትግራይ

  • @user-ls9oh7wr8m
    @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว +4

    ህዝቢ ትግራይ ጸላእቲ የብሉን። ብሽሙ ጌራ ግን ወያነ ንህዝቢ እቲ ከባቢ ሓሚሳቶ ኢያ። ነጊሊኦም እሞኒ ኣጽኒታቶም ኢያ እዛ ከዳሚት ውድብካ።
    ደመኛ ጸላኢትካ ውያነ ኢያ ዕጥይጥይ ከይ በልካ ጉሓፋ፤ ንሙሉእ ህዝቢ እት ዞባ ይቕሬታ ሕተት።
    በዚ ትኸዱዎ ዘለኹም ግን ፣ ካብቲ ናይ ዝሓለፈ ዝገደደ እሳተጎሞራ ክተዝንቡሉ ኢኹም ንህዝቢ ትግራይ!

  • @me7230
    @me7230 ปีที่แล้ว

    This session is very important very inspiring BUT has to be done on the ground!!!! God bless Tigray!💛❤

    • @kessetenegusse8289
      @kessetenegusse8289 ปีที่แล้ว +1

      ንመን እዩ ብእንግሊዘኛ ዝጸሓፍ ቋንቋ መረዳድኢ ምበር ካሊእ ሓለፋ የብሉን

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye ปีที่แล้ว +1

    Resahat ftret

    • @kessetenegusse8289
      @kessetenegusse8289 ปีที่แล้ว

      ለማኒ ስደተኛ ካብ ስደት ወጻኢ ካሊእ ሓሳብ ዘይብልካ ትም ኢልካ ተማሃር ዓዶም ከቅንዑ ከመይ ኢሎም ጸላእቶም ከም ዝክቱን ንመራሕቶም ከመይ ኢሎም ብትብዓ ከም ዝነቕፉን ጓሓፍ😂

  • @kessetenegusse8289
    @kessetenegusse8289 ปีที่แล้ว +1

    እዞም ዓበይቲ ኮይኖም ብዘይ ሕፍረት ዝሕስዉ ኣቦታትሲ ካብ ሕሉፍ ጌጋኦም ኣይማሃሩን ድዮም😢

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 ปีที่แล้ว +1

    አበይ ነይርካ ንስኻ ፀላኢ አብዙይ ክሳብ ዝበፅሕ?

  • @teferihagos1033
    @teferihagos1033 ปีที่แล้ว +1

    ጠፊአን ጠፊኢና አይትበሉ የሐዚ ተጥፍእዎ ዘለኹም ባኣሰና

  • @asefagerie8506
    @asefagerie8506 ปีที่แล้ว

    ❤️👍

  • @kessetenegusse8289
    @kessetenegusse8289 ปีที่แล้ว

    ምኩሑሓል ኣየድልን ህወሓት ካብ ስልጣን ይተኣለ ብሕጊ ዝሕተቱ ውን ይተሓተቱ ን30 ዘይመልኡ ዓለታውያን ለያቡ ጉጅለ ክንብል ህዝቢ ትግራይ ኣብ ድኽነትን መከራን ክነብር የብሉን።

  • @kessetenegusse8289
    @kessetenegusse8289 ปีที่แล้ว

    ኩሉ ነገር ብፖሎቲካ እዩ ዝምራሕ ስለዚ መጀመርታ ፖሎቲካና ነስተኻኽሎ ፖሎቲከኛታት ኣይንፍራሓዮም።

  • @sg.g2725
    @sg.g2725 ปีที่แล้ว

    አምልኮን ያራከስ እርኩስ ሁሉ ነብስ ለመዝራት ተወጋ ያለውን ንፁህ ህዝብ ይማርህ ለማለት የማያፍር ሁሉ መጀመሪያውኑ ስው መሆን ያቃተውና ያልቻለ አሁን ራሱን ከስውነት ማህደር ያወጣው ሁሉ ሊፈ-ጁለትና ሊጠፍለት ካሻው ህዝብ ጋር ምንም አይነት ያልበጠሱት ግማድ የለምና ከቻሉ መሽማቅቅንም ሆነ ማፈርን ይወቁ። ስዎች ነን ካላችሁ መጀመሪያ እግዚአብሔርም ያያልና ቢያንስ እግዚአብሔር ን
    ለመፍራት ሞክሩ ። ከትግራይ የተማራችሁት ን የጥበብን መጀመሪያ አሁንም ዘነጋችሁ። የእውነት አማኞች አህዛብን ለቀቅ። የናንተን መስቀል የሚሣለም እንደናንተ ያለው ከሠውነት ማህደር የወጣው ብቻ ነውና። ንኣምሓሩ ኣቕሽቲ!!

  • @fegffghhfh6393
    @fegffghhfh6393 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mesfinmichael5693
    @mesfinmichael5693 ปีที่แล้ว

    plse speak the way of peace

  • @danaitadam3107
    @danaitadam3107 ปีที่แล้ว

    ንስኹም እከይጠፋእኹም ትግራዋይ ይኹን ትግራይ አይትድሕንን

  • @habteabtedla5967
    @habteabtedla5967 ปีที่แล้ว +2

    Ezi menexer gieru zizareb zelo abti zihalefe kunat ab adi nieru weys ab dege, kulu rieytue dma n hiwehat nimidhan "hadinet" tibl qal yenxebariq alo hadegeyna loqmexmex

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 ปีที่แล้ว

    ሕቶታት ድዩ ልሀለቃ ጸጋይ ??? ዋእ ! እንደገና ሀለቃ ጸጋይ ? አይይ ! መኻን ዝኾነት ትግራይ !

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 ปีที่แล้ว

    HARMFUL AND DANGEROUS ACT

  • @negahaile5391
    @negahaile5391 ปีที่แล้ว

    ማሕበር ሓረስቶት ሕትኡ ነቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ገባርን ሓዳግን ውድብ እዩ ከቅርብ ዘለዎ እብል።

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 ปีที่แล้ว

    ህውሓት እግሪ ክሳብ ተደልድል ድዩ ትብል ዘለካ

  • @sg.g2725
    @sg.g2725 ปีที่แล้ว

    ብርቱዕ ህዝቢ ብርቱዕ መራሒ ይመዝዝ ።
    ላህዛዝ ህዝቢ ላህዛዝ ን ሽፋጥን መንግስቲ እዩ ዝመዝዝ።
    ኣጆኹም ትረሩ።

  • @negahaile5391
    @negahaile5391 ปีที่แล้ว

    መልእኽተይ ንብሔራውያን ውድባት እዩ። እቲ ትዕደምሉ መድርኽ ንጹር ዓላማ ዘለዎ ምዃኑ ደጋጊምኩም ርኤይዎ እብል። ኣብ ትዕደምሉ መድርኽ እኹል ግዜን ዝውሃበኩም ምዃኑን ነቲ ፕሮግራምኩም ክሰምዑ ዝደልዩ ምዃኖም ከተረጋግጹ ኣለኩም እብል። ማሕበር ሓረስቶት ባዕሉ ኣካል ሓደ ውድብ ድዩ ኣይኮነን ዝነጸረ ኣይኮነን እብል።

  • @briktigebreab4960
    @briktigebreab4960 ปีที่แล้ว

    Bizaeba hizbi hisebi

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye ปีที่แล้ว

    Abzia zolo kea hasawi sebay tmal tmal do aykonen srekum afthikum shabya

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye ปีที่แล้ว

    Fekeran jahran nay abotatkum eyu

  • @ewabiniam12-uj4sc
    @ewabiniam12-uj4sc ปีที่แล้ว

    eseyas edeka ketesebaer eka kkkkkkkk ejey kea yefeker alo

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye ปีที่แล้ว

    Men dyu ab gobo temben kem hbeyn gawnan fokodo gobotat thabiu neyru

  • @amanuelh210
    @amanuelh210 ปีที่แล้ว

    ኣቤት ብዓበይቶም ኣብ ክንዲ ጸሎት ዝገብሩ ሓሶትን ጸለመን ዝኣመሎም ሕብረተሰብ ኣየ እንዳ ትግራይ ትስዕር😃😃