ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣንታ እዞም ገሊኦምስ እታ prank እትብል ቃል ኣይፈልጥዋን ጽቡቅ ገርኪ ኣረድእዮም
ናይ ምፍላጥ ግዲታ ውን የብሎምን ስለምንታይ መዘንግዕ ካሜራ ኢዩ ዘይትብሎም ንሳ ግዳይ
ክክክክ ትገብርዮ ፕራንክ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቀኒ ግን ምስ ወዳእኪ መዘንግዕ ካሜራ እዩ በልዮም ላብ ዩቱብ ክኣቲ እዩ እልኪ ኣረድእዮም ብደንቢ ፕራን ዘይፈልጥ ብዙሕ ሰብ ሰለ ዘሎ ማዓረይ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ
እዚ ባዓል ፃዕዳ ግን ኬፍ አለዎ ንሞት ፈሪሙልኪ ዋላ ይባአሰኒ ኢሉ በቃ ከይዱ♥😁
Akkkkk ፈሪሙ ብሓቂ ስሓቕ ቀቲልካኒ
ክክክክክክኽኽ ሳዓምኒ ሳሕቅ ሞይተኣጆኩም ቀጽልዎ ሓባይብ ሰላምኩም የብዘሐዮ ደቂ ዓደይ 💋💝🙏
ፅቡቁ ብራንክ ግን ንቱም መልካማቱ ዝኩኑ እሺ ዝብለኪ ዝኩነ ሽልማት ዘይትገብሩሎም ስስዋይ
ኣይ ሓፊቕካ ክክክክክክክ ትግርኛ ኣብ ትግራይ ሞይታ። ፍቕራኛ ክክክክክ ሞይተ ተጓሓፉ
እንታይ ዓይነት ትግርኛ ኡዩ ሕፎቆኒ ሕቆፎኒ ኡዩ ዝባሃል😂😂😂😂😂
እውይውይ ሕፉቅ አብልካ ውሰደኒ"ትስዕሙኒ ገፀይ ክክክክክክ ያውውይ ደስ ብሃሊ ፕራንክ👉ደሞ አይወሓድክዮን በዚሕኽዮ እምበር እዩ ሽኮሪና ግንስ ፍቕሪ ብቅንኢ ክክክ አኞኹም 💪
ፅቡቅ እየ ግን ስለምንታይ እየ ትግራይ ኢትዮጵያ ዘይትብልዮ ዋይ ደሞ ትግርኛ ጥሪይ በልዮ
ትግራወቲ ደያ ኤርትራዊት እያ:: ማለት ትግርኛ እና ኤረትራ እዩ ዝብል ዘሎ
@@lilitubetgray5616 tigrinia eko nay Eritrea aykonen , that's not how we speak.
እዙ ቀዳማይ ወዲ ብጣዕሚ ኣስሒቁኒ ደላይን ተዓባይን ኮይኑ መጨረሽታ ግን ጽቡቅ ወሲኑ ክክክክክክ
ክክክክክክክ ዋይ ሞይተ ሰሃቅ ብታእሚ ደሰ zbl prank eye ajoki eway ezi wedis prank eye tblolas ketearkeki
kkkkkkkk ላአበይ ከከከከከከከከ ነገር ፋራ መከራ ከከከከከከ
ብጣዕሚ እያ ጎቦዝ ሲስተር ቀፅልሉ እሺ ዉድድድድ 💋💋💋💋💋💋 👍👍👍👍👍👍
Wow sehak😂😂😂😂 moyte acting btaemi eki tkieli shkorina ayzokum ketsilulu subscribe geyrelkum aleku 😊💚💛💚💛
❌ሓፍቀካ❌ ✅ሓቂፍካ✅
ሕቆፈኒ ክትብሊ ዲኪ
Neay wela gerimatni 🇪🇷🇪🇷
ኣብ ኤርትራ እዩ ሕቖፈኒ ዝበሃልኣብ ትግራይ ግን ሕፎቐኒትግራወይቲ ስለ ዝኾነት ድማ ቅኑዕ ኣላ
ክክክ እረ ተመችኝ ወንዶቹ ተሽኮርማሚ ናቸው ክክክክ
Eway Tigrina, hafiqka kkkkk
ኣነ ትግራወይቲ ኢየ ግን ትግርኛኪ ኣይረደኣንን
kkkk entay u ke Hfeqoni elka zereba
ትግርኛ ድያ ትዛረብ ዘላ ከ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓፊቅካ ውሰደኒ🤣🤣 ሓቂፍካ ዉሰደኒ ክትብል ዲያ😁😁
ኣታ ከመይ ዓይነት ሰብ እያ እዚያ ስሓቅ ሞይተ ማለተይ ብጣዕሚ ጕበዝ ሰባት ብቀሊሉ ዘይጥርጥርዎ ቭራንክ ቀፅልሉ ሓፍተይ
ቅቅቅቅቅ bsehak meyte dye gele😃😃beka ymechki ketsllu💓
ኣነ ትግራዋይ ወዲ 70 አገላ አየ ግን ሓፍቀካ ዝባሃል ትግርኛ ሰሚዐ ኣይፈልጥን ኣብ ዓድና ውን የለን ሑቆፈኒ ኡዩ ዝባሃል🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
ዘም አዳት ክሽኩሩ ዋይ ስደት ብዝኮነ ተሓቂፍኪ ደፋር😁
ሓፊቊካ ድዩ ወላ ሓቊፍካ ኣየናይ እዩ እቲ ትኽክል ትግርኛ?
2ልአይቲ
ሕቖፎኒ
Kkkkk aygermekan
Selamta show Eta prank tbl kal Ayfeltuwan zelewu So mezenge kamera Eyu Entetblyom zbelexe neru and hfokoni Aykonen zbahal ( hkofeni ) Eyu zbahal So keep it going 👌
Waw habesha chiwa seb behaki
Awayy. Tigrina 🙆♀️
Their tigrigna sounds funny
ሓፊቅኩም ? ሓቒፍኩም ☑️
ዛቆልዓ ክፎቱያ መዓት ♥️🤣🤣🤣
Hikofeni zetbli entay iki tbli zelki kkkkkk
ወይ መቀለ እንታይ ዓይነት እዮም ዝዛረቡ❌❌❌❌❌❌❌❌
ጀግኒት እኮ ኢኺ 😍😍😍
ኣብይ ዓድ አይ marye🌹🌹🌹🌹🌹ይምችከ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ፕራክ ኣበይ ክፈልጡዎ እንታይ ግበሩ ትብሉዎም ዞም ህዝቢ መዘንግዕ ካሜራ ኢዩ በሉዎም በጃኩም ኣረድኡዎም።
@Shkorina shkorina ፕራንክ ከ ናይ መን?
hahaha moyte eye abey dyu zelo yaa hahahaa tolo tolo lkekikulna bejakum mukuratey
❤❤❤❤❤
This is Tigrays prank so don't call it Eritrean
Akufka malet diyu Afika, Tgrigna diyu.
ጽሉላት እንበር በዚሐን እንበር ሓፊቅኩም ክክክክክክክ ዋይ ሞውሲባ ዘይትጸፍዕዋ ኔርኩም ጥዑይ ትምህርቲዶ ደኣ ከይትምህራ ንባዕልክን ዘይተማሃርክንዶ ደኣ ንካልእ ክትምህራ
ይፀፍዕዋስ ይኮኑ እበር ቆሪፃ እዳኣላ ተቅርቦ😅😅
ጽልልቲ
OMG Amazingኑ ቡና ጠጡ እበቴ እንዳትቀሩ በሞቴእድገት በህብረት ስለሆነ እንተባበር
Tigrinya gin hamimhaki ala hkmna wesidki amermerya kkkk so funny
ሕፎቅ ኣቢልካ ዉሰደኒ፡🤣😁😂
ሕፈቖኒ
እንታዩ ሕፉቅ ኣቢልካ ውሰደኒ ከ? ትግርኛ ዱ ሕፉቕ?
እወ
gn mis wedaek aredieyom prank tay mukanu leyfelitu slezelwu aredeyom 😗 hafika malet hakifka nimibal dyu michwitey😁😁
መሳኪን መንእሰይ ፕራንክ ወላ ኣይተረደኦምን
🤣🤣🤣🤣🤣
Hallo ❗Ezi mezengee camera yu
Hukefeni beli Way ane tgraweyti eye gen hade hade kalat kabey temsewo kulu ksemakum zsmae zereba tzarebu
ሕፎቖኒ ብሕቖፈኒ √ ይተኣረም ብሓደ ክንጉዓዝ😄::
Commentka ayeshaqetenen gen belheka gerimuni behade kenegeaz Ewe yake huqofeni eyu kea debehal
ክክክክክክክክ
😂😂😂😂❤❤❤
hhh so funny
ሐፊቕኩም ድዩ ዝበሃል ኮይኑ ብቛንቋ ትግራይ
Hukofeni eyu zbahal entay eyuhfikoni entay malet eyu?Kabey zemxaekyo kanka eyu amharena keman aykonen
ውውውውው
ሓፊቅኩም ውሰዱኒ 😂😂😂
ሕቆፈኒ ዩ ዝባሃል ሕፈቆኒ ንምንታይ ትብሊ
ሽኮረይ ፍትዉ ምቅርተይ
በጃኪ አፅሊእኪ ከምዝይ ዝበለ ስራሕ ካሊእ ተዚ ምህዚ መፅሊኢት ካሊእ መርኣያ አልሺ ዋእ
Kkkkkk
This is mekele tigrigha.
Xebuki serah selam shekore ❤❤❤
ዋይ ተጋሩስ
ዋይ ጉድ😂😂😂😂😂😂😂
Mezengie camera ay feltun ymesleni
አንታይ አዩ ሓፊቑካ 🤣
ሕፎቖኒ እንታይ ማለት እዩ?
Afkdkumom dikum netom prank zgeberkumom ab TH-cam kem txanwo ke nay rabha koynu seb aytgageu hseblu!
Kkkkkkkkkkkkk moyte
ሕፎቆኒ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ
ሓቍፍካ ውሰደኒ እዩ ዝበሃል ። ፅብቕቲ
😂
Gerami srah eyu mearey❤❤❤
Atbetey Hikofen edo beli emtay aynet tigrinya eki tzareb zeleki
Wyyyyyy🤭🤭🤭🤭🤭🤔🤔🤔guddddd
Kkkkkkkkkkk
እምታይ ማለት እዩ ሕፈቖኒ
ሕፎቐኒ ጌጋ ሕቖፈኒ'ዩ ቅኑዕ መስለኒ ጌጋ ይክለኣለይ
ኣብ ኤርትራ እዩ ንሱኣብ ትግራይ ሕፎቐኒ እዩ ዝበሃል
hakifka
አብ ክንዲ እንትን ክስታይ ሕፎቁኒ ሕቆፎኒ በሊ
Kkjkkk des sleki men eu smki emo nay Facebook adrashaki habni bzuh kemakreki eye
እንታይ እዩ ሓፊቋ🙄🥰
እዛ ሕፉቅ ግን ሕቁፍ እያ ብከባቢና
Hafikum hakifkum malet duu hhj
kkkkkkkkkkk
ቃሕ ዘይብል ፕራክ
ታኮይኑ😒
ሕቆፈኒ"
ምስ ሰበይቲ ኣይልከፊ
ሓፊቋ /ሓቁፍካ ማለት ዱ
Goze
ሕፎቆኒ ኢልካ ሎ ዘረባ
Goezat ekum ketsilulu subscribe le geberunawa
ሕፎቀኒ ?? 😣
Aristi Eritrean prank??????
ታይ ሞ ከፊኡካ ብስንዕ ዋሕድ
ወይ ሕፍርት
ሓፊቁካ. ሕፉቅ . ሕፉቅኒ. እንታይ ማለት እይ፡
Hfekoni malet entay malet eyu
ኣንታ እዞም ገሊኦምስ እታ prank እትብል ቃል ኣይፈልጥዋን ጽቡቅ ገርኪ ኣረድእዮም
ናይ ምፍላጥ ግዲታ ውን የብሎምን ስለምንታይ መዘንግዕ ካሜራ ኢዩ ዘይትብሎም ንሳ ግዳይ
ክክክክ ትገብርዮ ፕራንክ ብጣዕሚ እዩ ዘስሕቀኒ ግን ምስ ወዳእኪ መዘንግዕ ካሜራ እዩ በልዮም ላብ ዩቱብ ክኣቲ እዩ እልኪ ኣረድእዮም ብደንቢ ፕራን ዘይፈልጥ ብዙሕ ሰብ ሰለ ዘሎ ማዓረይ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ
እዚ ባዓል ፃዕዳ ግን ኬፍ አለዎ ንሞት ፈሪሙልኪ ዋላ ይባአሰኒ ኢሉ በቃ ከይዱ♥😁
Akkkkk ፈሪሙ ብሓቂ ስሓቕ ቀቲልካኒ
ክክክክክክኽኽ ሳዓምኒ ሳሕቅ ሞይተ
ኣጆኩም ቀጽልዎ ሓባይብ ሰላምኩም የብዘሐዮ ደቂ ዓደይ 💋💝🙏
ፅቡቁ ብራንክ ግን ንቱም መልካማቱ ዝኩኑ እሺ ዝብለኪ ዝኩነ ሽልማት ዘይትገብሩሎም ስስዋይ
ኣይ ሓፊቕካ ክክክክክክክ ትግርኛ ኣብ ትግራይ ሞይታ። ፍቕራኛ ክክክክክ ሞይተ ተጓሓፉ
እንታይ ዓይነት ትግርኛ ኡዩ ሕፎቆኒ ሕቆፎኒ ኡዩ ዝባሃል😂😂😂😂😂
እውይውይ ሕፉቅ አብልካ ውሰደኒ"ትስዕሙኒ ገፀይ ክክክክክክ ያውውይ ደስ ብሃሊ ፕራንክ👉ደሞ አይወሓድክዮን በዚሕኽዮ እምበር እዩ ሽኮሪና ግንስ ፍቕሪ ብቅንኢ ክክክ አኞኹም 💪
ፅቡቅ እየ ግን ስለምንታይ እየ ትግራይ ኢትዮጵያ ዘይትብልዮ ዋይ ደሞ ትግርኛ ጥሪይ በልዮ
ትግራወቲ ደያ ኤርትራዊት እያ:: ማለት ትግርኛ እና ኤረትራ እዩ ዝብል ዘሎ
@@lilitubetgray5616 tigrinia eko nay Eritrea aykonen , that's not how we speak.
እዙ ቀዳማይ ወዲ ብጣዕሚ ኣስሒቁኒ ደላይን ተዓባይን ኮይኑ መጨረሽታ ግን ጽቡቅ ወሲኑ ክክክክክክ
ክክክክክክክ ዋይ ሞይተ ሰሃቅ ብታእሚ ደሰ zbl prank eye ajoki eway ezi wedis prank eye tblolas ketearkeki
kkkkkkkk ላአበይ ከከከከከከከከ ነገር ፋራ መከራ ከከከከከከ
ብጣዕሚ እያ ጎቦዝ ሲስተር ቀፅልሉ እሺ ዉድድድድ 💋💋💋💋💋💋 👍👍👍👍👍👍
Wow sehak😂😂😂😂 moyte acting btaemi eki tkieli shkorina ayzokum ketsilulu subscribe geyrelkum aleku 😊💚💛💚💛
❌ሓፍቀካ❌ ✅ሓቂፍካ✅
ሕቆፈኒ ክትብሊ ዲኪ
Neay wela gerimatni 🇪🇷🇪🇷
ኣብ ኤርትራ እዩ ሕቖፈኒ ዝበሃል
ኣብ ትግራይ ግን ሕፎቐኒ
ትግራወይቲ ስለ ዝኾነት ድማ ቅኑዕ ኣላ
ክክክ እረ ተመችኝ ወንዶቹ ተሽኮርማሚ ናቸው ክክክክ
Eway Tigrina, hafiqka kkkkk
ኣነ ትግራወይቲ ኢየ ግን ትግርኛኪ ኣይረደኣንን
kkkk entay u ke Hfeqoni elka zereba
ትግርኛ ድያ ትዛረብ ዘላ ከ?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሓፊቅካ ውሰደኒ🤣🤣 ሓቂፍካ ዉሰደኒ ክትብል ዲያ😁😁
ኣታ ከመይ ዓይነት ሰብ እያ እዚያ ስሓቅ ሞይተ ማለተይ ብጣዕሚ ጕበዝ ሰባት ብቀሊሉ ዘይጥርጥርዎ ቭራንክ ቀፅልሉ ሓፍተይ
ቅቅቅቅቅ bsehak meyte dye gele😃😃beka ymechki ketsllu💓
ኣነ ትግራዋይ ወዲ 70 አገላ አየ ግን ሓፍቀካ ዝባሃል ትግርኛ ሰሚዐ ኣይፈልጥን ኣብ ዓድና ውን የለን ሑቆፈኒ ኡዩ ዝባሃል🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
ዘም አዳት ክሽኩሩ ዋይ ስደት ብዝኮነ ተሓቂፍኪ ደፋር😁
ሓፊቊካ ድዩ ወላ ሓቊፍካ ኣየናይ እዩ እቲ ትኽክል ትግርኛ?
2ልአይቲ
ሕቖፎኒ
Kkkkk aygermekan
Selamta show
Eta prank tbl kal
Ayfeltuwan zelewu So mezenge kamera Eyu Entetblyom zbelexe neru
and hfokoni Aykonen zbahal ( hkofeni ) Eyu zbahal So keep it going 👌
Waw habesha chiwa seb behaki
Awayy. Tigrina 🙆♀️
Their tigrigna sounds funny
ሓፊቅኩም ? ሓቒፍኩም ☑️
ዛቆልዓ ክፎቱያ መዓት ♥️🤣🤣🤣
Hikofeni zetbli entay iki tbli zelki kkkkkk
ወይ መቀለ እንታይ ዓይነት እዮም ዝዛረቡ❌❌❌❌❌❌❌❌
ጀግኒት እኮ ኢኺ 😍😍😍
ኣብይ ዓድ አይ marye🌹🌹🌹🌹🌹ይምችከ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ፕራክ ኣበይ ክፈልጡዎ እንታይ ግበሩ ትብሉዎም ዞም ህዝቢ መዘንግዕ ካሜራ ኢዩ በሉዎም በጃኩም ኣረድኡዎም።
@Shkorina shkorina ፕራንክ ከ ናይ መን?
hahaha moyte eye abey dyu zelo yaa hahahaa tolo tolo lkekikulna bejakum mukuratey
❤❤❤❤❤
This is Tigrays prank so don't call it Eritrean
Akufka malet diyu Afika, Tgrigna diyu.
ጽሉላት እንበር በዚሐን እንበር ሓፊቅኩም ክክክክክክክ ዋይ ሞውሲባ ዘይትጸፍዕዋ ኔርኩም ጥዑይ ትምህርቲዶ ደኣ ከይትምህራ ንባዕልክን ዘይተማሃርክንዶ ደኣ ንካልእ ክትምህራ
ይፀፍዕዋስ ይኮኑ እበር ቆሪፃ እዳኣላ ተቅርቦ😅😅
ጽልልቲ
OMG Amazing
ኑ ቡና ጠጡ እበቴ እንዳትቀሩ በሞቴ
እድገት በህብረት ስለሆነ እንተባበር
Tigrinya gin hamimhaki ala hkmna wesidki amermerya kkkk so funny
ሕፎቅ ኣቢልካ ዉሰደኒ፡🤣😁😂
ሕፈቖኒ
እንታዩ ሕፉቅ ኣቢልካ ውሰደኒ ከ? ትግርኛ ዱ ሕፉቕ?
እወ
gn mis wedaek aredieyom prank tay mukanu leyfelitu slezelwu aredeyom 😗 hafika malet hakifka nimibal dyu michwitey😁😁
መሳኪን መንእሰይ ፕራንክ ወላ ኣይተረደኦምን
🤣🤣🤣🤣🤣
Hallo ❗Ezi mezengee camera yu
Hukefeni beli Way ane tgraweyti eye gen hade hade kalat kabey temsewo kulu ksemakum zsmae zereba tzarebu
ሕፎቖኒ ብሕቖፈኒ √ ይተኣረም ብሓደ ክንጉዓዝ😄::
Commentka ayeshaqetenen gen belheka gerimuni behade kenegeaz Ewe yake huqofeni eyu kea debehal
ክክክክክክክክ
😂😂😂😂❤❤❤
hhh so funny
ሐፊቕኩም ድዩ ዝበሃል ኮይኑ ብቛንቋ ትግራይ
Hukofeni eyu zbahal entay eyu
hfikoni entay malet eyu?
Kabey zemxaekyo kanka eyu amharena keman aykonen
ውውውውው
ሓፊቅኩም ውሰዱኒ 😂😂😂
ሕቆፈኒ ዩ ዝባሃል ሕፈቆኒ ንምንታይ ትብሊ
ሽኮረይ ፍትዉ ምቅርተይ
በጃኪ አፅሊእኪ ከምዝይ ዝበለ ስራሕ ካሊእ ተዚ ምህዚ መፅሊኢት ካሊእ መርኣያ አልሺ ዋእ
Kkkkkk
This is mekele tigrigha.
Xebuki serah selam shekore ❤❤❤
ዋይ ተጋሩስ
ዋይ ጉድ😂😂😂😂😂😂😂
Mezengie camera ay feltun ymesleni
አንታይ አዩ ሓፊቑካ 🤣
Kkkkkk
ሕፎቖኒ እንታይ ማለት እዩ?
Afkdkumom dikum netom prank zgeberkumom ab TH-cam kem txanwo ke nay rabha koynu seb aytgageu hseblu!
Kkkkkkkkkkkkk moyte
ሕፎቆኒ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ
ሓቍፍካ ውሰደኒ እዩ ዝበሃል ። ፅብቕቲ
😂
Gerami srah eyu mearey❤❤❤
Atbetey Hikofen edo beli emtay aynet tigrinya eki tzareb zeleki
Wyyyyyy🤭🤭🤭🤭🤭🤔🤔🤔guddddd
Kkkkkkkkkkk
እምታይ ማለት እዩ ሕፈቖኒ
ሕፎቐኒ ጌጋ ሕቖፈኒ'ዩ ቅኑዕ መስለኒ ጌጋ ይክለኣለይ
ኣብ ኤርትራ እዩ ንሱ
ኣብ ትግራይ ሕፎቐኒ እዩ ዝበሃል
hakifka
አብ ክንዲ እንትን ክስታይ
ሕፎቁኒ ሕቆፎኒ በሊ