Jan-11 ኣገደስቲ ርክባት ይካየዱ I ኣብን ኣልሲስን ርሱን ህልኽ I ከነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ I HOA fierce Geopolitical Competition

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 103

  • @gDrar
    @gDrar  16 วันที่ผ่านมา +6

    ትምህርቲ ናይ ክሪፕቶ ወይ ስቶክ ማርኬት ምስትደልዩ👉drarhiwet.com/

  • @medhanyeghiorghis7540
    @medhanyeghiorghis7540 16 วันที่ผ่านมา +3

    Long live Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @Tsegaygebru-yk8we
    @Tsegaygebru-yk8we 16 วันที่ผ่านมา +1

    291❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤ I m proud to be Eritrean Awet nehafash

  • @lulabahare4788
    @lulabahare4788 16 วันที่ผ่านมา +1

    Ertrawnet kbur mennet 🇪🇷🎉🇪🇷🙏

  • @beyenekesete5848
    @beyenekesete5848 16 วันที่ผ่านมา +2

    ዓወት ንሐፋሽ ክብርን ሞገስን ወትሩ ንሰመአታትና።

  • @sobr1677
    @sobr1677 16 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤ መምህር ንስኻ ብኣፍልጦን ስነምግባርን ዝተሃነጽካ ክሩዕ ዜጋ ኢኻ ከማኻ ይብዝሑልና❤

  • @AwetAsfha
    @AwetAsfha 16 วันที่ผ่านมา +1

    Absolutely right, Jorjo!!! Thank you so much!!! ❤ 🇪🇷 ❤

  • @woineteklea275
    @woineteklea275 16 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏💕🌹🙏💕🙏💕💕💕

  • @alemmahari9970
    @alemmahari9970 16 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you very much for your time
    we Eritreans are proud of our governs
    God bless you all for providing the true story
    🕊♥♥♥♥♥♥♥♥♥
    🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥

  • @luchiatikue2174
    @luchiatikue2174 15 วันที่ผ่านมา

    ጆርጆ ሐወይ ብጣዕሚ መሀርን አገዳሲ ትንታነ እዩ ካብዚ ኩሉ ዩቱብ ጀሚረ ድውድኦ እንተሎ ናትካ ጥራሕ እዩ ንኹሉ አውንታውን አሉታውን ኑዩትራል ጌርካ ብምቕራብካ ግዜና አምቑጣብ ዓቢ አስተዋጽኦ ትገብረልና ዘሎኻ የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @natsnetmehari5271
    @natsnetmehari5271 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🌹🌹🌹🌹

  • @girmaygilazgi7019
    @girmaygilazgi7019 16 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍

  • @Waka-tz7kl
    @Waka-tz7kl 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @ShushayGeremedhin
    @ShushayGeremedhin 16 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷💪💪🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @MisghinaKidane-mt4jg
    @MisghinaKidane-mt4jg 15 วันที่ผ่านมา

    Well come G.Drar

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 16 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኩቡር ሓውና ጆርጆ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🌾🌾🌾🎉🎉🎉👍👍👍👍

  • @michaelabrha1396
    @michaelabrha1396 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኒኺድ ኣዮና ወዲ አረይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @זאוראבשלומוב
    @זאוראבשלומוב 16 วันที่ผ่านมา

    Selam G.Drar❤️❤️❤️✨️✨️✨️✈️✈️✈️✈️✈️❤️❤️❤️👍

  • @kewanitbihon2563
    @kewanitbihon2563 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @almazsolomun2474
    @almazsolomun2474 15 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራ ና አጆኪ አለናልኪ 1 2 6 9. ደቅኪ❤❤❤❤

  • @AsfahaKM
    @AsfahaKM 16 วันที่ผ่านมา

    Viva Eritrea 🇪🇷 1 2 6 9 Viva Hgdef
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kibromNugussa
    @kibromNugussa 15 วันที่ผ่านมา

    Keep it up !!

  • @himanasmerom9120
    @himanasmerom9120 14 วันที่ผ่านมา

    Kenya has a very well established stock market. East Africa can learn from kenya. Weldone G Drar

  • @agijack3439
    @agijack3439 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mohammednur8319
    @mohammednur8319 16 วันที่ผ่านมา

    💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💪💯🇪🇷🇪🇷👍

  • @asterghebreamlak218
    @asterghebreamlak218 15 วันที่ผ่านมา

    Great job Giorgio

  • @LeulAbrham-b5y
    @LeulAbrham-b5y 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @medhanyeghiorghis7540
    @medhanyeghiorghis7540 16 วันที่ผ่านมา

    Very well said bro Drar!

  • @HoroHuruykidane
    @HoroHuruykidane 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰👍❤️😍💪💪💪

  • @DadiDad-n5i
    @DadiDad-n5i 16 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብ ኣፍሪቃ ስቶክ ክህሉ ጽቡቅ ኢዩ ግን ዓበይቲ ትካላትን ቴክኖሎጅን ማሃዝነት ክሳብ ዘየለ ስቶክ ከፊተ ማለት ጸወታ ኢዩ

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 15 วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍

  • @yafumulu7080
    @yafumulu7080 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤.....

  • @AwetTakleAwet
    @AwetTakleAwet 16 วันที่ผ่านมา

    Danke ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @Wolezgi
    @Wolezgi 16 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷❤️💪

  • @mohammednur8319
    @mohammednur8319 16 วันที่ผ่านมา

    👍🇪🇷💪🇪🇷🎉🙏🇪🇷👋♥️💯

  • @Em-muna
    @Em-muna 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @GhidaySequar
    @GhidaySequar 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷♥️🇪🇷♥️🙏🏻♥️🇪🇷👍👍👍

  • @awetkifleysusaraya9291
    @awetkifleysusaraya9291 16 วันที่ผ่านมา

    🎉Eritrea 🎉❤Eritrea 🎉🎉🎉

  • @araia5277
    @araia5277 16 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 15 วันที่ผ่านมา

    ቴድሮስ ! እባብ ነህ ! እግዚኣብሄር እባብን የልቡን ክፋት ኣይቶ እግር ነሳው ! ቴድሮስ ትግራይን ተጋሩን ካብ ምድረ ገጽ ተሓኺኾም ክጠፍኡ እዮም።

  • @raymonalem4245
    @raymonalem4245 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @teklezgigebremedhin9056
    @teklezgigebremedhin9056 16 วันที่ผ่านมา

    Great as always
    Bzuh tmhrti eyu zrkeb kabaka
    Nhna deki shabya Aynmewtn Aynsarn Ena

  • @ساره-ذ1ه
    @ساره-ذ1ه 16 วันที่ผ่านมา +1

    ጆርጆ ሓወይ ኮርዒዳ .ግን ኣነስ ግብጽን ኢትዮጵያን ኣይኣምኖምንየ እንደገና ኣሜርካ ብመንገዲ ሶማልን ግብጽን ገለ ጸወታ ክትጻወትያ ዝብል ግምት ኣሎኒ

  • @EritreaGod
    @EritreaGod 16 วันที่ผ่านมา

    Aenae die Eritrea Aedy aedaey Mrymaeyae yonas 0rgnicae all live by God Jesus ❤ 0pen Eritrwae

  • @LeulAbrham-b5y
    @LeulAbrham-b5y 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @messir363
    @messir363 15 วันที่ผ่านมา

    ጆ❤ር🇪🇷ጆ🫅.ሕቡን✅️✅️

  • @EritreaGod
    @EritreaGod 16 วันที่ผ่านมา

    Aeb zaewlaed zmthuo und ❤ fkri brhae

  • @Abelachento
    @Abelachento 16 วันที่ผ่านมา +3

    ጆርጆ ኣብዚ ዘልዓልካዮ ጉዳይ ናተይ ሓሳብ ክህብ ምደለኹ
    1. ኣቢ ክሳብ ክንድዚ መንግስቱ ክጸንዕ ዝገብሮ ምኽንያት እታ ንዕኡ ብድሕሪት ኮይና ብክልተ እግሩ ጠጠው ክብል ትገብሮ ዘላ ኢማራት ከምዝኾነት ኩሉ ዝፈልጦ ኢዩ ።
    2. ኢማራት ከ ክሳብ ክንድዚ ንኣቢ ትድግፈሉ ዘላ ምኽንያት እንታይ ዩ ኢልና ምስ ንሓትት ነቲ ናይ ኢትዮጵያ ወርቂ ማዓድናት ንኢማራት ከምዘለዎ ስለዘግዕዞ ስለዘሎ ኢዩ ። ንኣብነት ኣብ ቤንሻንጉልን ጋምቤላን ዘሎ ወርቅታት ማዓድናት ንኢማራት ስለዝኸይድ ንሳ ከኣ ንዕኡ ናይ ኣጽዋራትን ገንዘብን ሓገዛት ስለትገብረሉ ኢዩ ሓይሊ ረኺቡ ዘዕገርግር ዘሎ ፡፡ እዚ ከኣ ምስ ምንዋሕ ግዜ ንኤርትራ ንኽወራ ሓይሊ ክህቦ ይኽእል ኢዩ ፡፡
    3, ነዚ ኸ መንግስቲ ኤርትራ ብኸመይ ክከላኸሎን ከመይ ጌሩ ከዳኽሞን ይኽእል ዓቢ ወሳኒ ጉዳይ ኢዩ? ኣማራጺታት ከኣ ኣለዎ
    ቀዳማይ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮ ዘሎ ውሽጣዊ ቅልውላው ቤንዚን እንዳከዓውካ ሓይሊ ንኸይረክብ ክትሕምሶ ምግባር ይከኣል ኢዩ
    ካልኣይ ነቲ ምንጪ ሃብቱ ኮይንዎ ዘሎ ናይ ማዕድን ቦታታት ኣብ ዶባት ሱዳን ስለዝርከብ ኣብኡ ዘለው ተቃወምቲ ንኽውደቡን ክዕጠቁን ጌርካ ንሱ ከምዘይበጽሖ ክትገብር ምግባር ልክዕ ከም ናይ ትግራይ ማለት ዩ ፡፡
    ሳልሳይ ዋናን ከኣ ነዚ ክትገብር ብዙሕ ዓቅሚ ፋይናንስ ከዘድሊ ርዱእ ዩ ። ነዚ ክትገብር ትኽእል ሃገር ከኣ ግብጺ ኢያ ። ግብጺ ምስ ኣሜሪካ ዘለዋ ዓቢ ጽልዋ ተጠቂምካ ብዲፕሎማስን ብወታደራውን ሓገዛት ተጠቂማ ኣብ ልዕሊ ኢትዮ ዘሎ ኩነታት ንኤርትራን ንዓኣን ስግኣት ከምዘይትኸውን ጌረን ከዳኽምኦ ክሰርሓ ኣለወን ይብል ።

  • @MhretAbrha-i1r
    @MhretAbrha-i1r 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @peaceloveunity3079
    @peaceloveunity3079 16 วันที่ผ่านมา +2

    ጆርጆ ሐውና ሎሚ #ናትናኤል #አስመላሽ #ኮነሬል ነበር ናይ #ሕውሐት ዓዲምዎ ኔሩ: አብ ናይ ባድመ ውግእ ሕውሐት ኩሉ ግፍዒ ዝገበርዎ ተዛሪቡ አሎ፤ #ብዶዘር ከይተረፈ #መቃብር #ሐርኛታት #ከምዘፍረስዎ ተዛሪቡ አሎ

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad7713 16 วันที่ผ่านมา +1

    ጆርጀ ናይ በሓቂ አነ ባኻ ሑቡን እየ ቁኑዑን ሚዛዊን ንቡዙሓት ርአያ ኢኻ ። ነሕና ሰናይ ጎሮቤት አይንጸሊእን ብአንጻሩ ጹቡቆም ክበዚሕ ኮሎ ንዑኡ ንኻይስእኑ ቁጡዋት ናይ ሙኻን ዕዲል ክዛዙ እዩ ።አብ ህውከትን ዕግርግርን ዝነብሩ እኮ ከይስእኑዎ ዘሰክፎም ሰለ ዘይብሎም እዩ። ንበል አብትግራይ ዝነበረ ዕንደራ መበገሲኡ እቲ ካብ ሙሉእ ኢ/ያ ዘገበትዎ ጸጋታት በዘገምታን በቁኑዕ ጻዕርን ስልትን ዝተዋህለለ ዘይመንባሩ ሚዛን አስሒቱዎም አብነብሶምን አብጎሮባብቶም ሰፍዘይብል ሀሰያ አውሪዶም አብካምዚ ኩነት ካብጸሖም ዝኻአለ ነቲ ጸጋን ቅሳነትን ካይስእኒዎ አይፈረሑን ። እዚ ዲህላለ አብዓዘቅቲ ሸሚሙዎም ንቁልቁል ተሀንከቶም። ይሀሉኻ ክትፈርሕ ፣ስእነት ተባዕ እዩ ዘገብረካ። ንኸይትሰእኖ ትፈርሓሉ ሰለ ዘይብልካ። ጎሮቤትና ክህልዎሞ ናሓግዞም ሳላም ክህቡና ።

  • @marriyasantana2914
    @marriyasantana2914 16 วันที่ผ่านมา +1

    ንሕና ብሕግ ዓለም ኢና ንኸይድ ግን ዓለም ምንቲ ሰላም ክትከውን ንምታይ ናይ አብ ሓይሊ ትአምን ሕግ አብ ንእሽተይ ሃገር እዩ ዘሎ ንምታ አብ ውሺጡ ዓመጽ ወይ ቅትለት አይስማዓን ስለዚ ወይ ሺሕ ዓለም ምካን ይሓይሺ ይመስለኒ ቻው

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @MesriTeclia
    @MesriTeclia 16 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ramandebene1131
    @ramandebene1131 16 วันที่ผ่านมา +1

    እትዮጵያውያን ብትምንይት ዘይኮነስ ብግብሪ ኤርትራ ብኹሉ ሸነኽ ክትዓኑ እዮም ዝሰርሑ ነይሮምን ዘለውን። ኣነ ብወገነይ እትዮጵያ ዝተዳኸመት ሃገር ክትኸውን እየ ዝጽሊ።ምክንያቱ እዞም ሃገር ን ኤርትራ ካብ ሃይለስላሴ ጀሚሮም መሬቱ እምበር ህዝቡ ኣይድለየናን ባሃልት እዮም ብግብሪ ኻኣ 30 ዓመት ኣድምዮምና።

  • @ArayaWeldu-mv6jn
    @ArayaWeldu-mv6jn 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉😮😮

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad7713 16 วันที่ผ่านมา +1

    ምንቃፍ ማለት ምህናጽ እዩ።

  • @abduadem8106
    @abduadem8106 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኩሉ ብመምስጢር ሰለዝተሓዘ ኮይነኑ እምበር ኤርትራ ትግራይ ምእታዋ ንህዝቢ ትግራይ ንምድሓን ኢዩ ነሩ

  • @almazabraha4674
    @almazabraha4674 16 วันที่ผ่านมา

    🙏💯🇪🇷🇪🇷💪🎇🎇💪

  • @marriyasantana2914
    @marriyasantana2914 16 วันที่ผ่านมา

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ምስ ቤተ ሰብ ኩሉ ይግበረካ ብካል አብ ምድሪ ዓለም ብዕውራት ሰለ ትምራሕ ሓደ በለለይ ካልአይ ክአ ሓውና ካብታ ደስ ትብል ሪኡ ስለ ዝዛረብ አብ ውግእ ዝዋዓለ ይንገር ቴድሮስ ስንክል የጋጥም እዩ ግን ምሳሌ አሎ እባብ ለምን እባብ ሆነ

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 16 วันที่ผ่านมา

    #ጀሃር_መሓመድ ንልእላውነት ሃገር ኤረትራ ኣይ ኣምንን የ ኣይበለን ፣ ካብ ኩለን ጎራባብትና እት ዝቀረብ ህዝብ ህዝብ ኤረትራ ኢዮ ቁጠባ ኤረትራን ኢትዮጵያን ተፍላልዮ ዘይፍላለ ዮ ኢዮ ዝበለ፣ ቅጦባና ክልቴና ሃገራት ብሓደ ዮ ክዓቢ ዝክእል ዮ ዘበላ

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 15 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኣብ ሰጣሕ ጎልጎል ትርከብ ኣይኮነትን፡ መሪርን ነዊሕን ቃልሲ ኣካይድካ ደምካን ኣዕጽምትካን ገቢርካ ኢኻ እተምጽኣ !

  • @KhalidOmer-e7t
    @KhalidOmer-e7t 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤L

  • @ibrahimalamaad7713
    @ibrahimalamaad7713 16 วันที่ผ่านมา +1

    ዘይካሐድ ሓቂ ብመሰረቱ ሕወሓት ክትህሉ ኮነ ክትሻድን ዘይከሓድ እስተራቲጂካዊ ቅማረ ህዝባዊ ግንባር ምንባሩ ታሪኻዊ ሓቂ ኮይኑ ግን ህ.ግ. ግን ገጉኡ ክእርም ታሪኻዊ ዕድል ረኺቡ ሳላ መጠኑ ዝሓለፈ ዕሽነት ሕወሓት ።

  • @fessehaiesolomon9094
    @fessehaiesolomon9094 16 วันที่ผ่านมา +2

    It's untimely for Ethiopia to launch stockmarket due to it's political unrest and it's war economy. Abey is in a war with it's own people in Amhara and Oromia, and it has no control in Tigray region. This is a diversionary move of Abiy to divert the crisis in Ethiopia.

  • @tinsakidane2023
    @tinsakidane2023 16 วันที่ผ่านมา

    G D thanks 👍...tikikil Itihbo MEMRIHI hizbi Eritra Xihato dia yelemimber disi Amharu Ycun kilil LEMANO Aydliyueoyom Bioom keydekesu Zihadru misana tigray Zesakiyom kezelewu Aynresii 😮

  • @Simbathegreat9
    @Simbathegreat9 16 วันที่ผ่านมา +1

    Well said G. Drar about Jowar , it's very hard to trust Ethiopians.

  • @DadiDad-n5i
    @DadiDad-n5i 16 วันที่ผ่านมา +2

    ስቶክ ማርኬት ኣብ ኢትዮጵያ እንታይ ኢካ ክትገዝእ? እንታይ ዓይነት ብርክታት ኣለዋ? እዚ ዓቅሊ ጽቡት ኢዩ ዕዳጋታት ክህልወካ ኣለዎ ቴክኖሎጂ ክህሉ ኣለዎ
    ሓንቲ እታ ቴለኮም ጥራይ ኢያ ኣባይ ኔሩ ግን ከምቲ ዝድለ ኣይከደን

    • @Abel0911
      @Abel0911 15 วันที่ผ่านมา

      There’s at least, at least telecommunication in Ethiopia to invest 😂 there’s nothing in Eritrea to invest 🫢

    • @DadiDad-n5i
      @DadiDad-n5i 15 วันที่ผ่านมา

      @Abel0911 መቸም ኢትዮጵያዊ እንተ ኾይንካ ናይ 2ይ ክፍሊ ደረጃ ብቅዓት ዘለዎ ኮለጅ ስለ ዝኮንኩም ንብለኩም የብልናን ኤርትራዊ እንተ ኾይንካ ግን ክነግረካ ሕዘኒ
      ናይ ኬንያ ሳፋሪኮም ኣብታ ሃገር ቡዙሕ ብርክታት ገዚኡ ኔሩ ግን 1ዓመት ከይጸንሔ ሸይጥዎ ወጺኡ እንታይ ኮይኑ ኢልካ ትሓስብ? ወላ ብልቃሕ ውሰዶ ኢሎምኻ ዘይትገዝኦ ትካል ምኻኑ ኢዩ 1/2 ዝኣተዎ ብርኪ ድሕሪ ምሻጡ ዝጠፈሸ ትካል ምካኑ ፍለጥ ስለዚ ብርኪ ክትገዝእ እንተ ደሊካ ናይ ኤርትራ ኮለሊ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዕዳጋ ኣትዩ ኣሎ ፍርያት ምስ ጀመረ ክትኣቱ ትኽእል ኢካ ዓቅሚ ተሎካ ፡

    • @Abel0911
      @Abel0911 15 วันที่ผ่านมา

      @ I can’t read that shit😂😂😂 the translation doesn’t work! Do you know English?🫢😂

  • @beminettsegay8726
    @beminettsegay8726 15 วันที่ผ่านมา

    Ethiopia’s focus should remain on infrastructure development and strengthening its micro-economy, as 80% of the population depends on agriculture, and financial literacy is limited among the urban 20%. Introducing a stock market now may be premature, as even in developed countries, markets are often dominated by wealthy investors. The priority should be achieving peace, which is essential for attracting investment. Without peace and strong economic foundations, a stock market risks being ineffective-a case of putting the cart before the horse.

  • @almazsolomun2474
    @almazsolomun2474 15 วันที่ผ่านมา

    እዚ ዑውር እዚ ዓይኑ ጥራይ አይኮነን ዓዊሩ ዘሎ ልቡውን ዕውር እዮ ናይ ኤረትራ ጽቡቅ ዘይደሊ ሰብ እዮ ::

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 15 วันที่ผ่านมา

    መንግስቲ ኢአርትራ ኣንጻር ኢትዮጵያ ደው ክሳብ ዘይበለ፡ ንጥፍኣትን ምብትታንን ኢትዮጵያ ክሳብ ዘይሰርሐ ፡ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ከተጥፍኣ ምዃና ክንፈልጥ ኣለና ።

  • @MahdereTeklay
    @MahdereTeklay 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @EyasuMehari-e2s
    @EyasuMehari-e2s 16 วันที่ผ่านมา

    Asker Egypt

  • @tirhasbaraky5740
    @tirhasbaraky5740 14 วันที่ผ่านมา

    ምንግስት ኤርትራ ምንም ክግብር ኣይከልን አይው ኣንስኽ አይው ዝግብር

  • @SidraFkri
    @SidraFkri 16 วันที่ผ่านมา

    This is Egypt’s plan I don’t think Eritrean government knows way Egypt 🇪🇬 doing it in the same day Eritrean government they don’t care what’s going on between Ethiopia and other countries but this is Egypt 🇪🇬 tactics

  • @Ere885
    @Ere885 16 วันที่ผ่านมา

    Drar, please concentrate on our region, you are stepping too much on the war on Russia, it is getting boring 🙏🙏

  • @InspireToHelpChannel
    @InspireToHelpChannel 15 วันที่ผ่านมา

    Uganda ewen Alewom Meslenie

  • @asterghebreamlak218
    @asterghebreamlak218 15 วันที่ผ่านมา

    What his TH-cam named the guy who was talking about how to open bank account

  • @nazrethmesfin3206
    @nazrethmesfin3206 16 วันที่ผ่านมา

    This guy should go to Tigray, not to Asmara!

  • @Ere885
    @Ere885 16 วันที่ผ่านมา

    *spending 🤣🙏

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 15 วันที่ผ่านมา

    ጆርጆ ኣስተውዕል ! ኣንዳርጋቸው ጽጌ ዝብሎ ዘሎ ፡ ኤርትራ ናይ ኣራብ ሊግ ክትከውን ዘይደለየትሉ ምኽንያት፡ ኢትዮጵያ ኣባል ኣራብ ሊግ ስለዘኮነት፡ ኤርትራ ድማ ካብ ኢትዮጵያ ተነጺላ በይና ኣባል ኣራብ ሊግ ክትከውን ዘይደለየትሉ ምስ ኢትዮጵያ ብዘለዋ ምቅርራብ እዩ።
    ኢትዮጵያውያን ወንጮ እንተ ገልበጥካዮ ወንጮ እዮም።

  • @tirhasbaraky5740
    @tirhasbaraky5740 14 วันที่ผ่านมา

    ጅውርጃ ኣብ አንስኽ አትው ስል ዝኽን ምንግስት ምንም ክግብር ኣይከልን አይው ጅውርጅ ሐዋይ ክንግርክ

  • @hagostesfamarian2753
    @hagostesfamarian2753 15 วันที่ผ่านมา

    ሱቕ ኢልካ ማእከላይ መርገጺ ኣይትሓዝ ! ዝኾነ ናይ ኢትዮጵያ ጽቡቅ ክንሰምዕን ክንርእን ኣይንደልን ኢና ! ዝብኢ እንተ ጠዓሞ ንኣድጊ ይኹን ንጤለ በጊዕ እንታይ የርብሖም !

  • @EyasuMehari-e2s
    @EyasuMehari-e2s 16 วันที่ผ่านมา

    ERITREA IS NOT A COUNTRY SAY GOHAR MOHAMID

  • @gualmehari999
    @gualmehari999 16 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @dendendenden1276
    @dendendenden1276 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tewelde-bc8hi
    @Tewelde-bc8hi 16 วันที่ผ่านมา

    ✍️✍️✍️✍️✍️👌🇪🇷🫶

  • @tesfuamaniel3339
    @tesfuamaniel3339 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KerenAkriya
    @KerenAkriya 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤✅✅✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🇨🇦🎄🎄🎉🎉

  • @iyassugino9896
    @iyassugino9896 16 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪🐪🐪🐪🐪🐪❤🎉

  • @diborates1416
    @diborates1416 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @mariyochannel258
    @mariyochannel258 16 วันที่ผ่านมา

    🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦾🦾🦾

  • @MisghinaKidane-mt4jg
    @MisghinaKidane-mt4jg 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤