At 00:29 your clip, ድራር ሓወይ ኣስትውዕል ናይ ቱራምፕ ነገር financial blackmailing at infantry stage እዩ ብወገነይ ክብለካ ዝኽእል :: ናይ ቱራምፕ ኣካይዳ ካብ ዝሓለፉ መራሕቲ አሜሪካ ፍሉይ ዝገብሮ : ቑጠባዊ ውግእ ንረብሓ አሜሪካ እዩ : ማለተይ ንሓበራዊ ረብሓ ዘይኮነጽስ the same old American first at the expenses of others, via different route. Keep up the good work, brother. Your TH-cam is such a vital resourceful tool for our generation in the age of information warfare, so thank you.😊
ትምህርቲ ናይ ክሪፕቶ ወይ ስቶክ ማርኬት ምስትደልዩ👉drarhiwet.com/
ሰለዚ፣ከመይ፣ጌርካ፣ኤርተራ፣ትህነጽ፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንታይ: እሞ: ንዐና: ሰሪሖም: ዝሀቡና:ፖርት:አሎ? እንተዝኾነሎም: ኢትዮጵያውያን: ብባሕርና: ሂቦም: ክልሞኑሉ: እዩ: ነይሩ: ሕልሞም: : እንተኾነ: ኤረና: አይትጭርመም: አይትቑርመም!!!🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️💤 ኤርትራውነት: ክቡር: መንነት!!! ዐዲ: ብሩኽ: ሕዝቢ: ብሩኽ: ሀገር: ኤረና! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
At 00:29 your clip, ድራር ሓወይ ኣስትውዕል ናይ ቱራምፕ ነገር financial blackmailing at infantry stage እዩ ብወገነይ ክብለካ ዝኽእል ::
ናይ ቱራምፕ ኣካይዳ ካብ ዝሓለፉ መራሕቲ አሜሪካ ፍሉይ ዝገብሮ : ቑጠባዊ ውግእ ንረብሓ አሜሪካ እዩ : ማለተይ ንሓበራዊ ረብሓ ዘይኮነጽስ the same old American first at the expenses of others, via different route.
Keep up the good work, brother. Your TH-cam is such a vital resourceful tool for our generation in the age of information warfare, so thank you.😊
የከኔልና ሀናፂ ሀሳብ አዩ♥️🇪🇷♥️♥️♥️
ሓው ድራር ጽቡቅ ኣሎኻ ሎሚ ስደት ተምኑዩና ዓድና ክንኣቱ ደሊና ግን ከምቲ ዝበልካዮ መጽለሊ ዘይብልና ኣበይ ክንኣቱ ስለዚ መንግስትና ወዓል ሕደር ዝርየድልዩ ጉዳይ ኢዩ መስልኒ ተስፋ ንገብር ኣብዚ ዓመት እዚ ገለ ፍታሕ ክገብረልና 🎉🎉🎉🎉
🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍 keep going my brother Good job 👍 ❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍
ሒጹር የድልየና ኣሎ ንሕና ኤርትራውያን። ጥሙራት ስለ ዝኾንና ግን ዝቡሉ እንተበሉ ዋላ ሓንቲ ክገብሩ ኣይክእሉን ። ምኽንያቱ ሓደ ከለዉ ዘከኣሉስ ሕጂ ግና ተበታቲኖም። ካብኦም የድሕነና። ❤
Thank you for sharing this Jorjino hawey edmen tinan yhabka Amlak ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
ሰላም አያ ድራር ቸመንቶን ሕጻን ኣብ ዲጋታት እዩ ክጥቀሙሉ ጸኒሖም ቀዳማይ ውሕስነት መግብን ማይን ብጣዕሚ ሓያል ስራሕ ተሰሪሑ እዚ ይመስል ቻው ።
Thanks memhre jorjo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you for all the info you gave. I love your tentena.
ሰላም ጆርጅ ድራር ሰላም ተኽታተልቲ G.Drar media ብጣዕሚ ጽቡቕ ቪዲዮ እግሪ ጉዕዞ ካብ ኣስመራ ናብ ባጽዕ ንምኽባር ቅንያት ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ዓወት ንሓፋሽ 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሃይ ጆርጆ ኣነ ተኻታተአሊት እየ ጽብቅ መዱብ ብዛዕ ባ ሃውስን ክትዛረብ ጸንሕካ እሞ.ሓንቲ ሓብትና ከይዳ ርኣቶ ምልቅጥራሕእዩተርፍዎ እላ ጽብቅ ሞድረን ሱፍሕ ሩማት ብጣዕሚ ታሓጉሻ ተመልሳ ራይና.ርሕቅ ኣይኮነን ብርሃን እዩ ቅድመና ክብለካ እየ ዓወት ንሓፋ ሽ❤❤❤
Viva Eritrea 🇪🇷 1 2 6 9 Viva Hgdef
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Good job ❤❤❤❤❤
God bless Drar gigna. Elllllllllll
ጽቡክ መደብ
Yes very true good thing from U.S will be surprise but let’s hope well come to us nice thing 🙏🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Gorgo bravo thanks
Thank you drar for your True information 🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ god bless you eritera ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
G D..Des Zebilu meglesi Culu tiblo Zimineyoyu Culu Ertrawi nenatu vilegis palasotat kigebir. Bihansab. Miabeye thanks 👍
ሰገኔቲ እንታይ ገበረት❤❤❤
Nay Gebreliul music giberelna ❤❤🇪🇷🇪🇷
😂😂ባር ዶ ገይርካዮ ፡ ደርፊ ትመርጽ😂😂
ንሱዳንናይ ግድን ኢዩ ኽትሕግዞ።
❤ናይ ትግራይ ጀነራል ሐሚቲ ናብ ኸሰላ ኽጽጋእ ኢዩ ሻእቢያ ሠራዊቱ ናብ ምእራብ ኽኸይድ ኢዩ ንዱባይ እንታይ ኸምትደሊ ኽንሓታ ኢና😂😂😂
❤ ንለባም አምተሉ እንዲዩ አብ ሱዳን ንኤርትራ ዘቕስና ጌይራ 🙏🙏🙏
Nice Drar 👌🇪🇷❤️
ጆርጆ ሓወይ ፡ ኣመና ደቂስና ኢና ፣ ጎቦ ክንከውን ኮነ ፡ ጥቓ ጎቦ ክንጽጋዕ ስለዘይበቓዕና ፡ ሎምዘበንሲ ኩነታትና እውን ኣዝዩ ዘስግእ'ዩ ።
ንቝጠባ ብዝምልከት ፖሊሲ እንተኾነ እውን ከም'ቲ ዝበልካዮ ፡ ሃገራት ንናይ ውሽጥን ደገን ኣውፈርቲ ብመሰጥቲ ወፈያታት እናዓደሙ ይነጥፉ ። ኣብ ሃገርና ግን ይትረፍዶ ንወጻእተኛታስ ንደቂ ሃገር እንተኾነ'ውን ፡ ንዝተማለአ ትሕተ ቕርጺ ይኹን ንዘተባብዕ ናይ ቍጠባ ፖሊሲ ጌና ኣይበቓዕናን ።
❤❤❤❤👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome welcome g.drar❤❤❤
I hope all our peoplleWill Happy in they Flats Amen All wishes will come Tru
Nay bhaki nxbe alena Jorjo jgna❤❤❤
Count me in 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ውዱቅ ፓፓጋሉ ሙኳንካ በዚ አመርካ ዝብል ትንተና ትፈለጥ እንታይ ይምልከተካ ባርያ ናይ ሃገርካ ዘይትገብር❤❤❤
Bravo Giorgio anbesa 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Keep going my brother 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Ajoka qexlo ❤❤❤❤
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Dear Gorjo, Panama Canal is, of course , in Panama but it was built by USA
Thank you dear brother ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍👋
ሰላም ወሰናይ
Adom jeyamahishu CalieHager Yetimetu Goiyta Lebomyeberehalom Amen 🙏
@Drar ናይ አግሪ ጕዕዞ ኣዘክርካኒ ብ ክልተ ሙርኩሰይ ንስለ ሰማአታትና ኣብ 1995 ጉዕዞ ኣካይደ ነይረ 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷
Well came ❤❤❤ jorjo
Tank you 🎉🎉🎉❤drar
🎉🎉🎉
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤
ሕጂ ቺና ሰለ ክትሰርሖ ሰለትሰርሖ አላ
ትራም ብቅንአት ሸራእራ ይብል አሎ አቶ ትራም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Gorjo god bless you
Selam wesenay Eritrea Mess Hitheba Amen 🙏 ❤❤❤
Drar you have to understand the Eritrean situation under USA
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌❤️❤️❤️🙏🙏
እገዳ በየን ይሕለፍ ወዲ ኤሬይ ንመድሃኒት እኻ ንጋዶ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
Viva 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ሰላም❤❤❤ እዚ ትብሎ ዘለካ ነቲ መንግስቲ ኤሪትራ ጻሓፈሎም ተዓሚትካ ኣይካኣልን እዩ ወይካኣ ምስ ኣቢ ይሰማማዕ ሓዲኡ ይግበሩ
Merhaba brother 👏🙏👏👏🇪🇷❤️❤️
🎉❤🎉good job jo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ጆርጆ ሓውና እዚኦም እኳ ተጋሩ እዮም፡ ከመይ ገይሮም ባንዴራ ኤርትራ ክሕዙ ወይ ንኤርትራ ክድግፉ።
ሕቶይ ኣብ መሪሕነት መንግስቲ ሃገረ ኤርትራ ዘለው ላዕለዎት ሓለፍቲ ፖለቲካ ኤርትራ ካብ ጎረቤት ሃገር ኢትዮጵያ ከም ክልተ ሃገራት መጠን ዶባቱ ሓልዩ ብዓለምለኻዊ ሕግን ዲፕሎማሲን ክስርሓሉ ይደልይ'ዶ ዋላስ ሓደ ህዝቢ ኣብ ክልተ ሃገራት ወይውን ነቲ ኣሽሓት ደምን ህይወትን ዝተኽፈለሉ ዶባትና ዶብ ማለት ግመ'ዶ ደበና'ዶ እናበልካ እናሻዕ ተማሂርና ኣለና ብተደጋጋሚ ሸንኮለል
ኤኤኤ.....ንውሽጥና ኽማን ምርኣይን ምስትብሃልን ከድልየና''ዩ።
ቀለልቲን የዋሃትን ዝመስሉ ቃላት ንጠንቀቀሎም❗️
🙏🇪🇷✌️
❤❤❤❤❤❤❤❤......
👍🇪🇷
❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤
🙏🏽👍🏽🇪🇷💯🌹❤️
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Thank you.
It is time to focus to build internal economy.
❤❤❤❤❤🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Eritrawnet kubur mannet ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ስድራ ድራር ዩቲዩብ አባላት ናይ ሓባር ጉእዞ ዝተፈላለየ ሓገዝ ሂዝና ኽንገብሮ አለና።
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 for eritrean for ever 🎉🎉🎉🎉🎉jorjo hawna jgna continue
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️😊🌷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💯✅🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🕊🕊🕊💎💎💎💎🌷🌷🌷
hi zedleka Ab Ads zelewu garbejat ktserh Aleka Jrjo jigna Ane tegalay snkul qorax egerey eye xbuq eka zeleka
❤❤😊😊
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤ brov
Chiros dronka rienaya 😂😂😂😂😂😂😅😅😅😅
ጽቡቅ ምምሕላም ጽቡቅ እዩ. እንተኾነ ለንቅነ እቲ ኣብ ግዜ ሸግር ኣብ ጎኒ ሃገሩ ዝነበረ ሰብ ምስ መንግስቱ ከተናቁቶ ዘንቀልካ ትመስል. ኣብ ጎኒ ሃገሩ ዝኾነሉ ምክንያት ብ ርድኢት እንበር ብ ስምዒት ኣይኮነን.
ብሰፊሑ ናይ ዐለም ክንምሀረሉ ዘቅርቦ ጽቡቅ ትንተና ከምአሉታዊ ዘይምርአይ! አብ ኤርትራውነትና ጽኑዕ ይኹን ሐድነትና✊❤️🇪🇷
Tewtafi ab 3t malti 11 live and 8 normal videa
🇪🇷
U go far u don't know about politics bro😊
🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯💯
🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔💔💔
ሀያል የሚባል የለም ሀያል እግዝኣቢሄር ብቻ ነው
🇪🇷🇪🇷🙏🏻🇪🇷🇪🇷👏👏👍👍
ኪሮስ ካብ ሰራቂ በጊዕ ናብ እንዳ ሰዋ ካብእንዳ ስዋ ናብ ኽራር ሕጂ ክአ ድሮን ኪሮስ በጊዕ አብ ኤርትራ እንታይአለዎ አብኡ አዲኡ አሕዋቱ ትግራይ ኬዶሙ ዓድና ኢሎም እዚከ አበይ ካአቱ እዩ