#ትግራይ_ቴሌቪዥን
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024
- #ቀጥታ ካብ ሓወልቲ ሰማእታት ሰነ 15 - 2016 ዓ/ም
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Facebook: / tigrai.tv1
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-mail: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
Instagram: / tigrai.tv
TH-cam: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV
ክብርን ሞጎስን ንዞም ኩብሮት ኣሕዋትና😢😢😢
ደቂትግራይ ጀጋኑና ናወለደይ ሰበይ ዛዐቦኹላ ሜሪቤት ዝተወለዱኩሊኪ እሲኪ ንዘአለም ታሐጎሲ🙏🙏🙏🙏❤️
ተካሓሕልካ ናይ ሱዉኣት ንእስተይ ምግላጽ 😮😭💔😭💔
❤❤
ክብርን ሞጎስን ንስዉአታትና እስኩም ግን አምላክ ይፍረድኩም😢😢😢
🎉🎉🎉🎉❤
ነፍሲ ኩል ኣሕዋትና ብሰላም ኣብ ገነት ትንበር❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
We never ever forget the genocide done by cruel Eritrean wild troops Ethiopian wild troops and Amhara wild fano on the innocent Tigray peoples .
God bless the innocent Tigray people .
God bless tigaray and my people ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤
አሰይ ጅጋኑና አየወ ጀጋኑ እድመንጢኢና ንምነ
መንግስቲ ታይ እዩ ኮይኑ እኖ ስዉእ ኣበይ ኣለኪ ዘይብል 😢😢😢😢😢
kbrn megosn nsematatna 🙏🙏🙏
We give a great value and appreciate to their efforts! Glory to our martyrs !! Prevent the people from collapsing to hell !!
,_ሰማአታት ደጋኑ ሰዋአት አሕዋትና ዘላአለሞ አንጀ ተዘከሩ ከነብሩ አዯሞ
ኣቱም ሰባት ስዉኣት ምዝካር ማለት ሽምዓ ምብራህ ድዩ😭😭😭
Kebrn Mogsen nzom Sewat ahwaten😢
If Tigrea is hungry today, Getch is eating all the food. Look at his belly
❤
😢😢😢😢😢❤❤❤
ግርም እዩ ዝብለክ ካብ መዓስ ድኣ እዩ ዝክበር ኣበ ትግራይ ? ኣብ ኤርትራና እቲ ዠከበረ በዓል 20 ሰነ እዮ። ክብርን መጎስን ንሰዉኣትናproud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😂😂😂 and where is this Eritrea exactly?
ውዳበኹም፣ ፅንዓትኩም፣ ተወፋይነትኹም፣ ቆራጽነትኹም፣ ዓወታትኹም መገረም ጥራይ ዘይኮነስ መዛራረቢ ዓለም እውን ኮይኑ እዩ። እዙይ ዝመሰለ ታሪኽ ሒዝኩም ብቐፃልነት ንመፃኢ ወለዶ ምእንቲ ክሓልፍን መአዝኑ ከይስሕትን አካይዳ ዲሞክራሲ፣ ፍትሒን ሰብአዊ መሰላትን ዝኽበረሉ ስርዓት ክህነጽ ግድን ይኸውን ማለት'ዩ።
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ስድራ ስውኣትን ኣካል ጉዳኣት ሰራዊት ትግራይ ንምሕጋዝ ቢsms ኩሉ ትግራይ ዓደይ እያ በሃሊ፡ኣብ ወፃኢ ትነብሩ፡ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትነብሩ፡ብሓፈሻ ኣብ ኢትዮጵያ ትነብሩ፡ኣብ መዓልቲ ክልተ ቅርሺ ነቲ ብሕታዊ ሂወቱ ገቢሩ ቅንዕ ኢልና ክንከይድ ዝገበረና ሰራዊት ትግራይ ዘይንሕግዝ።ተጋዳላየ ምሳኻ ይሕሸኒ ወዲ ትግራየ ዝብል ደርፊ ጥራሕ ትርጉም ስለዘይብሉ በጃኹም ነንእሽተይ ንሓግስ።ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዋእትና።
Absolutely We can't forget forever that genocide for innocent peace of people Tigray so Peace Justice people of Tigray , Kebry Mogesy for TDF Tigray!
Debrxion remx gerwa Tigray
لا شهداء ولا هم يحزنون وما هم إلا ضحاية مغامرات وياني ليس إلا
Chrhoo Aytsenu Aree btegbar ....
እንታይ እዩ ሽግሮም ዞም ተነሓናሕት ውድባት
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😡😡😡😡😡😡
በላዕቲ ክልተ ስጋ እቲ ብሂወት ዘሎ ህዝቢ ግዳ ዘክርዎ።
ህዝብና ናቦቱ መልሱ ይጸንት ኣሎ
ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ክብርቲ ሂወቶም ዝኸፈሉ ሰማእታትና! ይኣክል ብርሰት ይኣክል ሞት፥ መከራሓሰራ! ላኣላውነት ትግራይ ናብ ንቡር ይመለስ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ genocide ዝፈፀሙ ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ንስራሕ፣ ኣመራርሓን ሙሁራትን ትግራይ ካብ ናይ ውሻጠ ሕትኽቱኽ ወፂኹም ንህቢ ትግራይ ዝምጥን ስራሕ ስርሑ። ይኣክል ካብ ሕሉፍ ንመሃር!
VIVA TPLF ❤️ 💛 ❤️ 💛 RIP 🙏
ንበይነይ ድዩ ዘይተረደአኒ;
እዞም ፕረዚዳንት ግ/ምም/ር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝጠቐስዎም መሰከፍቲ ፀገማት ናይ መሪሕነት ፀገማት ምዃኖም ነጊሮምና ሓቂ እውን እዩ ፡፡ ግን ካብ ባዕሎምን ምስኦም ኣብቱ ስልጣን ዘለውን ኣመራርሓ መን ክፈትሖም እዮም ደልዮም;
Nay Eritrea copy germaya wa aytehfuruna wa
ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ማለት TDF ሰራዊት ምክልኻል ሰራዊት ትግራይ ንምባል ድዩደ
😂😂😂❤❤❤
Hiwat Canser
ቁሩብ ብናትኩም አተሐሳስባ. እንተትኸዱ ምሐሸ ኤርትራ ምዓልቲ ስውአት አቢዒላ ኢልካስ ሃልከስከስ አይትበሉ. መጭበርበርቲ ።
ጌች ኳዳ ግዲ አይሐዝካን😎ቁንጥንጥ አብዚሕኻ
አይ ህወሀትእርስ በእርሳችው ስትባሉልብስ ቀይረሀል ከየት ነውያመጣህ እያላችው ስትገማገሙ ል30 አመት የትግራይን ህዝብይጉሮሮ አጥንት ሆናች አሁን ሰማእታት የሚታለልብተጋሩ እንደ እናንተ ደደብ መሆን አለበት
ሊ
We never ever forget the genocide done by cruel Eritrean wild troops Ethiopian wild troops and Amhara wild fano on the innocent Tigray peoples .
God bless the innocent Tigray people .
😡😡😡😡😡😡😡