ንብጫን ቀጠልያን ማልያታት ናብ ጫፍ-መደምደምታ ዝወሰደት መድረኽ-15 ውን ብዓወት ፖጋቻ ተዓጽያ...! ስለምንታይ ድርብ መቕጻዕቲ ኣብ ልዕሊ ብንያም...?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ค. 2024
  • #EMMA_TUBE

ความคิดเห็น • 164

  • @zeromhabtemariam9587

    ኤማ ብእትገብሮ ናይ ጋዜጠኝነት ሞያኻ ብጣዕሚ የመስግነካ 🎉🎉🎉

  • @user-et1ls7pk8k

    Degafi bini 💚 pogi 💛 Like 👍 gbereley

  • @user-th2of4vc6z

    ኣነ ከምዝመስለኒ ቢኒ ኮነ ኢሉ ኢዩ ገርዋ ፍትሒ ንዘይረኸበላ ናይ ዝሓለፈት ሓደገኛ ዝኾነት ምእጻው ብ ፈሊበ ንመርግጋጽ ዝተጠቀመላ ይመስለኒ ስለዚ ቢኒ ከምዚ ዝረኣኽዎ ብዳንጋ ጥራይ ዘይኮነ ብርእሲ ብስለት ንጸኣድ ይፈታተኖም ምህላዉ የርእየካ። ቢኒ ጅግና ሓውና ብሰላም ወዲኡ ኣወቱ ሓዚሉ ብሰላም ክመጸና ንምነ።

  • @Smsmfofol

    ቢኒ ኣብዚኣ 100% ዓቢ ጌጋ ኢዩ ገሩ።

  • @senaykuflu2394

    ኣፍቀርቲ ጠቃር እስኪ 👍

  • @abedegaim4891

    እዛ ምዕጻው ዝገበራ ኣገዳስነታ ኣይረኣየካን።ምኽንያቱ ኩፉት ቦታ ስለ ዝነበሮምን ወላ ቀዲምዎ ቦላታ ምግባሩ ቢኒ ተኣማሚኑ ምስዓሮ።ብዝኾነ ሰሉስ መዓልትና ይግበራ ኤማ

  • @EfremTesfatsion

    ሶሉስ ጥራይ ምዓልትና ይግብራ ❤ቢኒ ጅግና ❤ ስለ ትገብሩዎ መስጋና ይኩንኩም

  • @mogosdebesh7956

    ጽቡቅ ታንታነ ኤማን ሄኖክን፡

  • @Tes20187

    ብጣዕሚ ተጋግዩ ቢኒ ሎሚ። ብወገነይ ኣይተቀበልክዎን ኣይተሓጎስኩን ደየድሊ ስጉምቲ ወሲዱ

  • @zenawikebreab4799

    ኤማ ሻምፕዮን ጋዜጠኛ ናይ ሃገርና ኢኻ ንስኻ ። የቀንየልና ደው በል ኣይትስኣን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-hc2vv8fw5r

    Kab bini zey txbeyo bolata knde zakl bota kelewo nmntay axiwo welcome emawi and hiega 💖🇪🇷❤

  • @Erilove291

    እንካዕ ብሰላም መጻኩም ናትና ብሉጻት❤🎉

  • @kidanesium7653

    ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @niattesfay

    AJOKA BINI ANBSA!Sekf aybelka!Eritrawie kulu gezie Seari!❤❤❤❤❤❤

  • @mullert2478

    Green for sure bine will be win 100% 2024

  • @armanimedia1997

    ብልቢ ክጽበየኩም ኣምስየ::ቢኒ እንቃዓ ብሰላም ወድአ::❤❤❤

  • @mamibmtewelde3506

    Amawi wedi ab Sawa b-1 wedi klasey neber ❤❤❤❤❤

  • @eyasuhantal4856

    Way bbinam zeytzarebu

  • @user-ew4tf5dp4o

    ሎምዓንቲ ቢኒ ዘየድሊ ተግባር ጌሩ ናይ ፍሊብሰን ዝገብሮ ንፈደርሽን ዝምልከት ዋላ ካ ተኾነ ብናተይ ኣረኣእያ ሎሚ ቢኒ ዘየገድስ ምዕጻዉ ጌሩ ብዝኾነ ጽቡቅ ዕድል ኣብ ቀጻሊ ንቢኒ