RED SEA - ፈላጺ ልቢ - 11ን መወዳእታን ክፋል Felaxi Lbi - Final Part - 11

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 882

  • @PayetSports
    @PayetSports  5 ปีที่แล้ว +274

    መርሓባ ሬድሳውያን
    መዛዘሚ ክፋል ፈላጺ ልቢ ጆባእ ንብለኩም ።
    ሰናይ ቀዳመ ሰንበት !

    • @abumubark5199
      @abumubark5199 5 ปีที่แล้ว +4

      Btaami. Des. tbul. filim.

    • @mnbarkerfah9101
      @mnbarkerfah9101 5 ปีที่แล้ว +4

      😍😍😍😍❣❣❣❣🇪🇷✍👍

    • @redseaentertainment3398
      @redseaentertainment3398 5 ปีที่แล้ว +3

      Neakum mezazemi meana kea melaleyi kkonena namber nay frtuna tehababrena

    • @sundayschool6826
      @sundayschool6826 5 ปีที่แล้ว +2

      RED SEA MEDIA ata nskum nfuat ekum

    • @danielmehari8623
      @danielmehari8623 5 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ ፍላጺ ዕንጨይቲ ሚሂርካና ፡ ናይ ብሓቂ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳኣታ ጽብቅ ነሩ ኣጆኩም ብረቱዑ ስነ፡ጥበብ ሃገረና ይሰስንልና። ንወድ ነገደ ግን ንስን ጥራይ ዘይኮና ኣነ ውን ኣፍቂረዮ ኣለኩ መልሲ ካባካ ይጽበ ክክክክክክክክ ታንክስ ይሕዋት ኣይትጥፍኡ ካብዚ ንላዕሊ ሒዝኩም ክትመጹ ብተስፍ ንጽበ ፍሩሳ ረድሲ

  • @gebrehailu2874
    @gebrehailu2874 5 ปีที่แล้ว +161

    ንፉዓት ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣምላኽ ኣብ እሱር ቤት ኣብ ሽግር ሆስቢታል ንዘለዉ መዋጽኦ ሂቡ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና።ኣሜን።

  • @abrahambrhane2084
    @abrahambrhane2084 5 ปีที่แล้ว +36

    ብጣዕሚ ፅቡቅ። ንፉርቱና ዝፈቱ

  • @semirmahammud7442
    @semirmahammud7442 5 ปีที่แล้ว +123

    ሉሉይ ምጥውቲ ቆልዓ ን ሉለይ ዝፈቱ ሃየ ኮሜ ጽሓፉ ደቂ ኤረይይ ሽኮሪናታት 🇪🇷🇪🇷💗💗💗

  • @ሰብሕሱም-ዘ1ጐ
    @ሰብሕሱም-ዘ1ጐ 5 ปีที่แล้ว +17

    ጽብቕቲ ፊልሚ የቐንየልና፡ ጻማኹም ትረኽብሉ ጊዜ እግዚአብሄር የምጻኣልኩም።

  • @ichliebedichmeinemutter1001
    @ichliebedichmeinemutter1001 5 ปีที่แล้ว +61

    Ata shahi nay Eritra znafeke like etay dye zekire kubrat yhwat shahi bbani kola bbani nezi zzkro hji ab like comment yadmo aleku

  • @habtueyob2694
    @habtueyob2694 8 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ባሃቂ ደስተቢል ፊልሚ ወላ መወዳታ ቢታሚ ሚስጋና ይጊባኩም ኢዩ

  • @majuyihdego1614
    @majuyihdego1614 5 ปีที่แล้ว +57

    ናይ ብሓቂ ፈላጺ ልቢ"ትእንግትራዊ ፈሊም"ውሽጢ ልብኻ ተምርምር!ንፍቅሪ ትገልጽ ማሃሪት ፊሊም፡ታንክስ ሞራ ደቂ ኤረይ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም።ብኻልእ ትሕዝቶ ክትመጹና ድማ ምሕጽነተይ የቅርብ።ብፍላይ ንደራሲኣ "ሚኪኤል እያሱ"ኣይትውሓደና፡ብርዕኻ ከም ሴፍ ትብልሓልና ክብሎ ፈቱ።

    • @samifast7333
      @samifast7333 5 ปีที่แล้ว +1

      Naybhaqi hawey natey

  • @merigalftsum5855
    @merigalftsum5855 5 ปีที่แล้ว +51

    ኣድነቅቲ ሉል ባሕሪ ላይክ ናይ ፅባሕ ዕንበባ

  • @hermonmerhatxen5488
    @hermonmerhatxen5488 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ብዘይጉድለት ዝተሃንጸት ፊልም ደቂ ኤረይ ማዓረይ ብርዕኹም ትሰስን so i love you all

  • @ድምጺልቢ
    @ድምጺልቢ 5 ปีที่แล้ว +466

    *ሉል ባሕሪ ጋል ማማ ኤርትራ* 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    *ዝፈቱ ሃካይ ላይክ* 😁 *ይግበር ዘይ ሃካይ ድማ* 😂
    *ንሉል ዘታባብዕ* 😍 *ኮመንት* 👇👇

  • @bokergebretnsa9448
    @bokergebretnsa9448 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ንፉዕ ወዲ ኣድንቀዮ ስነጥበባዊ ብልቢ ቀጽሎ መምህር ግን ኣሳቅኻያ ናዕና ኣስቅኻና እዛ ፍልሚ ልዕሉ ኩሉ ህድእ ዝበለ ቃላት ዝሕጉስ ፍልሚ ህድእ ዝበለ ብልቢ ሳሓቢ ማራኽን ንፋዓት ቃልዑ ሓግዘን ብሰላም ተመለሱና eritreans goods flim

  • @ZAH1DE-Ke
    @ZAH1DE-Ke 4 ปีที่แล้ว

    ንፉዓት ናይ በሓቂ ኣጆኹም ኩሉኹም ብወገነይ ዓጊበ ጽቡቅ ስራሕ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔️✔️✔️✍️✍️✍️🤛🤛🤛

  • @testes5314
    @testes5314 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ መራ ጽብቕቲ film።
    ሞራል ንደራስን Dariktor and ተዋሳእቲ።

  • @dejenrussom6192
    @dejenrussom6192 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቅንዕና ምስ ዝህሉ ኩሉ,ዩ ዝቐንዓካ እዘን ምሓዙት ሳላ ቅንዕንአን
    ብሰላማዊ መገዲ ጉዳየን ተፈቲሑ መምስ ብልቢ ዘፍቅርኦ ሰሚርለን ብዙሕ ተማሂርና ጽብቕቲ ስራሕ ምኪኤል ኢያሱ ብርዕኻ ትሰስን ቀጽልዎ ወገናት ጽቡቕ ፍጻመ።

  • @emamedia5051
    @emamedia5051 5 ปีที่แล้ว +371

    ንኣማን ባሻ ዝፈቱ ላይክ ኣብዚኣ

    • @ablelablel6386
      @ablelablel6386 5 ปีที่แล้ว +4

      Badsha bali

    • @blackstar7660
      @blackstar7660 5 ปีที่แล้ว

      @@ablelablel6386 bali aytbel Beli (በሊ) bel.

    • @ablelablel6386
      @ablelablel6386 5 ปีที่แล้ว +1

      @@blackstar7660 kkk tewali zarkey taqbilaya alku

  • @Mikimiki-tx4ql
    @Mikimiki-tx4ql 5 ปีที่แล้ว +306

    ሞራል ን ሉል ባሕሪ like

    • @ajhbbhd5703
      @ajhbbhd5703 5 ปีที่แล้ว

      ወዲ ነገደ ጎይታ ፊቅሪ ጎይታ ፊሊሚ ብዝ ኾነ ኩልኹም ደቂ ኤረይ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @SaraSara-dt7sv
    @SaraSara-dt7sv 5 ปีที่แล้ว +4

    በጣዕሙ ፅብቅ ቀፅለሎ ክብራትይ እሕዋትይ ካብ ሓፍትኩም ትግራይ

  • @ikkanalles4097
    @ikkanalles4097 5 ปีที่แล้ว +18

    ዋው ናይ ብሓቂ ምቅርቲ ፊልም
    ብፍላይ ኣወዳድኣ ብጣዕሚ ደስ ትብል

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 ปีที่แล้ว

    Nay bhaki abeyti sebat etom zfetwom artist kexlwo ab serhakum asalton edmen tenan yhabkum❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @ቀጠፍ
    @ቀጠፍ 5 ปีที่แล้ว +28

    What a first class movie. All the actors in this movie are so really actresses. Good job guys. Every thing is perfect.

    • @lichugalgerey8419
      @lichugalgerey8419 5 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏

  • @ሃገረሰማእታት
    @ሃገረሰማእታት 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቅ ስራሕ ደራሲ ኩሉኹም ተዋሳእቲ ኑፉዐት ቀጽልዎ
    ሉልባሕሪ ዕድመጥዕና ይመነየልኪ

  • @wedihailu7312
    @wedihailu7312 4 ปีที่แล้ว

    Thanks Mara kef zellewa film Amharit eya ketsllu selam ንዓኹም

  • @lovejlk5351
    @lovejlk5351 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቃ ጽብቅቲ ፍሊም ብፍላይ ኣብተን መሓዙት ዝነበረ ምርድዳእ ህድኣት ዘረባ ናይ ብሓቂ ንደራሲ ኣድኒቀዪ

  • @haydihaydi7609
    @haydihaydi7609 5 ปีที่แล้ว +2

    temsge fetari kulu alem nfkri zfeterka kbrn mesganan naka ykun amen amen amen

  • @እግዚአብሔርአምላክፍቅርነ
    @እግዚአብሔርአምላክፍቅርነ 5 ปีที่แล้ว +9

    ዋዉዉ ብጣዕሚ ደስስስ ትብሉ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡን በረከቱን አይፈለኩም

  • @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ
    @ፍቅሪህያብፈጣሪአዩ 5 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ዘዕግብ ስራሕ ደራሳይ ዋላ ተዋሳአቲ፡ንፉዓት ብካለአ መደብ ክንጽበ ኢና

  • @siemhailu9813
    @siemhailu9813 ปีที่แล้ว

    Wawww nay bhaqi gel aynet filime miki hawey Thanks

  • @arsenal3723
    @arsenal3723 5 ปีที่แล้ว +88

    ሎሚ ንፈለማየይ ጊዜ ጽቡቅ ኣዋዳድኣ ፊሊም ኤረትራ ክሪኢ በቂዐ ፡

    • @johntewelde5008
      @johntewelde5008 5 ปีที่แล้ว

      ወላ ኣነ ግን ሓንቲ ነገር ደስ ዘይ በለኒ፡ነገር ጀበርቲ ይጻወቱለን፡ምህላዎም ንዘን ማይ ዝመስላ የሕዋትና ኣብ ፊልም እዩ ከም ትብልኒ ርግጸኛ እየ ግን ወላ ኣብ ሓቀኛ ሂወት እዩ ከምኡ

    • @bluesky7905
      @bluesky7905 5 ปีที่แล้ว

      @@johntewelde5008 entay ybl aleku elka eka defar jeberti ke seb aykonun zbelka alo diu..

    • @biniamyohannes9033
      @biniamyohannes9033 5 ปีที่แล้ว

      John Tewelde anta hawey jeberti ke sebat aykonun diyom entay ktbl sle zdeleka eika jeberti yxawetulen alewu eilka

    • @saymonghilay8771
      @saymonghilay8771 5 ปีที่แล้ว

      @@johntewelde5008 Ata Seb Reska asrehayo dunzuz.

    • @bergednhameduqawqaw7701
      @bergednhameduqawqaw7701 5 ปีที่แล้ว

      @@bluesky7905 trah elka duhur belo enber entay defar trah xahtari xli

  • @fst5833
    @fst5833 5 ปีที่แล้ว

    Thanks a lot kexlwo bertu 💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bonchance3183
    @bonchance3183 4 ปีที่แล้ว +1

    Aman badsha tebatay akter wudue kokob tewasay wedi erie bhafesha kulukum tewasati xbuk srah kexlwo thanks yehwat

  • @F-NG5
    @F-NG5 5 ปีที่แล้ว +5

    ከምዚ ከማይ ምስ ናፍቆትኩም ኣብ ስደት ዘለኩም ገጽ ትፈትውዎም ስድራኹም የርኩም
    ጽብቕቲ ፊልም ከኣ
    ብሩክ ቀዳመ ሰንበት
    ስደትና የሕጽሮ

  • @xxtxtentacionmyking4453
    @xxtxtentacionmyking4453 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ድራማ ኣብ ጊዝኣን ስዓታን ኣስተማቂርናያ💖💖💖

  • @hgimageig1902
    @hgimageig1902 5 ปีที่แล้ว

    ከምዛ ፊልም እዚኣ ተጀሚራ ብስነ ስርዓት ዝተዛዘመት ኣይረኣኹን።ናይ ብሓቂ ፈላፂ ልቢ።

  • @efremberaki1464
    @efremberaki1464 5 ปีที่แล้ว +5

    ጀሚራ ዘይተቃርጽ: ኣሻቂላ ዘይትርብጽ: እንዳነጠበት እትዛሪ: እንዳስሓቀት እተኾሪ: ምልኣት ጥበብ ምልኣት ሕብሪ: ባህጊ ርዉየት ጥምረት ነድሪ ጥበብ ርእየ ዉህበት ፈጣሪ! ቀጽልዎ ጥበባዉያን ሃገረይ::

  • @ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን
    @ኩሉንፅቡቀይእዩአይጭነቅን 5 ปีที่แล้ว +109

    ሰላም ሰላም ሰላም አብ መላእ ዓለም ትርከቡ ኩቡራትን ፍትዋትን ወድኩም ጋልኩም ኩሉኩም ብሓበራ ፈጣሪ ኩሉ ትደልይዎ ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ስደትኩም የሕጽረልኩም ምስ ትፈትዉዎ የራክብኩም ጸጽቡቁ የጋጥምኩም የስምዕኩም አሕዋተይ ፍቅሪ ሓልዮት ምሳኩም ይኩን. አመንን

  • @zemhretgide6338
    @zemhretgide6338 5 ปีที่แล้ว

    gele ayinet sirah hikim serihkima eda amesgenku eye mehart filmi eya nera egziabher xamakum yabkum ahwatey vielen danke alle

  • @saymonmekonensaymonmekonen2546
    @saymonmekonensaymonmekonen2546 5 ปีที่แล้ว +2

    Wwww ተመስገን ኣምላክ ካብ ፍቅሪ ዝዓቢ ነገር የለን ሳይሞን ን ሚካልን ፋሕ ትብሉ መሲልኒ ልበይ ካብ ንቡር ንላዕሊ ክትሃርም ጸኒሓ so ብጣዕሚ መሃሪት ዝኮነት ፊልም እያ ኣጆኩም ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦንን

  • @johnabrehaly9218
    @johnabrehaly9218 5 ปีที่แล้ว +1

    Aba gn nay bhaki merr kafa alwo aze film thanks so much REA SEA MEDIA. LOVE DAKI ERI

  • @merygaleri5133
    @merygaleri5133 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwwwww gelaynet awdada thanks deki erey sikorinatat 👍👍👍💖💖💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @ኣማኒሰብምኻነይየጉህየኒ
    @ኣማኒሰብምኻነይየጉህየኒ 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣብዚ እንሄልካ ፊልም ጽቡቅ ኣፈጻጽማ thanks RED SEA MEDIA !!!!

  • @neaminmeskel3546
    @neaminmeskel3546 8 หลายเดือนก่อน

    Ybel Film Wawww thanks for amazing lesson .... wdi negede yahoo character ❤❤💪💪💪

  • @Golagultv
    @Golagultv 5 ปีที่แล้ว

    Thanks kulukum tewasaeti and red sea media very good film

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 5 ปีที่แล้ว +125

    ሉለይ መክሰብ ኣታባብዕለይ ፕሊስ

  • @amlaktume6417
    @amlaktume6417 5 ปีที่แล้ว

    Nice movie and mehariten nefu derase and nefuat tewasate.spatially wede negde.thanks kuburat yehwate gbu

  • @ፍትሒይንገስ-ተ8ረ
    @ፍትሒይንገስ-ተ8ረ 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ መሳጢት መሃሪት ኣዘናጋዒት ፊልም። ኣጆኩም ቀጽልዎ። ብፍላይ ኣብ መወዳእታ ዝነበራ ናይቶም 3 ኣግተራት ካራክተር ብጣዕሚ ጽቡቅ ዛዚምኩማ። ሪኢቶ፨ ኣቦ ሳሌም ፡ ብሓቅነትን ትዕግስትን ሳሚ ክመሃርን ይቅሬታ ክሓትትን ጽቡቅ ይመስለኒ ።

  • @zewdigeda4471
    @zewdigeda4471 5 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ:ፅቡቕ:ደስ:ዘብል ፍፃመ:ግንኣሕፂርኩምልና::

  • @m.tamiche8551
    @m.tamiche8551 5 ปีที่แล้ว +3

    What a great film 🎥
    What a great actors 🌟🌟
    What a great love story❤️❤️
    What a great conclusion ⚖️⚖️
    Just amazing like wowwwwwwwww❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎥🎥🎥

  • @ttyegaltigraymareywellagri20
    @ttyegaltigraymareywellagri20 5 ปีที่แล้ว +1

    Welcome Betam gobezat deki eri edman tienan yhabkum fetari 😍😍😍😍😍😍

  • @AzebGebrezgabher
    @AzebGebrezgabher 11 หลายเดือนก่อน

    Nay behaki nfeat tewaseati enkae bselam ajemiru bselam afexemeku kem huxa behari sesun deki erey ❤❤❤❤❤❤❤

  • @meronkibrom859
    @meronkibrom859 5 ปีที่แล้ว +8

    ዋዋዋዋዋዋ ንfelamay gize 1 eri aloku ab you Tube 👍👍👍so welcome 🙏 deki eray

  • @habeshafun7124
    @habeshafun7124 5 ปีที่แล้ว +2

    Wawww ኢለ ክጅምሮ ምክንያቱ ስለ ዝደንጸወኒ ወይ ስለ ዝገረመኒ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ እሞ ክኣ ኣብዚይ ንእሽቶ ዕድመካ ዝምስገን ስራሕ ኢዩ ኣጆካ ክትቅጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለኩ በርትዕ 👍👍👍👍

  • @eritreandemjeganu7893
    @eritreandemjeganu7893 5 ปีที่แล้ว +42

    ፈላጺ ልብታት ወዲ ነገደ ያሆ

  • @sabagerensea2610
    @sabagerensea2610 5 ปีที่แล้ว +4

    We love u all Eritrea people 💟💟💟🇪🇷

  • @asmara1970
    @asmara1970 5 ปีที่แล้ว +3

    ኣነ ኣድንቅቆተይ መግለጺ ስኢነልኩም ደቂ ኤረይ ሽኮራት ኣብ ዝመጽእ ካብዚ ንላዕሊ ከምተቅሩቡለይ ድማ ይኣምንየ እግዝኣብሄር ይባርኩም ምስጋና ድማ ይኩኖ ፡ ቀጺለ ምስጋናይ ናብ Red sea media ኢየ ቀጽሉዊ እዚ ጽቡቅ ስራሕኩም ።

  • @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
    @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 5 ปีที่แล้ว +8

    ከብደይ ሓቑፈ ክሪኣ ጸኒሕ!!!!!🤔🤔🤔
    ኣብ መወዳእታ ግን ካብ መጠንንንንን ንላዕሊ የሐጉስኩምኒ።😘😘😘😘😘
    ደቂ ኤረይ ወለላ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን!!!!😘😘💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    👉ኣብ ትዝታ ሕሱም ዝንታ 👈👌👍ጽብቕቲ ብህሎ

  • @afewerkimulugeta6392
    @afewerkimulugeta6392 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውው ጽቡቅ ውሳነ ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ሳለም፡ ሳሚ ንሚካል
    እዩ ዝግባእ

  • @tsegaychcolet190
    @tsegaychcolet190 5 ปีที่แล้ว

    Danke

  • @henokmeles2846
    @henokmeles2846 5 ปีที่แล้ว +9

    Geleynet filime Ney behake keff alwa ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gebrehailu2874
    @gebrehailu2874 5 ปีที่แล้ว +1

    ምስራሕ ንሃገር ንህዝቢ ን ባህሊ መንነት ዝኣመሰለ ዓቤ ለውቲ ኣለዎ እሞ ቀጽልዎ ንፉዓት ኣምላኽ ኣብ እሱር ቤት ኣብ ሽግር ሆስቢታል ንዘለዉ መዋጽኦ ሂቡ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና።ኣሜን።

  • @eritreanloveentertainment1229
    @eritreanloveentertainment1229 5 ปีที่แล้ว

    Wawwww xeba setiye bizuh temahire tezinageie Tanks more deqi Eri

  • @filmona3465
    @filmona3465 5 ปีที่แล้ว +29

    Aman Badsha is best if some one who like him plz Like for Aman Badsha

  • @danieltewelde1541
    @danieltewelde1541 5 ปีที่แล้ว +2

    Vary nice movie writer, director,music great finishing I like all actors really good movie ,keep going .

  • @hayatabdullah5166
    @hayatabdullah5166 5 ปีที่แล้ว

    Belxeti naye bhaqi meharit eya thanks deqi eri good jobe

  • @seidabdelhay1436
    @seidabdelhay1436 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ኣድኒቀያ. .ን ፈለማ ግዜ ተገዲሰ ዝረኣኽዋ ፊልም እያ.....ምኽንያቱ እቲ ትርእዮ ዘለኻ ፓርት ክትውድእ ከለኻ ነቲ ዝመጽእ ትህንጠ።
    ግን ቁሩብ ዘይዓገብኩለን ነገራት ኣለዋኒ ንሰን ከኣ።
    1 መወዳእታ ናይ ያረድ ኣይረኣኩን ኣብታ ጸልማት... ኣቛርጾ !! ምስ ተባህለ ነታ ፊልም ውን ዘቋረጻ ኮይኑ ተሰሚዕኒ።
    2 ሉሉ ናይ መምህራ ሓቅነት ፈሊጣ ክንሳ ግን ከም ናይ ቀደም ሕውነቶም ኣይተራከቡን።
    3 ሲዱ ውን ምስ ሚካል ፍሉይ ፍቅሪ ነይርዋ እዩ፡ ኣብታ ናይ ምወዳእታ ናይ መዛዘሚት ህሞት ምስ ኣቦኣን ሚካልን ተጸንቢራ እንተትነብር ናታ ሓጎስ ውን ምረኣና ።
    Keep it up❤

  • @biemnetteklia6594
    @biemnetteklia6594 5 ปีที่แล้ว

    Wonderful film🙏 it's amazing🙏 really felaxi lbi ❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @arkebegirmay9001
    @arkebegirmay9001 5 ปีที่แล้ว +2

    Ane mesaki kenber y zedeli Barsha akisinkani ❤️❤️👌👌👌👍😍😍

  • @yasibo3479
    @yasibo3479 5 ปีที่แล้ว +1

    What a wonderful film
    Really top
    Perfect ending
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 forever 💗💗💗💗👍

  • @debesayzeray6130
    @debesayzeray6130 5 ปีที่แล้ว

    ብጣ ዕሚ ደስ ተብል ፊልም ጽቡቕ ዛዚኩማ ደቂ ኤሪ ሓላላት we love you.

  • @beyeneweldeslasie9761
    @beyeneweldeslasie9761 5 ปีที่แล้ว +4

    Kemzi aynet filmi ktdegmuna ab metsai btesfa ktsbe iye 10qs God bless u 😍😍😍

  • @lastking8527
    @lastking8527 5 ปีที่แล้ว

    Thx mara xubuk srah ekum serihikum kexlwo😘😘🙏

  • @sesusweety426
    @sesusweety426 5 ปีที่แล้ว +1

    Nic nic bitaemi meharit film 👍❣🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mussieghebrekal3876
    @mussieghebrekal3876 5 ปีที่แล้ว

    Thank you Eritrean STARS 🇪🇷🏅🇪🇷

  • @FliposWeldeyohanesEDF
    @FliposWeldeyohanesEDF 5 ปีที่แล้ว

    Well done brothers and sisters specialy mical thank you for your good advice

  • @meharisamuel5516
    @meharisamuel5516 5 ปีที่แล้ว +4

    ዋእዋእዋእዋእ. ......... ብዝኾነ መለክዒ ን ሚካል ክትግለጽ ዘይትኽእል ነብሳን ነብሲ ብጸይተና ነብሲ ተፍቅሮ ሰብ ን ሙሉእ ናጽነት ሂባ እትኸክልከይድ ምልእቲን ትጽምትን ሰብ ጌርካ ሰሪሕካያ ደራሲ ኩለን ኣዋልድና ከምዚኣ ልቢ ይሃበን ማሓዙት ተባሂለን ምስ ተባእሳ ብኢንትአን ዘጸራረፋ ።

  • @yohanestekle5831
    @yohanestekle5831 5 ปีที่แล้ว +2

    Selam selam kulukum deki eri aab zelekuma selamn tienan ymneyelkum kexile dma nay mejemertan mewedeatan kubla zkiel fkrawit film so so continue.........!!!!!!?????🧠🧠🧠🤛🤛🤛🤛🤛🤛

  • @solomanmogos4968
    @solomanmogos4968 5 ปีที่แล้ว

    Zeytdgem film tewedi blbi year zemesgnekum tami mesatit film mkrabkum thanks kulatkum kabir derestkum ksab tewasaitkum

  • @amch7059
    @amch7059 5 ปีที่แล้ว +1

    ጽፍፍቲ ኣወዳድኣ ብጣዕሚ ደስ ብሃሊት ፊልም ጸሓፊ ኮመንት ሃብቶም ትሪስ

  • @asaandg4103
    @asaandg4103 5 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሐቂ ፊልሚ

  • @ማንይናትድ
    @ማንይናትድ 5 ปีที่แล้ว +8

    ጽብቅ ስራሕ መጀምርታ መውዳእታ ትሕስቶ ጽብቅ
    ኣዳለውቲ እዚ መደብ ድማ ኣብ ግዚኣ ካብ ምጀምርታ ክሳብ መውዳእታ ምምጽእኩም ልዕል ምስጋና ኣብስራሕኩም ዓወት ይምነ

  • @ከምድላየይ-ዘ1ዘ
    @ከምድላየይ-ዘ1ዘ 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቕቲ Movie ምሕዝነትን ፍቕርን ትምህር

  • @theganersbomb8955
    @theganersbomb8955 5 ปีที่แล้ว

    Nfuat tewasaeti zhazet filmi eya
    Tium belieka ayxgebin eyu . Endafetenaya Tewedia Bfilay hafti Furtuna Dmxa n Confidencan woooow eyu zebil bikalie thzto kitmlesuna edmen tienan yhabkum .👌👌👌👏👏👏👍👍👍

  • @proud2beritrean291
    @proud2beritrean291 5 ปีที่แล้ว

    Beautiful love you 😘 all Eritreas 🇪🇷 💘

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 5 ปีที่แล้ว

    Geza banda mai jah jah gezawtei nafiqeyo.
    Impressive & exciting movie.

  • @selamhaile1654
    @selamhaile1654 5 ปีที่แล้ว +6

    واوووووو روعة منوررررييييين والله حلو اوى يا ارتريا بلدي الغالية ربنا يحفظك وطن

  • @Bocaca49
    @Bocaca49 5 ปีที่แล้ว +2

    Nice movie that could win the old thoughts on relationships . We can see modern trend of love ;but the ladies agreement is utopian philosophy on earth. It happens one in a million. Never heard of .however if our young and societies can think of this way it will be awesome.the characters are really genuine and all superb. I would say keep up Ericracy. Much respect.🇪🇷🙏 I love ya all and last lady deserves real kiss not only hugs . It is real love

  • @meronabrhale2732
    @meronabrhale2732 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሓቂ ፈላጺ ልቢ

  • @yordanosandetsion5932
    @yordanosandetsion5932 5 ปีที่แล้ว

    asey xbuqat daqi eri shikornatat daes tebel movies aman the best actor ever God bless you all 🙏💖👍❤💕

  • @aronramsey3298
    @aronramsey3298 5 ปีที่แล้ว +1

    Wawww derasi btami zdneq srah keep going ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈

  • @habensamsom9098
    @habensamsom9098 4 ปีที่แล้ว

    Wowwwwww meharit zkonet filim eya nice nice deki ereyyyy 😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 5 ปีที่แล้ว +8

    ሉልባሕሪ ምቅርቲ ብሕጂ ካብዚ ንላእሊ ብሉጽ ስራሕ ሒዝኪ ክትመጺ በዓል ምሉእ ተስፋ ኢና ቀጽልዮ ምትብባዕ ናባና ግደፍዮ

    ብሓፈሻ ጽቡቅ ስራሕ ግን ኣሕጺርኩም ወዲእክማ√√√

  • @samuelhabte3467
    @samuelhabte3467 5 ปีที่แล้ว +1

    I appreciate the way they think 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘✊

  • @marawedixigiwedixigi8878
    @marawedixigiwedixigi8878 4 ปีที่แล้ว

    Yeake yehagiskumuni mezazemta Thanks mor

  • @tomitesfeu8045
    @tomitesfeu8045 5 ปีที่แล้ว

    thanks kulkum tewsaiti deki ere nay za movie red sea media men u ezi derafay music

  • @okbayabrehe8842
    @okbayabrehe8842 5 ปีที่แล้ว

    Waww btami fetinaya , please qexlwo and thanks more about the film love you deqi Ere for everything

  • @ermiaskeleta615
    @ermiaskeleta615 5 ปีที่แล้ว

    Btaemi des tbl Film and meharitn tesfa ygebr kabzi nlaeli meharn gesaxn Film kteqrbulna
    Ab srahkum selam ymneyelkum kubiert yehwat

  • @hagherey1477
    @hagherey1477 5 ปีที่แล้ว

    Wow amazing , God bless you just bestrong in the Lord

  • @asmeretasmir630
    @asmeretasmir630 5 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen nekilatina yegebaralina rhuss kadama sanibate abe xibke zazima ketikawenie tasifa alanie ajokime ka kaxiliwo amlakie edimanie tenanie yehabakime nekilatikemie

  • @eyobabrham9037
    @eyobabrham9037 5 ปีที่แล้ว

    Wawwwww betami dess tebleka film ya niera abe mexai kabzi nelaeli knxbyeka ina miki hawena so betam betam nic film thanks more more

  • @henosmeles5059
    @henosmeles5059 4 ปีที่แล้ว +3

    I have more Respect aman badisha the most complated Artist in the world amany nice Reaction