አዶ ክልተ ደቃ አብ ቅድሚ ዓይና ናተቃተሉ 😱 እትገብሮ ጨኒቅዋ🤔

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @ሊሊይቱብሊሊይቱብ
    @ሊሊይቱብሊሊይቱብ หลายเดือนก่อน +659

    ልማኣዛ ፕራንክ ኣይትግበሩዋ ትቡሉ 👍ረጊፁኩሙኒ ሕለፉ😢❤

  • @Nhgghi654
    @Nhgghi654 หลายเดือนก่อน +265

    ኩሉ ግዘ ማኣዛ ትምፃእ እትብሉ ላይክ ግጨዉኒ ❤❤❤

    • @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
      @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን หลายเดือนก่อน +1

      ደምሩኒ ተጋርዋይ ከምልስ እየዋ🎉🎉

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ገብረለይ❤❤❤

    • @AsdAzx-j6d
      @AsdAzx-j6d หลายเดือนก่อน

      ❤❤

    • @MeriyTube
      @MeriyTube 23 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምርኒ ማዓረይ

    • @Tuemzgimuluebrhan
      @Tuemzgimuluebrhan 16 วันที่ผ่านมา

      ኣደይ ማዓረይ ደስ ክትብለካ ሰበይቲ ብጣዕሚ ለዋህ ምኻናስ ፍልጥቲ ❤❤❤ ሕንጥቕጥቕ ክትብልዋ ከለኹምስ ደስ ክትብል ሰበይቲ ፍሽ ፍሽ ጥራይ እያ ትብል

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 หลายเดือนก่อน +307

    ውይ እንታይ ገበረትኩም እስከ ኣይተጨንቁዋ 😢እስከ ንመኣዛ ፕራንክ ኣይትግበሩዋ ትብሉ👍ደሞ ደምራኒ ክምልስ እየ❤❤❤🎉

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

    • @ነፃነትካሕሳይ-ጘ7ዘ
      @ነፃነትካሕሳይ-ጘ7ዘ หลายเดือนก่อน

      @@MeazaTube12 ደምርኒ ክምልስ እየ

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ነፃነትካሕሳይ-ጘ7ዘኣብናተይ ኣቲኪ ኮሜንት ፃሓፊ ብ5ተ ክምልሰልኪ እየ❤🥰

    • @ዝፍንኣብርሃ
      @ዝፍንኣብርሃ หลายเดือนก่อน

      @@MeazaTube12 ደሚረኪ መልሲ

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 หลายเดือนก่อน

      መልሲ❤

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs หลายเดือนก่อน +101

    ሲጀመር ንቅሳት ሓጥያት እዪ ካዓ ካልእ ነገር ክትንቀሰ ነይረካ ከመይ ገይረካ ቁዱሳን ኣብ ነብሰኻ ትንቀሰ 😢😢😢😢😢ብዝኾነ ነዘ ሰበይቲ ኣይተሕምዋ 😢😢

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal หลายเดือนก่อน +1

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 หลายเดือนก่อน +3

      ብሓቂ ይገርም እዩ እምነትካ ኣብ ዉሽጥካ እዩ ታይ ኣምፅኦ 😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን ክምልስ እየ😊

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​ደምረን ክምልስ እየ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​@bestebeste5ደምረን መዓረይ😊❤❤137

  • @FhFhf-uf4xj
    @FhFhf-uf4xj หลายเดือนก่อน +71

    ኤረ በስምአብ ምንቃስ ሓጥያት እዩ ብሃይማኖትና አይፍቀድይ ፍቁራተይ ጌጋ ከም ዝኸነ አብ መጻሓፍ ቅዱስና አብ ዘሌዋውያን 19÷27:28 ወሰነ ወሰን ጸጒሪ ርእስኹም ኣይትቚረጹ፡ ወሰነ ወሰን ጭሕምኻውን ኣይትቚረጽ ብዛዕባ ምዉት ኣብ ስጋኹም ቅርጺ ኣይትግበሩ፡ ጽሕፈት ማሕተም ድማ ኣባኻትኩም ኣይትግበሩ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ ይብል ስለዝ አቦታትና ብደንብ ተንትኖም ያምህርለውና ዓገብ ዓገብ ድምስሶ😢😢😢

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน +2

      😢ትክክል መንሞ ሰማዒ

    • @MeryNarea
      @MeryNarea หลายเดือนก่อน +1

      ባሓቂ ብሃይማኖትና ኣይፍቅደን ነወሪ እዩ።

    • @ተመስገንኣምላኸይ
      @ተመስገንኣምላኸይ หลายเดือนก่อน +1

      እሞ መጥፍኢ እንዶ ተሓባበሩኒ እሕዋተይ ተገዲስኩም መልሱለይ ቁልዕነት ሸዊዱኒ ግን ሕጂ ሕልናይ ኣይፈቀደለይን ምስ ሕልናይ ይበኣስ ኣለኹ በጃኹም መጥፍኢ ንገሩኒ🙏🏼🙏🏼🙏🏼

    • @TiTiYou-r5j
      @TiTiYou-r5j หลายเดือนก่อน

      ኣሎ እዩ መጥፍእ ቆርሺካ ካፍልካ​@@ተመስገንኣምላኸይ

    • @እኔስየማርያምነኝ
      @እኔስየማርያምነኝ หลายเดือนก่อน

      በትክክል

  • @Duron-c9f
    @Duron-c9f หลายเดือนก่อน +35

    አረ ደስ ክትቡሉ ማዘርኩም ሽሕ ዓመት ትንበረልኩም ፍትዋተይ

  • @LemLemATAKLETI
    @LemLemATAKLETI หลายเดือนก่อน +30

    አነስ ዝገርመኒ ናይ ሰብ ነገር እዩ አቤት ፈጣሪ ንክንደይ ኢካ ትፀሮ ስራሕክን ዘይትገብራ ገብሩ አብ ፍርናሽ ይደቅስ አብ ዓራት ንሳቶም ንሮኦም እዮም ዝነብሩ ዋይ መሕፈሮ ተኪኢልና ፅብቅ ኮመንት ፅሒፍና ነተባብዐዮም ጌጋ ተልዩ ውን ናአረምና ተዘይኮይና ሪኢካ ምሕላፍ 🤔🤔🤔🤔 ናይ ማአዛ ፋሚሊ ብጣዕሚ እየ ዝፎትየኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤ዞም አሕዋተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😊😊😊😊😊😊

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ገብርለይ❤❤❤❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢

    • @zufanamera8795
      @zufanamera8795 หลายเดือนก่อน

      ✅✅👌👌👌

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh หลายเดือนก่อน

      አወ ማዓረይ

    • @محمدالبدراني-ز2ز
      @محمدالبدراني-ز2ز 22 วันที่ผ่านมา

      😢😢😢😢😢

  • @ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ
    @ተዋህዶናትክብሬ-ኀ7በ หลายเดือนก่อน +36

    ያሬድ ሓወይ ንትፈትዎ ብከምዝይ ብካሊእ ዓይነት ንክትገልፀሉ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ ግን ንቅሳት ሓጥያት እዩ ናትና ነብሲሲ ዝፈጠራ ፈጣሪ ኣለዎ ስለዚ ዝኮነ ነግር ክንገብር ስልጣን የብልናይ እና ናይ ቅድስ ግብሪኤል ምንቃስካለ ጌጋ እዩ ምክኒያቱ ንዑኡ ሒስካ ትጭፍር ዝኮነ ትስርሕ እና ብጣዕሚ ኢካ ተጋጊካ❤😢

  • @qahv5965
    @qahv5965 หลายเดือนก่อน +16

    ኣቤት ትሕትና ዘለዋ ማዓዛ ተዓዲልኪ ቦኡነት ትዕድልቲ እዩ ንኩሉ ❤❤❤

  • @smkle7079
    @smkle7079 หลายเดือนก่อน +22

    ኣፈወረቂ ግን አቀኒእካኒ እክ ንማኣዛ እዳሰዓምካ ሳ ዕደሙና ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 🙏💝💝💝

  • @Fs3C3
    @Fs3C3 หลายเดือนก่อน +36

    ሰይ ዞም ሓተይ ከምኡ ገይርኩም ተፋቀሩ ቁድስ ገብርኤል ኣብ ጎንኹም ይኹን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh หลายเดือนก่อน

      አወ ጋለይ🎉🎉🎉😢

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm หลายเดือนก่อน +21

    ናይ ኣፊየ መልኣክቲ ዋውው👌
    ፅሪያት ሰደራ ንፍትወኩም እና❤

  • @AbiSaiid
    @AbiSaiid หลายเดือนก่อน +30

    እንካን ፍርናሽ አብ ልሞቀ ገዛ የኮነይ አብ ጎዳና ዝወደቀ ካርቶን አልዒሎም ዝድቅሱ እዉን ከማና ሰባት እዮም ሰለዚ ሓቅኪ ኢኪ ተመሰገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤❤ እና ርሑሰ አዉደአመት አንሕናለ ካብ ልዓመታ ንአኩም ያማሰለና

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብስክራይብ ገብረለይ❤❤❤

    • @AbiSaiid
      @AbiSaiid หลายเดือนก่อน

      @@Grmaneshyoutube እሺ መዓረይ

    • @AbiSaiid
      @AbiSaiid หลายเดือนก่อน

      ገይረ መዓረይ

  • @HffyY-c6q
    @HffyY-c6q หลายเดือนก่อน +10

    ኣዶ ትተሓጎስ ኣተጨንቁዋ ኣፎመይ ን ያሩየይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትከወኩም ቀፅሉሉ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ หลายเดือนก่อน +20

    ኣብ ማኣሲ (ጭረት) ኣንፅፈን እየን ላደቀሳ ነረን ክስካዕ ላብ ስደት ዝወፃኣ እተን ካምኡ እለን ዝፃሓፋ 😮 ኣትገደስለን ጠንካራ ኣዶ እኪ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረን መዓረይ

  • @GalaxyKha-b7d
    @GalaxyKha-b7d หลายเดือนก่อน +6

    ማኣዛዋይ ለባም ኣዶ እዝለ ናኣትና ግዝየና ኣመልክዕዎ ዳኣ ወለድና ኣብ ማእሲ ኣብ መሬት ይኦም ድህሩሱ ድነበሩ ማኣዛየ ኣይገዲስኺ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ኪዳንጓልተዋህዶእየ
    @ኪዳንጓልተዋህዶእየ หลายเดือนก่อน +22

    ብሃይማኖትና አይፍቀድን ምንቃስ ፈረደ ዘይኮንኩሲ ከመይ ገይርካ ናቅዱስ አብነብስካ ትገብር ምክንያቱ ንሕና ደቂ ሰባት ሰጋለበሳት ኢና ሓጥያት ይዕበ ይናአስ አይፍለየናይ እና አይፍቀድን😢❤❤❤ደሞ አይተጨነቅዋ ❤

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal หลายเดือนก่อน +1

      ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @ኪዳንጓልተዋህዶእየ
      @ኪዳንጓልተዋህዶእየ หลายเดือนก่อน

      @ትዕግስቲዩቱብCanal ገይረልኪ ዝያዳይ

    • @ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ
      @ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ หลายเดือนก่อน

      ዋላ አነ መጀመርታ ክሪኦ ብጣዕሚ እየ ደንጊፀ ግን ስለ ዘይፈልጥዎ እዩ ዝኮን ኢለ ከምዙ መኣዛ ዝደንገፀቶ እየ ደንጊፀ

    • @ኪዳንጓልተዋህዶእየ
      @ኪዳንጓልተዋህዶእየ หลายเดือนก่อน

      @@ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ ሓቅኪ እኪ ናያሬድ ደጌምኮይኑ እዩ ግን ፅብቅለ ዝመስሎ ሰብ ይህሊ እዩሞ ከምቲ ዝማሃሩና አቦትትና ምንጋር ፅቡቅ እዩ ዋላአነ እየ ደንጌፀ ግን ካብኮነ ሳአን ምፍላጥና ኢናብዝሕ ነጥፍእሞ ምስትውዓል ይዓድለና አምላክና ስብከት ትምርቲ ትትህሊ አብኩሉ ፅቡቅ ነይሩ

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ኪዳንጓልተዋህዶእየ ደምርኒ ማዓረይ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Medi21Tube
    @Medi21Tube หลายเดือนก่อน +21

    ብኣርኣያ ስላሴ ዝፈጠረና ሰብነትና ባዕልና ምንም ነገር ክነገብሮ ፍቃድ የብልናን ንቅሳት ሓጥያት እዩ ኣምላክ ልቦና ይሃበና 😢

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን መዓረይ😊🎉❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ​@ጓልሃገረትግራይደምረን መዓረይ😊❤❤🎉🎉

    • @milenlove1295
      @milenlove1295 หลายเดือนก่อน

      ትንስካ ትጽሕፎ ዘለኻ እዩ ሓጥያት እዝግዮ እዝግዮ ኣይትበሉ እዝጊ ዝፈትዎ ስሩሑ እዚ ነርማል እዩ ናይ ኣምላኽ ስእሊ እዩ

    • @GgGg-r7u8g
      @GgGg-r7u8g หลายเดือนก่อน

      ​@@milenlove1295ተግፃፅ ድዩ ሓጥያት ኮይኑ ?

  • @ساراع-ص1ث
    @ساراع-ص1ث หลายเดือนก่อน +15

    ብትኽክል ማኣዛዋይ ለባም ዕድመይ ጥዕናይ ሃብኽ ምሰ ትፎትዮም ደቅኽ ብሩኻት በተሰብ ብጣዕሚ እየ ዝፎቶኩም ተጋሩዋኒ ❤❤❤

  • @Samer-k6h
    @Samer-k6h หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ኣቦይ ልቦና ሃበና ንቅሳት ሓጥያት እዩ እሞኺዓ ናይ ቅዱሳን😢 ብሓቂ እንተኾይኑ ልቦና ይሃብካ ሓወይ😢

  • @KdsanKdsan-w6c
    @KdsanKdsan-w6c หลายเดือนก่อน +11

    ለማዓንቲ እየ ዝፅሕፍ ዘለኩ ግዙ ላይክ ንዝም ፋሊ ዝፈቱ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ደሞ ፀፅቡቁ ፃሓፉ❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +13

    ኣረ ያሩ ኣጥፈኣዮ በጃኻ ብኡ ጌሩ እዩ መንፈስ ዝኣትየካ ኣጥፈኣዮ 🥺♥️

    • @سميرهسميره-ر1س
      @سميرهسميره-ر1س หลายเดือนก่อน

      ካብ ዝኣትዬ ብዙሕ ገይሩ😮😂😂😢

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b หลายเดือนก่อน

      😂😂😢​@@سميرهسميره-ر1س

  • @filawifilawi
    @filawifilawi หลายเดือนก่อน +6

    ኣነዝገርመኒ እኮ እቶም ሕማቅ ዝጽሕፉ ኣበይ የጽሓፍ ዋላይ ድዮም ዘይፈልጥዎ😙😙😙

  • @KsaneT-n6k
    @KsaneT-n6k หลายเดือนก่อน +7

    ኣይ እንየካ ጭንቂ ታይ ❤❤ገበረትኩም ደቀይ ዛደዋኩም❤❤ ኣይተጨንቅዋ ኣፈዋይ እፈ ኣሕዚናትኒ❤❤

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ክብርቲ ወላዲተይ መስተዋዓሊ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሄር አምላክ 🤲 እና ምስጋናኩም ብዝሕሕ ትርፍ ይበል ጥዑማት ስድራ🙏 ❤❤❤🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @እሙቀይስ
    @እሙቀይስ หลายเดือนก่อน +10

    ሕደግየን ማዓዛዋ ሓቢብቲ ❤ የትስምዕየን ኣብ ማእሲ እና በፅሕና ባኣብዛኛው ሳላ ሰዑዲ ሓልፍና

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን መዓረይ😊❤❤❤

  • @Lem783
    @Lem783 หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ ምስክን ማርያም አሕዛናትን ልባመይ ተጋሩዋን አነስ ማዓዛ ክፍትዋ ደቅኽ ድንግል ማርያም ትሓልወልኽ ደምራኒ ፍትዋተይ❤❤❤❤❤

    • @Yordanos3080
      @Yordanos3080 หลายเดือนก่อน

      መልሲ❤

  • @akdh2633
    @akdh2633 หลายเดือนก่อน +19

    ለባመይ ማኣዛይ ማዓረይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢 ብሓቂ ክብርተይ😢😢😢

  • @Medi21Tube
    @Medi21Tube หลายเดือนก่อน +33

    ኣረ ፍጣሪ ምእማን ብልብካ እምበር ብንቅሳት የኾነይ ኣስተውዕሉ መገዛ ፍቃድኩም ብገንዘብኩም መንፈስ ትገዝእለኩም 😢ኣብ ግዜ ንእስነትካ ፍጣሪካ ዘክር እዩ ዝብል በይዞኩም ህዝብና ይጠፍእሎ ገጠመጥ ነዳምፅ ናይ መምህር ግርማ ትምህርቲ ንስማዕ ከቢድ እዩ ጊዙኡ ብፍቃድካ ዘምፃእካዮ መንፈስ ብቃሊል ዝወፅእ የኾነይ 😢😢

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ኣረ ህዝብና በተለይ በቃ ዝገብሮ ኣይፈልጥን ኣብ ክዳን ተመኒዎምስ ከዓ ኣብ ደረቶም እግዝየኦኦኦኦ ፈጣሪ ነቆጥዕ ኣለና 😭😭😭💔💔

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn หลายเดือนก่อน

      መንሞ ይርድኦ ብዛዕባ መንፈስ ህዝበይ ተልነቅሕ😢

    • @Ledaigelgerealta
      @Ledaigelgerealta หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ አሕዋተይ❤

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ หลายเดือนก่อน

      ​@@سلاخاحمدደምርኒ ማዓረይ

  • @ምግብነሽዩቱብ
    @ምግብነሽዩቱብ หลายเดือนก่อน +6

    ሓዝነ ፍቅሪ አብ ልብካ እምበር ብንቅሳት አይከነን ዘሰተውዕል ልቢ ሃበና አምላከይ ቅዱስ ገብርኤል አባቴ

  • @ጸዲሓፍቲኣማን
    @ጸዲሓፍቲኣማን หลายเดือนก่อน +12

    አረ ኣይተጨንቅዋ😢 ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤

  • @ZszsZszs-h6i
    @ZszsZszs-h6i หลายเดือนก่อน +5

    አሕዋተይ አይተጨንቅዋ ብዝኮነ ግን ያሩየ ዝኮነ ይኩን ውቃጡ ሓጥያት እዩ ነአፎም መልአክቲ ውን ብጣዕሚ ፎትየዩ ግን ድድሕሪ ሰብ አይንክድ ብነይ ባዕልነ ልቢ እምበ ማአዛዋይ እኮን ፍርነሽ እንጀራ ዝሳአነ እካ አሎ ዘረባ ሰብ አይትስምዑ ብሩካተይ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @aynalemaynalem-xb9qo
    @aynalemaynalem-xb9qo หลายเดือนก่อน +28

    አየ ሰብ ልፍርናሽለ የቃልል አሎ😢
    አብ ማእሲ አብ መደብ ዶ የኮናይ ኢና ናደቀስና ዝዓበና አታዮ ሕደጉዶ አብ ሚድያ ፀፍ ፀፍ😔

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @Grmachnal
      @Grmachnal หลายเดือนก่อน

      ገሪምና ኮ ሎምስ ንብሎ

    • @akberettsegay7712
      @akberettsegay7712 หลายเดือนก่อน

      እንጀራ ዓለም ብልዒ ጋለይ ታይ ኣእተወን ሱቂለን ዘይሓልፋ

    • @HaniTesfay-q2q
      @HaniTesfay-q2q หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ😢

  • @rodasgfom
    @rodasgfom หลายเดือนก่อน +3

    ከምዚ ከማይ ንመኣዛ ዝፈትዋ ላይክ ግጨዉ❤

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p หลายเดือนก่อน +6

    ቂዲሞተኪ ማኢዛዋይ ለበሞ ፍትዋ እየ ዝብለኪ❤❤❤❤❤❤

  • @Fanaasefa-nt6bf
    @Fanaasefa-nt6bf หลายเดือนก่อน +5

    ቃኒኣን እየን ከምኡ ዝፅሕፍ አጀኪ በርትዒ አይኮነይ ፍርናሽ አብ ሽንቲበት ዝድቅስ ሰብ አሎ ግን ስለ ዝሳኣነ እዩ እና ፍራሽ ፅቡቅ እዩ ኮሞንቲ እትፅሕፍ ሰባት አስተውዕላ ሰብ ይጎድእ ዶ ኢልክን አስተዊዒልካ ምፅሓፍ እና ዕድመን ጥዕናን ንዓኪ ማዓዛየይ ምስ ደቅኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FreyouTube-o5j
    @FreyouTube-o5j หลายเดือนก่อน +13

    ኣብ ሰብነትና ምንም ውቃጦ ኣይፍቀድን ከም ዘይፍቀድ ድማ ኣብዚ ጥቅሲ መረዳእታ ኣለና
    “ብዛዕባ ምዉት ኣብ ስጋኹም ቅርጺ ኣይትግበሩ፡ ጽሕፈት ማሕተም ድማ ኣባኻትኩም ኣይትግበሩ። ኣነ እግዚኣብሄር እየ።”
    - ኦሪት ዘሌዋውያን 19፥28

  • @KahastiDesta
    @KahastiDesta หลายเดือนก่อน +2

    ይፍትወኩም እየ ፅብቃተይ ግን ንምንታይ ተነቅሰካ ያረደይ ሓትያት እንድዩ በተለይ ቅድሳን ኣብ ነብሰና ክንንቀስ የብልናን ኣነስ ከፍርሓኒ በስመአብ ንቅሳት ዘለዎ ወዲ😮 ማኣዘዋ የዋህ ኣይተጨንቅዋ 😢🥰

  • @LiliYrgaw
    @LiliYrgaw หลายเดือนก่อน

    ውይ ትዓዲሎም ❤ፅቡቃተይ 🥰 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤🎉🎉እንኳዕ ኣብፅሐኩም ለ🎉🎉

  • @ሄሩየማራናታቻናል
    @ሄሩየማራናታቻናል หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ማዓዛዋይ መዓረይ እግዚአብሔር ዘስትዋዓል ልቢ ይሃበና❤🎉

  • @ጓልፍራደሓፀይ
    @ጓልፍራደሓፀይ หลายเดือนก่อน +1

    እረ ንማዓዛ አይታጨንቅዋ ሕደጉ ብራክ ኣይትጉበሪዋ 🥰🥰🥰

  • @haftayshla9417
    @haftayshla9417 หลายเดือนก่อน +26

    እዛ ማኣዛ ዝብሉዋ ኣዶ ልቦና ኣምላክ ዓዲልዎ❤❤❤

  • @dannydanny5739
    @dannydanny5739 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ነገር ግን ንኣዲኹም ግን ኣይምጥናን እዚ ኹሉ ኣብ ስደት ከርተት ኢላ ክተሐጉስዋ መኩሩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ሕማቅ ዘይወፃ ንስኻትኩም እውን ፅቡቅ ፅብቅ ስራሕ ቀፅሉሉ i’m so proud of you guys. Specially your mom I love her. She’s so sweet, God bless for this family.

  • @RgatGebrekurstes
    @RgatGebrekurstes หลายเดือนก่อน +8

    ታይ ያ ገይራትኩ ኣይተጨንቅዋባ ክተሕዝነካ አኔኩም ጨካናት❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን መዓረይ🎉❤

  • @AbrhetHagos-e3f
    @AbrhetHagos-e3f หลายเดือนก่อน

    በትክክል ማአዛ ❤❤❤ አደና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤

  • @RtCgu
    @RtCgu หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለና
    ምንቀስ ሓጥያት ዩኡ መፀሓፋ ቅዱስና ኣይፈቅዶይ ኣሕዋተይ ሓጥያት ዩኡ

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j หลายเดือนก่อน +2

    ማዓዛዋይ ኣይት ደንግፅዋ እና ምውቃጥ ሓጥያት እዩ ኣብ ሰብነትኹም ምልኪት ኣይትግበሩ ይብለና እዩ ኣምላከና ካቡኡ ደማ ምስ ተመርዐካ መሰበትካ ርከብ ትፍፅም እካ ናይ ገብርኤል ሕዝካ😢 ትፍትዎ ተኮይንካ ሓልውኒ ላብልካ ሽማዓ ነብርህካ ለምኑ ኣመሰግኑ እካ ያሬደይ ወለላይ❤❤❤

  • @HiwanHaylay
    @HiwanHaylay หลายเดือนก่อน +22

    ብመፅሓፍ ቅዱስ ንቅሳት ሓጥያት እዪ ምክንያቱ ሰውነትና ዝተቀደሰ ናይ ክርስቶስ እዩ እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ❤ ማማ መኣዛዋይ ደስ ዝብል ምክሪ ሂብክና ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ ፀሎትኪ ዘክርና ኣሜን

  • @ኣለም-ገ6ጸ
    @ኣለም-ገ6ጸ หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ተጋጊካ ንቅሳት ኣይፍቀድን ፈጣሪ ዘሃበካ መልክዕስ ባዕልካ ምቅያር ሓጥያት እዩ

  • @ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ
    @ልዩነሽኪዳነምህረትእናቴሂ หลายเดือนก่อน +5

    መአዛዋኒ ፅሪተይ አደዋኒ መዓሪተይ ነዞም ትችት ኮሜንት ዝፅሕፉ ልቢ አይትበልሎም ሰባት ክንበሀል ብዙሕ እዩ ፀባይና በተለይ ብሚድያ ሐሲቡ ዘይኮነስ ከም ዝደለዮ እዩ ዝፅሕፍ ዝዛረብ ሰብ ሎሚ

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ หลายเดือนก่อน +2

    ማኣዛዋይ ፅሪቲ ዓለም❤❤ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ፍጣሪ❤❤ ማኣዛዋይ ናይ ስብ ኣይትገደስሎም ከምቲ ኤፎም ዝቦሎ ብዙሕ ኣሎ ካብ ዕላማካ ከዉድቅካ ዝደልዩ ❤❤

  • @AsAs-f9u2m
    @AsAs-f9u2m หลายเดือนก่อน +5

    ናይብሓቂይ ማማዋይ ማዓረይ ትሕትየካ ለሎ ምርአይ እዩ ልሐሽ ፅብቅ ምክሪይ እዩ ማማዋይ ወለላይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ ሽኮንዶ ፍርናሽስ ልሓንቲይ ለይቲይ ድራር ልሳአነ እኮ ክንደይ እዩ ለሎ ተመስን ንበል ብዘለና አሕዋተይ ሰለቱ ፅብቅ ለይምኖ ምክርክን የቀንየልና ማማዋይ ማዓረይ 💖💗💗💗💐💐💐💖💖💖💖💖💖💖💞💞

  • @galgrmay6454
    @galgrmay6454 หลายเดือนก่อน

    ብትክክል ማኣዛዋይ ሰራሕና ፍጣሪ ይባርክልና ፍጣሪ 🙏🙏🙏❤

  • @arz9027
    @arz9027 หลายเดือนก่อน +78

    መጅመርያ አየ ደሙሩኒ ጋይሰ ገን ኣደኩም አይታ ጭንቅዋ እሕውተይ😢❤❤❤

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉❤❤​@@SelamKahsay-w3n

    • @aaggss8829
      @aaggss8829 หลายเดือนก่อน +2

      ደሚረኪ መልሲ

    • @arz9027
      @arz9027 หลายเดือนก่อน

      @@aaggss8829 🥰🙏

    • @ዜዱኣዶሄሉ
      @ዜዱኣዶሄሉ หลายเดือนก่อน +1

      ንደማመር ማሬ❤

  • @AmanuelBerhe-i6q
    @AmanuelBerhe-i6q 23 วันที่ผ่านมา

    ደስ ኢኩም ትብሉ❤❤ ግን ንቅሳት ኣይፍቀድን ብእምነትና ወይ ካብ ቅዱሳን ውጪ ይሓይሽ ብዝተረፈ ደስ ባሃልቲ ❤❤❤❤❤

  • @ኣስካልሃወት-የ9ቨ
    @ኣስካልሃወት-የ9ቨ หลายเดือนก่อน +3

    ኣደዋይ በርሃን ገዛ ኣሜን ኣደዋይ ፅሪት ፍጣሪት ኣደዋይ ትናፍቅት ❤❤❤❤

  • @rimeyaron
    @rimeyaron หลายเดือนก่อน +2

    ኤፉ ሽኮር ❤❤❤ንስካ ከይትንቀስ ሓጥያት እዩ ኣፎም ሓወይ

  • @nnnKk-dy9ng
    @nnnKk-dy9ng หลายเดือนก่อน +5

    ኣሜን 3/// ኣነስ ናይ ማኣዛ ምርቃ እየ ዝፅበ ደስ ክትብል ኣደዋይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @ፀጋፃሓይወጋሓታ
    @ፀጋፃሓይወጋሓታ หลายเดือนก่อน

    እፍፍፍ ማአዛ ብጣዓሚ እያ ትድንግፅ ከምኡ አይትግበርዋ

  • @NshsKd
    @NshsKd หลายเดือนก่อน +4

    ጸላኢኺ ኡይይ ይበል ማኣዛዋይ❤️💘ክፈትወኩም ማዓት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ንግስቲነብሳትግራወይቲ
    @ንግስቲነብሳትግራወይቲ หลายเดือนก่อน

    ማኣዛዋይ ኣጀኪ ሰብ ዝበልኦ እምበይ ዝዛረቦ ኣይስእንይ ብዛኣባ መደቅሲ ዝጻሓፋ ኣይትገደስለን ለካብጥ እየ 😢ኣብ እንዳ ኣረብ ኣብ ዳራጅ ንድቅስ እውን እንእና እና ኣይኮነይ ኣብ ኣድካ ኣብ ፍርናሽ ምድቃስ የኮነይ ዋ ምስ ስድራካ ካብርካ ዋ ኣጅኪ ዛሓፍተይ😢❤❤❤❤

  • @SaraSarona-y9w
    @SaraSarona-y9w หลายเดือนก่อน +5

    አይ ያሬድ ዋይ ዞም ገዛ አይበለይ❤ ደርሆ እና በጊዕ ግዝኡላ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን መዓረይ😊😊

  • @trihasyeman7784
    @trihasyeman7784 หลายเดือนก่อน

    ቃደማኺ ማኣዛዋይ የተጨንቅዋ ኣሕዋተይ ብእውነት😢

  • @KirosRigaual
    @KirosRigaual หลายเดือนก่อน +13

    አሜንንንን አሜንንን አሜንንን አሜንንን ማዓዛዋይ ምራቀክ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝበለን ጥዑማት ሰድራ ፍሸክ እናበልኩም ንበሩለይ 😘😘😘ተጋሩዋኒ ንብዛሕ ንባዛሕ ሐደ ህዝብን ሐደ ልቢን ንኩን ያሬድ ለ ጌጋ አለካ እዩ ናይ መላእክት አብ አብ ሰዉነትካ አይዉቀጥይ ምክንያቱ ምሰ ሓንቲ ጓል አነሰተይ ክትሓድር እናሃለካ ይማራከሰሎ እዩ::ብመፃሓፍ ቁድሰ አይፍቀድይ

  • @ZemenYibrah
    @ZemenYibrah 29 วันที่ผ่านมา

    እረ ክብር ሓወይ ኣነስ ቡዙሕ እኳ ኮመንቲ ኣይፅሕፍይ ግን ቅዱስ ገብሪኤል ተፍቂርካዮ ኣብ መዓልቲ በዓሉ ሽምዓ ኣብሪህካ ስመየሉ ተኪኢልካ ኣጥፋኣዮ ሓጥያት እዩ ንቅሳት😢😢

  • @سميرةالفيفي-خ4ح
    @سميرةالفيفي-خ4ح หลายเดือนก่อน +3

    አረ ማአዘዋይ ፀገም ይብሉኒ ንሰኪ ዝከፈእልኪ ይብለክን❤❤❤❤❤

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ หลายเดือนก่อน +1

    መኣዛዋይ ኣይትሴምዕየን ኣምላኽ መፅለሊ ጥራሕ ይፍጠረልና እምበር ኣይኾነይ ፍርናሽ መፀግዒ መፅለሊ ዝሰኣነ ክንደይ ሰብ ኣሎ😢 ኣትን ሕማቅ ትፅሕፋ ኸዓ ልቦና ይሃብክን❤

  • @Grmachnal
    @Grmachnal หลายเดือนก่อน +9

    ዘን ስለምንታይ ኣብ ፍርናሽ ደቂሱ ትብላስ ጢዒና ኣለክን ድዩ ትርሽዋ ገይርና ኣብ ምድሪቤት ኣብ መደብ ደቂስና ኣይኮናን ድና ባጽሕና ኣትን ኣሕዋተይ ክንደይ መደቀሱ ሲኢኑ ፈቀዶ ጽርጋ ዝድቅስስ የለን ድዩ ኣረ በጃኽን ታሓቶኦ ፍለጣ

    • @Azebቻነል
      @Azebቻነል หลายเดือนก่อน

      አረ ኣብሽራዕ ብዘይ ፍርናሽ ንድቅስ ኔርና😂

    • @ኣፀደ
      @ኣፀደ หลายเดือนก่อน

      ሓቅኺ ጋለይ መዕበይአን ይፀልኣ ገሊአን እኒአዋስ ቅጭ መምፃእቲ

  • @TrhasBelay-l1b
    @TrhasBelay-l1b 8 วันที่ผ่านมา

    ሓወይ መዓረይ ትክክል ኢኻ ግን እዚ ንቅሳት ሓጥያት እዮ

  • @AbigalAstbi
    @AbigalAstbi หลายเดือนก่อน +9

    ንማኣዛዋይ ፖራንክ ኣይትግበርዋ የኔ ጨረቃውች❤🥺

  • @SelamTekle-uk8kq
    @SelamTekle-uk8kq หลายเดือนก่อน

    አይ ዛዓደና ከም ናማትና ፀሊኢናዮ ዛማዓዘይ ሓሚቃ😢በራንኪ አይትግበርዋ

  • @bege8567
    @bege8567 หลายเดือนก่อน +3

    አረ እግዞኦ ዋይይ ቁዱሱ ገብረአል ድደረትኻ አረ ኣጥፈአዮ ያረደ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @drtt2855
    @drtt2855 หลายเดือนก่อน

    ማኣዛዋይ ፅሪቲ ፍጥረት ካብ ስደት ተመሊሰ ብአካል ንዓክን ንማማ ለምለም ክርአክን ተስፋ ይገብር ዝፈትወኩም ስድራ🥺🙏♥️🥰

  • @MulerTube-u2y
    @MulerTube-u2y หลายเดือนก่อน +3

    ጥዑማት ስድራ ❤በጃኹም ኣይታጨንቁዋ ንዛ ወላድት

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana 24 วันที่ผ่านมา

    እታይ ገራትኩምያ ሰላም ሃብዋ እባ👏👏👏💖💖💖💖

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ደስ በለካ 30k❤

  • @RazanRazann-n6f
    @RazanRazann-n6f หลายเดือนก่อน

    ያሬደይ ንቅሳት እግዚኣብሄር ኣምላኽ አይፈትዎን አትወቀጡ አቱም ሰብ❤❤❤❤

  • @ዕብየትdevelopment
    @ዕብየትdevelopment หลายเดือนก่อน +9

    ደምሩኒ እባ ፅብቓተይ ፅባሕ እኮ መድሃነኣለም እዩ መድሃነኣለም ዝሓሰብኩምዎ የሳኸዐልኩም❤

  • @ፍቅርከፃሃይ
    @ፍቅርከፃሃይ หลายเดือนก่อน

    ናይ ምንም ይኸን ንቅሳት ከይትገብር ፈጣር ኣይፈቕዶይ

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ หลายเดือนก่อน +12

    አረ በጃኺም ስራዓት እዩ ጨለ ዋይ
    ንቅሳት ደማ ሓጥያት እዩ 😢😢😢

  • @MeriMeron-be3mg
    @MeriMeron-be3mg หลายเดือนก่อน

    መኣዛዋይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤

  • @KsanetMebrahtu-gt1ry
    @KsanetMebrahtu-gt1ry หลายเดือนก่อน +3

    ማዕተብ ግበር ኣፎመይ ፅሩይ❤❤❤❤❤

  • @YonasBereket-g4z
    @YonasBereket-g4z หลายเดือนก่อน

    ኣደ ብርሃን ገዛ ደስ ክትብሉ ብሓቂ ግን ውቃጦ ጽቡቅ ኣይኮነን የሕዋት ❤

  • @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ
    @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ หลายเดือนก่อน +3

    ያሩዋይ ንቅሳት ሓጥያት እዩ በተለይ ናይ ቅዱሳን ቆልዓ ኮይንካ ኣይትነብርን ሓዳር ትገብር ኢካ ምሳካ ዱዩ ክማራሳሕ እና ቅዱሳን ኣሳእል ካብ መደቀሲ ክእለ እዩ ዘለዎ ክከብር እዩ ዘለዎ እና ካብ ገበርካዮ ስናይ ግበር

  • @bsrathadera3381
    @bsrathadera3381 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክተብሉ አዶን ማሓዛ ዴቃ 💞💞🎉 ግን ያሬድ ቁም ነገር የብሉን ይመስለኒ ካብ ያሬድ እታይ ክፀበ ኢለን ሐቂ ምዝራበን

  • @ልእልቲ-ረ2ለ
    @ልእልቲ-ረ2ለ หลายเดือนก่อน +8

    ምንቃዝ ሓጥያት እዩ ብኣርኣያ ስላሴ ተፈጥርናስ ኣጸብቅካ የፈጠርካኒ ማለት እዩ ንኣምላክ እና ነቀይሞ እለና እሞ ከኣ ናይ ቅዱሳን ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 หลายเดือนก่อน

      ደምረን መዓረይ😊🎉❤

  • @ghgg6393
    @ghgg6393 หลายเดือนก่อน

    መዓዛ ለዋህ ፍጥረት ❤❤❤

  • @Maryam-c5l3l
    @Maryam-c5l3l หลายเดือนก่อน +26

    በሉ እቲ ዝዓበየ ሓጥያት ንቅሳት እዩ 😢

  • @MeronMeles-p4s
    @MeronMeles-p4s หลายเดือนก่อน

    ክቡራተይ ፅቡቅ ኣይኮነን ንቅሳት እግዚአቢሔር ኣምላክና እኮ ኣነ ካብ ዘሃብኩም ወፃኢ ምንም ነገር ኣይትወስኩ ኢሉና እየ ዘምኣሓተይ ደሞ ኣምላክና ኣብ ልብና እንበር ኣብ ሰውነትና ምንም ነገር እንተዘይ ወሰክና ይምረፅ ❤❤❤❤

  • @GxZy-g5n
    @GxZy-g5n หลายเดือนก่อน +2

    ፅሪቲዋይ ምኽሪኺ ኽጥዕም ሰብ ዳአ ዝብላዕ እዩ ዝስእን እበሪ ዝፅወዘይስእን❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @BrhanGebreslasye
    @BrhanGebreslasye หลายเดือนก่อน

    በሓቂ መዓዛየይ ኣረ ፀወይቲ ዓዘራ ናኮንና እንበር ኣብ እምኒን ሓመድን ኢና ናደቀስና ስደት ሓሊፍናዮ ካባና ዝገደደ ኣሎ መዓዛዋይ ለባም ኣዶ ኣሜን፫❤❤❤❤❤❤

  • @ብሪዩቱብ
    @ብሪዩቱብ หลายเดือนก่อน +4

    ታይ ገብረትኩም ኣተደግፀ ዋ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ማዕቢላ
    @ማዕቢላ หลายเดือนก่อน

    ቱዝዓበየ አብ ዓለም ሓጥያት ንቅሳት እዩ ንስሃ እተውሉ በጃካቱም እግዝአብሔርሲ አብ ነብስና ሓንቲ ነገር ክንገብር አይፈቀደልናን

  • @حياتحاجم
    @حياتحاجم หลายเดือนก่อน +3

    በስመ ስላሰ ንቃሳት ኖውር 😢😢

  • @titimila6283
    @titimila6283 หลายเดือนก่อน

    ማኣዛዋይ ፅሪት ንበዝሕ ብቱ ስእነት ስለ ዝሓለፍና ኣይትሓዝለን ሳኣን ልበን

  • @AberashiMisitafa-zt2eh
    @AberashiMisitafa-zt2eh หลายเดือนก่อน +4

    ኢቲ ዛዓበይ ኒቂሳት ሓጢያት ኡዩ 😢😢😢😢 አይፊቀዲ❤❤❤❤

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 หลายเดือนก่อน +1

    ንቅሳት ብሃይማኖትና አይፍቀድን ክቡራተይ
    ዝሮ ሰላምኩም ይብዛሕ😊

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal หลายเดือนก่อน +5

    ነዛ ፅሕፍቲ ትኻታተሉ ዘለኹም መድሃኒአለም አቦይ ኻብ ኽፉእ ኹሉ ይሓልኹም 🙏🏾❤️ኽፉእ አየስምዕኹም ተጋሩዋይ ደምሪኒ ኸይትሓልፉኒ💛🫶🏾❤️

  • @brhaneye
    @brhaneye หลายเดือนก่อน

    መዓዛዋይ ምቅርቲ ናሰብ ነገር ስቅ ኢልካ እዩዋ ኣይትገደስሎም ኣፎም ከዓ ዓብዪ ሰብ ኢኻ ብሓቂ 🙏

  • @ااا-ي7ع4و
    @ااا-ي7ع4و หลายเดือนก่อน +2

    መኣዛየይ ጽሪቲ 💋🫶 ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣምላክ ❤እና ናይ ሎሚ ሰብ ዝበልዖ እንበር ዝዛረቦ ኣይፈልጥንዋ ኣይትገደሲ ❤ተዕድልቲ ❤ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤