Atv Asena Live - ክትጽናዕ ዘለዎ ህግደፍ - መን መጽንዒ ገበሮ? - ሕጂ ኤርትራ ዘድልያ መጽናዕቲ፡ ህግደፍ ዝጠፍኣሉ ብልሓት ጥራይ እዩ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 19

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amane simply the best keep shining God bless you 🙏🏾💕

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 15 วันที่ผ่านมา +6

    ጽቡቕ ኣለኻ ኤማ፣ ኩነታት ኣንጻር ህላውነቶም ይኸይድ ስለ ዘሎ፣ቁሩብ ትልኽ ንምባል ዝገብሩዎ ዘለው ፈንጠርጠር'ዩ።

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 15 วันที่ผ่านมา +3

    ሽጣራ ተዊዲኡ ኢዩ እቲ ስርዓት ኣሪጉ ኢዩ ሓጺር ግዜ ኢዩ እንተተሪፍዎ ኮይኑ ድማ። ጽቡቕ ሓው መስፍንን ካልኦትን።

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 15 วันที่ผ่านมา +4

    ኤማ ተባዕን በሊሕን ሰብ ኢኻ መቸም ሰተት ኣይተብሎምን ኢኻ ምሕሳው ኣመሎም እዞም ጎሓፍ መሓፍ መዓልቶም ቀሪባ ኢያ ሕጂስ። ኣበይ ኣሎ ደኣ እቲ ዕቡድ ከልቢ ሓላፊኦም ከ።

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 15 วันที่ผ่านมา +4

    ሃገራዊ ዋዕላ ዶ ዋላስ ዋዕላ ንጽንተት ደቀባት ኤሪትራ ::

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen 15 วันที่ผ่านมา +3

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎓🎓🎓🎓💝💝💝🎓🎉🎉🎉

  • @BusyLine-fw6oj
    @BusyLine-fw6oj 15 วันที่ผ่านมา +2

    An extreme exposure of the conference: its mission, intention, motivation, and even its invitees with their weakest-unrealistic ideas and reports. Well done Asena Tv.

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 15 วันที่ผ่านมา +2

    ይማ ረሲዕኩሞ ዲኹም
    እታ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ትወሃብ ዝነበረት
    ሙሁር ከይትኣምንዏ
    ሙሁር ተበላጺ እዩ ንኡስ ብርጅዋ እዩ እንዳበለ
    ኣንጻር ሙሁራት እዩ ነይሩ

  • @alemghebremedhn2191
    @alemghebremedhn2191 15 วันที่ผ่านมา +3

    ዒራ-ዒሮ ከይትኣትዊ ሃለውለው ኣይትበሊ። ኢሰይያስ ምሁራትን ሃብታማት ሰብ ጸጋን ፈጺሙ ኣይፈቱን ኢዩ። ሕጂስ ይኣክል ደኣ ኣቚሕትኩም ጠርንፉ ህግደፍ ጸረ ሃገርን ሃገራውያንን።

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 15 วันที่ผ่านมา +2

    ኣረመናታት ህግደፍ ይናስሁ ድዮም ዘለዉስ የጽንኡ ፥ዝኣረገ ከልቢ ሃዲሽ ስልቲ ወይ ሲስተም ፥ክትምህሮ ኣይካኣልን፥አዞም ብደዎም ዝጨነዉን ዝበስበሱን ድህሪ ማይ ኣብ ባኣቲ አዩ ዝከውን፥ህግደፍ ንባአሎም ክምርመሩን ዝግብኦም በንጻሩ መጽናአቲ ኢልካ ጣቃ ምስ ምንታይ ይቁጸር፥ክባሃል ዝግብኦ መፋነዊ ቃረጣ ህግደፍ ናብ ግሃነብ አሳት አዩ ፥

    • @YosefTsehay
      @YosefTsehay 15 วันที่ผ่านมา

      መጽናአቲ ህግደፍ ክንደይ ህዝቢ ኣሲርና ፥ክንደይ ሃብቲ ሃገር ዘሚትና፥ክንደይ ዝኣክል ህዝቢ ከምዝስደድ፥ገርና ፥ክንደይ ዝኣክል አስሪበት ሃኒጽና፥ክንደይ ዝኣክል ህዝቢ ኣጽኒትና ፥ ክንደይ ዝኣክል ዶላር ካብ ኣብ ወጻኢ ኣብ ስደት ዝርከብ ህዝቢ ኣብ ኣመት ክንደይ ዝኣክል ሚዮናት ዶላር ሰሪቅና፥ብርገድ ንሃመዱ በርቲኡና ስለዘሎ፥ከመይ ገርና ሃሱሳት ቆጺርና ነዚ ምንቅስቃስ ነፍሽሎ፥አዝን ክንድዝን ከጽንኡ አንተኮይኖም ይንገሩና አሞ ንህና ድማ መጽናአቲ ህግደፍ ዝሺረበሉ መጽናአቲ ክንገብር ፥

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 15 วันที่ผ่านมา +2

    ጋውና ዘቀመጥካዮ አክልካ ዘሚቱ፥ኣብ ኣፍደገ በትካ መጺኡ ይስአስአ፥ህግደፍ ነውሪ ዝባሃል ስለዘይብሎም፥ህዝቢ ክአዘበና አዩ ዝብልን ፍርሃተ አግዚኣቢሀር ዝባሃል የብሎምን፥

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 15 วันที่ผ่านมา +2

    ብመሰረቱ አዚ ዋአላ ኢሰያስ መን ምስኡ ኣሎን የለን፥ንክፈልጥ ዝህግዞ አዩ፥ኢሰያስ ብባህሪኡ ሙሁር ዝባሃል ክሪኢ ይኩን ክሰምአ ብባህሪኡ ኣይደልን፥ቁሩብ ምጽናህ ንኩለን ኣኪቡ ክቆራርጸን አዩ ፥አግዚኣቢሀር ዝጸላኣላ ሪግቢት ኣብ ቀውኢ ትኣውር፥ክምዝተባህለ ኣዞም ሙሁራት ዝባሃሉ ምስ ሳዲስት ኢሰያስ ስርኣት ይኩን ህጊ ዘይብሉ ኣረመናዊ ስርኣት ( መጽናአቲ ፍላይ ማንኪ ህግደፍ) ይጻኣር ከም ዘሎ ንማንም ብሩህ ክከውን ኣለዎ ፥

  • @berhnekahsay6101
    @berhnekahsay6101 15 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ባዱራይ ጉዳይ ምስ ኢትዬጵያ ዝገብሮ ዘሎ መሬት ገቢርካ ስራዓት ህግደፍ መንደፍ ኣሊካ ስልጣን ንምጭባጥ እዪ ዘመስል ቅድሚ ኩሉ ነዚ ክተጻሪየልና ናሓትት

  • @dannydani90
    @dannydani90 15 วันที่ผ่านมา +1

    Ema hawey ketezareb keleka kurub shsh zebel demzi alewo astewelekalu dika ?

  • @tsegaytemnewo7431
    @tsegaytemnewo7431 14 วันที่ผ่านมา

    Gawina😂 zeybla esle eyom nerom kkkk 😅

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 15 วันที่ผ่านมา +1

    ቅጥቅጥእ ጥበብ እእእእእ

  • @kesetetesfay7075
    @kesetetesfay7075 14 วันที่ผ่านมา

    Suk bel ata chiebut guday Tigrayka geber ni shaibya zayfalt bailu yefeliet hademti regum Tigraway meiwaye hibey wahid