እዋናዊ፡ "ናይ ሕጂ ናይ ትግራይ ዓበይቲ ሓደጋታት እንታይ እንታይ እዮም?"||ኣገደስቲ መዘኻኸሪ ዶር ሙዑዝ ግደይ 15/08/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • Support TPM by donating donorbox.org/b...
    © Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
    / @tigraypublicmedia
    እዋናዊ፡ "ናይ ሕጂ ናይ ትግራይ ዓበይቲ ሓደጋታት እንታይ እንታይ እዮም?"||ኣገደስቲ መዘኻኸሪ ዶር ሙዑዝ ግደይ 15/08/2024
    • እዋናዊ፡ "ናይ ሕጂ ናይ ትግራይ ዓ...
    SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
    #tigraynews #tigraytoday
    #tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
    #tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
    #tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
    #tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
    #tigraymedia #tplf #hagere_tigray
    #ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion
    #ashenda

ความคิดเห็น • 56

  • @user-lf2iz1ju9c
    @user-lf2iz1ju9c 21 วันที่ผ่านมา +1

    We respect you our dear brother Dr. Muez. more than 85 percent of the young generation are on your side or the reveluionaraiest side.

  • @zeraihagoshailemariam5496
    @zeraihagoshailemariam5496 26 วันที่ผ่านมา +1

    Dr. Muez , really you are hero no one can express and present with genuine concern, most of our elits are not from their own mindset but you are on the right truck with the existing geopolitical phenomenon.

  • @HayelomReda-e1p
    @HayelomReda-e1p 26 วันที่ผ่านมา +2

    Ajoka Doctor Muez

  • @AbarahamKinfe
    @AbarahamKinfe 26 วันที่ผ่านมา +1

    ዝገርም ሓሳብ🥰👌👌

  • @woldemirach5669
    @woldemirach5669 26 วันที่ผ่านมา

    This meeting should pass a motion warning the old guard of TPLF to respect the rights of our people. Our people save them and they should understand this

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 26 วันที่ผ่านมา +1

    ንፉዕ መንእሰይ ትግራይ 💛❤️✊

  • @EphremNigus
    @EphremNigus 15 วันที่ผ่านมา

    Yakeniyeley doctor

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 16 วันที่ผ่านมา

    ብዙኽ ሥራኽ እንበር ብዙሕ ዘረባ አየድልን ብፀርፀር ነገር አይእርን ብብልሃት ብምምኻር ብምትሕልላይ እዩ ነገራት ዝእርይ።

  • @Gereziher-hd4ty
    @Gereziher-hd4ty 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @user-bk2hf7qg1c
    @user-bk2hf7qg1c 26 วันที่ผ่านมา

    ከምዚ ዓይነት መድረክ ክበራታታዕ አለው ብጣዕሚ ደስ ዝብል እየ !!

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 16 วันที่ผ่านมา

    ምሁራን ኢና ትብሉ ሰባት ትገብርዎ ዘለኹም አካይዳ ትውልዲ ክወስሰኩም እዩ ቀል ጢፍኩም አስተኻክሉ መሪሕነት ዘይብሉ ሓገር ክህሉ አይኽእልን ህውሃት መራሒ ውድብ እዩ እዙይ ፀሓይ ዝሞቆ ሓቂ እዩ ።

  • @zeraihagoshailemariam5496
    @zeraihagoshailemariam5496 26 วันที่ผ่านมา

    Among few Great visionery and reality of the era

  • @haphtomhailemichael8036
    @haphtomhailemichael8036 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤💪💪💪💪

  • @abigebru4878
    @abigebru4878 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሃናፃይ ሓሳብ እዩ።ሰማዓይ እንተሃልዩ??

  • @habeshochyamiralu5018
    @habeshochyamiralu5018 26 วันที่ผ่านมา

    This guy, the hate he has against Ethiopia is unimaginable.

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

    Nisle nabzy akakbkum zelo fetare alem ykber ymesgen amen

  • @taddessebeyene458
    @taddessebeyene458 26 วันที่ผ่านมา

    የፕሪቶሪያው ስምምነት የጦርነቱን አላማ እያስቀጠለ ነው

  • @angawtesema4805
    @angawtesema4805 25 วันที่ผ่านมา

    ግርም ትንተና ደ.ር ሙዑዝ

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 26 วันที่ผ่านมา

    ህወሓት በሰላ ትግራይ-ብኸመይ?
    ህወሓት ብኸባቢ ተነድቀት፣
    ብኸባቢ ዝኣበየት፣
    ብኸባቢ ዝጨፈረት፣
    ብኸባቢ ሥልጣን ደይባ ዝሓንገደት
    ትግራይ ዳጽነተት ውድብ ነድሕን ኢላ ዘወናበደት።
    ነጥቢ፦ ኣሌተኛ፣ ጎጠኛ፣ ሓሳዊት፣ አድዋኛ
    ዳሞተት ተላ ትወራጮ
    ጸገም በደደልን ጥምይትን ሕዝቢ ትግራይ ኣሒጊስዎ ትሰዕስዕ
    ሕማቅ፣ በኽቲ፣ ኣጣሪት፣ ስስዕቲን ጥምይቲን ጉጅለ ማፊያ እያ። ትልገስ ወይ ክንጸርጋ ኢና!!
    ነጥቢ፦ግዕዚይቲ መጽነቲት
    ዛጉዳም ህወሓት ዘይተምጽኦ የብላን!
    ተመንዶ ኣእቢና???
    መርገም ሕዝቢ ትግራይ ብደ/ጽዮን ትቁንን
    ነጥቢ፦ 1.ደ/ጽዮን ተመን ወዲ ቆናኒት
    2. ህወሓት ማፊያ ፋሽስት
    ኽፍሊ 1
    ህወሓት ሃገራዊ ነፃነት ንዝብህጎ ውድብ T.T.L.F. ( Tigrai-Tigrignea Liberation Front) ንምንታይን ከመይን ኣፊና ቀተለቶም?
    TTLF እንመን ነይሮም? ንእኣቶ ም ኣጥፊእኻ መን ረብሐ? ሥዬ ኣብዙይ ታይ ቦታ ነይርዎ? ሥዩምከ?
    T.T.L.F. ትግራይ ምስ ኤርትራ ብሓባር፣ ተዘይኮይኑ ሐገረ ትግራይ ንምምስራት ዐላማ ነይሩዋ። ታብ አድዋ ዮሃንስ ተ/ሃይማኖት፣ ታብ ውቅሮ ሙሴ ኪዳነ፣ ታብ ኣዲግራት XXX ገብረመስቀል ወዘተ...ብፍላይ ታብ ተምቤንን እንደርታን፣ ካብ አኽሱም ገለ ገ/ዋህድ ተኣኪቦም ብ1961 ተቋቂሙ። እትው ውጽእ እንዳበለ ምሰ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ጅብሃ) ተጸጊኡ ሓገዝ እንዳረኸበ ቃልሲ ፈነወ።
    TTLF ሕዝቢ አቅዲምና ነንቅሕ ብማለት ብፍላይ አፍቲ መንእሰይ ትግራይ አብ ሙሉእ ኢትዮጵያን ትግራይን ተዋፊሩ ዛንታ ትግራይ፣ ብሔራዊ ቃልስን ሶሻሊዝምን የስፋህፍህ ነበረ። መወዳእታ 1967 ብዕሊ ተኣጢቅካ ገጠር ምንቃሕን ጸላኢ ተመጺኡ ምክትታልን ጀመረ።
    ብመለስ ተኽለ ምርሻን ዘደንገጻ ጉጅለ ማሕበር ተጋሩ አብ ዩኒቨርስቲ ብዘላታ አብ መቀለ ተኣኻኺባ ናብ አሥመራ ተጓእዘት። ብተብተብ ምስ ሻዕብያ ተራኺቦም ንትኹምብያ ወረዱ። ብኡ ኣቢሎም ምስ ገሠሠ (ስሑል) ተራኺቦም ናብ ባድመ ኸዱ። ዳሕራይ ናብ ሽራሮ አተዉ ኣብ ደደቢት ክኣ ቃልሲ ኻልኣይ ወያነ ( ተሓሕት) መስረቱ። ጋሕዲ (ኣስገደ) ብዝበለጸ ገሊጽዎ
    ቀንዲ ተላእላ ሕቶ አብ ኸተማ:
    ዐላማኹም እንታይ እዩ ? ዝብል ነይሩ? መልሶም፡ ሓርነት ትግራይ እየ ነይሩ። እቲ ዝነቅሐን ተማህረን ትግራዋይ ከኣ ራዕሰ ውሳነ ህዝቢ ትገራይ ድኣ ነፃነት ኢልኩም ወሲንኩሞ ዶ በይንኹም ኢሉ ተሞጊትም ወይ ደርጊ ኢኻ ወይ ኢህአፓ እንዳበሉ ብፈዳይን ከተማ ኣቲኻ ምዕፋንን ምቅታልን ጀመሩ። ንኣብነት ተማሓሪት ሓፍቲ ኣባዲ ዘሞ ካብ ት/ቤት ጎቲቶም ኢህአፓ ኢኺ ብዝብል ሕንቅንቅ ቀቲሎማ ኸዱ። ቀታሊ ኸአ ብሥራት ዓማረ ዳሕራይ ናዬ ባዶ 6 ቀታሊት ጉጅለ ዝኾነ እዩ።
    በቱ እዋን እቱይ ምቅታል አብዮታዊነት ዘመስሎ ነበረ ናይ ስብሓት ሽንቲማይ ድሰቲ ነበረ ብሥራት ኣማረ ይብሃል። ብሥራት ዓማረ ማለት ኣባሓጉኡ ወርኢ ሸፊቶም ጤለ-ባጊዕ፣ ጥሪትን፣ ሰበይቲ ሰብአይን ዝዝርፉ ነበሩ ታብ ጎጃም ተዳቀሉ ናይ ሐ/ስላሴ ሰላሊ ነበሩ እዮም።
    ኽፍሊ 2 ይቅጽል......

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 26 วันที่ผ่านมา

    ሙኡዝ ነፃ ሐሳብ ውግንና ዘይብሉ መሲሉኒ ነይሩ አብ መወዳእትኡ ግን በኩሩ ወዱ ንገብሩ አሰራት ኮይኑ ረኺበዮ

  • @habeshochyamiralu5018
    @habeshochyamiralu5018 26 วันที่ผ่านมา

    Raya will never be part of Tgiray.

  • @teklayadhanombaraki5773
    @teklayadhanombaraki5773 26 วันที่ผ่านมา

    ምዑዝ ግደይ ወገንተኛ ካብ ምኳን እንተዝርህቕ !

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

    Kulugizye eko bisenki amharu enantefie kemuwun bandatat tigray adom enashetu zahadru besabis eyom ok

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

    Selahta xntet bisenki shaebya eyu shaebya eyom enashetu zetfuena zelewu ok tegaru senefatin himakatin bandatatin ena.

  • @SlomonGmaryam
    @SlomonGmaryam 26 วันที่ผ่านมา

    ኩሉም አብ ሚዲያ ዝንብሑ ዘነበሩ

  • @annemensah4091
    @annemensah4091 26 วันที่ผ่านมา

    Une seule ma donné une claque les deux mains applaudissent soyez unies et unique laisse le diplômes .la pyramide de maslow proche aux besoin de peuples de Tigray.les enfants sont héritiers vivant de TIGRAY. Les enfants morts de faim LES mères pleure les vieux agenouillé quel Image vous laissez pour nous enfants. Soyez comme un pere et une mère pour ça famille. On son fou de diplômes.on veux juste la PAIX.

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

    Tegaru eko enkabnaybaelina zeygas zeyga ematna enafetena mniaak eyu

  • @user-bu8iw5eh3g
    @user-bu8iw5eh3g 26 วันที่ผ่านมา

    Fascism advocate Mu'uz Gidey af GSTS, sponsor of fascism in Tigray.

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

    Biselot nahgizom ni merahtna eski

  • @mebrehetbenian3784
    @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

    Silemntay ke eyu ablieli degter debretsion temeretsu getachew reda entay geyru eyu debretsion?

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 26 วันที่ผ่านมา

    በሉ አቱም ምሁራን ትባሃሉ ባእልኹም አብዘይ እዋኑ ህዝቢ ትግራይ አብ መኸተ ኾኑ አርሱ ካብ ፀላእቲ አዱ ከየውእስ ተቀዳዲምካ ንህውሃት ንምፍራስ ትኸድዎ ዘለኹም ክያዶ ነአኻትኩም ሓዊሱ ትግራይ ዘፍርስ እዩ ንኹሉ ነገር ቅደም ተኸተል አለዎ ኸዚውን ተአኪብኩም አለኹም ብዘይ ፓለቲካ መራኽነት ዝመፅእ ለውጢ የለን ምስ ህውሃት ተስማእምኡ ትግራይ ክትድኽን እንተኾይና እቲ ጉባኤ ዝመረፆ ይምረፅ ዘውሮዶ ይውርድ ህውሃት ናይ ህዥቢ ትካል እዩ ህዝቢ ደማ የአብይ ዘምሃረኩም ህዝቢ አኽብሩ።

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 26 วันที่ผ่านมา

    ገብረአብ ባርኖባስ መንዩ?
    ካብ Eastern Europe ናብ እንግሊዝ ወኪል ኢሕአፓ አብ እንግሊዝ ነይሩ። ከምገለ ሰብ ኽጥይቅ ናብ የመነሰ ይኣቱ ሞ አቅሐ የላእል። ሰሪቅካ ተባሂሉ ኢዱ ኽቆርጽዎ ምስ በሉ ሓደ ኤርትራዊ እዙይ ኣብ ኢትዮጵያ እፈልጦ ነይረ እየ ኢሉ አድሓኖ። መሳፈሪ ሂቡ ኻኣ ናብ ካርቱም ሱዳን ሰደዶ። አብ ካርቶም የማነ ጃማይካ ተራኺቡ ምስ መለስ ኣፋለጦ። ደሓር ድማ ናብ መሰዳ ጃማይካ ሒዝዎ ኣትዩ ኽፍሊ ሕክምና ተሰሪኡ ፋሻ ተሸካሚን ሰላሊን ኾነ።
    ኣብኡ ብኣቶ ወልደልዑል አንደበት ኽዝረብ ቶሎ "ኻብ ኤርትራ ሸሊኾም ኣብ ዕዳጋ ኣርቢ ድሠፈሩ እዮም" ይብሉ።
    ገብረኣብ ናይ መለስ ዕዝኒ ኾይኑ ብዙሓት ሐቀኛ ተጋሩ አቅተለ። ንኣብነት ዶ/ር ተወልደ ለገሠ ፍሬኖ ዘየብላ መኪና አዘጋጅዩ ብመለስ ትዕዛዝ ገደል ኸምዝኣቱ ገይሩ አቅተሎ። ሰኺሩ እንዳ ሐፍቱ ብኣንደበቱ ቸዛረቦ እዩ። ኣብ ህወሓት ዋና ናይ ሻዕብያ ሰላላይ እዩ። ኣርሱ ንኽሽፍን ግን ፈሊጡ ናይ ሻዕብያ ገበን የላዕል። ንፈልጠካ ኢና ንኻሊእ በሎ ንብል። ህወሓት ኣማኢቲ ሰለልቲ ኸም ገብረኣብ ባርኖባስ አለዉዋ!!!

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሰሚኻዮ ለይፅገብ ትንተና እዩ ኩሉ ጌዜ ልህብ ግና ታይ ዋጋ አሎው ንስኻን ከማኻ ዝዎሉ ጀጋኑ ሙሁራት ንሀለውዋ ትግራይና ባአል ደብረፁዮን ረሀፆም ቲፍ ቲፍ ላበሉ ስላጣን ንዘላአለም ወይ ሞት እላቦሉ ላብ ዙይ ኩሉ መከራን ሀሰራን አብፂሆምና ትልገርም ግን ከዚውን አነ ተለመራኻኹም ምባሎም እዩ ሼም የለም እንዴ ?????

  • @kukumamo4784
    @kukumamo4784 26 วันที่ผ่านมา

    ጠላታችንንየምትሉት ማንን ነው:: አሁንም እትዮጵያዊ አይደለንም ነውወይ የምትሉት? ሰውዬ ግራ እያጋባህ ነው::

    • @user-fu8vz4bw3z
      @user-fu8vz4bw3z 26 วันที่ผ่านมา +1

      መንጋ

    • @GooklGookr
      @GooklGookr 26 วันที่ผ่านมา +1

      Ene bewegene etiopiawi aydelehum tigraway eye telat sma

  • @welday232
    @welday232 26 วันที่ผ่านมา +1

    እሞ እዚ ዝበሃል ዘሎ ክፍፀም ተኾይኑ ደላይ ውልቀ ረብሓ ሕወሓትን ደገፍቱ ባህላውያን ጀኔራላትን ክስተኻኸሉ ኣለዎም ንሶም እንዳሃለው እዚ ተቅርብዎ ዘለኹም በታኣምር ኣይፍፀምን

    • @abebakebede1270
      @abebakebede1270 26 วันที่ผ่านมา

      ካህዳም አብ ትችት አምላክ እቶም ውሕሉላት ሰራዊትና መራሕቲ ሰራዊትናን እዮም ካብ ፅንተት ወፂኹም አብዙይ በፂኹም ብወሬ አዲ አይምራኽን ናህውሃት ቃል ብተግባር እዩ ብወሬ አይኮነን አገብ ተአኪብካ ፍቅሪ ትእክብ ፍቅሪ ዘይብልካ ህዝቢ ዘይሓዝካ ውድብ ንክተፍርስ ሌትን ቀትርን እንዳፃአርካስ እንታይ አይነት ህንፀት ህንፀት እኮ ዘለካ ሒዝካ እዩ ብተብተብ ዝመፅእ ምንም ነገር የለን ።

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 26 วันที่ผ่านมา

    ምዝራብን ምሰራሕን አዝዮም ዝተፈላለዩ እዮም ሙኡዝ ድማ ብምዝራቡ ዝሰርሐ ይመሰሎ አሎ አደብ ግበር በልዎ ፀረ ዲሞክራሲ ክምዕብል ዝተሓባበር ዘሎ ሙሁር ኮይኑ ረኪበዮ አብ ክልተ መድረካት ፂን ኢለ ሰሚዐዮ ናይ ባዕሉ ዘቅርቦ ሐሳብ ዘይኮነስ በል ተባሂሉ ብድፍኢት ዝመፅእ ሓሳብ ኮይኑ ረኪበዮ አለኩ

  • @MuluGeta-x4z
    @MuluGeta-x4z 26 วันที่ผ่านมา

    ስማ ኩኩ ማሙ በትክክል እኛ ከእግዲህ ከኢትጵያውያን ከምንሆን ከሱደን ከኤርትራ ወይም ለብቻችን የምንመርጠው።እናንተማ ኢቲዮጵያውያን አንሳቹ በሻብያ በሶማልያ በአረብ ኢሚረት ብትሩክ በአሜሪካ ድሮንና ታንክ ሳይቀር ይዛቹ መጥታቹ የትግራይ ህዝብ እንስሳው አራዊቱ አለየተበለ የትግራዋይ ንብረት የሚወሰድ ወሰደቹ የሚቃጠል አቃጥለቹ አውድማቹ በትራዋይ ላይ ግልፅ ጆኖሳይድ ፈጽማችዋል።ከእግዲህ ለቀቅ ማለት ነው። 36:27

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 26 วันที่ผ่านมา

    ኣብዚኣ ዘሎ ወጠጦ ወለዱ ዘየኽብር ኖዄል

  • @desalegnwesekkebede5125
    @desalegnwesekkebede5125 26 วันที่ผ่านมา

    ደንቆሮ መንእሰይ😂

    • @GooklGookr
      @GooklGookr 26 วันที่ผ่านมา

      Denkoroma atlewm tigraway new denkoro kemeretachn aynesam

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 26 วันที่ผ่านมา

    🥾🥾🥾🥾🥾
    👎🇪🇹👎🇪🇷👎

    • @mebrehetbenian3784
      @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

      Fara wedifara amshi

    • @mebrehetbenian3784
      @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

      Tselaetna emo raewom abkoment kkkk

    • @mebrehetbenian3784
      @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

      Bisenki mililik eko eyu ezykulu werdet ah eway tigray adey kulugizye barnet kunat ndihret.

    • @mebrehetbenian3784
      @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

      Ezyfezaz getachew reda ywred ok

    • @mebrehetbenian3784
      @mebrehetbenian3784 26 วันที่ผ่านมา

      Hizbna ymeles eski ah

  • @HayleGebrihans
    @HayleGebrihans 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤