ንጌታቸው ረዳ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ፡ መራሒ ዝከውን ስለዝተመሃረ እዩ ፡ ብቃሉ ነዊሕ ግጥሚ ዝገጥም ዕሸል 👉 ቀሺ ክንደያ (ወላዲ) 0967033776

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ค. 2024
  • subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
    ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
    ንጌታቸው ረዳ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ፡ መራሒ ዝከውን ስለዝተመሃረ እዩ ፡ ብቃሉ ነዊሕ ግጥሚ ዝገጥም ዕሸል 👉 ቀሺ ክንደያ (ወላዲ) 0967033776
    Desta show 👉 (0940985113)
    Copyright ©2024: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

ความคิดเห็น • 272

  • @user-gb6ne4ev5g
    @user-gb6ne4ev5g 14 วันที่ผ่านมา +6

    ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብየካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ፅሩይ❤❤❤❤❤❤❤😘

  • @hdjf4
    @hdjf4 14 วันที่ผ่านมา +17

    የዕቢካ ዝሓወይ ተስፋ ፅባሕና❤

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o 14 วันที่ผ่านมา +17

    ዝዓቢ ቆልዓ እዩ ግን ብስነ ስርዓትን ብፍቅርን ክዓቢ እዩ ዝግብኦ እንበር ብዛዕባ ኩናት ወዲ ኩናት ብልሳኖም ክዛረብዎ ኣይንግበር💚🙏ህፃናት ብፍቅሪ ጥራይ ይዕበዩ ፅልኢ ፅልኢ እዩ ዘምፅእ🙏

  • @meemjjo677
    @meemjjo677 14 วันที่ผ่านมา +1

    God bless you young generation tigray make proud tigray people God bless you and your family protect you all the time younger one 🙏🙏🙏💪💪💪

  • @zuryashkassa4177
    @zuryashkassa4177 14 วันที่ผ่านมา +7

    ጌታቸው ረዳ ብትምህርቲ ገልቢጡዎም። ብፅልኢ ወይ ብኹናት ኣይበለን👌🥰❤

  • @selamabrha1721
    @selamabrha1721 14 วันที่ผ่านมา +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉዋይ ወዲ ሓፍትነይ ሽኾር ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uh4cw7hg7p
    @user-uh4cw7hg7p 14 วันที่ผ่านมา +3

    ሙሉአይ እግዛብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕብይካ❤❤❤

  • @user-vj2dc3tr6b
    @user-vj2dc3tr6b 14 วันที่ผ่านมา

    ዕድመካረቢየንወሓዮመዓረይ

  • @atedemezgebe
    @atedemezgebe 14 วันที่ผ่านมา +5

    ኣሰይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤❤💪

  • @ghch5195
    @ghch5195 14 วันที่ผ่านมา

    wawwwedmen tenan yHabka zwedey tebarek keTlelu 🥰🥰🥰🥰💋💋💋❤❤❤

  • @AbrhaAlem
    @AbrhaAlem 14 วันที่ผ่านมา +6

    ደስታ ሓወይ ብጣዕሚ ኑፉዕ ፍቃዱ ገጠር እናከድካ ከምዚኦም ዝበሉ ብሩህ ኣእምሮ ዘለዎም ቆልዑ ክትቅርብ ከለካ ከይኣድነቁካ ኣይሓልፍን ቀፅለሉ

  • @yohanneswabreha859
    @yohanneswabreha859 14 วันที่ผ่านมา +8

    ህፃን ሙሉ ኣሊሽካ ስለዘግነኻዮ የቐንየልና ። ንTDF ዝገብሮ ሓገዝን ሓልዮትን ዝገርም እዩ ። ትግራይ ኣብዚኦም እዩ ተስፈኣ ።

  • @GebresenbetGidey
    @GebresenbetGidey 14 วันที่ผ่านมา

    God bless u my child

  • @mebrihitkidanu9362
    @mebrihitkidanu9362 14 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውው ሙሉዋይ የዐቢካ ዝሓወይ❤

  • @SalamSalam-of1rb
    @SalamSalam-of1rb 14 วันที่ผ่านมา +4

    ዕድመንጥዕናንይሃብኪምፈጥሪ❤❤❤❤❤

  • @berhanabelay5596
    @berhanabelay5596 14 วันที่ผ่านมา +2

    Newihe eden tienain yahabeka jigena Tigrai❤❤❤

  • @user-dw9bp3ug2r
    @user-dw9bp3ug2r 14 วันที่ผ่านมา

    ትግራይ ሰብ ኣለዋ!!!!

  • @WggWggfg
    @WggWggfg 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ዓደይ ማዓረይ ዴስኣ ዓደይ ተናፋቂት❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @user-nc2oq8eh8p
    @user-nc2oq8eh8p 14 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @SurprisedBadminton-eq4cu
    @SurprisedBadminton-eq4cu 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየካ ፈጣሪ ❤❤❤ 🎉🎉