Kkkkkk ata azei wade kisomo sanhis fahi abelwa bita mikibir sawit zabaila malisi zenwe kadmay menistor ykireiti elual alo abi you top ala so haswe indadr yfocks
Seltene wedi liya mlkt nay kor 161 enda kebid bret yu neyru ane beakal ye zfelto ab 95 bbotolonitat kelo malet yu bdhriu kea bberagid ms kome kea nay gnbar staf mlkt koynu malet yu
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
ሰላም ሰልጠነ ሓወይ ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ነሩ እዞም አረመናት ከምዚ ገርካ ክቃለዑ አለዎም።
ሕርይቲ❤
ኩቡር ሐዉና እንቋዕ እግዝአብሔር አዉጻአካ። ቀጼለ ህዝብና ብጣዕሜ የሕዝን እዜ ኩሉ ተጻዊሮ ዝከይድ እዜ ነጸላ ጊርካ ምብካይ የድልዩ። እዜኡም አሕዋትና ከባሃሉ አረሜነታት። 🙏🏾💕
ሰላም ሰልጠነ እዚ ሓዉና ኩሉ ሓቂ ዩ ዝገልጾ ዞሎ አነ አብ ቲ በርጌድ ዳሓር ዉን ክፍለ ሰራዊት ዝኾነ ኣብኡ ኔረ የ
tekkl.
ኣየ ኤርትራዊ ብናይ ሶርያ ዓለም ትግረም ኣላ ጎዳዱድ ኤርትራ እንተ ዝፍተሽ ክንደይ ጉድ ምረኣና ኔርና ኦ ኣምላኽ ፍትሒ ኑኡሱራ ኤርትራ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ጽቡቕ ስራሕ ሰልጠነ፡ ኣብ ኤርትራ ግን ጀሃድ ዝበሃል ኣይነበሩን ንህዝቢ ንምድሃልን ዝተገብረ ድራማ'ዩ።
ሰልጠነ እተቕርቦ መደባት ዝወጾ ኣበር የብሉን ፡ ሓቂ ስለዝኾነ ከ ኣ እንትርፊ ' ቶም እ ናሰምዑ ዝጸመሙ ውሑዳት ፡ ሓፋሽ ብተመስጦ ኢዩ ብሃንቀታ ዝከታተለካ ፡ ንእሽቶ ክመኽረካ ጽቡቕ ክትዛረብ ትጸንሕሞ ኣብ መንጎ ቃላትካ ስለዝወሓጥ ብማእከላይ ድምጺ ቀጽሎ ጉጅም ኣይትበል ። ካብ ሩባ ሰበነ
ናይ ዓድና ገበን ዘርዚርካ ኣይውዳእን ኢዩ
ንሕና ጥራይ ወዳቤና ነበርትዕ ህዝብና ከነድሕን
Yes xubuk alaka wedi Russom Alif ,maekel ketma Keren ❤❤❤
ጉድ ኣብ ኤርትራ ኢዩ ዘሎ ዘይተቃልዐ ድኣ ኾይኑ እምበር
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ስልጡን ኣጀኻ 🎉🎉🎉🎉
ኤርትራ መቃብር ንጹሃን ኢያ
እወ ሓቅኻ ኣረጋይ ወዲኣሊፍ ነብኡ ተሰዊኡ ኢሎም ኣርዲኦሞ ን 3 ዓመት በብወርሒ ድሕሪ ናጽነት ንሻዕብያ ዝሓገዘ ሃብታም ኣቦ ብሩኽ ኣቦ ሰብ ነጊርዎ እቲ ሓቂ ብጓሂ ሞይቱ 😭 ዘሕዝን እዩ ናይ ሃገርና ብዘይ ምሕባርናን ምንቃሕናን ጸኒትና
This History is all True .
YES
Eway hzbey zehzin 😭😭😭😭
በል ቤተይ አብ ሰለስተ ወራር ተኻፍሉ ብሰንክ እምነቱ ተሰካሚ ናይ እስክጆ አብ ርእሱ ምቆት ክኸውን ስቃይ ዛሕሊ ክኸውን ስቃይ እዩ ዝሕልፍ ብሰንኪ እዞም አረመናት ፡ሓደ ሓደግዜ ብዙሕ ግፍዕ ዘሕለፎ ክነግረን ኮሎ ንትምህርቲ ነቲ ህዝቢ ክኾነ አብ ናይ ሰልጠነ ዝይትዛረብ እየ ዝብሎ ግን ከአ ይፈርሕ ነርቦስ ከይከውን እምበር ናይዞም ጨካናት ፍጥረት ብዙሕ እዩ ዘሎ ።
😢😢😢😢
ተካል ስማዕ!!! ዘዝገደደን ዝኸፍአን እንተዘይኮይኑ ጽቡቕ ዘይህምዓላ ሃገረ ኤርትራ፡ ሰላም የውርደልና!!!
መደብ ተብዓት እዩ እዚ መደብ፡
Very sad story😢😢😢😢
Eway ezom shefatu kendy seb atfeom eyom wedi alef resom wedi gezawty 😢 ya reshnomo eyom ezom shefatu shabya
ሰልጠነ Good job
Jegna 💙💙💙💙💙
👍👍👍👍👍👍👍
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💙💙💙💙💙💙
Adetate eritrea neben fetyen nesaten eyen behabre ewxien uyeuye kebla zelwa adetate hamiqen berged nehmedu nehageru yewet 🩵 🙏 🩵 🙏 🩵 🙏
Tkikil aleka wedi alif flipos reshimwo
💙💙💙💙💙💙💙💙
ሰልጠነ እምምም ኢሉዎ💔💔💔
በጃኻ ኢባ ነቲ ወዲ ጸሎት ዘኪሮ ኣነ ካብ ጸሎት ስለ ዝኮንኩ ኩሎም ይፈልጦም ኢየ ከዋርዶ ኢዚ ለኽባጥ በጃኻ ስልጡን ኣዘኪሮ። ፕልስ ኣነ ካብቶም ሓለፍቲ ቀረባ ኣዝማደይ ኣለዉ ግን ኣነ ቀዳማይ ኢየ ዝማዐቶም ኢዞም ናይ ደም ሰባት ፎእ ንህዝብና ከኣ ኣምላኽ ይርዳአዮም
Eway yehwetey
ዝገርም ኢዩ ሰልጠነ አዞም ካብ ሳሕል ዘመጹ አይፈለጥናዮምን ንህዝቢ ዝተቃለሱ ይመስለና ኔሩ ግን ንቡዙሕ መንእሰ አታሊሎም ኢዮም ንሶም ክሕስው ዋርሳይ ሓቂ ክዛረብ ቀብኡ አቢሎም አብ ቂም ይአትው ብኸምዚ ብዙሕ መንእሰይ ጠፊኡ ኢዩ።መንእሰይ ክሓስብ አለዎ።
Selam Selam ❤❤❤❤
Very Sad 😢😢
Enquae biselam mexaeka kubur hawuna
ከም ውትሩ ጽቡቕ መደብ ተፈታዊ ሓወይ።
ነዚ ሓውና ኻኣ እንቋዕ ብሰላም ወጻኻ እምበር ናይ ኤርትራ ጉዳይ ኽሰምዖ ዩ ዘጽላኣካ።
እዛ ጓሓፍ ውድብ እዚኣ ገለ ጓሓፍ ሒዛትልና እያ መጽያ።
ከምዚአ ናይ ሶርያ ክትከውን ሀገርና የርኤና ይከውን አምላክ
Eway melu beko metabite 😢 tebaty eyu neru kereny xada 😢
Kubure hawey kabzom aremenaweyn enqea beselam wexaeka naye argay wedi alife n hde kunaman memehari ilome behansbe reshinomom🩵🌿🩵🌿🩵🌿
Ethe dankor shfta shmagl
Kab sure mebmnkac eu😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤
ዓይጋን ፍልሖንፕ
meley jeganu
በጃካ ትክክል ውርይሃደር ኣይንረበረን
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
እዚ ወዲ ጽቡቕ ኣሎ እቲ ዝገልጾ ዘሎ ቦታታት ዝዓበኹሉ ኢዩ ይዝክሮ ኢየ ወዲ ዓሰርተ ዓመት ነይረ ።
Muruxat weldo nay 90 teteyesom dehryu kunat weleka kulom agelgelot zeterfu tegadeltyi meblae eyu teweleyu 100%
Eway kab Sorya ziwerede ab Eritra ziwetede ygedid miknyatu etom teadirom zineberu dekom ziteketlwom mekabir dekom eka riyom hazenom bekyom nau Etitra gin abey kem zikeyelo eyi resiom dima any keziderbeuo eka kirkebu abzeykelu derbyu adeda arawit geyrwo ezi belaei seb sirat ab lueli Eritrawyan zewredo ykefie hazena mewedaeta yeblu azyu zehzn eyu gin kemzo Soryawyan yemasllen🙏🙏🙏
እዝይ ምፍታሕ ካብ ጽገረዳ ሰበይትካስ መልሱ ገድ ድካ ሐሶት ወድ ቡላ ኣድግ ትግራይ ጻድቃን ኣንፍሱካ ኢዩ
በሪሁ ዓዱ ደቂለፋይ እዩ ይመስለኒ ነዊሕ ቀይሕ ሰልሳይ ወራር እውን ኣብ ሶይራ ሪእየዮ ኣለኹ
ሰላም
111ጽቡቅ ኣሎ
Kubur hawi inkua Ighziabher awzaaka
😢😢😢😢
ሃብቱ ገብረ ሽንድርያድ ኢዪ
ህግደፍ ን ህዝቤ ኤርትራ 33 ዐመት ወያነ እያ ውግእ ጀሜራ ዳበለ ንህዝቤ ዘታልላ ዝነበረ ብዝኮነ ሕጅ ግን ምስጤር ህግደፍ ዳወጸዩ ግና ካብዜ ዝበዝሕ አሎ ጉድ ህግደፍ
Grme yeah
Wedi sium hawu n broader general stifanos siyum
ማይ ዕዳጋ ኢዩ ወዲ እቲ ከባቢ ኢየ ትኩል እንተ ዀይኑ ትኩል ማይ ዕዳጋ ጉራዓ ዓዲ ንፍስ ማይ ሑጻ እዚ ኢዩ እቲ ከባቢታት
HEQI EZIA EYA Mulu bko meteabytna wedi keren geza wereqet eyu
🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭
Burst agame ika nska aye nay ilkayo senef
Am so sorry my brother🩵🩵🩵
It’s so painful to listen 👂 i couldn’t go to sleep .
ብምንታይ ንረክበካ
Mulu biko wedi gezawetey
Kebabi tekul zeblkayo may ayni zeykon may edaga maletka do yekowun hawy
ናይፈልጥን ኢዩ
ሰልጠነ እተዛርቦም ሰባት በጃኻ ርግጸኛት ኮይኖ ዘየዕልሉ ቡዙሕ ዩ ዘሎ
ጀሃድ ንኹሎ ተቓወምቲ ዮም ዝበሃሉ
ናይ ቀዳማይ በርጌድ ሓላፊ ዓብዱ መጠር ዩ ነይሩ
እዚ ወዲ ነይሩ ዩ ግን ሕውስውስ የብሎ ኣሎ
Perfect aytsebe kubur haw Ezi keman amlak hagizwom kizkiru ember Ezi Eko trauma iyu zgebrelka😢😢😢😢
ምሳይ ነሩ
ተጨላ መራሒ ራብዓይ ብርጌድ እንዳ 32 ኔሩ ክንደይ ሰብዩ በሊዑ
መቃብር ስውአት ወያነ ከተፍርሶ አይትክእልያ እንታይ ክትረክብ ካብ ዝሞተ እዜ ኮነ ኤሉ ሻዐብያ ዝገበሮ ፌልም ዩ
ምሳይ እባ ኣራክቦ
እምቧሕ በል ወዲ ህግደፍ ገፊሕ ጢዙ ተረፍ ሊብያ😅😅😅😅
Enda america kebabyi gurae
Kkkkkk ata azei wade kisomo sanhis fahi abelwa bita mikibir sawit zabaila malisi zenwe kadmay menistor ykireiti elual alo abi you top ala so haswe indadr yfocks
Xhfetka eske bailika temeliska anbibo maere kndey denqoro mukanka kberhalka
Adi Binbina eya eta adi nay catolic church nerwa
ሂወት ኣሪትራዊ መንግሰያት ብከንቱ ንሽውሃት ቅርህንቲ ሳዲስት ናርሲስት ዲክታቶር ኢሰያስ ኣፍርቂ ምስራቅ ዝከልከልዎ ወያነ ንምህራም ባድመ ብዝብል ዘይሙክኑይ ሰበብ ኮነ ኢልካ መንአሰይ ንምጽናት ሺውሃት ኢሰያስ ንምርዋይ ምስ ምንታይ ይቁጸር ሂወት ኣሪትራዊ ክጠፍአ ተገይሩ ፥ኣብ ዘበነ ህግደፍ ዘይተነግረ አምበር ዘይተፈጸመ ገበን የለን ፥ድህሪ አዚ ኣጽናቲ ጉጂለ ኣለም ጉድ ዘብል ፍጻመ ገበን ቆጺርካ ዝህሰብ ኣይኮነን፥
Wedi bula hawey eyu bhiwet kea alo
Netyi kulu tik tik geberu etyi chanel keabyi yehwate
Slezi ezi nay mekabr swat zbelo btkkl yu zfelto aferarihomo kdi koynom gn hji ylkbt alo hade sekram edealu ke bmeste keman kesdeuwo yklu eyom
Seltene dldl hzbi abo haki
በጃካ ኣይነበርካን
ተካል ሓሰትኩም
May edaga kebabi tukl
😅😅😅😅
Seltene wedi liya mlkt nay kor 161 enda kebid bret yu neyru ane beakal ye zfelto ab 95 bbotolonitat kelo malet yu bdhriu kea bberagid ms kome kea nay gnbar staf mlkt koynu malet yu
Wedi shul 45 eyu
Endanaxu, Elala, Xelim Qalay, Grme, Kanshelay, Meqadsho, Wedas ksab hji Ety Bota Smbrat Alewo
ክ/86((13)
Eze wedi biailal zisamao eu zezarBi zalo kay adngirakum
ሐሳዊ ለክባጥ
ኣይት ሓስዉ ኣብ ክ/86 13 27 &) ዝብድል ኣይርኣናን
❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰልጠነ እተዛርቦም ሰባት በጃኻ ርግጸኛት ኮይኖ ዘየዕልሉ ቡዙሕ ዩ ዘሎ
ጀሃድ ንኹሎ ተቓወምቲ ዮም ዝበሃሉ
ናይ ቀዳማይ በርጌድ ሓላፊ ዓብዱ መጠር ዩ ነይሩ
እዚ ወዲ ነይሩ ዩ ግን ሕውስውስ የብሎ ኣሎ
🩵🩵🩵🩵🩵