Why love 15 ምኽንያታት ቅኑዕ ፍቅሪ ዘይሰልጠካ/ኪ ዘሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 432

  • @m.h7246
    @m.h7246 6 ปีที่แล้ว +37

    ደስ ዘብል ምህሮ ቡሩክ ሓወይ
    እታ ክላስክ ኣዚያ ደስ ተብል ነቲ ኣስተምህሮ መሊሳ ኣመቂራቶ ኣውሽጥካ ክኣቱ ትሕግዘካ ካብቲ ዝተራእየኒ ኢዩ ተወኪሰካ ኣብ መጻኢ ከማ ተጠቀመላ።

  • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
    @ናይማርያምባርያእየናይኣም 6 ปีที่แล้ว +132

    ሰላምካ ይብዛሕ ፍናን ሓዉና
    የቀንየልና ደስ ዝብል ዓቢይ ትምህርቲ ዘለዎ መልእክቲ እዩ።
    ግን ከምዚ ዝበልካዮ 2 ፍቁራት ሓደ ዓይነት ኣተሓሳስባ ዘለዎም ንምርካብ ብጣዕሚ ዉሕዱ እዩ

    • @kaluaygedu8708
      @kaluaygedu8708 6 ปีที่แล้ว +3

      የማርያም ባርያ ነኝ you are wise (ለባም) ekie comment yenbebo eye natkie geni kulu xebuq tray eyu so i like you.
      kalie4902@gmail.com hi belnie beza gmail please

    • @ናይማርያምባርያእየናይኣም
      @ናይማርያምባርያእየናይኣም 6 ปีที่แล้ว +2

      kalu aygedu ክብረት ይሃበልይ ክቡር ሓወይ ተሐሸሉ ደኣ ባዕልካ።

    • @kaluaygedu8708
      @kaluaygedu8708 6 ปีที่แล้ว

      የማርያም ባርያ ነኝ ab gmail hi belnie

    • @avikoko843
      @avikoko843 6 ปีที่แล้ว

      ya kemeza natukum eya fkeri yeketselelkum

    • @kaluaygedu8708
      @kaluaygedu8708 6 ปีที่แล้ว

      avi koko amen

  • @habtomkahsay4277
    @habtomkahsay4277 6 ปีที่แล้ว +12

    የቐንየልና ክቡር ሓውና ደስ ዘብል ምኽርታት ኢዩ ነዚ ክንገብር ሓይልን ጽንዓትን ዓቕልን ትዕግስትን ይዓድለና ፈጣሪ ኣብዚ ሎሚ እዋን ምክብባርን ምትሕልላይን እናጎደለን እና ሃሰሰን ወላ ውን የለን ኣብ እትብለሉ ደረጃ ኢና በጺሕና ዘለና፡ ማለት ሰብኣይ ንበዓልቲ ቤቱ ከኽብራን ከፍቅራን ንሳ ድማ ንበዓል ቤታ ክተኽብሮን ክተፍቅሮን እዚ እቲ ሓቀኛ ትእዛዝ ናይ ፈጣሪ ኢዩ ኣብዚ ዘመን እዚ ግም ምጽውዋርን ምክእኣልን የለን ዳርጋ ከም ሽታ ማይ ጠፊኡ ኢዩ። ብዝኾነ ነዚ ክንገብር ሓይልን ጽንዓትን ይዓድለና ፈጣሪ።

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 5 ปีที่แล้ว +5

    ኣዝያ ፅብቂቲ ትምህርቲ እያ ክብረት ያሃብልና ኣብ ዝልካዮ ስላምካ ይብዛሕልና

  • @awetakurdeta9054
    @awetakurdeta9054 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ መሃሪ ትምህርቲ ዓጊበ ፍናን ወላ ድምጽኻ መቐረት ኣለዎ

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 6 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ጽቢቕ የቐንየልና ክቡር ሓውና ተኻባቢርናን ተሓላሊናን ክንከይድ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይደግፈና።

  • @mxm2798
    @mxm2798 4 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ መሃርት ዝኮነት ስነ ጽሕፍ እያ ሞ አብ ቀጻሊ ብካልእ ትሕዝቶ ክንጽበየካ ኢና።

  • @brhanezenebe3010
    @brhanezenebe3010 4 ปีที่แล้ว +11

    ኣነ ቅድሚ 5 ዓመት ዘፍቅራ ዝነበርኩ ጋል ካብ ውሽጠይ ኣይወፅን ኢላትኒ ሕዚ ብሓደ ስለዘየለና ከመይ ጌረ ክርሳዓ ይክአል ሓወይ ናተይ

    • @YuelAberaham
      @YuelAberaham 4 หลายเดือนก่อน

      Ana wen kemka eya bkemay eya kab ❤ kawxa

  • @lloveyouethiopia957
    @lloveyouethiopia957 6 ปีที่แล้ว +1

    ኩሉ ግዘ እየ ዝከታተለካኣ ድስ ባሃልይ ምልእኽትይ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተባረኽ

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንሓንቲ ጋል ተሃዊክካ ማለተ ጽቡቅ ገርካ ከይተፋለጥካን ናታ ስምዒት ኣብ ግምት ከየእተካ ምሕታት - ሓደ ካብቲ ክትከስራ ዘክእል እዩ ። ሕቶ ፍቅርካ ምዝ ዝንጸግ ነብስካ ኣይተውድቅ ሰብኣይ ኩን ኣምላክ ዝሓዘለይ ኣለኒ በል - ሓደራ ኣብ ጭንቀትን መስተን እንተኣቲካ መሊሰን እየን ዝንዕቃካ - ስለዚ ሰብኣይ ምካንካ ብዘይ ብኣኣ ክትነብር ከም ትክእል ኣርእያ

  • @tedrosgoitom469
    @tedrosgoitom469 6 ปีที่แล้ว +12

    ዘፍጥረት 4 (Genesis)
    8፤ ቃየል ድማ ንሓዉ ኣቤል ተዛረቦ። ኰነ ኸኣ፡ ኣብ መሮር ከለዉ፡ ቃየል ንሓዉ ኣቤል ተንስኦ፡ ቀተሎ ድማ።
    9፤ እግዚኣብሄር ከኣ ንቃየል፥ ኣቤል ሓውካ፡ ኣበይ አሎ፧ በሎ። ንሱ ድማ፥ ኣይፈልጥን፡
    እብዚ ክብል ደልየ ዘለኩ ኣምላኽ ሰብ ኣብ ነብሱን ኣብ ሓሳቡን ድላዩ ናይ ምግባር ፍቓድ ሂብዎ ኢዩ ።ሰብ በገዛእ ድሌቱ ኢዩ ድላዩ ዝገብር ቃኤል ናቤል ክቅትሎ ከሎ ኣምላኽ ኣየስሓቶ ወላ ሰጣን በገዝእ ፍቃዱ ኢዩ ።ብገዝእ ድለቱ እንተ ዘይቅትሎ ኔሩ ኣምላኽ ኣይምፈረዶን ምኽንያቱ ኣምላኽ ሓቀኛ ፈራዲ ኢዩ። ስለዚ ንሰብ ኣብ እተሓሳስቡኡን ኣብ ነገራቱን ድላዩ ክገብር ስልጣን ሰለ ዘለዎ ኢዩ ኣምላኽ ኣይትቅተል ኣይትሓሱ ኣይትስረቅ ወዘተ ዝብል ትእዛዥ ዝሃበና ንደቂ ሰባት።

    • @WS-Media553
      @WS-Media553 5 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/channels/wgyQ6MuALQDvQFVd-iCxKA.html

  • @HermonKesete-jo7co
    @HermonKesete-jo7co ปีที่แล้ว

    Than you 😘👌 hawey natey Edemen tenane yehabeka fetari 🙏

  • @selamgualtgray4506
    @selamgualtgray4506 6 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሓውና የቀንየልና መደባትካ ብዙሕ ፅቡቃትን ሙቁራትን ቁምነገራት ዝሓዘሉ እዮም ብዙሕ ተማሂርና ንማሃር እዉን ኣለና ቀፅለሉ እግዚኣብሄር ካብ ኩፉእ ነገር ይሓሊካ

  • @hRnhKY
    @hRnhKY 6 ปีที่แล้ว +2

    I can understand that this was not your own idea but the way you translate it makes me follow your channel and I fucking love you. I got just two comments on your .... 1. Sometimes you should be a bit slower when you read the text or even if you copy them in your head. Cuz the topics you choosed or choosing are very interesting to hear. 2. I would like to know if this channel has a specific time and topic or is it just about anything? Besides that why cant you do some research or maybe something to make our community better closer. I mean that would be a great job...........keep digging brother. I like you as well as your channel.

  • @selamkidane5114
    @selamkidane5114 6 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ላዛ ዘለዎ ምክሪ, ብፍላይ ከኣ 14ን15ን ነዓይ ይገልጻኒ እየን ብሰንከን ከማን ይኮዉን ሓቀኛ ፍቅሪ ዘይገጥመኒ ዘሎ። ቀጽለሉ ሓወይ ናተይ

    • @heniman4145
      @heniman4145 6 ปีที่แล้ว

      selam kidane (heniman200@gmail.) Gele belni aleku

  • @fekarwediu5161
    @fekarwediu5161 6 ปีที่แล้ว +6

    OMG😢mexnattat kem zhbro,mkrrab zxeluu sebat azyu ktur xmee fkri alwom do belka 👌👌(like me)

  • @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ
    @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ 5 ปีที่แล้ว +1

    መጀመርታ እግዚአብሔር ናይ ልብና ሰብ ይሃበና ካብዚ ብምቅፃል ካአ ኩቡር ሐውና ፅቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ከየመስገንኩካ ክሐልፍ አይደልይን ኢየ ።ግን በዚ ሕጂ ግዜ በይንካ ምንባር ናይ መብዛሕቲና ሰባት ምርጫ ኮይኑ አሎ።

  • @dandh2890
    @dandh2890 3 ปีที่แล้ว

    Anta abziae aleku ztewarediku....
    Sebeitey nety zketiae mirsae abyato.
    Kgedfa do.

  • @fitwiabraha6778
    @fitwiabraha6778 5 ปีที่แล้ว

    Thanks more Fnan appothek....
    the best advice for anybody and couples

  • @yhonalbegizew3865
    @yhonalbegizew3865 6 ปีที่แล้ว

    Kbret yhabelna kbur hawuna bhaki mhari temhrti eyu edme xega yhabelna fetari Amen

  • @mesenqoentertainment8310
    @mesenqoentertainment8310 6 ปีที่แล้ว

    Thankyou bflay bzaeba self confidence! “Riese teamamannet zelewo seb kulu u zifetwo”. Yes b gbri sle zreakuwo kmiskir des ybleni.

  • @K.ashenafi123
    @K.ashenafi123 6 ปีที่แล้ว +3

    Fnanye its amazing what you did for us I learned lots of things today . GOD BLESS YOU brother

    • @andrewalvaro1000
      @andrewalvaro1000 3 ปีที่แล้ว

      I know im asking randomly but does someone know a tool to get back into an instagram account??
      I was stupid lost the password. I appreciate any help you can offer me!

    • @daltonkyrie6975
      @daltonkyrie6975 3 ปีที่แล้ว

      @Andrew Alvaro instablaster :)

    • @andrewalvaro1000
      @andrewalvaro1000 3 ปีที่แล้ว

      @Dalton Kyrie Thanks so much for your reply. I got to the site thru google and im waiting for the hacking stuff now.
      Looks like it's gonna take a while so I will get back to you later when my account password hopefully is recovered.

    • @andrewalvaro1000
      @andrewalvaro1000 3 ปีที่แล้ว

      @Dalton Kyrie It worked and I finally got access to my account again. I am so happy!
      Thank you so much, you saved my account !

    • @daltonkyrie6975
      @daltonkyrie6975 3 ปีที่แล้ว

      @Andrew Alvaro glad I could help xD

  • @sami0543
    @sami0543 5 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ፋኒ መዓር ዝኾነ መሃሪ ስነ ሓሳብ thans

  • @simuyeerilijnevergiveup2987
    @simuyeerilijnevergiveup2987 6 ปีที่แล้ว

    First thanks fnan brother and hanti huto alatni, mnalbat eti Wedi dfetwa ente koynu nsa deytfetwo malet nsa Fkri zeybla ente koyna ab lieliu kemey, eta gal gize kthbo alewa neti wedi welas bgenuu ktrhko alewa???

  • @djddbbd3177
    @djddbbd3177 5 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት ኣነስ ጉዱ ረኪበ ጋል 17 ከለኩ እዩ ፍቅሪ ጀሚሩኒ ሐደ ወዲ መተዓብይተይ እዩ ብጣዕሚ የፍቅሮ መጀመርያ ክንጀምር ከለና ከምዝፈትወኒ እዩ ዝነግረኒ ነይሩ 3ወርሒ ግን ኣየፍቅረኩን ካሊእ ሐዘ ኢሉኒ 3ተ ዓመት እናነባዕኩ ለሚነዮ ቀቢፀ ቡሎክ ዓፅየ ዓመት ዝካን በይነይ ተሳቅየ ዲሕረኡ ሓደ ነይሩ የፍቅረኪ እየ ኢሉ ዝልምነኒ ልበይ ክድበስ ናብእ ቀሪበ የፍቅረኪ እዩ ዝብለኒ ግን ስቅ ኢለ ይሳቀ በቃ ዝቀረብኩዎ ሊዕሊ ነብሰይ እነፍቀርኩ ተሳቅየ ታይ ተማክሩኒ ኣሕዋተይ😢😢😢😢 ኣብ ንብዓት ኮይኑ ማዓለይ💔💔💔😭

  • @Hiwet-do2tm
    @Hiwet-do2tm 3 หลายเดือนก่อน

    አዘያፅብቅቲ ት/ቲ እያ ይቀንየልና ❤

  • @luckygirl1287
    @luckygirl1287 5 ปีที่แล้ว +1

    Ohhh tnx brother for your amazing advice

  • @halefomberhe214
    @halefomberhe214 6 ปีที่แล้ว +24

    ፍቅሪ ግን ከመይ እዩ አነ አብ ስደት እየ ዘለኹ ክሳብ ዛ ለሚ አፍቅረ አይፈልጥን ዋላ ሓደ ሓደ ግዝየስ ዋእ ደበር ከፍቅር እየ ኢለ ንነብሰይ ይሓታ ሓቲተ ክአ መልሲ ይስእነላ እስቲ ታይ ግገብር 22 ዓመት ገይረ አለኹ ግን አፍቅረ አይፈልጥን እየ ታይ እዩ እቲ ጸገም እስቲ ገለ በሉና

    • @tesfalemzerau3860
      @tesfalemzerau3860 6 ปีที่แล้ว +1

      ንኽድ ጥራይ ጛል ዲኪ ዋላ ወዲ ወዲ ቅንተኮንካ ኣይትሃሱ ጛል ኣንተኪ ካ ክፍቲ ኢኪ ክክክክክ

    • @halefomberhe214
      @halefomberhe214 6 ปีที่แล้ว

      Tesfalem Zerau ብሃቂ ብሮ ወዲ እየ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 6 ปีที่แล้ว +3

      ንኽድ ጥራይ መጀመርያ ነብስካ ኣፍቅራ ዓርስ እምነት ይሃልካ ንስብ ኣክብር ካብኡ ቀፂልካ ከኣ ንሓንቲ ጓል ሂዋን ከተፍቅር ቀሊል መንገዲ እዪ።

    • @halefomberhe214
      @halefomberhe214 6 ปีที่แล้ว +2

      Genet Gerye የያቆብ ኣድናቂ ነኝ tnx ማር ስለ ቲ መክርኺ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን

    • @tsegagualhawza5249
      @tsegagualhawza5249 6 ปีที่แล้ว

      ገና ክንቅጽል ኢና ወዲ 22 ዓመት ገና ኢኻ አይትቸኩል ኩሉ ዝኾን ብግዚኡ እዩ

  • @omarabdelwasie5428
    @omarabdelwasie5428 6 ปีที่แล้ว

    Selamka ybzah fnann hawna ,betgebro ntfetat abkulu zeyeselchu eka daa sehabn mesatn kulu medebatka ,bmqxal bkemey krekbeka ekel bhade agedasi guday delyeka neyre

  • @tesfomtekleab1120
    @tesfomtekleab1120 6 ปีที่แล้ว

    nay bhakiy des zebl astemhro eu gin nhina dekiy sebat ayrdanan eu enber kilu tebhalu eu brother Thank you for everything.

  • @rainaentertainment7770
    @rainaentertainment7770 6 ปีที่แล้ว

    Betami meharit betami ena nemsgnaka fenan hawey kulu geza mehari eka temxa betami ka mesati zekona demxi aleka anabeba ka emo 100% so thanks bekamy kerkbka yekal

  • @AhaduAdam
    @AhaduAdam 6 ปีที่แล้ว

    fnan very nice fantastic idea contineud at the end. ፍናን ሓዉና ቀጽሎ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ።

  • @samibiemnet2127
    @samibiemnet2127 5 ปีที่แล้ว

    Wow fani hawna nay behaki hayal mekari eka. Kemzi kemaka bztefelaleye mkrtat zmetsu ayseanu. Bel eske ayttfana bkalie mkrtat ktmetsena dma bhankewta knxbe ena👏🏼♥️

  • @gebrengusaraya8009
    @gebrengusaraya8009 6 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሃውና በዚ ትህበና ዘለኻ ኣቢ ትምህርቲ ኣዚና ንመስግን በዚ ዘለኻዮ ትራይ ቅጽሎ ይብለካ ስለዚ ኣብ ስራሕካ ኣወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ

  • @ፍትሒይንገስ-ቈ7መ
    @ፍትሒይንገስ-ቈ7መ 6 ปีที่แล้ว

    nay bhaqi meharit zkonet sne tshuf thanks hawna

  • @sarakalas292
    @sarakalas292 5 ปีที่แล้ว

    Belble yednikeka zhawey keep it up buzujat yihwatka kab zi mikrika nimahar hiwetna nemahaysho sle zelele thanks more

  • @habtomzekarias1737
    @habtomzekarias1737 5 ปีที่แล้ว

    thanks fnan abi seb bteamii eye zedneqeka bflay "aqerarbaka (treka ) fuly xega "aleka qexlo kea

  • @tesfalemzerau3860
    @tesfalemzerau3860 6 ปีที่แล้ว

    ክቡር ሃዉና ፍናን ኣቲ ትህበና መክርን ሓሳባትን ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ። እንተኮነግን ናተይ ፍለይ ዘብሎ ነገር ኣሎ ኣብዚ ናታካ ካ ኣይጠቀስካዮን ኣነይ ኣታ ኣንኮ ብልበይ ዘፍቅራ ሰይቲ ሰባይ ኣያ ኣብዚ ደለኩዎ ግዜ ብሰንከይ ዛክል ሓድር ክትባላሸዋ ይፈርህ ግን ናተይ ክትከዉን ካኣ ይብህጋ ከየፋትሃ ካ ጽባህ ንግሆ ብሰንከይ ኣቲ ስባያ ኣብ ሓደጋ ክወድቅ ይክእል ኣዩ ስለዚ ኣብዚ ዘለኩዎ ፍቅረይ ይደልያ ኣየ ሓጥያት ካ ፈርሀ ።ንክርሳ ኢለ ክልተ ወርሂ ዝከዉን tielle ኣይደወልኩላን ከትድዉልለይ ዉን ኢለያ ኣንተኮነ ግን ናይ ልበይ ኣይኮንኩን ከትድዉልለይ ኢለያ ዉሽጠይ ሕማቅ ኣንዳተስማኒ ኣየ ከሙ ኢለይ ኣብዚ ዘለኩዎ ሳዓት ግን በቃ ኣይካኣልኩን ብናፍቆታ ዝገብሮ ጠፊኡን ብፍላይ ስማ ክጽዋዕ ወይ ስላ እንተሪአ ንክድዉለላ ኣየ ዝደፋፋ ከመይ ከምዝገብር ዝጠፋኒ ተከታታሊካ ኣንታይ ትመረኒ

    • @tesfalemzerau3860
      @tesfalemzerau3860 6 ปีที่แล้ว

      Andebrhan Teklemariam ሓወይ ኣብቲ ትብሎ ዘለካ ተቅዉሞ የብለይን ኣንተኮነግን እዛ ሰብ ኣዚኣ ምስ ተመርዓውት ዘይኮነስ ከይተመዓውት እየ ዘፍቅራ ናይ ነገር ስደት ኮይኑ ካኣ ተፈላሊና ንነብር ነርና ምስ ምስ ሰባያ ካ ናብ ስደት መጽያ ኣኪባትኒ ማለት ኣዩ ዝከዉን ዘሎ ።ኣነ ካ ዋላ፡ምስ ሰባያ ትሃሉ ኣንበር ፍቅረይ ብቀሊሉ ክወጸለይ ኣይካለን

    • @MDFQN
      @MDFQN 6 ปีที่แล้ว

      Tesfalem Zerau ማንም ሰብ ክርደኣካ ኣይክእልንዩ በጀካይ ከም profile ዝብሎ ሰናይ ሂወት ተመኒካ ዳተሳቐካ ንበር ምንም ኣማራጺ የብልካን ግን ኣብዛ ዓለም ኩሉ ግዜ ሓድሽ መዓልቲ ገለ ተስፋ ጌርካ ትጸበ ወድሓንካ ዝዓርከይ ኮቢያካ ስለ ዝረከብካ እውን እኩል ዩ life is u have to give u a second chanece its called tommoro

    • @Helen_dreams
      @Helen_dreams 6 ปีที่แล้ว

      Tesfalem Zerau hawey natey ajoka ane keman kemzi natka wela aykun ember nizefkro seb enda afkerkiwo kemzeyefkiro hwnet msritse eti zanta newihyu gn natu tsbuk enda temeneku tsbuk natu ente semia nebzey hgus ybl .ajoka fkri baelu kimhrekayu esu kesaliyekayu minalibat ayfuletn natka zhazelka yhulu amlak brother kanza fkri kebidyu i know gn mikial tsbukyu..nsle eta tefkira kitbl malet tsbuk temene ninebsika kea tmt abila ...fkri kulu gize ms zdelekayo wey mistefkiro minbar tray aykonen gele kea nsle fikri tgebro meswaeti kemzelo kab hiwetey temahre just abnetye zhbeka zeleku .ab beynika tray aykonken
      hakegna afkari bmikanka gn kitkorie ygbae !!!!

  • @ሰላምናፍቅርለሁላችን
    @ሰላምናፍቅርለሁላችን 6 ปีที่แล้ว

    ፋኒ ሓወይ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ እና ቀፅለሉ

  • @luwammehari6759
    @luwammehari6759 6 ปีที่แล้ว

    Btaeimi xubuk melkti u buzuh tmhrti zhazele u fnan hawey kexlo thanks

  • @abelghebretnsae8545
    @abelghebretnsae8545 6 ปีที่แล้ว

    Good job 👍 Ghen darga abe kulu photo titikemelu nay tseadu photo teray way?

  • @finally5782
    @finally5782 6 ปีที่แล้ว

    nay bhaki xbuq tmhrti Fnan hawna,gn hto neratni tegediska melsi kthbeni kea tesfa ygebr
    emo nab htoy keatu 2 fqurat hade aynet atehasasba wey wn maere fqri zelewom handebet gn hadeom kal'e hasab keyru fqrom ms zsebro eti mkniyat kab mntay ykewn mbelka?

  • @michaeleHailessilasse
    @michaeleHailessilasse 5 ปีที่แล้ว +1

    Thanks fnan asli ajoka ketslo

  • @ካሒልሰመረ-ጐ9ዀ
    @ካሒልሰመረ-ጐ9ዀ 6 ปีที่แล้ว

    danke fnann hawey . hanti hto ntazebti fqri ab kndey ykfel ? kab hawkum kahil or abi kab Germen

  • @newstrue4827
    @newstrue4827 6 ปีที่แล้ว

    Mtnkal jemirka dika Fnan hawey gzekum ms seb mllayin mlalin yehlfwo tbil si ezom ab Israel England and America ennebir seb ke aykonen do knlale kndkis gze yhaxrena alo no so ab gmit yetwena netom kab dkas wexae zkona pls ms kretau

  • @millionestifanos8210
    @millionestifanos8210 6 ปีที่แล้ว

    Finan the great what a lesson i really appricate you pleace keep it up

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 5 ปีที่แล้ว

    ኣብዚኣ መበል 12 ምክሪ ግን ኣነ ይቃወም ኣለኩ ግን ክሓተካ ፍናን ኣነ ኣፍቃሪት ኣላትኒ ወዲ 22 ዓመት እዩ ኣብዚ ግዜ እዚ ግን ንመርዖ ጥራይ እዩ ዘረባኣ ኣነ ከኣ ኣብዚ ኤሮጳ ጌና ዓመት እየ ዝገብር ዘለኩ ሕጂ እንታይ ትመክሩኒ እስከ

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 6 ปีที่แล้ว +4

    Welcome bra Good job keep it up my bra GBU

  • @beynlov5222
    @beynlov5222 6 ปีที่แล้ว +1

    ፍናናናናናንንንንን እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ናዓኻ

  • @መርሃዊትትግርኛዊት
    @መርሃዊትትግርኛዊት 6 ปีที่แล้ว

    Ohhh thanks bro gele aynet Mkri
    Ajoka ketlo tega amlak ybzhalka😍😘

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 5 หลายเดือนก่อน

    አምላክ መሰተወዐሊ ይሃብና

  • @ፈቃርእየብነብሰይሜሪ
    @ፈቃርእየብነብሰይሜሪ 3 ปีที่แล้ว

    ፍቅሪ ግን ክመይ እዩ ኣብ ሰደት እየ ዘለኩ ግን ሓደ ውዲ ኣዳም ዘፍቅሮ ኣለኒ ግን ሓኒቲ ማዓልቲ ንፍቅሪ ይሓቴ ዳሓር ግን ክርሕቀኒ ፍቲኑ።ኣና ግን ክርሰዖ ኣይካኣልኩን እንታይ ክገብር? ግን ኣዝየ እየ ዘፍቅሮ😭💔

  • @rota8742
    @rota8742 6 ปีที่แล้ว +1

    I hope you will get 100,000
    Subscribers soon 😊😊😊

  • @natimann7390
    @natimann7390 4 ปีที่แล้ว

    Gut job fenan bekemey kerekbeka yekel

  • @luli5776
    @luli5776 6 ปีที่แล้ว

    Aseyyy Xbuq Tmrti Semiena Amlak msaka ykun kubr hawey So Xbuq Job qexlo.............👍💖✍

  • @kerenawi5347
    @kerenawi5347 6 ปีที่แล้ว +7

    Eza mkirirab ms sebat zbelkaya fnan hawna, abzi Europa kab niatu sebat kefrihuna jemirom ,zikerebkayo negative yhasib,, keyfetena kinixel ngided

  • @Chdud-p3j
    @Chdud-p3j 3 หลายเดือนก่อน

    Nay bahqi dasi tabeli❤❤❤❤❤❤❤

  • @fevenbrhane2280
    @fevenbrhane2280 5 ปีที่แล้ว

    Hi finan hawna bitami des tebil timhrti eya tewesaki mkri teleka sidedeley bejaka

  • @fileymicky9147
    @fileymicky9147 4 ปีที่แล้ว

    Bitami yah meharit thanks mearey

  • @ሮዛአለምሮዛአለም
    @ሮዛአለምሮዛአለም 3 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ክብር ሓወና 💖💖💖ኣነ ግን ከፍቅር ዘይ ደሊ እንታይ ማለት እዩ። መልሰ ከፅበ።💔😢😢

  • @aaaeee9882
    @aaaeee9882 6 ปีที่แล้ว +1

    thanks more . you are right

  • @UnitedWorldLife195
    @UnitedWorldLife195 4 ปีที่แล้ว

    Ya nay si mukan abiyuni eyu, dro keman nay metsai single admey khasb jemire 🧐

  • @user-sh4rr2un4r
    @user-sh4rr2un4r 4 ปีที่แล้ว

    ahh fnan abi seb nsikas enquae natna konka 😘😘😘❤

  • @birhaneawate8531
    @birhaneawate8531 5 ปีที่แล้ว

    nay behaki mehari zekone negerat tekerebu alekum Finan TV keberet yehabeka

  • @zebibsudan4989
    @zebibsudan4989 4 ปีที่แล้ว

    አዝዩ ማሃሪ ፉናን ሽኮር ኩሉ ደስ ይብል ንዓይ ግን ዝያዳ ዝመሰጠኒ 14 / 15 ብደንቢ ገይረ ዘስታማቀርክወን

  • @backagiansa579
    @backagiansa579 6 ปีที่แล้ว

    Thank you habibi nay bhaki great atist

  • @ፈትየኪእምበር
    @ፈትየኪእምበር 6 ปีที่แล้ว +4

    ንፉዕ ናይ ብሓቂ ፍናን ታንክስ

  • @genetalem2092
    @genetalem2092 5 ปีที่แล้ว +6

    ዓቢሰብ ሐዉና ክበረልና ንበረልና ኩሉ ሰሠናዩ ነዐካ God plus you 🙏🏽

  • @ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ
    @ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ 4 ปีที่แล้ว

    Thanks more fanan hawna 👍👍👍

  • @dejenrueson8938
    @dejenrueson8938 5 ปีที่แล้ว

    ጽቡቛት ሓሳባት እየን ፋኒ ሓወይ
    የግዳ ፍቕሪ ሰብ ክዛረበሉን
    ብዝመስሎ ክገልጾ ምስ ጀመረ እዩ ፋሕፋሕ ዝብል ዘሎ
    እምበር ካብ ናይ ወለድና ዝዓቢ ፍቕሪ ዶ ከይህሉ ከማና ጌርም ግን ፍቕሪ ኢሎም ኣየድመጽዎን ክክ ኢላ ሓበራዊ ፍቕሪ እንተ ዘይኮይኑ ማለተይ እየ
    ከምዚ ዝበሎ ሱዚኒኖ ፍቕሪ ብ ኸብዲ ዩ ኮይኑ ዘሎ ክክክ

  • @ዘዝመጸጻናባይይመጻ
    @ዘዝመጸጻናባይይመጻ 4 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቒ ፍናን ኣብ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ

  • @luwamweldemichael4858
    @luwamweldemichael4858 6 ปีที่แล้ว

    Thanks nay behaqi hanxi rieto

  • @LRL.1995.8
    @LRL.1995.8 5 ปีที่แล้ว

    Xbuk temhart eyu fnan hawey thanks 🙏

  • @naodeyob8843
    @naodeyob8843 5 ปีที่แล้ว

    Thank u yene jigna !!!

  • @nanougebremedhn8473
    @nanougebremedhn8473 6 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ካብ ናይ ዓይኒ ፍቅሪ ወፃእ ሓቀኛ ፍቅሪ ሒዙኒ ኣይፈልጥን እቲ ናይ ዓይኒ ፍቅሪ ውን ተቀራሪበ ዘይኮነስ ስእሉ ብምርኣይ ጥራ ውይ እዚስ ናተይ ተዝከውን ዝብል ትምኒት ጥራሕ እየ ዋላ ዃ እንተሓተቱኒ ከምዘለኒ እየ ዝነግሮ ስለዚ እንታይ ትብሉኒ?

  • @wedgashxadagarhilibu1129
    @wedgashxadagarhilibu1129 6 ปีที่แล้ว

    Thanks you fnan eza aqribkaya dalke kamen haqnya eya ajok fnan Asli

  • @xjhfhdhx807
    @xjhfhdhx807 5 ปีที่แล้ว

    መርሐባእ ፍና ን አብ ሐበነይ

  • @selvaemmanuel9464
    @selvaemmanuel9464 4 ปีที่แล้ว

    መጀመርያ ሰላም ክብል አፈቱ ቀጺለ ፍቅርን ሓዳርን ፍልልይ ኣለዎ ዶ? መክንያቱ ብዛዕባ ፍቅሪ ጥራሕ ስለ ዝተዛረብካ አየ

  • @andayyebio5598
    @andayyebio5598 6 ปีที่แล้ว

    ዝተረፈ የለን ፍናንን ዕድመ ይሃብካ

  • @goitommehari9384
    @goitommehari9384 4 ปีที่แล้ว

    ፍኒኖ ኣንበሳ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ።

  • @banayefkr2611
    @banayefkr2611 6 ปีที่แล้ว

    thanks so much fnane hawey kabaka bzuhe temahire

  • @hanqewtaselam64
    @hanqewtaselam64 6 ปีที่แล้ว +7

    yes good hasab

  • @wediyacob7632
    @wediyacob7632 5 ปีที่แล้ว

    Nay bahaki fnan thanks nice job kexlo Nay fkiri xbuk eye

  • @medhanietesfay4250
    @medhanietesfay4250 6 ปีที่แล้ว

    Ja.nsu eyu haqi Dankschön bro

  • @weldezghitesfaldet7512
    @weldezghitesfaldet7512 6 ปีที่แล้ว

    selam fnan hawey .ztegodat lbi kemey gerka Txgna Aske bejaka tegediska mlseley again pleas🙏🙏🙏

  • @robelbereket6278
    @robelbereket6278 6 ปีที่แล้ว +1

    Finan hawey ane btaemi eye zednqeka Nic Job .

  • @fili4449
    @fili4449 4 ปีที่แล้ว

    ኣቱም ሰባት ንዓይስ ምካን ኣብያትኒ ያ እዛ ፉቅሪ ከፉቅር ኣይ ጽጎመንን ዪ ዘፉቅረን ጎን ክረክብ ኣይ ክኣለኩን ብፉቅሪ ብ ገንዘብ ብኣታሓሳስባን ድሓን የ ነብሰይ ዝክኣልኩ እየ ለካስ ተብበኒ ጋል ስኢነ

    • @er2531
      @er2531 4 ปีที่แล้ว

      Ane kaman

  • @helenmimi5521
    @helenmimi5521 6 ปีที่แล้ว +3

    ጅባ ሰብእየን ዘይናተን ዝመስለን ጅባ ሰብእየን ዘይውዳእ ዝመስለን ከብለጭልጫን ክራ ኣያን ብጎራባብቴን ዘይንሰን ኪመሰላ ምስ ኣሰቡኡቴት ዝባኣሳን ዝጫቃጭቃን ቡዙሓት ኢየን።ኣብዚ ኢዋን ኢዚ ኢሞ ኮሙ ኡ ዶ ኣጋጥምኩም ኣሎ።

  • @kingmessi8101
    @kingmessi8101 6 ปีที่แล้ว +4

    Gdefeni ba Anes mas hanti gal kab 6 werhi nlali aygebran eye genzeb zeybla gal fkri zelewa koynu aysmann hji gan nebsey men mkana felite Selam aleku mas blbi zfkra Abo hanti qola koyne so thanks ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙🤙🤙🤙🤙

    • @misganatesfe9456
      @misganatesfe9456 6 ปีที่แล้ว

      Messi Continho hhhhhhhh what do you think about your self

  • @eritruth5252
    @eritruth5252 5 ปีที่แล้ว +1

    nay bhaqi good job Fnan hawna kexilo√√√

  • @yonasgirmay3353
    @yonasgirmay3353 6 ปีที่แล้ว

    Fnan hawna tsbuk hasab so thanks

  • @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ
    @ደብሪጽብጻይመለስዜናዊ 6 ปีที่แล้ว +2

    ፍናን ሓወይ ደስ ዝብል ትምህቲ እንድዩ ግን ሓንቲ ቂር ዝበለትኒ እንተላ፦ ምፍልላይ ምፍራሕ ትብል ኣያ#ምፍልላይ እንተዛይ ፈሪሕና ድኣ ሓቀኛ ፍቀሪ ኣበይ ኣሎ?
    ይቅርታ ክተብረሃለይ ብትሕትና ይሓተካ
    ዝተረፈ ኣድናቂትካ እየ ቀፅለሉ

    • @abrahamgerensea2995
      @abrahamgerensea2995 6 ปีที่แล้ว +1

      nafukot hsum haku eyu mflay kebid aka tekone kitferho yeblkan

    • @mengi.delayifkri.9055
      @mengi.delayifkri.9055 6 ปีที่แล้ว

      ናፍቆት ሕሱም .ኣነ እኮ ክም ዝመስለኒ ክትቕበሎ ኣሎካ ማለቱ እዩ ደሓር ከኣ እንዳ ፈራሕካ ኣብ ፍቕሪ ምንባር ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ፡ ኣነ ነዛ ሕቶካ ይሰማመዓላ እየ ፡ ግድን ኢኻ ከኣ ክትፈርህ ምክንያቱ ልብካ ክብርኻ ግዜኻ ንእስነትካ ዘወፈኻሉ ሰብ ክፍለየካ ከሎ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ ንግዚኡ ከኣ ከቢድ ቓንዛ እዩ ደሓር ከኣ ከም ብሓድሽ ምስ ካልእ ሓዲሽ ፍቕሪ ኣይረኣየካን እዩ ስለዚ ኢና ኣብ ፍቕሪ ንፈርሕ ፡
      ክንፈርህ የብልናንን ትብል ግን ሓሳብ ግን ከም ኣነ ኣይሰማመዓላን እየ ምክንያቱ ግድን እየ ክፈርሕ ብመጻምደይ ከይትፍለየኒ ወይ ድማ ከይፍለያ ።

  • @amanbache738
    @amanbache738 5 ปีที่แล้ว

    Wedi 15 amet keleku afqire esa keman tafqreni nera bnay sdet hiwet tefalilna ksab hji gn nea eye zafqra esa hji tfetweni diya wela aytfetwenne zfelto yebleyne gn yxbe aleku slezi entay tegeberku yhesheni eske gele beluni yhewat

    • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
      @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ 2 หลายเดือนก่อน

      በይንካ ትጋዓዝ ከይትህሉ - ደሃያ ምግባርን ኣብ ከመይ ኩነታት ኣላ ምፍላጥ ከድልየካ እዩ።

  • @halefomberhe214
    @halefomberhe214 6 ปีที่แล้ว

    Ggermekum yehwat ane 22 amet geyre aleku gn afqri ayfeltn tay u ati xegem asti gele beluna

  • @sweetbebydileteylove5452
    @sweetbebydileteylove5452 6 ปีที่แล้ว

    Herzlichen willkommen bro danke so weiter machen

  • @143rt4
    @143rt4 6 ปีที่แล้ว

    Hawna sle zhabkani mkri bilibi yemesgn +qexlo GBU

  • @solomundebesay2684
    @solomundebesay2684 6 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ፍናን ሓውና ብእትህበና ዝተፋላለየ ምኽሪ ኣዚና ዑጉባት ኢና ንሰማዕቲ ከኣ ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና

  • @febenmussie346
    @febenmussie346 6 ปีที่แล้ว

    Waaa fnan hawey tami des zbl tmrti eu ab lbna yhdro

  • @awetmengestu5620
    @awetmengestu5620 6 ปีที่แล้ว +2

    Yekenyelna fnan hawey ajoka kslo btaemi sbuk brogram yu zeleka

  • @yoni.muliye76
    @yoni.muliye76 6 ปีที่แล้ว +2

    Nufuuu btami
    Kesilo ajoka