ሰበር 🚨 ዶ/ር ደብረፅዮን ኣምሊጥዎ/ሚድያ ዝኣተው ዕጡቓት/መብርሂ FM/ዝርዝር ኣዘዝቲ ሰራዊት/ምቁራፅ ሰብኣዊ ረድሬት/ሓበሬታ ቅትለት ኣብርሃም ኣፈወርቂ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 53

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አቲ ፍታሕ ክመጽእ ዝኸል ዶክተር ደብረጽዮን ጻድቃን ክርሸን ጌታቸው ክእሰር ዝብል ትእዛዝ ከመሓላልፍ ኣለዎ!!!

  • @tesmegebreyesus8883
    @tesmegebreyesus8883 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    It is your mistake. You wouldn't have done your job if you had returned the displaced people to Humora and Welkite, and all the problems would not have happened. The only chance you have to be in power is to return the displaced to their homes in Humora regions. If you are playing games with Abi, you have to resign and transfer to one of your members. The people of Tigrai will respect you for your care of The Tigrai people.

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    You are talented in presenting news thank you.

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጉጅለ ኣደመ ጉጅለ ኣረመኔ ተባሂሉ ክፅዎዕ ኣለዎ::

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እታ ናይ ደብረጽዬን ውድብስ ልዕል ህዝብስ ውድብ ክድሕን አለዋ ይብሉ እግዚኦ አበይ ደአ አሎ እቲ ዝሽቅጥሉ ህዝባውነት

  • @QianaMichaelDesalegn
    @QianaMichaelDesalegn 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Best of best news channel

  • @KibromAraya19
    @KibromAraya19 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ንሓደ ጉጅለ ትዉግኑ ኣለኩም ንጉጅለ ክሕደት ጌታቸዉ

    • @Helenlove-ijkr
      @Helenlove-ijkr 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Chenawi cadre

    • @KibromAraya19
      @KibromAraya19 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ ገፋሕ ሽቓቕ

  • @etn6309
    @etn6309 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ለንካት መራሒ አሸባሪ ነበር ህወሃት ኢኻ ልበለዕኻዮ ልቁርፀት ልሕማም ይግበረልኻ ይድፋእኻ

  • @All-w9s
    @All-w9s 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ብሙርኽ ስብሓት ነጋ ዝምራሕ ጉጅለ ጥፍኣት ካብ ሻዕብያ ብዘይንእስ ፀላኢ ተጋሩን ትግራይን እዩ።

  • @HappyKahsay
    @HappyKahsay 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Tigray horayzon ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝካታተሎኩም ነይረ ግን ናይ ሐደ ወገን እንድሕር ደኣ ኮይንኩም ካብ ሎሚ ጀሚረ ክገድፈኩም እየ

    • @Emun-k7k
      @Emun-k7k 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@HappyKahsay ጦንጥኖ

    • @abrhamtesfay1586
      @abrhamtesfay1586 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ህልም በል ዘይትብሎ​@@Emun-k7k

  • @sdssr2850
    @sdssr2850 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    የጥፍእኻ ገጽካ ትርሓቅ።

  • @Miligaltigray-u4i
    @Miligaltigray-u4i 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጨነዉቲ ዝኮንኩም ሚዲያ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egziabher. Tesfana. Ahwatey. Uaye. Gud. 🤔

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ጌች the chosen and greatest we are with until death...carry on God blessTigray..

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተመዛበልቲ ዘጎትቶ ዘሎ ማንም ዝፈልጦ ህወሐት እና ባሀልቲ ጉባየ ገይረ እናበለ ዘዳናግር ዘሎ እዮ

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብዝኾነ ይኹን ምኽንያት እቲ ስራሕ ክትሰርሕ ከምቲ ትብሎ ዘለኻ እንተኾይኑ ስልጣንካ ምግዳፍዩ ዝግበአካ?

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሓሻዊ ክልተ ዓመት ሙሉእ ሓንቲ ስራሕ ኣይሰራሕኻን😂😂😂😂😂

    • @Helenlove-ijkr
      @Helenlove-ijkr 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Kemey yeserah

    • @MebrihitGebre-o5y
      @MebrihitGebre-o5y 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንሃይለማርያም ምስራሕ ኸሊኢኩምዎ ተባሂሉ ምስተሓተተ ጌች ቀምሽ ኣደይ እዕንቂፉኒ ኢዪ ዶ ኢሉ ኣይመለሰን ኣቡኡ ክበጽሕ ከመይ ኢሉ ምክንያት ይኾን😅😂​@@Helenlove-ijkr

    • @Helenlove-ijkr
      @Helenlove-ijkr 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@MebrihitGebre-o5y selam kab fetari dea yewred ember miskemakum mikrkrar lewti yelen

  • @TiaumelissanTekle-d3h
    @TiaumelissanTekle-d3h 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብ 14 ጉባኤ እንድሕር ድሒናስ እሞ ህዝብና እንዶ ይመለሱ።
    ውድብ እንድሕር ዘይላ እንታይ ክኾንያ

  • @sslm6254
    @sslm6254 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አረ ናዙይ ድምፂ ኣተስመዐና መላዒ

  • @KidaneGebre-w9j
    @KidaneGebre-w9j 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ሙካኑ ቁዋሞም ሙካኑ እኮ መጀመርታ ተነጊሩና እዩ ገይታቸዉ ነጊሩና ነይሩ ክንድዚ ግዘ ክንስብሰብ ብዛዕባ ተፈናቀልቲ አይተመያየጥናን ኢሉ ነጊሩና እዩ ደብረጼን ጆነሳይድ ዉን እኮ ኪሒድዎ እዩ መጽናዕቲ ዘይተካየደ ክንድዚ ሞይቶም ዳተባህለ ንዓና ከወንጅሉ ኢሉ ተጠሊዑ ተዛሪቡ እዩ

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣታ እዚ ባእባእ ሰብ ኣካ ደብረጽዮን ሱቅ ዘይብል ኢዩ፡ ክንደይ ዓመት ኢዩ ተሪፍዎ ዘሎ፡ ወልፊ ስልጣን ክንድዚ ድዩ ዘጸልል!

  • @DaniGera-h8e
    @DaniGera-h8e 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ጊጌጌታቸው ሚድያ እንኮዕ ፈለጥንኩሙ

  • @AlulaEngda-rc2rn
    @AlulaEngda-rc2rn 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፃድቃን ዝኻሓደ ሰብ ከም ምንጪ ምጥቃምኩም መሕፈሮ ሚድያ ኢኹም።

  • @tsehayeghebre9115
    @tsehayeghebre9115 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Depression is really cracked head.

  • @JonNati-r5d
    @JonNati-r5d 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ዝረአየኒ ዘሎ እኒ ደብረ ጽዮን ኣሸኒፎም ኣብ ናይትግራይ ስልጣን ተተኾዪጦም ወይለኻ መንእሰይ ትግራይ ትግራይ እሻቡ ክትመሃረላስ ይትረፍ ክትነብረላ ኣይትኽ እልን ፡፡ኣይኮነንዶ ሐዚ ብዙሕ ኢልካዮም ኣነዊርካዮምስ 1967 ቃልሲ ካብዝጀመሩላ ግዜ ጀሚሮም እስካብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣትዉ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ን17 ዓመት ዝፈጸምዎ ግፍዒ ኣብ ማንም ኣይተፈጸመን ንዚይ ምስክራት ዝኾና የጨላን ዓዲ መሓመዳይን ይመስክራ ካብ መላእ ትግራይ እናተለቅሙ ናብኡ ዝኸዱ እሞኸኣ ዘይተመልሱ ዓበይቲ ዓዲ መነሰያት ተጋሩ እነኦም ትቁጸሮ ስለዚይ ሐዚእያ ዕርፍኻ ኣጽንዒኻ ምሓዝ ኣነ ይዛረብ ኣለኹ ዓንጽ ዓንጾ ንማዕጾ ዝብሃልዶ ትፈልጡ ሕውሓት ከይትብቀለኩም መን እሰያት ሕበሩ ስመሩ ስልጣን ናብ ኢድኩም አእትዉ ፡፡

  • @besobela7237
    @besobela7237 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዛ ሚዲያ ኢዚኣ ናይ ጌታቸው መሃያ ተስፋሊት አቃጣሪት ሚዲያ እያ !

  • @AlulaEngda-rc2rn
    @AlulaEngda-rc2rn 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣበይ ዘሎ መንግስቲ እዩ መንግስቲ ትብሎ ዘለኻ?

  • @WeladiteAmlak
    @WeladiteAmlak 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዕቩድ ከልቪ ጁርናሊስት

  • @KasaBerhe
    @KasaBerhe 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ትግራይ ሆራይዘን

  • @NekatibebDesalegn
    @NekatibebDesalegn 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መሕፈሪ ዝኾነ ደ ዕንኪሊ

  • @yonasmhreteab9529
    @yonasmhreteab9529 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hasawi

  • @BesteboyMebre
    @BesteboyMebre 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Jhon medid gin bitamee migigayu keyakiles demo temlisu dimtsi sraweet teafinuu kible Newra

  • @HagosHagos-rb7ob
    @HagosHagos-rb7ob 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    በዓለገታት እኩም አቱም አናእተያት ሚድያታት.❌❌❌❌❌❌ኮዳማት

  • @SleshiAbraha
    @SleshiAbraha 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉጅለ ኣደመ ኣያኹም ዝብሎ ዘሎዶ ሰሚዕኹምዎ ? እምበኣይ ቅድሚ ተፈናቐልቲ ውድብና ነድሕን ኢልኩም ዓሪፉ 😂😂😂😂😂😂

  • @GiGi-xo3kk
    @GiGi-xo3kk 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Down fascist TPLF

  • @aatsedemekebeb2494
    @aatsedemekebeb2494 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gacho Foshkual

  • @Ue7ryr
    @Ue7ryr 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Shame

  • @sdssr2850
    @sdssr2850 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    shame tplf

  • @jamalgaberut1654
    @jamalgaberut1654 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓሳዊ ረሳሕ

  • @semerebeyene1682
    @semerebeyene1682 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂

  • @Berihe
    @Berihe 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቅቅቅቅቅቅቅ አብየት ምዛን

  • @MeryTaddese
    @MeryTaddese 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂ፈሳዊ

  • @kebreabghebrehiwet7134
    @kebreabghebrehiwet7134 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሐሳዊ ረሳት

  • @mokemoke7946
    @mokemoke7946 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንጃክ ዝኮነ ሰብ