ትግራይ ሓድሽ ዜና ጥሪ 22/ጌታቸው ብደብዳበ ዝላኣክዎ መተሓሳሰቢ/ተጋሩ ንብረትኩም ተጠንቀቑ፣ሓድሽ ኣዋጅ ወፂኡ/ tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 23

  • @DesalegnTadese-j5q
    @DesalegnTadese-j5q 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓገር❤❤❤❤❤❤

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ውዕል ፕሪቶርያ ተወዲብካ እምበይ ተበቲንካ ክፍፀም ኣይኽእልን።

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሽሕ ዓመት ዘነብሩ መሲልዎም ሕዝብና አብ ስቃይ ክነብርንመሬቱ ብፀላቲ ክምንጠል ፈቂድም ድዮም??

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ንምንታ ኢካ ፕሬዝዳን ትግራይ ትብሎ ?????????????

  • @HayelomFisseha-t6c
    @HayelomFisseha-t6c 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ፍርሒ መግለፂ ጌታቸው ስለ ትእምት! ገና ክትለፋለፍ ኢኻ።

  • @Hailemariam-d3v
    @Hailemariam-d3v 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አታ ሓወይ ትእምት እኮ ናይ ህዝቢ ምኳኑ ንገርዎ እቲ ናባይ ሪፖርት ይገብሩ ዝበሎ ሕጋዊ አሰራርሓ አይኮነን አረ ንግምት ዓገብ በሉሉና ።

  • @MarthaHaymanot
    @MarthaHaymanot 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    SUDAN🎉❤❤❤

  • @SiyeGebremichael
    @SiyeGebremichael 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    10q ❤

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናትና ፎሮም እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ፁፁያት ሓበሬታ ንኽተስመዐና።

  • @DawitGebrehiwot-m3x
    @DawitGebrehiwot-m3x 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Gzeyawi mmhdar kab tigray wutsul a

  • @MedaGhannes
    @MedaGhannes 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ግምት ከዳዕ አዩ ናብ ፍርዲ ክቀርቡ ይግባእ ።TDF ግዜ አይትዉሰዱ ብቁልጡፍ ናብ ተግባር እተዉ ትገራይን ትግራዎትን አድሕኑ ሕድሪ ስዋአትኩም ፈጽሙ።

  • @mulugetaWeldemichael
    @mulugetaWeldemichael 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓው

  • @HagosGebrekidan-p1p
    @HagosGebrekidan-p1p 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትእምት ዶ የዓብስ ህዝቢ ትግራይ

  • @Say-2424
    @Say-2424 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተምሪ ንኤርትራ!"ዝፀንሐ ዜና እዩ !ሎሚዓንቲ ኣይኮነን!

  • @mulugetaWeldemichael
    @mulugetaWeldemichael 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ገና ሃፍቲ ተጋሩ አብ ሙሉእ ኢት/ያ ከምዘይነበረ ክግበር እዩ ተጋሩ ናብ ገዛኹም ወይ ደገኹም ዳኣ:: እንተዘይ አሚንኩም ናይ ኦሮሞ ተወለድቲ ላዕለዎት አመራርሓ ዝምነይዎን ዝገበርዎን ከመይ ከምዝቅፅሉን ወሲኖም እዮም ።

  • @SamielGomide
    @SamielGomide 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢትዮ ፎሮም ፅሩይ ሓቃዊ ሓበሬታ ኢኹም ተቅርቡ ቀፅልሉሉ

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God be with and bless Tigray,Gech,Stadikan....

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ባንደታት ሰረቕቲ ብናይ ህዝቢ ትግራይ ንብረት ዕንደራ ግ.ም.ት ይአክል

    • @gherHaftamu
      @gherHaftamu ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @mizaanberhane4002 ቆሻሻ ውዳቅ በስባስ ናይ ኣደመ ሓርዕ ፣ሽንት፣ባንዳ ወድዚ ባንዳ ኩሉ ዝወደቀ ከይመስለካ!!!!ትግራይ ትሰዕር እያ!!!!!!!

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አንታ እዞም መራሕቲ ዝበሀሉ ናይ ወዲ ስብ ሂወትዶ ይበልጽ ስልጣን ? እዚኹሉ አብዘዬድሊ ሰብን ንብረትን ዓድን ከዕኑ ንኹሎም ደማሲሱስ አነ አነ እንታይ አምጸኦ ምስ ኢሳያስ ምትሕባር ሀብታም ሀገር ኤርትራ ወርቂ ሂባ ተምሪ ስርናይ ትቕበል shame on himself

  • @mussiemehertab3997
    @mussiemehertab3997 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    gahaf asawi ertera hageza aytegebelen ya hagez naka da😂😂😂😂

    • @gigiriri4865
      @gigiriri4865 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Mussiemhretap3997 ካብኤትራ ዝስደድን ጡሙይን ማይ ኤለትርኪ ዘይብላ ዓዲ ሀብትና እንዳአጥፈኤ ወርቂ ሂቡ ዝሐመማ አባጊዕ ካብ አውስትራልያ ተምሪ ካብሱዒድያ ስዱድ ስቕ በል ሰማያዊ ሰውራ ስጋብ አስመሪ

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እንዳ ህግደፍ ጃህራ በጠጥ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣