ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዞም የሕዋትና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ድያቆን ዮናታን ከኣ ኣጆኻ ቀጽሎ ደስ ዝብል ዘለካ መክሊት ጸጋ ብጽበለጸ ተገህኻ ንኽብሪ እግዚአብሔር ዘምረሉ 🙏🙏🙏
Zmarie melakti yesmalna yehwat btami tum zmarie 🙏💒❤️💒❤️🙏
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡራት ይሕዋት ጸጉኡ የብዝሃልኩም
Aseyyyy yoni hawey zmere melakti yesmalna ❤❤🙏🏾🙏🏾
ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና እግዚኣቤር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሐልኩም
Aseyyy zemare melaekt yesmeslina egzeabiher amlak xegeu yebzehalikum nay agoligulet zemnekum yebreklikum edmen tenan yehabekum fetare 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስመዓልና ጸጉኡ የብዛሓልኩም ፈጣሪ
Amlak xegu yebzihalkum burkateyyy
አሜን(3) አምላክ ጸጉእ የብዘሓልኩም አሕዋት
Zmare melakt yesmealna
ኣምላክ ዕደመ ዘመንኩም ይባርከልኩም ኩባራት ኣሕዎተይ ❤❤
ኣሜን ክብርቲ ሓፍትና
ናብ ኣምላኽ ተመለሱ:ብጀካ የሱስ ክርስቶስ ምምላኽ መንፈሳዊ ምንዝርና ዩ::Don't worship to anyone without Jesus christ,if you want peace in your life,This is the time to accept Jesus christ, Galatians 1 (ትግ) - ገላትያ13: ቀደም ብኣይሁድነት ክነብር ከሎኹስ፡ ነታ ማሕበር ኣምላኽ ብዘይ ልክዕ ከም ዝሰጐጕክዋን ዘዕኖኽዋን፡ ሰሚዕኩም አሎኹም።14: ነቲ ሰርዓት ኣቦታተይ ኣዝየ እናቐናእኩ ኸኣ፡ ካብ ብዙሓት ኣብ ህዝበይ ዘለዉ መሳቶይ ብኣይሁድነት ሓለፍ በልኩ።15: እቲ ኻብ ከርሲ ኣደይ ጀሚሩ ዝፈለየኒ ብጻጋኡውን ዝጸውዓኒ ኣምላኽ ግና
እዛ ዝጸሓፍካያ ንዓና ኦርቶዶክሳውያን ትውክል ኣይኮነትን ክቡር ሓወይ ምኽንያቱ ብዘይካ ኢየሱስ ክርስቶስ ካልእ ኣምላኽ ስለዘይብልና።
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዞም የሕዋትና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ድያቆን ዮናታን ከኣ ኣጆኻ ቀጽሎ ደስ ዝብል ዘለካ መክሊት ጸጋ ብጽበለጸ ተገህኻ ንኽብሪ እግዚአብሔር ዘምረሉ 🙏🙏🙏
Zmarie melakti yesmalna yehwat btami tum zmarie 🙏💒❤️💒❤️🙏
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡራት ይሕዋት ጸጉኡ የብዝሃልኩም
Aseyyyy yoni hawey zmere melakti yesmalna ❤❤🙏🏾🙏🏾
ዝማሬ መላኢክት የስማዓልና እግዚኣቤር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሐልኩም
Aseyyy zemare melaekt yesmeslina egzeabiher amlak xegeu yebzehalikum nay agoligulet zemnekum yebreklikum edmen tenan yehabekum fetare 🙏🙏🙏💒💒💒❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስመዓልና ጸጉኡ የብዛሓልኩም ፈጣሪ
Amlak xegu yebzihalkum burkateyyy
አሜን(3) አምላክ ጸጉእ የብዘሓልኩም አሕዋት
Zmare melakt yesmealna
ኣምላክ ዕደመ ዘመንኩም ይባርከልኩም ኩባራት ኣሕዎተይ ❤❤
ኣሜን ክብርቲ ሓፍትና
ናብ ኣምላኽ ተመለሱ:ብጀካ የሱስ ክርስቶስ ምምላኽ መንፈሳዊ ምንዝርና ዩ::
Don't worship to anyone without Jesus christ,if you want peace in your life,
This is the time to accept Jesus christ,
Galatians 1 (ትግ) - ገላትያ
13: ቀደም ብኣይሁድነት ክነብር ከሎኹስ፡ ነታ ማሕበር ኣምላኽ ብዘይ ልክዕ ከም ዝሰጐጕክዋን ዘዕኖኽዋን፡ ሰሚዕኩም አሎኹም።
14: ነቲ ሰርዓት ኣቦታተይ ኣዝየ እናቐናእኩ ኸኣ፡ ካብ ብዙሓት ኣብ ህዝበይ ዘለዉ መሳቶይ ብኣይሁድነት ሓለፍ በልኩ።
15: እቲ ኻብ ከርሲ ኣደይ ጀሚሩ ዝፈለየኒ ብጻጋኡውን ዝጸውዓኒ ኣምላኽ ግና
እዛ ዝጸሓፍካያ ንዓና ኦርቶዶክሳውያን ትውክል ኣይኮነትን ክቡር ሓወይ ምኽንያቱ ብዘይካ ኢየሱስ ክርስቶስ ካልእ ኣምላኽ ስለዘይብልና።