Tv Dimtzi Eritrawian, Stockholm

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
  • ልዝብ ብዛዕባ መጽሓፍቲ ታሪኽን ዝተፈብረኹ ታሪኻትን ምስ ተስፋየ ገብርአብ ስቶክሆልም 2019 part 2

ความคิดเห็น • 126

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 5 ปีที่แล้ว +6

    Eritrean Stockholm community ❤️ love you y’all great job

  • @user-kj1sl6vk8p
    @user-kj1sl6vk8p 5 ปีที่แล้ว +8

    Ato tesfay derasi trah zeykone nbaelu mexhaf eyu ‏ we are proud of u

  • @frtunatesfamariam9662
    @frtunatesfamariam9662 5 ปีที่แล้ว +6

    Btaemi nfue ketslo

  • @TastyTacosRoblox
    @TastyTacosRoblox 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank you Tesfay & demxee Eritrawian .Thank you for digging our history. Yes Issays ewe kexeheff alewo.

  • @user-lg1rw1qj5b
    @user-lg1rw1qj5b 5 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውውውውው ገለዓይነት ኣጋላልጻ የቐንየልና ወዲ ገብረኣብ።

  • @Michaelberhe2259
    @Michaelberhe2259 11 หลายเดือนก่อน

    Hallo tesfaye Thank you Enformtion

  • @user-qw5ge5yz2j
    @user-qw5ge5yz2j 5 ปีที่แล้ว +19

    ብሉጹን ጽፉፍን ኣገላልጻ!!!!!
    ተስፋየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
    * ግን እዚ ታሪኽ ኩሉ ኤርትራዊ ክሰምዖ ስለ ዘለዎ ኣብ ዓበይቲ ቻነላት እንተ ዝዝርጋሕ ጽቡቕ ኔሩ ከም ዝመስለኒ ኣነ!!!!?????

  • @aman562
    @aman562 5 ปีที่แล้ว +3

    I love this guy and addressing all critical comments and wishing long life for you

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 5 ปีที่แล้ว +9

    ጽባቔና ሓድነትና እዩ ዓይኒ ጸላኢ ይድገነልኩም

  • @zerisenaysemere1483
    @zerisenaysemere1483 5 ปีที่แล้ว +8

    Tesfay you are smart keep searching our history so we love you so much.

    • @pdcbigpdc7041
      @pdcbigpdc7041 5 ปีที่แล้ว

      zerisenay semere
      ኤርትራውያን ንዳሳዕዑ ናብ ጥፍኣት ዝከዱ ጉሓፉት. ካባኩም ምፍጣር ይሕንክ.

  • @georgerut8321
    @georgerut8321 5 ปีที่แล้ว +4

    Thanks you are great bravo

  • @user-hr4pc4wt6w
    @user-hr4pc4wt6w 4 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየልና ኩቡር ደራስን ተመራማርን ተስፋየ ገብርኣብ።

  • @kkkj8128
    @kkkj8128 5 ปีที่แล้ว +1

    I appreciate you excellent guys

  • @selamawittesfay3652
    @selamawittesfay3652 4 ปีที่แล้ว

    Xbuk tarik erirawyan kudus geirgis bal abelay feres nebil ena muhuratna ybzhkum❤❤❤

  • @abrhamberhe6671
    @abrhamberhe6671 5 ปีที่แล้ว +6

    ተስፍየ ኣዝየ ዘድንቀካ ከማኻ ይብዝሑ ን ማሓበራዊ ሂወት ኣዝዩ ዚጠቂም ን መነሰያት ን ማአከሎት ዝሕግዘና አንተ ትጽሕፈልና ጽቡቕ ነሩ

  • @user-ml9jg7ot3e
    @user-ml9jg7ot3e 5 ปีที่แล้ว +1

    Azeyu agdasi habrita ane kab Tesfay bezuh zeyfelto tarik nay kedem temahire since i start to read his Books.

  • @ben5115
    @ben5115 7 หลายเดือนก่อน

    Sebaawi Rihrahe eyangebegebegn Tsinue degnetish wuletash Tiz Alegn

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue5389 5 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba deki eri jeganu

  • @hiby5931
    @hiby5931 5 ปีที่แล้ว +18

    ደራሲ ጥራይ ዘይኮነስ ሮኦት ዶ፡ር ተስፋይ ገብራኣብ ኣጆካ ቀጽሎ ንስካ ኢካ ሓያል ተዋጋኢ ሓደ ክንዲ 50000 ሚልዮን ንስካ ኢካ ከምቲ ዝበልካዮ ታሪክ ገድልና ናይ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኮነ ነቲ ዋና ታሪክ ብግደታ ክተዛሪቦም ኣለካ ሓንቲ ምክንያት ናይ ውጩ ኣለካ ከምቲ ዝበልካዮ መጽሓፍ ተቀቢሩ እሞ ፎርሳ ናባካ ኢዩ ሓደራ ታሪክ ኣቦታትና ከለው መጻሓፎም ከይ ቅበር ብፍላይ ናይ ተጋዳላይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ክጻሓፍ ኣለዎ ኣጆካ

    • @rahelmeasho7350
      @rahelmeasho7350 5 ปีที่แล้ว

      ኢሰያስ ወዲ ተንቤን ደኣ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ ብጀካ ምቕታልን ምእሳርን ፡ ካቡኡ የድሕንነና ፡

    • @semeremengestab5156
      @semeremengestab5156 4 ปีที่แล้ว

      @@rahelmeasho7350 geam over

  • @rapperman7801
    @rapperman7801 5 ปีที่แล้ว +3

    Ur smart auteur

  • @johnkibreab7261
    @johnkibreab7261 11 หลายเดือนก่อน

    Balidi ybhalu nerom

  • @harenaeri1688
    @harenaeri1688 5 ปีที่แล้ว +2

    Proud of you bro

  • @bebizelenayoabraham1014
    @bebizelenayoabraham1014 5 ปีที่แล้ว +7

    Tesfaye anbesaw✌✌✌✍

  • @sammy.kahsay7826
    @sammy.kahsay7826 5 ปีที่แล้ว +7

    You are my hero 🦸‍♀️

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 5 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ መደብ እዩ ተስፋይ ናብ ህዝቢ ኣቅሪብካ ሓሳባቱ ምስማዕ ጥራይ ዘይኮነስ ዝንበብ መጽሓፍ እዩ
    ብዝኮነ ግን ንከም በዓል ስብሓት ኤፍሬም ሕጂውን ብሂወት ከለው እቲ ክረክቦ ዝግባእ ብዛዕባ ሰውራን ፈዳይንን ቅያታት ሓፋሽ ዉዱባትን ድሒሩ ዝነበረ ወራር ውእያነን ፍሽለቱን ኢትዮጵያ ስለ ዝነበረን ብራከ ክፈጥረሉ ዝስነድ መጽሓፍ ክጅምር ንጽበዮ
    ብዛዕባ ኣምሓሩ ንኤርትራ ወርቂ ክህቡና ኣይንጽበን that’s why we call them Yedug
    ኣድጊ ቻ በሎ ንዓወሽ በሎ ንብሎም

  • @msselam4101
    @msselam4101 5 ปีที่แล้ว +4

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 5 ปีที่แล้ว +1

    Has similar approach like Bob Woodward.

  • @redseamedia4178
    @redseamedia4178 4 ปีที่แล้ว

    Bravo

  • @jaki9653
    @jaki9653 5 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyelna tesfish

  • @meda7695
    @meda7695 3 ปีที่แล้ว

    Part 2 pls

  • @afeworkitesfay4119
    @afeworkitesfay4119 5 ปีที่แล้ว +2

    Bejakum mexihafu zirikobo address gibebrulna ab America zelena

  • @johnkibreab7261
    @johnkibreab7261 11 หลายเดือนก่อน

    Balidi

  • @wedihalhale1802
    @wedihalhale1802 5 ปีที่แล้ว +4

    ተስፋይ እቲ ዘድንቐካ ደራሲ ምባል እውሕደኻ እቲ ዘገርም ብተጻብኦ ኤርትራ ጽንኩር እዎን የሕሊፋ እያ ኣብ ጹንኩር እዎና ኣብኣ እየ ዝነብር ምውሳንካ ሎሚ ብሓዊ ተጠሚዑ ዝወጸ ወርቂ ኢኻ በርትዕ

  • @abrham2529
    @abrham2529 ปีที่แล้ว

    love eri

  • @mulugetaaraya2362
    @mulugetaaraya2362 5 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኣቶ ተስፋይ ገብረኣ ከምኡውን ኣዳለውቲ ዝመደብ አቶ ተስፋይ ንኡትዮጵያውን ብዓይኒ ሐለዋን /ጥንቃቀን ክትሐዙ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ሐለፍነት ኢዩ ብዓቢኡ ግን ብፍቅሪ ግን ኤርትራዊነት ዋጋ ዕዳጋ ከይ ገብርካ ።

  • @trtetintr5120
    @trtetintr5120 5 ปีที่แล้ว +3

    Tesfaye jigna

  • @searemichael1790
    @searemichael1790 5 ปีที่แล้ว +7

    ደራሲ ተስፋይ ገብርኣብ ደራሲ መጽሓፍ ጥራሕ ዘይኮንካ መጽሓፍ ኢካ ንባዕልካ፡ እሞ መጽሓፍትካ ብትግርኛ ክትርጎሙ ኣለዎም፡ ምክንያቱ በምሓርኛ ሲ ንዓና፡ ነኣሽቱ ኤርትራውያን ከነንብቦ ኣሸጋሪ እዩ።
    2ይ፣ ዋላ ወኛነ ሽሕ ግዚ ይበዱልና፡ ንፍቕርን ሰላምን ህዝብታት ዳ ጻዓር እምበር ወያነ ከምዚ ገሮምና ባ ከምዚ ኢሎምና ባ ሲ፡ ንክልተ ህዝብታት ኣብ ባእስን ምትፍናን ክነብሩ ምፍራድ እዩ ከም ሰሜንን ደቡብን ኮርያታት።

  • @brhanegerye440
    @brhanegerye440 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ተስፌ

  • @mikiketema4698
    @mikiketema4698 5 ปีที่แล้ว +1

    Yrdaekum hluwat gn kea thti mwutat.

  • @meashoghebretnsae7601
    @meashoghebretnsae7601 5 ปีที่แล้ว +2

    Try to wright international
    Boocks,, besed on true history.
    Can right about Eseyas Afewerki????????
    About GDEF????
    About true history.. of
    Eritrea now.
    About Libia,, Sahara&
    Eritrean problem????..

  • @diddidadda7679
    @diddidadda7679 5 ปีที่แล้ว +7

    ተስፋየ ገብርኣብ ሕጂ ነጻ ኮይኑ ሓቀኛ ታሪኽ ዝጽሕፍ ክኸውን ኣይክእልን ምኽንያቱ ፕሮፓጋንዳ ናይ ህግደፍ ከመሓላልፍ ንርእዮን ንሰምዖን ስለዘለና። ጸሓፋይ free thinker ማለት ነጻ ኣእምሮ ዝውንን ብዘይ ፍርሒ ዝሰርሕ፡ ጸግዒ ናይ ዝኾነ ሰልፊ፡ ይኹን ፖለቲካዊ ሓይሊ ዘይኮነ ክኸውን ኣለዎ። ህግደፍ እንታይ ዓይነት ኣራዊት በላዕቲ ሰባት ምዃኖም ይፈልጥ ኣሎ ስለዚ ኣሉታዊ ጎድንታት ናይዞም ገበነኛታት ሸየጥቲ ሃገር ከም ተምቤናዊ ኢሰያስ ክጽሕፍ ይኽእል ዶ? ታሪኽ ኣብ ሊብያ ዝጠፍኡ ኤርትራውያን ክጽሕፍ እየ ይብል ነዞም ሕጂ ብሰንኪ ጨካን ምሕደራ ህግደፍ ካብ ዓዶም ነፊጾም ኣብ ልብያ ዝጠፍኡ ኣሕዋትና ኸ ክጽሕፎ ድዩ ምኽንያቱ ኣካል ናይቲ ታሪኽ ኣብ ሊብያ ዝተፈጸመን ዝፍጸምን ዘሎ እዩ? ብዛዕባ ሰውራ ኤርትራ ዝጽሕፍ እንድሕር ኮይኑ ምርሻን ተጋደልቲ ባኢሰያስ ከም በዓል ኢብራሂም ዓፋ፡ ሙሴ ተስፋሚካኤል፡ መንካዕ ካልኦት ብዙሓት ሙሁራት ገስገስቲ(ዴሞክራስያውን) በቲ ውድብ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ዝሓቀቑን ዝተረሸኑን ከ ክጽሕፎ ድዩ?
    መንእሰያት ክጽሕፉ ምትብባዕ ናይ መንግስቲ ኣይኮነን ናይ ህዝቢ እዩ ይብል ኣሎ። ኣብ ኤርትራ ንሙዃኑ ቋንቋና ከነማዕብለሉ ዘኽእለና ዩኒቨርሲቲ ኣሎ ድዩ? ኣብ ኢትዮጵያ ቋንቋ ኣምሓርኛ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ከም ሳብጀክት ብዲግሪ ክትምረቐሉ ትኽእል ኢኻ። ህዝቢ ኤርትራ መጽሓፍ ኣይገዝእን እዩ ዝብል ላግጺ ኣሎ እዚ ህዝቢ ካልኡ ከይኣኽሎ ባኒ ስኢኑ ዘሎ ብዘንቢል ካብ ትግራይ ዘምጽእ ዘሎ ብድኽነት ዝሳቐ ዘሎ ደቁ ጠፊኦም ኣብ ሓዘንን ጓህን ዘሎ ህዝቢ ሸውሃት ናይ መጽሓፍ ከመይ ጌሩ ይህልዎ? ኢሰያስ እንተኾነ ንህዝቢ ኤርትራ ይኸሶ ተስፋየ ን ህዝቢ ኤርትራ ይኸሶ መን ድዩ ሃገር ዝመርሕ ዘሎ ኢሰያስን ኣረሜን ጉጅልኡን ደይኮነን? ትምህርቲ፡ ቁጠባ፡ ፍትሒ፡ ነጻ ፕረስ እዚ ኹሉን ካልእ ጠለባት ናይ ህዝቢ መንግስቲ እዩ ከረጋግጾ ዘለዎ መንግስቲ ድማ እዩ ተሓታቲ። ደሓር ከኣ መንእሰያት ናብ ስደት ዘምርሑ ዘለዉ ከምዚ ተስፋየ ሃሱስ ዝብሎ ዘሎ ጎስጓስ ናይ ወያነ ወይ ካልእ ኣይኮነን ኣብ ዓዱ ምንባር ምስራሕ ምምሃር ስለሰኣነ እዩ ኣብ ኤርትራ ሓንቲ ዕድሉ ኣብ በረኻ ሂወቱ ምውዳእ እያ። ኣንደርጋቸው ከኣ ኣጋሊጽካዮ ኣለኻ ጽቡቕ ኢሰያስን ማንክን ደኣ ስለምንታይ እዮም ምስ ኣንደርጋቸው ጥቡቕ ዝኾነ ርክባት ዘካይዱ ዘለዉ? ስለምንታይ እዩ ናጽነት ናይ ኤርትራ ዘይኣምኑ ኣምሓሩ መጻሕፍቶም ኣብ ኤርትራ ክሽየጥ ዝግበር ዘሎ? ህግደፍ ን ወዲ ሃገር ብ ሳንሱር ኣሰምቢዱ ከምዘይጽሕፍ ብምግባር ጋዜጠኛታት ኣብ ዒራዒሮ እናሕቀቐ ካብ ኢትዮጵያ ናይ በዓል ኣንደርጋቸው መጻሕፍቲ ዘምጽኣልና ዘሎ?

    • @diddidadda7679
      @diddidadda7679 5 ปีที่แล้ว +1

      @@fitsumtesgay1827 ዶንቆሮ ጽቡቕ ጌርካ ኣንብቦ ዝጸሓፍኩዎ ተስፋየ ገብርኣብ ሕማቕ መጻሕፍቲ ኣብ ኤርትራ ይኣትዉን ይሽየጡን ኣለዉ ይብል ኣሎ ናተይ ርኢቶ ድማ ስለምንታይ ስቕ ኢሎም ይርእይዎ ኣለዉ እንድሕር ሓሶት ታሪኽ ዘለዎ መጽሓፍ ይኣቱ እንተልዩ? ደሓር ከኣ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጸበባ የለን ዲኻ ክትብለኒ ማይ፡ ኤለክትሪክ፡ ስራሕ፡ ባኒ ኣይሰኣነን ዲኻ ክትብለኒ? ኣንታ ባርያ ውልቀመላኺ ከማኻ ፈሪሕና ሃገር ጽቡቕ ኣላ ሲንጋፖር ኮይና ኣላ ኣይንብልን።

    • @rahelmeasho7350
      @rahelmeasho7350 5 ปีที่แล้ว

      ኣገናዕ sami meb ጽቡቅ መግለጺ።👌
      ተስፋይ ምስ ወያነ ምስተባኣሰዩ ናብ ህ ግ ደ ፍ ሕግብግብ ዝብል ዘሎ ። እቲ ሓቀኛ ኤርትራዊ ጸሓፋይ ከኣ ህ ግ ደ ፍ ምስ ጠፉኡ ኩሉ ብትኽክል ክጽሕፍዩ፡ ክውዕየካን ብማንካ ክዝሕለካ ቢድካ ኣይኮነን ታሪኽ ኤርትራ 🇪🇷

    • @fitsumtesgay1827
      @fitsumtesgay1827 5 ปีที่แล้ว

      ቑርብ ክንድእን ውስኽ አብለሉሞ ደራሲ ንብለለካ

  • @Elizabeth-yh9mw
    @Elizabeth-yh9mw 5 ปีที่แล้ว +3

    Let me tell you all eritrean writers are in prison

  • @tsegayyemane5825
    @tsegayyemane5825 4 ปีที่แล้ว

    አዋአ ኦሮሞ ድአ መበል ክንደይ ብሄርዩ ኣብ ኤርትራ ?
    ሞት ን አሰያስ ወዲ ኣረቂ !!!!

  • @mussiemesghun7100
    @mussiemesghun7100 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣቱም ኣብርሃም ቀቲልኩም ብናይኣብርሃም ደርፊ ትስዕስዑ ምሕረት የውርደልኩም።

  • @user-hr4pc4wt6w
    @user-hr4pc4wt6w 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ ስማዕ ምሕማቕ ኣንዳርጋቸው ጽገ ኣምበሳደር ኢትዮጲያ ኣብ ኤርትራ ክኸውን ኣለዎ እንዳበበበልናስ ሕጂ ውን ብዛዕባ ወደብ ይሓልም ኣሎ ኣንታ ወያነ ዘይትቐትሎ ነበረት እቲ ምስ ሓዘቶ።

  • @sofiaidris1360
    @sofiaidris1360 5 ปีที่แล้ว

    ATUM SEBAT. KULU TIGRINYA TAZARABI ERITREAWI NI KIKAWIN TARIKH NAY DAKABAT ERITREAWYAN DAMSISUM NAY TAZWIR TARIKH KINAZHU KATRIN LAYTIN YEWILU ALAWU!!

  • @ዘመነሉቃስ
    @ዘመነሉቃስ 5 ปีที่แล้ว +3

    ተስፋሽ አነ ኦሮሞ አየ አንተበልካ ውን እንክዋ ካብ ኤርትራውያን ተወለድካ መቅሰን ታሪክ ነባራይ እዩ ከማካ ይበዝኃልና ኤርትራዊነት ማለት ዕዝ አዩ ውፂኢቱ !!!!!!!!!

  • @michealmulghta4049
    @michealmulghta4049 5 ปีที่แล้ว +2

    look ezi resah 13 kisab 15 what he say wedi kelbi shaebya suk eiu yezebo alo ayfeleten kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk

  • @harshumamender5650
    @harshumamender5650 5 ปีที่แล้ว

    Adi aromo abiye yibil alo ezi seb ezi enber do ethiopiawi aykonen ane eko ayfelton ye eritrawi mikhuanu tifeltiwo entelekhum endie bihade wegen nihigdef yinekif bikalie dima yemane manki abu kof elu alo ezi yu keteratireni kielu

    • @asmerompaulos2681
      @asmerompaulos2681 4 ปีที่แล้ว

      ኣመና እኻ ተሓዝን ከም ሚያዊ ሰብ መጥን ናይ ህግደፍ ፕሮፓግንዲ እኻ ትለፍለፍ ዘለኻ።ንስኻ መን ምኻንካ ከቢ እዩ ሰብ ክፈልጠካ ቡፍላይካ አርትራው ሰብ፡ ንአርትራ ሰላምን ፍትሒን ሓርነትን ዲመክራስን ንዝምነያ ሰብ።ባዕልኻ ዝገለጽካዩ ሕልፍ ታራኽካ ንስኻ መን ምኻንካ እንታይ ሓላፍነት ከምዝነበረካን ነግሪካና ኣብ አትዩጽያ። ሓላያ ህዝቢ አርትራ ትመስል ከምዚ እልካ ክትዛረብ ከለኻ አሰያስ ፕረዘንት ትብሎ እስኻ ልክዕ ከምዚ ናትካ ቃንቃ እዩ ክዛረብ ኣብዚ ደረጃ ኣብጽሕና እሞ መሰል ሰብ እንዳ በልካ ክትዛረብ ኸለኻ ክትሓፍሪ እዩ ዝግበኣካ።ከም ምህሪ መጠን ካባኻ ኩነታት ናይ አርትራ ነገሪ ግን ምስ ገባቲ ሽፍታ ዕሪክነት ዘለካ እንታይ ገድሽካ ብዛዕባ ህዝቢ አርትራ!!!

  • @godisgreat8538
    @godisgreat8538 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣዝዩ ዝኸበደ መስዋእቲ ተኸፊሉ.. ነዚ ወለዶ ግን ኣደዳ መከራን ማእሰርትን ስቃይን ጌርኩሞ.. ደሓን ጊዜ ክፈርድ አዩ... ጠለምቲ hdri

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 5 ปีที่แล้ว

      Shut up we eritrean hate dictator , not Eritrea ,tesfaye gebreab great job

    • @tajedinyenus8670
      @tajedinyenus8670 5 ปีที่แล้ว

      Wesae kabzi kodar Agamie

    • @abebatesfaye4513
      @abebatesfaye4513 5 ปีที่แล้ว

      Weyen kkkkkkkkkk

    • @simretabrehe8016
      @simretabrehe8016 5 ปีที่แล้ว

      God is great AMLAK Aytfeltan eika kubur President Eseyas Afewerki zrea Amlak eyu neritrana brhan sle zfetrelna

    • @RobiRobi-by7yr
      @RobiRobi-by7yr 5 ปีที่แล้ว

      @@simretabrehe8016 እዋይ ኣብዚ ዝነህተ ገልዒ ህግደፍስ ክዓ በይና ኢያ ገጽኪ ትርሓቅ shame on you ኬድኪ ኢሞ ዘይትድበርሉ

  • @samitsegau8236
    @samitsegau8236 5 ปีที่แล้ว +1

    በዘይ ምኒልክ ኣፍሪካ ሕጂ ነፃነት ኣይትረክብን ኔራ

    • @ዘመነሉቃስ
      @ዘመነሉቃስ 5 ปีที่แล้ว +1

      ቂቂቂቂቂ ቂቂቂቂቂ አንዳ መለሊክ ኬድካ ተዋስኦ ዕዝ ጽውጽዋይ

    • @ዘመነሉቃስ
      @ዘመነሉቃስ 5 ปีที่แล้ว +1

      ቂቂቂቂቂ ቂቂቂቂቂ እንዳ መለሊክ ተዋስኦ ዕዝ ጽውጽዋይ

    • @ዘመነሉቃስ
      @ዘመነሉቃስ 5 ปีที่แล้ว +1

      ቂቂቂቂቂ ቅቅቅቅቅ አብ አንዳ መለሊክ ተዋስኦ ዕዝ ጽውጽዋይ

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 5 ปีที่แล้ว +1

      የማነህ ዘበዘባም ጀንፈል አጋሜ አንተ ማንከከሽ ልዋጭ ልዋጭ መጥረጊያ መጥረጊያ ስለ አምና አረጋዊ እያልክ ስምንት ልጅ ይዘህ ከአዲስ አበባ ብሔራዊ እስከ አስመራ በልመና የኖርክ እባጫም ካዬ ካዬ ጥንብ አጋሜ ኤርትራዊ ለመምሰል የኤርትራን ትግርኛ ስታጠና ምትዉል በራሽ ቐንቐ ላዉዚ ላዉዚ ብስሩ አፍረህ እንደ ኤርትራዊ ለመናገር ለማሰብ ሚዳዳህ አሪዎስ ከሃዲ ህዝብ አሁን ኤርትራዊ መሆን ሲያቅጥ መቀባጠር ጀመርክ ፣፣፣፣፣ጉንደር ትግራይ ሚታወቀዉ በልመና ነዉ ሂድና ጉንደር ትግሬ መጮሄያ በል ያሳዮሃል የዘር ማንዘርህን የልመና ስፍራ ፣፣ለማንኛዉም ተጋሩ አምሃሩ እስከ ግጥሙ አንብበዉ ጀባ ብየሃለሁ በአገርህ ቐንቐ

    • @luliya11gebremariam46
      @luliya11gebremariam46 5 ปีที่แล้ว

      ምኒልክ አፍሪካ kkkkkkkkk yemleli sefari

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 5 ปีที่แล้ว +2

    ተስፋይ ቡሉጽ ሰቢካ ብሓቂ:: ኢሰያስ ቡዳ ከማካ ቡሉጻት የሕዋት ኣያታት ኣትፊእዎም እዩ :: ሕጂ ግን እታ ግዜ ከሪባ እያ እታ ብርሃን

  • @trtetintr5120
    @trtetintr5120 5 ปีที่แล้ว +2

    Plz agame people don't follow eritrean የማነህ ዘበዘባም ጀንፈል አጋሜ አንተ ማንከከሽ ልዋጭ ልዋጭ መጥረጊያ መጥረጊያ ስለ አምና አረጋዊ እያልክ ስምንት ልጅ ይዘህ ከአዲስ አበባ ብሔራዊ እስከ አስመራ በልመና የኖርክ እባጫም ካዬ ካዬ ጥንብ አጋሜ ኤርትራዊ ለመምሰል የኤርትራን ትግርኛ ስታጠና ምትዉል በራሽ ቐንቐ ላዉዚ ላዉዚ ብስሩ አፍረህ እንደ ኤርትራዊ ለመናገር ለማሰብ ሚዳዳህ አሪዎስ ከሃዲ ህዝብ አሁን ኤርትራዊ መሆን ሲያቅጥ መቀባጠር ጀመርክ ፣፣፣፣፣ጉንደር ትግራይ ሚታወቀዉ በልመና ነዉ ሂድና ጉንደር ትግሬ መጮሄያ በል ያሳዮሃል የዘር ማንዘርህን የልመና ስፍራ ፣፣ለማንኛዉም ተጋሩ አምሃሩ እስከ ግጥሙ አንብበዉ ጀባ ብየሃለሁ በአገርህ ቐንቐ

    • @ዘመነሉቃስ
      @ዘመነሉቃስ 5 ปีที่แล้ว +2

      እኛ እርትራውያን የምንጽፈው እውነት አይመቻችሁም ምድረ ደደብ የአይኖችን ቀለም አይቀያየርም ኤርትራና ኤርትራዊነት ነው ባዶ የሆነ የ3000 ታሪክ እያልን አንዘባዘብም አኛ ኤርትራውያን እንዲህ ነን ተቃጠሉ አጋሜ እኮ ኢትዩጵያዊያን ናቸው አዛው በጠበላችሁ ኤርትራውያን ደጅ መጥታችሁ አታንቦራጭቁ ወንድምህንና አናትህን አክብር ከዛ በኃላ ታሪክ ምን መሆኑን ለመናገር ይመቻል የተረት አባት ተስፍሽ አውነቱን ነው የሚያፍረጠርጠው ይዀው ነው ሐቁ ዋጡት ኢትዩጵያውያን ጉራ ብቻ ጥቅም የለውም

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 5 ปีที่แล้ว +1

      @@ዘመነሉቃስ yes bro

  • @diddidadda7679
    @diddidadda7679 5 ปีที่แล้ว +4

    ኢሰያስ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ እዩ ሞ ሕራይ ክብለካ ብዛዕባ መንነቱን ስድርኡን ዘኢትነገር እያ፡ ንልዕሊ 40 ዓመት ሰባት ክቕንጽል፡ ክኣስር፡ ከሳቒ፡ ክስምም እዩ የሕሊፍዎ ገበነኛ እዩ እቶም ኩሎም ኮራኩሩ ድማ ኣእዳዎም ብደም ዝጨቀወ እዩ ንስሙ ጀነራላት ዝበሃሉ ኩሎም ቀተልቲ ሰረቕትን እዮም፡ ኣባላት ጸጥታ ኩሎም ብዙሓት ደቀባት ኤርትራውያን ሰዊሮምን የሕቂቖምን ረሺኖምን እዮም ታሪኽ ክጽሕፍ ዝኽእል የለን ኣብ ህዝቢ ውን ቅቡል ኣይኮነን።

    • @abebatesfaye4513
      @abebatesfaye4513 5 ปีที่แล้ว +2

      Ata resahi kodafe

    • @simretabrehe8016
      @simretabrehe8016 5 ปีที่แล้ว +2

      Ewaeee anta kemey zbeluka nay tsegam chama eika sedi Alem zednene jegnas beakan kemakan afafat ayznteln eyu

    • @user-jx1xu5zj3o
      @user-jx1xu5zj3o 5 ปีที่แล้ว +2

      ስድሩኡ ዳኣ ምሽ ኢትዮጵያዊ ኢዩ ትብልዎ ኢኩም ግን ንሱ ኣይኮነን፡ዘገድሰና፡እንታይ ሰሪሑ ኣበርኪቱ ንህዝብናን፡ሃገርናን ንሱ ኢዩ ታሪኹ

    • @simretabrehe8016
      @simretabrehe8016 5 ปีที่แล้ว +2

      @@user-jx1xu5zj3o ane ERITRAWI mkanun nsle Eritra mulue edmieu ketchemaleqe ab qal butsotun ab hdri semaetat neay tbl qal keywtse entrfo kubur hzbiEritra ab zleale drkukit zbtshalu chura ktmt slezi dma eye zre Amlak zblkuka bja hzbi edmieu nzhlefe zwhab qale eyu

    • @user-jx1xu5zj3o
      @user-jx1xu5zj3o 5 ปีที่แล้ว +2

      @@simretabrehe8016 ዝኸውን ዳኣ ኢሱ ናዓይ ኢሉ ኣይፈልጥን ብዘይካ ንህዝቢ ኤሪ ድጅታል ቁማል ግደፉና ዳኣ

  • @Mikeagaro456
    @Mikeagaro456 5 ปีที่แล้ว

    ንኤርትራዊነትካ ምሒር እንእደልካ ። ን'ቶም ዝጸነቱ በላሕቲ ሰብ - ናጻ ኣእምሮ እንክዝክር ግን ፡ እዚ ናጻ - ተፈጥሮ ኣታሓሳስባኻ ብፈርሓት - ናጻ- ሓሳብ ከይትህሰ ምእንቲ ፡ ብቐዳምነት ፡ ዳህሳስ መጻኢ - ሓደጋ ኣጻፊፍካ እንተወዳእካን ብኡ እንተተመራሕካን ጽቡቕ ይመስለኒ ። እምበር ኩሉ ፋሽን ኣጻሓሕፋኻ ክርእዮ እንከሎኹስ ፡ ሓመይትኻ ፡ " የቶኮር ዝምታ ፡ የጋሽ ዝምታ ፡ የ ቀይ - ባህር ቁጣ ፡ የርእሲዓዲ መስመጥ ፡ የሳዋ ፒራሚድ ፡ የሱዱሕ ዔላ ቀለበት ፡የኣዶብሓ ሰርከስ ፡ የዓዲያቆብ ጭጋግ ፡የደብረ- ቢዘን ሱባኤ ፡ የደንደንና የጉና ኦፕሬተሮች ውሎ ፡ የገደም ቀስተደመና ፡የኣርክዮሎጂስቶች ጥናት በሙሴ ጽላትና- ብትር በሳህል ምድር ፡ የሳሊና እርሻና ምርት ፡ የዘፍጥረት 6ቱ ዘመቻዎች ፡ የዘዳግም 3ቱ ዘመቻዎች ፡ የገዛ - ከኒሻ ግርግም ወ. ዘ. ተ. ፡ ዝብላ ኣህረፍቲ መጻሕፍቲ እንድሕሪ ዘይጸሓፈ ፡ ምሉእ - ሰብ ዘይኮነ ፡ ዘይበዓል - ጣቋ ፡ ተባሂሉ ፡ ርዝነቱ ኣብ መስርዕ ደረስቲ'ውን ኣዝዩ ክፈኩስ ይኽእል'ዩ ፡ ተስፋይ 180° ጥራሕ ምዃን እንታይ ክዓብሰሉ " 'ዮም ዝብሉ ።
    ን'ዚ ሓውሲ ቃለ-መሕትትካ ምስ ርኣኹዎን ሰማዕኩዎን ፡ ኣብ ፈቖድኡ ፡ ናብ " የኣሳ ጎርጓሪ ዘንዶ ያወጣል " ዝጋማገም ኩነታት ኣጋላልጻ ጌርካ ከምዝመለስካዮ ኣስተብሂለ ፡፡ ገማግም ምፍታውካ ድማ ኣይጸላእኩዎን ። ዝበዝሕ እዋን ኣብ ገምገም ሓዲኡ'ሎ ።
    እግዚኣብሄር ን ከባቢኻ ፡
    ካብ ስሩያት ፡ ዕንዙዛት ፡ ድሩዛት ፡ ፍዙዛት ፡ ሰራማትን ነውራማትን የንጻሃልካ ።
    ጽቡቕካ ተምናዪ

  • @tnsaietsion575
    @tnsaietsion575 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣየ ኤርትራ,,ንምሸቱስ በቃ ከምዚ ኮንኪ ,,ጀጋኑ ኣሲርኪ
    መሕቢኢ እራይ ምራይ ,ኮንኪ,

  • @samitsegau8236
    @samitsegau8236 5 ปีที่แล้ว +3

    ክላ ንጅስ ምኒልክ ናይ አፍሪካ ጀግናዩ ናይ ኣፍሪካ ፖለቲካ ኣብ ፅሌት ዩ ዝለዎ ሃሰዊ ተስፋዬ ገብረአብ

    • @trtetintr5120
      @trtetintr5120 5 ปีที่แล้ว +2

      Minilik slaves agame

    • @ዘመነሉቃስ
      @ዘመነሉቃስ 5 ปีที่แล้ว +2

      ታሪኩም አፀብቁ በአል ሰረቅቲ ተሰተሩ ናይ ኤርትራ ታሪክ ድተአቀበ ብሓቂ ድተሰነደ እዩ ምንሊክ ደአ ታሪክ ጽውጽዋይ እዩ

  • @Htsanekiros
    @Htsanekiros 5 ปีที่แล้ว +1

    በይዛኹም ተጠንቀቑ እዚ ሰብ እዚ ..... መደናገሪ ሌባ እዩ

  • @tl2254
    @tl2254 5 ปีที่แล้ว

    Bitwededd keydkaa gen ayhatetkaion
    Adi halo kedkaa hhhh

  • @yonastsegsy8801
    @yonastsegsy8801 5 ปีที่แล้ว

    Tesfay gebrab adgi

  • @eyobabay
    @eyobabay 5 ปีที่แล้ว

    ደቂ አዚኖ ጫሉቅ ማሉቅ አዱኹም ደንብያ ወይጦ ደቂ ወይጦ። ጫሉቅ ማሉቅ አናዝር ካብጣልያን ነዉሪ ጥራይ ተምሂርኩምስ ሰልጢና ትብሉ ማኮርኩምን አፍኩምን ስለተረዋኹም ።አዚኖ የጣልያን አህያ ነዉ ።

  • @inesspanik3301
    @inesspanik3301 5 ปีที่แล้ว

    ተጠንቀቁ ኤርትራዊያን !
    ተስፋይ ገብራኣብ ህሊናን ፈርሃ እግዚአብሄር ዘይብሉ ናይፈጠራ ልብወለድ ትርክቲ መጽሃፍ "የቡርቃ ዝምታ" ጽሂፉ አብሞንጎ ህዝቢ አምሃራን ህዝቢ ኦሮሞን ዘይውዳእ ጽልኢ ፈጢሩ ብህቡእ ምስወያኔ ይሰርህ ከምዝነበረ ድማ ይፍለጥዩ። ህጂ ንነዊህ ጊዜ ዘየገደሰቶ ኤርትራ ከምዘገደሰቶ አምሲሉ ብሃሶትን ትርክቲን አብሞንጎ ኤርትራን ህዝቢ አማራ ባእሲ ከውርድ ይፍትን አሎ ። ህዝቢ ኤርትራ ግና አሻ ስለዘይኮነ ግዚኡ ምስመጸ ብዘይ ሃሶት ብእውነተኛ ታሪክ ክማጎቶ እዩ ዝብል እምነት አለኒ። እቲ ናቱ አባይ ናይ ስነጽሁፍ ክእለት ብሃይሊ ሰይጣን ተከቢባላ ። ህዝቢ ኤርትራ ክጥንቀቅ አለዎ።

    • @fitsumtesgay1827
      @fitsumtesgay1827 5 ปีที่แล้ว +3

      እም ምሳኹም ይሰርሕ ከምዝነበረ ካብቲ ሰነዳትኩም ዘይተርእየና

    • @eriangelino7800
      @eriangelino7800 5 ปีที่แล้ว +4

      Digital weyane, when did you start to care about the saftey of Eritrea? We know our affairs very well, our enemy is known and defined.

    • @luliya11gebremariam46
      @luliya11gebremariam46 5 ปีที่แล้ว +1

      MineRob Masters100 kkkkkk hzbi amhari hzbi Eritrean ke mas hade koynu yfelti hade aykenani ms amharu beka

    • @inesspanik3301
      @inesspanik3301 5 ปีที่แล้ว

      @D T Go to school !

    • @inesspanik3301
      @inesspanik3301 5 ปีที่แล้ว

      @@luliya11gebremariam46 ኽመክረካዶ ? እዝኒ፡ የብልካን፡ ውይን፡ እዝንካ፡ ተመርመር፡ ሰብ፡ ዘይበሎ፡ ኢልካ፡ ምባል፡ ሉቅምጽናዩ