You need to stop telling a renowned journalist how to conduct his job. If TPLF was another PFDJ, you would still be in Eritrea. Don’t compare apples to oranges
@@haregotzerom9373 Who are you afterall to criticize Tplf? Tplf is a hero of all time! You should criticize your own thief Saibia. I love Tegaru. You people are only refugees!!!
ይስማዕ ኣሎ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Good job አሰና
Getachw and his team have betrayed the people of Tigray.
ሕዝቢ ትግራይ ዝደልዮን ዝሓርዮን አፅቢቁ ይፈልጥዩ። እናሓለይ ሕዝቢ ስለዘይደገፎ ጭርኡ ዶጊሉ አሰሩ አይተረኸበን ይብሓል አሎ። ሕዝቢ ትግራይ ሓላል እዚ ጉዳይ ናብ ጎንፂ ከየምርህ ዝገብሮ ዘሎ ውህሉል አሰራርሀ ክምስገን ይግባዕ።
ቮድኳቸው የሒዝንና ስራሕ ቆልዓ ጀሚሩ ትግራይ አይፍልጣን ማለት እዩ ከምን ካልኦት ክልላት መሲልዎ ከምድሌቱ ዝዕንድር ሃሃሃሃ ትግራዋይ ተትኸውን እድ አይምገበረን
👍👍👍💯
Thank you Assna
They new government need to know what people of tigrai want.
❤❤💛💛👍👍
🙏🙏
እወይሰማእኣሎ
👍👍👍👍👍👍👍👍🙏
🌷🌷🌷ሰላም ኣማኑኤል ኮኾብ ፅባሕ!
👌👌👌👌
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋
Getachew is a disgrace!!! just resign
አማኒአል ኢያሱ ዓድኼ ተምበን ጹቡቅ ገርካ ሓልዋ ኣብኡ ሰራሕተና ክትቁጰር ኢኻ ኑሱ ድማ ናይ ጵርየት እዩ
ኤማ ምስ ምሉእ ኣክብሮት ኣብ ደላዩ ፍትሒ ዘሎካ ሚዛን ልዑል እዩ ንምንታይ ብዙሕ ተቃሊስካን ትቃለስ ኣሎካን ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ:: ኣብዝ ኩነታት ተጋሩ ቅድም ኣብ ግዜ ጸገመሞ ከም ሚድያ ዓገብ ኢልካ ንህዝቢ ዝበጽሕ በደል ኮኒንካን ሰሪሕካ ሰብኣውነት ክሳብ ዝኮነ 100% እዝ ሕጂ ትኮዶ ዘሎካ ግን ኢድካ ሰሓብ እብ ጉዳዮም ነንሕድሕዶም ይምልከት ክብለካ ይፈቱ ምስ ምሉእ ኣክብሮት ::
ንመራሕቲ ትግራይ ናብ ሕድሕድ ምቅትታል ከይትኣትዉ ሓደራኹም ንብለኩም ክንብለኩም ንፈቱ ::
ኣብቲ ዝሓለፈ ናይ ክልተ ዓመታት ኣብ ክባ ኣቲኹም ኣብ ዝነበርኩሙሉ ግዜ ንወረርቲ ሓይልታት መኪትኩም ህላውነትኩም ምስ ኣረጋገጽኩም ብዘርኣኹሞ ጅግንነት ብጣዕሚ ኣድኒቕናኩምን ንኢድናኩምን ተሓቢናልኩምን ኢና ::
ሕጂ ግን ኣይግድን :: ኣይኮነን ህዝቢ ትግራይ ንሕና ደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን ኤሪትራውያን ውን ቡዙሕ ጉሂና ኣለና እሞ ምእንቲ ህዝብኹምን ፈተውትኹምን ናብ ቀደምኩም ተመሊስኩም ከም ቀደምኩም ሰሚርኩም ሓደ ኣካል ኮይንኩም ህላወን ድሕነትን ናይ ህዝብኹምን መርየትኩምን ኣውሒስኩም ንትግራይ ከተልምዑዋን ክትሃንጽዋን ንላወበኩም ::
እዙይ ዘይተርፍ እዩ።ትግራይ ነንባዕላ ክትባላዕ እያ።ነዚ ድማ ናይዝርጉም ደብረጽዮን ተግባር እዩ።ሠራዊት ትግራይ አይበሀልን።ሸፋቱ እዮም።
እቶም ትማሊ ነቲ ብግዝያዊ ምምሕዳር ተመዚዘ ንኸተማ መቐለ ክመርሕ መፂኤ ኣለኹ ዝበለ ፎርጅድ ከንቲቫ ዓጂቦም ዝኣተው 30 መናእሰያት ጌታቸው ረዳ እንካብ ኣዲስ ኣበባ ብነፋሪት ዘምፀኦም ምዃኖም ተፈሊጡ ኣሎ፥ እንካብቶም 30 መናእሰያት እቶም ክልተ ኣዲስ ኣበባ ተወሊዶም ኣብ አዲስ ኣበባ ዝዓበዩ ትግርኝውን ዘይዛረቡ ምዃኖም ተፈሊጡ!
የቐንየልና ኤማ
ከም ናይ ነዊሕ ግዜ ደጋፊ ኣሰና መጠን፣ ተለቪዥን ኣሰና ኣብዚ ዝሓለፈ ናይ ጽንተት ኲናት፣ ድምጺ ህዝቢ ትግራይ ኮይና ደው ምባላ ሓደ ካብቲ ዘኹርዓኒ ፍጻሜታት እዩ። ኣብዚ ሕጂ ኣብ መንጎ ክልተ ጉጅለታት ህወሓት ዝኸይድ ዘሎ ረሳሕ ፖለቲካዊ ቁርቁስ ድማ፣ ተለቪዥን ኣሰና ወሃቢት ቃል ናይ ሓደ ጉጅለ ኮይና ክትጨማለቕን ሓጻቢት ረሳሕ ፖለቲካዊ ሽቓቓት ትግራይ ኮይና ክሪኣ ከለኹ ድማ፣ ሓደ ካብቲ ኣዝዩ ዘሕፍረኒን ዘሸቑርረኒን ተረኽቦታት እዩ። እታ ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ልቢ ነብሲ ወከፍ ትግራዋይ ኣትያ ዓቢ ክብሪን ኣድናቖትን ዘትረፈት ተለቪዥን ኣሰና፣ ሕጂ ኣብ ፖለቲካዊ ቲፎዞነት ወዲቓ ነቶም ንዓመታት ጁባና ዘይበቐቕናላ ደገፍታ'ውን ደገፍና ካብ ክልተ ግዜ ንላዕሊ ክንሓስበሉ ትግድደና ኣላ።
Disclaimer: the author is an Eritrean !
ብመጀመርታ እምነትካ ኣብ ሕግን ሕጋውነትን እምበር ኣብ ሰብ ኣይኩን
ኣላ ትስማ ኣሎኻ
Thank you Amanuel
ኣማኒኤል እዚ ኩነሉ ነገር ኣብ ባይታ ዘየለ ካበይ ትምፆኦ ኣለኻ።
እስከ እቲ ናትካ ምንጪ እንታይ ይብሉኻ ክምዘለዉ ንገረና
ፖለቲካ ሰራየ ክሳብ ዓድዋ ከም ትኸይድ ንፈልጥ ና ኣማንአል ኣቦ ተንኮል 🤣🤣
😂😂😂😂😂😂
ማለት ህዝባዊ ውን ዲሞክራስያውን ሐሳብ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን ጀነራል ጻድቃን ተቃዊምካስ ዶር ደብረጼ ድጋፍካ ትህብ ኣለካ
ATV asena compare with Teddy press ኣማኒኤ ኣሰና ንዶር ደብረጼን ደጊፉ? ቴዲ ፕሬ ድማ ንግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ጌታቸው ረዳ ደጊፉ እንድዩ
Atv asena ትምኒትካን ድልየካን መግዛቲ ኢሰያስ ኣፈወርቂ unconstitutiona political power by corruption 55 years Isayas Afewerki ክቅጽል ድዩ ድልየትካ ገብርሂወት ገብረትንሳኤ
Do your own home work why you care about this issue it's very sad.
By network unconstitutional political power by corruption 55 years Isayas Afewerki ከየብቅዕ ዝቃለሱ
"ኣሽሓት ወትሃደራት ክሳብ ሳላሳ ዝኾኑ"እንታይ ማለት'ዩ?
What a shame on Getachew Reda. May the Lord God's anger come upon him right now
Amanuel, why do you stick your nose on Tigray affairs while your country is full of crisis?
ድሓን ደ ኣይነበርካን ኣሜ ታይ ጉዱ?
ሓሻዊ
ቦገግ 😂
እዝ ኹሉ ጌታቸው ረዳ ወዲ ራያ ትግራይ ብምዃኑ እዩ።
kkkkk why do you try to use an escape goat? Why do you hide in a village politics? Getachew is Tigray PP president, period.
@@DanielWorku-bh6vq
I agree with your comment
ዑሱብ ባንዳ ተረፍ መረፍ ደርጊ ከም ጌቾ ከዳ, ብርሃና ካባ😂😂😂😂😂😂😂😂
entay adeka aeteweka resahe
aree foshecal eka way hishot lenegeru hashwi mukaneka tefeliteka eka
Am sure this is not true
Shame¡ Why do you mess up the Tigray Internal Problem?
You are out of the chapter
TPLF is another PFDJ; Amanuel, you need to stop advocating for TPLF
እንታይ ይምልከተካ? Tplf ይኹን ሽንጣር ሕዝቢ ትግራይ ጥራይዩ ዝውስኖ።ስቅ ኢልካ ለኸበጥበጥ አይትበል።ንሪኦ አሎና ካብ ቤት ፅሕፈት ተሓቢኡ አብ ገሊኡ ተሸጉጡ ዘሎ። ድጋፍ ሕዝቢ እንተዝህልዎ ክሳዱ ነፊኹ አብ ጣውልኡ ኮፍምበለ።
You need to stop telling a renowned journalist how to conduct his job. If TPLF was another PFDJ, you would still be in Eritrea. Don’t compare apples to oranges
Exactly sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous doesn't have a shame at all
@@haregotzerom9373 Who are you afterall to criticize Tplf? Tplf is a hero of all time! You should criticize your own thief Saibia. I love Tegaru. You people are only refugees!!!
እንታይ አገደሰካ አብ ናማትካ። ገዛካ አመራሩው። please 🙏
ንስኻስ እንታይ የእተወካ ብዛዕባ ጋዜጠኝነት
ይስማዕ ኣሎ
ብመጀመርታ እምነትካ ኣብ ሕግን ሕጋውነትን እምበር ኣብ ሰብ ኣይኩን