'' ካብ ጾታዊ ርክብ ክንቁጠበሉ ዝግበኣና ግዜ '' ( ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 568

  • @user-wq4xd6qc2j
    @user-wq4xd6qc2j 2 ปีที่แล้ว +102

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና መምህር ፈጣሪ ዓይነ ልቦናና ከፊቱ ብመንገዱ ይምርሓና

    • @user-ms9ms3mg4u
      @user-ms9ms3mg4u 2 ปีที่แล้ว +2

      ሜሪ

    • @heyabapp1603
      @heyabapp1603 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን

    • @weletebrahan5885
      @weletebrahan5885 ปีที่แล้ว

      ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር

    • @merhawigebrehiwet2458
      @merhawigebrehiwet2458 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዕልና ።ፈጣሪ ናይ ኣጎልግሎት ዕድሜኻ ይባርኸልካ ።ቐጺለ ሕቶ ኣላትኒ ሕቶይ ኣቢብካ ክምልሰለይ ከኣ ብተስፋ ይጽበ ! ሓንቲ ሰበይቲ ምስሓረሰት ኣብ ክንደይ ሰሙን ወይ ወርሂ ስጋዊርብ ይፉቀድ ብሕጊ ይፍቀደና።

    • @samerasamera5140
      @samerasamera5140 ปีที่แล้ว

      @@weletebrahan5885 ቃል ሂውት የሰመዐና ኩቡረ አቦና

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 2 ปีที่แล้ว +37

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ፈተና ይሰውረና ጌታየ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽😭😭😭😭😭😭😭

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +72

    እንካእ ብሰላም መጻእኻ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሕ

    • @weyniftuwi6920
      @weyniftuwi6920 2 ปีที่แล้ว +2

      Kale hiwet yesmealna Memhr kasahun hawna bitaeimi des zibl tmhrti Eigzabiher amlak tsegueu yebzehalka

    • @yrgalemberhane3905
      @yrgalemberhane3905 ปีที่แล้ว

      Kale hiwet yesmalna ezy hawey

  • @user-pt1lr9gs7h
    @user-pt1lr9gs7h หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ

  • @tesfandrashabte8386
    @tesfandrashabte8386 2 ปีที่แล้ว +36

    ቃል ህይወት ይስማዓና ክቡር ሓውና ብሓቂ ድስ ዝብል ትምህርቲ እዩ እዚ ስለ ዝኮነ እዩ ክሉ
    ግዜ ትሓሪደን ትቀቲልን ንስምዕ ክሉ ግዜ ብዝሕ ኣሎ ኣብ ሓዳር ዘይሳማምዕ ግን እግዚኣብሄር ባዓሉ ሰላሙምን ፍቅሩን ይዓድለና

    • @eyobg.michael4780
      @eyobg.michael4780 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kalehiwet yesmeal Egziabiher Amlak xegueu yebzehalkum memhrey

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +18

    ዓቢ ትምህርቲ እዩ ኣነ ወላ ክፈልጦ ይደሊ ነይረ ደስ ዘብል ትምህርቲ 🙏🙏🙏 ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልና እምበር ካብ ኩሉ እዚ ዘይንቡር ርክብ ኣብ ብዙሕ ዩ ዘጋጥም

  • @user-be6cy3cw8c
    @user-be6cy3cw8c 2 ปีที่แล้ว +2

    ዓይነ ልቦንኦም ይክፈተሎም ነዞም ሰብኡትና እምበር ነዚ ክሰምዑ ዋላ ኢዮም ዘዕግርግሮም

  • @ghfghhg6295
    @ghfghhg6295 2 ปีที่แล้ว +18

    ምምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋኡ ይብዝሕልካ ።ኣዝዩ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ።
    ፈታሪ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና፡፡🙏🙏🙏 ክብረት ይሃበልና፡፡

  • @mebrhitglakesehi6632
    @mebrhitglakesehi6632 2 ปีที่แล้ว +7

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ ጸጉኡ ይብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ❤✝️

  • @user-ex9gr7dc8q
    @user-ex9gr7dc8q 2 ปีที่แล้ว +11

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ ይበዝሕ እግዚአብሔር ክቡር ሓዉናን መምህረናን

  • @user-pr7pu5qd6m
    @user-pr7pu5qd6m 2 ปีที่แล้ว +11

    ቃለ ሂወት ያስመዐልና ኣምላክ ትእዛዛቱ ክንሕሉ ፍቓዱ ይኹን

  • @zewidibuxamlak5730
    @zewidibuxamlak5730 2 ปีที่แล้ว +12

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ካሳሁን ሃወይ ጸጋኡ የብዝሃልካ ኣብልብና የሕድሮ ፈጣሪ

    • @helentekeste8565
      @helentekeste8565 ปีที่แล้ว

      Kali hewet yesmailina 🙏🙏🙏🙏

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh2619 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና መምህርና ፀጉኡ የብዝሐልካ ቅዱስ እግዚአብሄር አምላክ ዝተምሃርናዮ ኣብ ፅላት ልቦናና የሕድሮ 🤲🤲🤲

  • @ngsti8856
    @ngsti8856 2 ปีที่แล้ว +9

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሓቂ ክብር መምህርና ፅቡቅ ት/ቲ እዩ መምህረይ

  • @Mariyam21adey
    @Mariyam21adey 2 ปีที่แล้ว +8

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኸልካ።

  • @trhashadush6461
    @trhashadush6461 หลายเดือนก่อน

    Kail hewt ysmilna 🙏🙏xegu ybzhilka lbona yhabina ftaeri

  • @user-cc8zy6is1y
    @user-cc8zy6is1y 2 ปีที่แล้ว +8

    አሜን፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህርና

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8v หลายเดือนก่อน

    ቅል ሂወት የስመዐልና😢😢

  • @selamtesfay1909
    @selamtesfay1909 2 ปีที่แล้ว +5

    ቓል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ናይ ኣጎልጉለት ዘበንኩም ይባርክ

  • @filmonhabteab7145
    @filmonhabteab7145 13 วันที่ผ่านมา

    Kal hiwet yesmalna mmhrey fetari ayni lbonana kefitu b mengedu ymharena

  • @user-sm3mi9qm1n
    @user-sm3mi9qm1n 14 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የሰምዓምልና ክብር ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @senaittesfamichael6195
    @senaittesfamichael6195 2 ปีที่แล้ว +11

    ቃለ ሂወት የስመዓና ኩቡር መምህርና!!!

  • @natnaelmahari7253
    @natnaelmahari7253 2 ปีที่แล้ว +9

    ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ።

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 ปีที่แล้ว +10

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪❤️

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk5693 4 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ፈተና ኣተአትወና ኣምላክ😢

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም 🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @teklittes5682
    @teklittes5682 2 ปีที่แล้ว +8

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩኸይ🙏🙏🙏ጸጋ ዲበ ጸጋ ይጸግውካ🙏🙏🙏

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @fdrfcef8163
    @fdrfcef8163 2 ปีที่แล้ว +12

    ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና እግዚአብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ከፊቱ ብመንገዱ ይምርሓና አሜን ፫ 🤲🤲🤲

  • @user-vb3ud3tl2e
    @user-vb3ud3tl2e 2 ปีที่แล้ว +7

    ቃለህወት ያሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ ድኹሉ አምላክ ያሓግዘና አሜን 👏

  • @fanehagos5269
    @fanehagos5269 8 หลายเดือนก่อน +1

    Kali hewit yesmalna memhry

  • @user-jw9tk6mh8q
    @user-jw9tk6mh8q 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስመዕልና ክቡር መምህርና ጸጉኡ ያብዘሐልኩም💚💚💚✝️

  • @user-ro3lv3dk3j
    @user-ro3lv3dk3j 2 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ክቡር መምህረይ ብጣዕሚ አገዳሲን ጠቃሚን ት/ቲ እዩ ቃለ ህይወት የስሰዐልና በረከትኻ ይሕደረና የቀንየልና ብሓቂ::

  • @user-ji5rd2fb2h
    @user-ji5rd2fb2h 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ በረከቱን የብዝሕ

  • @user-bd3bo4ku2d
    @user-bd3bo4ku2d 2 ปีที่แล้ว +10

    አሜን፫ ቃለ ሰናይ የስመዐልና መምህርና ፀግኡን በረከትን የብዘሐልኩም

  • @user-sw3fy1oc8k
    @user-sw3fy1oc8k 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓለክም እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @lave9644
    @lave9644 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና
    ኣቤቱ ኣምላኸይ ይቅረ በለልና ልቢ ሊድያ ዝኸፈትካ ልብና ክፈተልና 👏👏👏

  • @habenhabtemariam3238
    @habenhabtemariam3238 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሃልካ እግዝኣቢሄር መምህረይ

  • @user-jn9tl7yu9n
    @user-jn9tl7yu9n 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 2 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መጻእካ መምህርና ቃልሂወት የሥመዐና እግዚአብሄር አምላክ መስተወዐሊ ልባና ይሃብ።

  • @aaqq923
    @aaqq923 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልኩም ክብር መምህርና አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ይቀደስ

  • @egzetneegzetne6186
    @egzetneegzetne6186 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ሰ/ወ/ካሳሁን ሓውና።ጸጋኡ የብዝሓልካ ሽግር ሕብረተሰብና ግንጽል ኣቢልካ ረኪብካና ብሓቂ።እግዚኣብሄር ይባርካ ፊቱ የብርሃልካ።

  • @selamkuflom9742
    @selamkuflom9742 2 ปีที่แล้ว +5

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣምላክ ነዓና ከኣ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና የብዝሓልና

  • @HeluTesfamickeal
    @HeluTesfamickeal 18 วันที่ผ่านมา

    Kal hiwet yesmana

  • @masho2392
    @masho2392 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ ይሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡር መምህርና ኣብ ልብና የሕድሮ ከነተግብሮ ድማ እግዚአብሔር ኣምላክ ብፀግኡ ይደግፈና

  • @gdu8216
    @gdu8216 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቃ ቃል ህይወት ይስመዐና ክብር መምህር ና

  • @atakiltihadish4523
    @atakiltihadish4523 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ ይባርከልካን ይቀድሰልካን ኣሜን

  • @hfhjesggbfhunsaiokh
    @hfhjesggbfhunsaiokh 5 วันที่ผ่านมา

    Behaq qal hiwet yesmealena

  • @NaxaEsay
    @NaxaEsay หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @meron7984
    @meron7984 2 ปีที่แล้ว +7

    ቃለሂወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏 እሞ ኣነ ክሓተካ ዝደሊ ነገር ኣብ ኢ/ያ እንርከብ ተጋሩ ኣሕዋትካ ናብ ቤተ ክርስቲያን እንትንከይድ ናይብልቢ ሓሪቕና ኢና እንምለስ ቀሳውስት ተባሂሎም እቶም ናይ ሀይማኖት መምህራን እዮም እንብሎም ካብ ቤተክርስቲያን ክንርሕቕ እንዳገበሩና ይርከቡ
    እና እንተይ ትመኽረና ሓወይ ሓደራ ተገዲስካ መልሰልና 🙌

    • @Abrahamkiflu
      @Abrahamkiflu 2 ปีที่แล้ว

      Btaemi lbka zehmm hito eyu kbur haw , amlak bmhretu btemtkum ember mara nhazn ahwat kemzi elna kinchekaken, naytom agelgelti emo btaemi eyu zgermeka amlak ayne lboneom yikfetelom

    • @kidusasfaha7982
      @kidusasfaha7982 ปีที่แล้ว

      ሓደ ክልተ አቕሽቲ ስለዝተሰሓሓቱስ አብዚ ምኾሩና ትብሊ አለኺ? ምናልባት ሳዋ ዝሰልጠነ ቀሺ ከይረኽበኪ እሞ ዝበአሰ ከይገጥመኪ

  • @Sab-hj6lo
    @Sab-hj6lo หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen❤❤❤

  • @user-gz7lq8rm5u
    @user-gz7lq8rm5u 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም

  • @ftawashenafi6928
    @ftawashenafi6928 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ የቐንየልና ካሳሁን ሓውና ቃለ ሂወት የስመኣልና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 2 ปีที่แล้ว +5

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ሓውና ካሳሁን

  • @tijey8083
    @tijey8083 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰማዓልና ክቡር መምህርና ፈጣሪ ዓይነ ልቦናና ከፊቱ በመንገዲ ይምርሓና🙏🙏🙏

  • @solomuntekae2648
    @solomuntekae2648 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም መምህርና እግዝኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና

  • @burtogalorang5972
    @burtogalorang5972 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐና

  • @fithawihabte8074
    @fithawihabte8074 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና፡እግዝኣብሄር ኣምላክ ብብዝሒ ምሕረቱ ንበደልና ሕድገት ይግበረልና።

  • @user-uz5kf1ss7r
    @user-uz5kf1ss7r 2 ปีที่แล้ว +3

    አግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሕ መምህረይ 👏👏👏

  • @annalizasanchezmartinet9046
    @annalizasanchezmartinet9046 2 ปีที่แล้ว +8

    *በሓቂ ቃል ህይወት የሥመዐልና*✝️🕯️

  • @letish3773
    @letish3773 2 ปีที่แล้ว +7

    ቃለ ህይወት የሰመዐልና መምህርይ ❤

  • @user-ud2zs8qm7m
    @user-ud2zs8qm7m 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰላምካ ይብዛሕ መምህር ቃለ ህይወት የስመዐልና 🌿🌿🌿🌿

  • @slamsa3490
    @slamsa3490 2 ปีที่แล้ว +7

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህረይ🙏

  • @user-df9rz4oo2o
    @user-df9rz4oo2o 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ምምህረይይ ሰልኪ ናይ መምህርና ዝፈልጥ አሎ ክብራተይ

    • @user-gg1de6nh9v
      @user-gg1de6nh9v 2 ปีที่แล้ว

      እወ ኣነ ኣለኒ ክብረተይ ብዉሽጢ ምፅኒ ወይም ምፃእ

  • @helenbrhane787
    @helenbrhane787 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዐልና ካሳሁን ሓውና እግዛብሄር ኣምላክ ኣብ ርእሲ ጸጋ ጸጋ ይዓድልካ ናይ ኣጎልጎሎት ዘመንካ ይባርክ

  • @milashmilash3881
    @milashmilash3881 ปีที่แล้ว

    ባዓል ገዛይ ብሕጉ ክከይድ ኣነም ብሕጉ ክነብር ፍቃድ አምለክ ይኩን መምህርና ፀጉኡ የብዝሕ

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 4 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🌿⛪🌴✝️

  • @easyandtastyrecipes4512
    @easyandtastyrecipes4512 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የስማዓልና ክቡር ሓውና

  • @qasimahmed1419
    @qasimahmed1419 2 ปีที่แล้ว +2

    በሓቂ ቃል ኣምላኽ የስመዓልና መምህር ፈጣሪ ኣቦይ ልቦና ይሃበና 🙏🙏🙏

  • @kisanetmusie7672
    @kisanetmusie7672 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏🙏🙏🙏

  • @SenaytFshale
    @SenaytFshale หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmalina hawey amlak xegueu yebzhalka🙏❤️

  • @lemlemkesete9916
    @lemlemkesete9916 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmalna kibru mehina ztmaharnayo ab libna yhidro libe lidya zkefete amlak libna yekifetena ka fetna seytan yeswurna amen(3)🤲💒🙏

  • @user-li2or7zw2g
    @user-li2or7zw2g 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ኣዝዩ ደስ ዝብልን ኣገዳስን ትምህርቲ ዩ መምህረይ ፡ኣምላክ ኣብ ልብና የሕድሮ ሰሚዕና ተግበርቲ ይግበረና ፡

  • @user-pm9rb3fj6b
    @user-pm9rb3fj6b 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የስመዐና ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልካ መምህር

  • @user-dd8zw1lu9b
    @user-dd8zw1lu9b 2 ปีที่แล้ว +5

    ቃል ሂወት የስመዐልና መምህርና።

  • @galshambel9571
    @galshambel9571 ปีที่แล้ว

    Nay behaqi kale hiwet ysmalena nmemhrena kashun tsegu ybzhalka egzabhier amlak edmen tenann yhbka neana dema mestwal ydelena

  • @weyniissac2053
    @weyniissac2053 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና

  • @user-kk6lo3td6d
    @user-kk6lo3td6d 2 ปีที่แล้ว +4

    አሜን፫ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋ የብዝሕ መሰተውዓሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና ፈጣሪ

    • @monamona8093
      @monamona8093 ปีที่แล้ว

      Amen Kal Hiwet ysemalen🙏👏

  • @mhrettesfamariam1524
    @mhrettesfamariam1524 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኩቡር መምህርና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @user-hd7du1dr5f
    @user-hd7du1dr5f 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህውት ይሰማዕና ✝️🕯️🤲🕊️
    ክብረ ካሱሁን ሓውና ዕድመን ጥዕናን የሃብልና ፍጣሪ👏🌷😍

  • @habtomhaile391
    @habtomhaile391 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ህወት የስምዓልና መምህረይ

  • @muludesta1912
    @muludesta1912 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሠናይ ይስመዐልና ክንደይ ደስ ይበለ እዩ ብሓቂ ፀጋ ኣምላክ ይብዘሐለኩም ክቡር እባዋይ

  • @kokobissak9724
    @kokobissak9724 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና ,ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ ዩ ስለ ዝመሃርካናን ዝገሰጽካናን እግዚኣብሄር ጸግኡ ይብዝሓልካ።

  • @user-gb1yu6td3x
    @user-gb1yu6td3x 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ ክቡር መምህርና
    ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዚሕ

  • @wedieri3190
    @wedieri3190 2 ปีที่แล้ว +1

    Eigzeabher amlak yebarika qale hiwet ysemealina✝️💒 🤲🤲🤲❤

  • @ngstihadera4219
    @ngstihadera4219 2 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmalna memhrey 💒❤💒💒❤💒💒💒

  • @kibrak1323
    @kibrak1323 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዐና ክቡር ሓዉና ብከመይ ክረክበካ ይክእል ምክሪ ክትልግሰለይ ክቡር ሓወይይ💐💐💐

  • @teadeleyemedhnaalemlj
    @teadeleyemedhnaalemlj 10 หลายเดือนก่อน

    እሺ ክብር መ/ርና እ/ሄር አምላክ ቃለ ህይወት የስመዐና👏👏👏

  • @brhanbrhan3745
    @brhanbrhan3745 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale ሂወት የስመዕልና ክቡር መምህርና

  • @nfreefqr9657
    @nfreefqr9657 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ. ሂወት.. የስመኣልና. መዓልታዊ.. ብ ደይ ምቁራጽ. ርክብ ከም. ወልፊ. ደትሕዝ. ናይ. ዝሙት.. መንፈስ. ኢዩ. ነዚ ካ ኣ ብስግዳን. ብፍላይ. ይጠፍአ ኢዩ. ብዓቕምና. ወላ..41. ወይ. ካ. 21. ንግሆ. 21. ምሸት. ምስጋድ. ስግዳን. ብፍላይ ብጣዕሚ ካን. ወልፊ. ስጋዊ. ርክብ. ብጣዕሚ. ኢዩ. ከም. ትዕ ገስ. ትኸውን. ኩሉ. ገጽና. ናብ. ኣምላኽ. ከይ. መለስና ከቢድ. ኢዩ. የቐንየልና. ጥንሲ. ድፍለጥ.

    • @nfreefqr9657
      @nfreefqr9657 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣብ 40. መዓልቲ. ኢዩ. ሽዑ. ካ. ትንፋስ. ይሶኩዕ ካብዚኣ ንንየው. ድተራከበ. ከቢድ. ኢዩ. ምስቲ. ህጻን. ከም. ድተራከበ. ወላ. ባዕልኹም. ሕሰብዎ ቆዓ. ከሎ. ኣብ. ከብዳ. ክትራኸብ ከቢድ. ኢዩ ክትፈልጡ. የሕዋተይ. ብሰንኪ. ከምዚ. ኢዩ. ናብ. ግብረ. ሰዶም. ድቃላዕ. ደሎ. ሰብ. መኽንያቱ. ኩላትና ብኸምኡ ስለ. ድተወለድና ክሳብ. ናይ. ሕርሲ. ግዜ. ኢዩ. ድራከብ. መብዛሕቱ. ሰብ. ወላኩሉ. አንተዘይ በልኩ. 95. %. አዚ. ካኣ. ናይ. ኣቦታት. ሰበኽቲ. ወንጌል. ጸገም. ኢዩ. ትሓተትቲ ንስኹም. ኢኹም ስለምንታይ. መጽሓፍ. ቁዱስ. ኮነ. ኣብ. ቤተክርስትያን. ደሎ. መጽሓፍቲ. ኮነ. ኩሉ. ክንገብሮ. ደለናን. ደይብልናን. ተጻ ሕፉ. ኢዩ. ንስኻትኩም.. ግን. ኣብኹም. ከይትነግሩና. ኣነ. ንባዕለይ. . ኣብ. ሓደ. ስብከት. ኣብዘን. ቁሩብ ኣዋርሕ. እየ. ሰሚ አ ጥንስቲ. ክትራኸብ. ከም. ደይብላ ኣምላኽ. መስገን. ኣብ. ተግባር. ከዊሎ. ድልውቲ. ኣለኹ ብፍላ. ንሰብ. ሓዳር. አኩል. ትምህርቲ. ክህቡ. አባት. ነብሲ. ይላቦ. ንሶም. ነቶም. ኣወዳት. አንተ. ተዛርቦሞም. .ጭቅጭቅ ኣይበዝሕን. ኣብቲ. ሓዳር

  • @letenkelleklebrhan1058
    @letenkelleklebrhan1058 2 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalna zeben agelglotka egzabiher ybarek mstwalu yhabena rediet emebrhan ms kulna ykun amen amen amen

  • @SmilingKittens-xb9jc
    @SmilingKittens-xb9jc 4 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen kali hiwet yesmeana❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenamlakey2848
    @temesgenamlakey2848 2 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yemaslena mmhr kola ktmek kelo slemntay nlastyo cheguru hanti haftna hatitatni kemti zdle kereda aykealkun tmketa keribu iyu abo keshi ktlatsyo kem zelewa negiroma ab metshaf kdus alo dyu ila hatitatni nay kemti zbelkuka bemkot ayfelton iye tegediska ktmlseley tesfa ygebr🤲🙏🤲

  • @mierafbru378
    @mierafbru378 ปีที่แล้ว

    Amen (3) qale hewet yesmealena egeziabeher kab fetena yesewrena

  • @aklilumasho2446
    @aklilumasho2446 8 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስመዓና።❤🙏❤🙏❤

  • @user-bc5sf7dg5w
    @user-bc5sf7dg5w 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ክቡር አቦና እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ብመንገዱ ይምርሐና

  • @semharfetwi3866
    @semharfetwi3866 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣብዚ ግዜ እዚ ብጠዓሚ ኣገዳስ ትምህርት እዩ ብጣዓሚ ነመስግን

  • @AsAs-li8lm
    @AsAs-li8lm 4 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤❤

  • @regendesbele2522
    @regendesbele2522 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kela hewti yesemalan