🔴ግብረ-ሕቡእ/ ሂወትካ ዘበላሹ መንፈስ፥ Gbre hbu Eritrean orthodox tewahdo church video Mdre Canaan 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 102

  • @olaShkor
    @olaShkor 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣነ ብሰንኪ ሓዳር ዘይምግባረይ ካብዚ ሂወት ምውጽእ ኣቢኒ ኣሎ 😢

  • @fhifhu2625
    @fhifhu2625 3 หลายเดือนก่อน +15

    ቃል ሂወት የስመዐና❤🙏በጃኩም ወስኩና ብከምኡ ኣብ ሕማቅ ዝወደቅና ብዙሓት ኣለና

  • @የራያውመብረቅ-ኸ8ከ
    @የራያውመብረቅ-ኸ8ከ 2 หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ ካብዚ ሕማቕ መንፈስ ይሰውረና

  • @SUSLOVE359
    @SUSLOVE359 2 หลายเดือนก่อน +6

    እንታ ዓይነት ስእልታት ትጥቀም ጽቡቅ ኣይመረጽካን ኣለኻ ቡሩኽ

  • @TitiTiti-cz8hj
    @TitiTiti-cz8hj 2 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ መምህርና በጣዓም ከበድ እዩ

  • @wayneyowhanes8077
    @wayneyowhanes8077 2 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmana

  • @RjjJdjdjd
    @RjjJdjdjd 3 หลายเดือนก่อน +8

    እግዚአብሔር ካብሃምዚ ዓይነት ያናግፈና ግን እንዊሕ ኣብልካ ካትልቀልና ለ ብደንብ ሃምሓገዘና ዲኣካለ እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዘሐልካ❤❤

  • @NatiMan-xi9dw
    @NatiMan-xi9dw 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ጹቡቕ ዘረባን ቁቡል ዝኾነ ወግዕን ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @TomiNyt-ej4vq
    @TomiNyt-ej4vq 2 หลายเดือนก่อน +2

    🎉❤❤kale hiwet xeguo yebzehalka beluox

  • @ኣርሰማ-ተ1መ
    @ኣርሰማ-ተ1መ 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏😢

  • @BerihGebrekidan-b7m
    @BerihGebrekidan-b7m 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ብሓቂ መሃሪ❤❤❤

  • @ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ
    @ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ 3 หลายเดือนก่อน +5

    አምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና😢

  • @tekieyonas3518
    @tekieyonas3518 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውና❤❤❤

  • @HebenAsmerom
    @HebenAsmerom 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ መሃሪ please ግን ኣስፍሕ ኣቢልኩም ኣቕርቡልና 🙏🙏🙏🙏እ/ሄር ብመንገዱ ክንጓዓዝ የብቅዓና $ ቅዱስ ፍቓዱ ይግበረልና❤❤❤

  • @dinarteklit7850
    @dinarteklit7850 2 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalena 🙏❤

  • @yonasjrkilla7597
    @yonasjrkilla7597 2 หลายเดือนก่อน

    Qale hiwet yesemalena memeherena

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ብሓቂ ማሃሪት እያ ከቡር ሓወና ቃል ኣምላክ እንደሕር ንስመዕ ኮይንና ላብኡታት ኣይትሓስብኒ እካ እንድሕር ኣብ ናይ ዓለምዊ እንድሕር ተካታትልካ ግን የዳፋእካ እዩ ኣምላክና ዝፍትው ክንስርሕ ይሓግዘና😢

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  3 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gb 3 หลายเดือนก่อน +2

    Egziabher xegau yebzhalkum brukat yhwatey ❤❤❤

  • @NatuGere-ro4kx
    @NatuGere-ro4kx 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @ኣዝመሩጋልእመብርሃን
    @ኣዝመሩጋልእመብርሃን 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ብሞሕረቱ ይጠሞተና😢

  • @HaftomGoitom-m2w
    @HaftomGoitom-m2w 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ሂወት የሰመዓልና

  • @ghebrehimettesfay3308
    @ghebrehimettesfay3308 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @Tesfit-i4p
    @Tesfit-i4p 2 หลายเดือนก่อน

    Good job

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 3 หลายเดือนก่อน +1

    kalehiwot yesmalna amlak tsegau abzhelka zsmenay ab lbna yehdrelna ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SleepyApron-cs2dx
    @SleepyApron-cs2dx 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ብድሓን መፃኩም መምህረይ እግዚአብሔር ይቅር ይበለለይ ካብቶም ብግብረ ሕቡእ ዝፍፅሙ ሓንቲ ኣነ እየ
    እቲ ዝዓበየ ፀገም ኮይንኒ ዘሎ ንኣእምሮይ ክኮፃፀሮ ኣብ ዘይክእል ደረጃ ምብጽሑ እዩ😢😢😢😢

    • @michaeltemlehaimanot
      @michaeltemlehaimanot 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጆኪ ሓፍተይ ርእስኺ የእምንዮ ደሓር ከኣ ክምኡታት ክርኣየኪ ከሎ ኮነ ኢልኪ ቢዚ ኩኒ ዋላ ቴሌፎን የዕልሊ ምስ ሰባት ኣበይ ትነብሪ ክሕግዘኪ ብዝተካእለ መጠን

    • @AwetAmanuel-om3rs
      @AwetAmanuel-om3rs 3 หลายเดือนก่อน +1

      እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምትኪ
      ከምኡታት ክስማዓኪ ከሎ ብዝተካእለኪ
      መጠን ስሚዒትኪ ተቆጻጺርኪ ክርስቲያን እንተድኣ ኬንኪ ውዳሴ ማርያም ኣንብቢ SIS MEWAXO YFTERELKI

    • @peaceisalwaysgood450
      @peaceisalwaysgood450 3 หลายเดือนก่อน +1

      Gualansyeti k tfxm dya

    • @meronkifle6812
      @meronkifle6812 3 หลายเดือนก่อน +1

      የቀንየልና ኩቡር ሓወይ ኣብ ቀጻሊ ከኣ ኣስፍሕ ኣቢልካ ማሃሪ ትሕዝቶ ከተቅርበልና ንጽበይ ፡ ብዝኮነ ሓፍተይ ናተይ መጀመርያ ንውሽጥኪ ስምዕዩ ኣእምሮኪ ከምኡ ሓሳባት ክመጻኪ ከሎ ንነብስኪ መዚንኪ ብቁልጡፍ ሙዚቃ ፊልሚ ዘስሕቁ ነገራት ክትርኢ ፈትኒ ሓንጎልና ንክቅየር ኣብ ቀረባ ዩ ንሕና ኢና ነካብዶ ምበር ድልየታትካ ክትእዝዞ ምበር ክእዝዘካ የቡሉን ብዙሕ ምበልኩ ግን ብዝበለጸ ተትረክብኒ ዝሓሸ ኔሩ ኣስፊሐ ብመጻሓፍቲ ዝተዳለወን ዝቀረበን ዝተተርጎመን ጹሑፋት መቅረብኩልኪ ክጠቅመኪ ምኻኣለ

    • @solonsoloist4784
      @solonsoloist4784 2 หลายเดือนก่อน +1

      ብሃገር ደረጃ ዩ ወገን መዋጻኦ ይፍጠር ወገን 😢

  • @saramekaelie
    @saramekaelie 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ይኩነኒበከመትብለኒ
    @ይኩነኒበከመትብለኒ 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣይይይ😢😢😢

  • @Bingo.Domino
    @Bingo.Domino 3 หลายเดือนก่อน

    Qale hiwet yesmealna nay agolglot zemenka ybark fetari bhaqi xegieun bereketun rediatun yebzhalka amlak fetari mstwalun tbebun haylun yhabena mstiru ygletselna yqre ybelelna bayni mhretu ytemtena mhretu ytemtena

  • @HgfVvv-ry8xo
    @HgfVvv-ry8xo 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን😢😢

  • @henokmichael4011
    @henokmichael4011 3 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏 qal Hiwet yesmallina Egziabher xega yebuzalka hawena

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 3 หลายเดือนก่อน +1

    Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Hawena. Memhar. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  3 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏

  • @DhDg-oj2ff
    @DhDg-oj2ff 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @ማርያመይሩፍታልበይ
    @ማርያመይሩፍታልበይ 3 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ህይወት የስመዐልና 👏

  • @RobelBerhe-vc8dj
    @RobelBerhe-vc8dj 2 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Smerh-eb5hm
    @Smerh-eb5hm 3 หลายเดือนก่อน

    አምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና😢😢❤

  • @TiabeWelday
    @TiabeWelday 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Kal hiwet yesmealna ahwat

  • @rotes3106
    @rotes3106 3 หลายเดือนก่อน +8

    ግዳይ ግብረ ሕቡእ ካብ ዝኾኑ ሰባት ሓደ ምዃነይ ብጣዕሳ ዝተመልአ ልቢ ክሕብረኩም ይፈቱ። ቅድሚ ግብረ ሕቡእ ዝነበረ መንነተይ ካብ ኣካላዊ ጽባቀይ ክሳብ ኣእምሮኣዊ ብስለተይ ማንም ሰብ ዝመነዮ እዩ። ሓንቲ መዓልቲ ወዲ 12 ዓመት ከለኹ ናይ ሰብ ሞባይል ጌም እንዳተጻወትኩ ከለኹ: ከም ገለ ኢለ ናብ ቪድዮታቱ ምስ ኣተኹ የ ንመጀመርታ ግዜ ኣጸያፊ ቪድዮ ተጓኒፈ ብኡ ኣቢለ ድማ ክወጾ ናብ ዘይክእል መዓሙቅ ኣትየ። በዚ ም/ት ኣብ ሂወተይ ብምሉኡ ዝነበረኒ ጸጋታተይ ክምንጠል ሪኤ እየ 😢። ግን እቲ ደርብዩ ዘይገድፍ ኣምላኽ ናብ ንስሓ መሊሱ ብቅዱስ ስጋኡን ደሙን ሓቲሙ: ናብ ቤቱ መሊስኒ። እዚ ክብል ከለኩ ብሓንሳብ ኣይኮነን ኩሉ ልማድ ገዲፈዮ: ብቅድሚኡ ብዙሕ ግዜ ክገድፎ ፈቲነ የ።

    • @AwetAbreham
      @AwetAbreham 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሓወይ ናተይ መጀመርያ እንካዕ እግዚኣብሄር ረደኣካ ተመስገን, ኣነ ሓደ ከምዚ ልምዲ ዘለኒ እየ አግዚኣብሄር ይመስገን ኩሉ ገዲፈ ንስሓ ኣትየ ኡኻ ኣብ ስግኡን ደሙን ተበጻሕኩ ግን ሓድ 8 ወርሒ ይኸውን ጽቡቅ ኔር ብድሕሪኡ ግን ኣብ ኣእሙረይ ክመላለስን ጀሚሩ በቃ ዘይርጉእ ህወት ኮይኑ ወላ ኢኻ እንተተነሳሕኩ ጠቅልለ ግን ክገድፎ ኣይከኣልኩን በቃ ሓደ ሓደ ግዝየስ ወረ ተስፋ ቆሪጸ ካብ ስጉኡን ደሙን ይፍለ ምክንያቱ ኩሉ ግዝየ ምስ ኣበነብስይ ብኡ ኮይኑ ምርካበይ ፍጹም ከኣ ሰላመይ ክረክብ ኣይከኣልኩን so please ዝኾነ ሓገዝ ክትህበኒ ይምሕጸነካ ኩሉ ኢኻ ፍቃድ ኣምላኽ ተኾነ ግን ከምዚ ከማይ ቀልጢፍካ ንኽትገድፎ ኣሸግርካ ዶ ወላ ቀልጢፉ ካብ ኣእሙረካ ተኣልዩ ዝኾነ ክትብለኒ ቅጽበየካ እየ ወላ ውን ካልኦት ከምዚ ከማይ ተሓልኩም አግዚኣብሄር ይመስገን ከም ግብርና ስለ ዘይፈደየና ኣሜን

    • @yohanaandat8616
      @yohanaandat8616 2 หลายเดือนก่อน

      Sgdan abzh bebqrub kgedfeka yu xelotn xomn kea❤​@@AwetAbreham

    • @AwetAbreham
      @AwetAbreham 2 หลายเดือนก่อน

      @@yohanaandat8616 ኣሜን (((3))) ከም ፍቃድ ኣምላኽ, ኣብ ጸሎትኪ /ካ ዘክረኒ thank you!

    • @NatuHaile-rg8dz
      @NatuHaile-rg8dz 2 หลายเดือนก่อน

      @@AwetAbrehamkab kudus kurban aytekarx ab zwedekalu tenesah tenesihka kureb eti xegem ab seatu balu kekedelka eyu egziabher dema dkamka yerielka eyu aynka eznka dema kebea kudus gberelu

  • @ኤማትግራዋይ
    @ኤማትግራዋይ 3 หลายเดือนก่อน

    Aman Aman Aman

  • @AloniAbTube
    @AloniAbTube 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉

  • @SamuelYhdego
    @SamuelYhdego 3 หลายเดือนก่อน

    Egzabher Amlka kb kmzi yedhnan

  • @genetanday
    @genetanday 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you nay bhaqi tmrti ayu amlak ybark❤❤❤

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ 3 หลายเดือนก่อน

    መምህርና❤

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 3 หลายเดือนก่อน

    Emo sbyti amxlu haftkea gale hbkea entlea habnea

  • @HewneHewne
    @HewneHewne 2 หลายเดือนก่อน

    ወስኩና ባ በጃኩም ተሳቅና ዋ

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 3 หลายเดือนก่อน

    Bisenki

  • @MahariHaile-k1w
    @MahariHaile-k1w 3 หลายเดือนก่อน

    Naybhaqi hadegena u

  • @DaniDani-km1kw
    @DaniDani-km1kw 3 หลายเดือนก่อน

    Amen (((3)))

  • @AbrahaleyEyob
    @AbrahaleyEyob 3 หลายเดือนก่อน

    Amlak ybarka hawey ❤❤❤

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  3 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 3 หลายเดือนก่อน

    gbre hbea tzyhlwea semble mhlnea shabyea mrsenea nru

    • @nataneeel
      @nataneeel 3 หลายเดือนก่อน

      entay

  • @TemesgenTekulu
    @TemesgenTekulu 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @biniamtekeste3875
    @biniamtekeste3875 3 หลายเดือนก่อน

    Almak yberka ❤❤❤

    • @Mdrecanaan
      @Mdrecanaan  3 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏

  • @Bz3470
    @Bz3470 2 หลายเดือนก่อน

    ቃለ ሂወት ይስማዓና ብሓቂ ጽብቕ ትምህርቲ ኢዩ።
    ሕቶ ኣለትኒ ንሳ ኣካ እዞም ምስ ሓዳሮም ወይ እውን ዓርኮም ከለው ንኻልእ ዝምነዩ ዋላ እውን ዝዘርን ከ ገለ እንታይ ምክሪ ኣልለኣ ?

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @abrahamasteraye4272
    @abrahamasteraye4272 3 หลายเดือนก่อน +2

    Foto Gen Aymedleyekumn neru tekrbuwo Foto hsebula

  • @BinaryTube-ck8od
    @BinaryTube-ck8od 2 หลายเดือนก่อน

    ካበይ ኢኩም ኣምጺኩሞ ኢቲ ኣብ ካቨር ቅድሚት ዘሎ ስእሊ

  • @AffectionateLunarModule-yj2cl
    @AffectionateLunarModule-yj2cl 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንውሕ ኣቢልካ ቪድዮ ልቀቆ ሓወይ❤ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ክዓ😊

  • @hyaub
    @hyaub 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢

  • @eritralove7159
    @eritralove7159 2 หลายเดือนก่อน

    Hto gn kbur hawey keynadku khalf sle zeydeli xbuk astemhro eyou tmhro zeleka nay haymanotna zema tgebrlu bsmabn weldn wewel wemenfs qdus eilka tjinbr amlak yhagzka sebat ktenqh gn etia nay music mesarhi gn entay eyou trguma

  • @ساره-ذ1ه
    @ساره-ذ1ه 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብዚ ክፉእ መንፈስ ወዲቐ ኣለኹ ምስ ሰብ ተሓሊሉንስ ምስ ነፍሰይ 😢😢😢😢 ወለተዝጊ ኢልኩም ጸልየለይ 😢😢😢😢

    • @RobelTekia
      @RobelTekia 2 หลายเดือนก่อน

      Kkkk

    • @Nay_Christ
      @Nay_Christ 2 หลายเดือนก่อน +1

      ጸሎት ግበሪ ባዕልኺ ክትገድፍዮ ወይ ብናትኪ መንፍዓት ካብዚ ክትወጺ ኣይትፈትኒ ምስ ኩሉ ሽግራትኪ ናብ ኣምላኽ ቅረቢ ኣነ ኣይክእልን እየ ንስኻ ግን ትኽእል ኢኻ ሽግረይ እንሀለ ንስኻ ፍትሓዮ በልዮ ጸሎት ጸሎት ደጊምኪ ጸሎት ንሱ ጥራይ እዩ መፍትሒ ኣጆኺ ብዙሓት ካብዚ ዝወጹ ኣለዉ ግን ብሓይሎም ኣይኮነን ብሓይሊ ኣምላኽ ንዕኡ ንገርዮ ኢደይ ሂበ እየ ንስኻ ስራሕ በልዮ፡ ካልኣይ ተስፋ ኣይትቁረጺ ብጸሎት ናብ ኣምላኽ ቀሪብኪ ማለት ብሓንሳብ ትገድፍዮ ኢኺ ማለት ኣይኮነን ክትወድቂ ኢኻ ደጊምኪ ደጋጊምኪ ከማን ግን ሕጂ እውን ተስፋ ኣይትቁረጺ ጸሎት ኣይተቋርጺ ኣምላኽ ክሕግዘኪ እዩ ተባረኺ።

    • @selamteka2751
      @selamteka2751 2 หลายเดือนก่อน +1

      Egazebehare yameheraka mareya zhawey ajaka selaute gebare

    • @JohnMehretab
      @JohnMehretab 2 หลายเดือนก่อน

      ሓወይ ኣጆካ ኣምላክና ምሓሪ እዩ ሓንቲ ነስካ ትገብራ ጾሎት እያ ክትድቀስ ጾሎት ግበር ብዘይ ምቅራጽ ኣጆካ ንሰይጣን ዕድል ኣይትሃቦ ብጾሎት ስዓሮ

  • @Babygezehey
    @Babygezehey 2 หลายเดือนก่อน

    Xbuk zereba hawey gen eti seli gerkayo zelo ab metewi mist kalamlak aykeyden eyu

  • @znkidmit
    @znkidmit 2 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ድኣ ኸ ትሽኩር ነቲ‘ኣ ኤዲት ገይርኩም ኣምጽእኹማ ዘለኹም ጓል ኣበይ ትርከብ ነዚኣ ትመስል ሕቡሽ? ወይ ጓል ልመዱ ማለትኩም ዱ? ብዝኾነ የቐንዬልና፣

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 3 หลายเดือนก่อน

    Lendi tselaeti Eritra nisikum orthodox merahti ekum eseyas niber eseyas yinberelna elkum meniesey fah elu adeda sidet koynu nabriu kinebir ayikealen.

    • @DamiDami-o9g
      @DamiDami-o9g 2 หลายเดือนก่อน

      Kid eske kabzi hbey

  • @AranArom
    @AranArom 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኩለን እተን ኣጋጢመናኒ ዘለዋስ ገሊጽካየን.
    ክገድፎ ኢለ ክንደይ ጺዒረ ዑጭለይ ምስ በለኒ ድማ ተዋሃሂደዮ.

    • @Nay_Christ
      @Nay_Christ 2 หลายเดือนก่อน

      ጸሎት ግበር ባዕልካ ክትገድፎ ወይ ብናትካ መንፍዓት ካብዚ ክትወጽእ ኣይትፈትን ምስ ኩሉ ሽግራትካ ናብ ኣምላኽ ቅረብ ኣነ ኣይክእልን እየ ንስኻ ግን ትኽእል ኢኻ ሽግረይ እንሀለ ንስኻ ፍትሓዮ በሎ ጸሎት ጸሎት ደጊምካ ጸሎት ንሱ ጥራይ እዩ መፍትሒ ኣጆኻ ብዙሓት ካብዚ ዝወጹ ኣለዉ ግን ብሓይሎም ኣይኮነን ብሓይሊ ኣምላኽ ንዕኡ ንገሮ ኢደይ ሂበ እየ ንስኻ ስራሕ በሎ፡ ካልኣይ ተስፋ ኣይትቁረጽ ብጸሎት ናብ ኣምላኽ ቀሪብካ ማለት ብሓንሳብ ትገድፎ ኢኻ ማለት ኣይኮነን ክትወድቅ ኢኻ ደጊምካ ደጋጊምካ ከማን ግን ሕጂ እውን ተስፋ ኣይትቁረጽ ጸሎት ኣይተቋርጽ ኣምላኽ ክሕግዘካ እዩ ተባረኽ።

  • @myhomeissweat5634
    @myhomeissweat5634 2 หลายเดือนก่อน

    ንስሐ ወሲዱ ዝቅበል ሰብ ብግበረ ሕቡእ ተደጋጋሚ እንተተዓንቃፉ እንታይ ክገብር ኣለዎ

  • @NahusenaySenay-wt4nj
    @NahusenaySenay-wt4nj 3 หลายเดือนก่อน

    Entzyrkbnea Germany israel usa zlo bmntyea ktnfsea dlkea selfish marey😢

  • @ezgamn5291
    @ezgamn5291 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @VanaVanaa-qn4nw
    @VanaVanaa-qn4nw 3 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤

  • @TsnatMedhane
    @TsnatMedhane 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏

  • @Mussie5
    @Mussie5 3 หลายเดือนก่อน

    Kal hiwet yesmealna 🙏 🙏 🙏

  • @hadastesfazghi7774
    @hadastesfazghi7774 3 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen

  • @STsenait
    @STsenait 3 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen qal hiwet yesmaalna❤

  • @ተመስገን-ዘ2ገ
    @ተመስገን-ዘ2ገ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo3447 3 หลายเดือนก่อน

    🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏

  • @ማኪጋልትግረይ
    @ማኪጋልትግረይ 3 หลายเดือนก่อน

    😢❤❤❤

  • @TsegishNguse
    @TsegishNguse 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @SirakISAAK
    @SirakISAAK 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @abelweldeab4985
    @abelweldeab4985 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @fitsumhayle4581
    @fitsumhayle4581 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤