ሰፊሕ ታሪኽ ገዳም ደብረ ቢዘን ቅድሚ 20 ዓመት ብመጋቤ ሓዲስ ዝቀረበ 1ይ ክፋል tewahdo zebeaman

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 101

  • @adefikriemebrhaney7209
    @adefikriemebrhaney7209 2 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስ ዘብም መጋቢ ምስጢር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርክ ደስ ኢልና ኢና ሰሊዕናዮ ይመላኣልኩም

  • @mussietesfatsion3757
    @mussietesfatsion3757 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ናይ ኣቦና ፋድል ኣይፈለየና❤❤❤

  • @AlikKfle
    @AlikKfle ปีที่แล้ว +1

    ኣመን ኣመን ኣመን ቃል ሂወት የስመኣልና ❤❤❤

  • @tewelde8618
    @tewelde8618 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ሃዲስ።ኣዝዩ ደስ ዝብል ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሕ።
    ከምዚ ገርኩም ምስኩለን ገዳማትና አንተተላልዩና ጽቡቅ ነሩ ምክንያቱ ዋላ ኣብ መጽሓፍ ይሃሉ፡ ሎሚ ካብ ምምባብ ምስማዕ ይቀልል እሞ ደኪመ ከይበልኩም ታሪክ ገዳምማትና ከተላልዩና ብሃንቆውታ ንጽበ መምህረይይ ዕድመንን ጥዕናን ከኣ ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @hermongbreslasie5114
    @hermongbreslasie5114 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና ፀሎቶምን በረኸቶምን ምስ ኩልና ይኹን::

  • @tsigeslasiegebremichael6821
    @tsigeslasiegebremichael6821 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መጋቤ ሓዲስ መ/ር ኣማኒኤል ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ኣምላክና በረከት ጸጋ ረዲኤት ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ፍሊጶስ ዘደብረ ቢዘን ምስ ደቆም ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።

  • @habtomlijam6337
    @habtomlijam6337 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ መምሕራን መምሕር ዘኣማኑኤል ናይ ወንጀል መምሕር ኣማን በኣማን ታርክ ኣቦታትና ፈሊጥና ንዕድመ ንጥዕና ይግበረልካ ኣሜን

  • @briktiwelday3333
    @briktiwelday3333 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በረከቶም ኣይፈለየና

  • @ዮናስ-ጰ6ዐ
    @ዮናስ-ጰ6ዐ 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜንንን ቃል ሂወት የስምዓልና በረኸቶምን ጸሎቶምን ናይ ኣቡነ ፍሊጶስ ዘደብረ ቢዘን የካፍለና!!!

  • @selomekidane6995
    @selomekidane6995 3 ปีที่แล้ว +2

    Luel Egziabhier yhabelna. Qale hiwet yesmealna bedme betena bxega yhalwelna.

  • @حسنهادي-ق8ه
    @حسنهادي-ق8ه 3 ปีที่แล้ว +3

    በሓቂ ክብር አቦና ቀሺ ቃል ሂወት የሰመዓልና እግዚኣብሔር አምላክ ፀጉኡ ይቢዝሕ አሜን አሜን አሜን

  • @temesgenamlak6912
    @temesgenamlak6912 3 ปีที่แล้ว +8

    እግዝአብሄር ይመስገን ስለ ኤርትራን ህዝባን ቃል ሂወት የስምዓልና ጸሎቶምን በረከትን ናይ ቅዱሳን አቦታትና ምስ ኩልና ይኩን ተባረኩ ብሩክ አቦና

  • @zigeredagerelase2220
    @zigeredagerelase2220 3 ปีที่แล้ว +2

    ንኣምን ንኣምን ንኣምን ንእግዚኣብሄር እንታይ ይሳኣኖ 🙏🙏🙏 ኣብ'ዛ ምድሪ ቅዱሳን እንተዘየዳልወልናስ ብግብርናስ ኣይምራሕራሓልናን 😭😭😭ተመስገን ኣምላኸይ!!! ኣቦና ቃለ ሂወት ቃለ ሂወት ቃለ ሂወት!!!

  • @yriga
    @yriga 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ፫ በረከቶም ይሕደረና ፣፣ብፀለቶም ሃገርና ሰላም ይግበሩልና፣ ደጀቤቶም ንምስላም የብቀዓና

  • @rahwamenghesha7083
    @rahwamenghesha7083 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen qalehiwet yesmealna

  • @rghfgh6806
    @rghfgh6806 3 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወትየስመዓልና እግዚኣብሔር በረኸት ናይ ኣቡነ ፊሊጶስ የካፍለና

  • @banatekleheklehaimanot7112
    @banatekleheklehaimanot7112 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስምዓና እልልልልልል እዝግኣብሄር ምጽጢሩ ይግለጸልካ መም መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኒኤል

  • @tesfamichaelanday8482
    @tesfamichaelanday8482 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmealna zeben agolgulotkum ybark

  • @dggf3570
    @dggf3570 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale4830 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna xegiu yebzhalkum fetariii nay bhaki des zebil tmhrti

  • @samuelteferi8387
    @samuelteferi8387 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና በረኽቶን ናይ ኣቡነ ፍሊጳስ የካፍለና

  • @እግዚኣብሔርብርሃነይ
    @እግዚኣብሔርብርሃነይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @regaatdm8523
    @regaatdm8523 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen.Amen.Amen.kale.hiwet.yesman.eizigabihr.kubure.hawna.amlaki.xigoeu.yebizahaleka🙏🙏🙏🇪🇷🤲🤲🤲🇪🇷💒💒💒💚💚💚

  • @lemlemwendm6402
    @lemlemwendm6402 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna kubur abona

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ ረዲአቶምን በረከቶምን ጸጋኦምን ናይ ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ፍሊጶስን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትናን ምስ ኩሉና ይኩን ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ።

  • @trhasketema2174
    @trhasketema2174 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen Elllllllllll Elllllllllll Elllllllllll kal hiwet yesmalna Abona bereketom n xoletomn ayfeleyena kubrat Abotatna

  • @henokandom2684
    @henokandom2684 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ሊቂነ ኣምላክ ኣቡነ ፊሊጶስ ይባርክኩም ኣማላድነቶም ናይ ኣቡነ ፊሊጶስ ፋድል መምህረይ የጽነዓና

  • @merhawiberaki9610
    @merhawiberaki9610 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወአት የስማዓልና በረክት ረዲኤት ናይ ቁዱሳኣን ኣቦታትና ምስ ኩላኣትና ህዝቢክርስትያን ይኩን

  • @ብመንገድኻምርሓኒ-ኸ8ፀ
    @ብመንገድኻምርሓኒ-ኸ8ፀ 3 ปีที่แล้ว +2

    Kale hiwet yesmaalna kbur memhrna nay agelglot zemenkum qdus Egziabher Amlak ybarkelkumn ykedselkumn

  • @tsehaifessehaie4603
    @tsehaifessehaie4603 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen kale hiwet yesmalna
    Kubur hawna megabe hadis

  • @amangebrit4030
    @amangebrit4030 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸት ረዴኤት ናይ ኣቡነ ፌሊጰ ስ ዘደብረ ቢዘን ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae1484 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካል ሂወት የስማኣልና 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒💯🌷

  • @weldayzereu7978
    @weldayzereu7978 3 ปีที่แล้ว +2

    Amien amien amien kale hiwet yesmalna egziabhier amlak xegiu yebzhalkum

  • @cccrafting_
    @cccrafting_ 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏qale hiwet yesmealna egziabiher amlak xegu yebzehalkum

  • @zerezgitesfa3082
    @zerezgitesfa3082 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @marthakidane5413
    @marthakidane5413 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen abona kal hiwet yesmialna 🙏🙏🙏

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kale hiwrt yesmealna xegan bereketn melioun kaebitun ab leli kulu hzbe krstian yhder

  • @fikadukidane2211
    @fikadukidane2211 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmaalna

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay behaki des zbl kbur memhr zedenk gedam tintawi 🙏🏻💒🙏🏻❤.

  • @onecantdietwicealexander6722
    @onecantdietwicealexander6722 3 ปีที่แล้ว +1

    @ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር መርጌታ ዘኣማኒኤል።

  • @mihretefremand0m773
    @mihretefremand0m773 3 ปีที่แล้ว +2

    ክብርን ምስጋናን ን እግዚኣብሄር አምላኽና ይኹን፡ አሜን !
    ቃል ህይወት የስምዐልና መምህር እዝዩ መሳጢ ታሪኽ!!!
    በረከት ቅዱስ ምሬትና ን ጽሎት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣይፈለየና ንዘለኣለም ኣሜን።

  • @helenkahsai4982
    @helenkahsai4982 3 ปีที่แล้ว +3

    Qalehiwet yesmalna Daqon hawena

  • @amlesetkashay4532
    @amlesetkashay4532 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay agelglot zemenkum yebarek abona edmen tieanan

  • @Abeba_72y
    @Abeba_72y ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen Kal hwit ysmaln

  • @dlktre
    @dlktre 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የሰማዓልና

  • @ብሌንካሳ
    @ብሌንካሳ 3 ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን 🤲

    • @salemgoitom5569
      @salemgoitom5569 3 ปีที่แล้ว +3

      Newh adme yhabka
      Kemaka zblu ybzhalna

  • @amlesetkashay4532
    @amlesetkashay4532 3 ปีที่แล้ว +1

    Kale Hewet yeasmealna goitaa ni Eritrea 🇪🇷 hagerna selam nimelea Alem

  • @meharigebremusie7982
    @meharigebremusie7982 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት መምህርና ሐዉናን ቃለ ሂወት የስምአልና

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል ሂወት የስመዓና ኣባይ መዓረይ።እዚ ኩሉ ታሪክ ናይ ሃገርና ኣድባራትን፡ደብርታትን ገሊጽካ ዝውዳእ ኣይኮነን።ምክንያቱ እዛ ሃገር እዚኣ ሃገረ ቁዱሳን ኣቡናት፡ሰማእታት፡መነኾሳት፡ባሕታውያን፡ፈለስቲ፡ጳጳሳት፡ካህናት፡ድያቆናት ስለ ዝኮነት ።ኣባሓጎታትና ቀደም ዘበን ነቶም ኣብ በረካ ዝወጹ ባሕታውያን ቆሎ ናይ ባልዶንጋ፡ወይ ቆሎ ዓተር የምጽሎም ነይሮም፡ንሳም ከኣ ባሪኮምን፡ቀዲሶምን ይሰድዋም ነይሮም።እዚ ከኣ ታሪክ ኮይኑ ንዉሉድ ዋሊዶ ክንሕልፎ ክነብር ኢና።ስለዚ ሃገርና ኤርትራ ዝተባረከትን፡ዝተቀደሰትን ሃገር ኢያ።ስለዚ ዝኮነ መንፍቅን፡ሩኩስ መንፈስ ዘለዋ ሰብ ኣዉ ኣይቀርብን 'ዩ ብሓይሊ ፈጣሪ።ገዳም ደብረ ቢዘን ከኣ ብሓፈሻ ሰሜናዊ ባሕሪ ኣቡነ ፍሊጶስ ብኣርባዕተ ማእዝን ስለ ዝባረክዋ መናፍስቲ፡ይኩን ኣራዊት ከይቀረቡና ኣብ ጸዳሕ በረካ ደቂስና ዓቢና።ክብርን፡ጸጋን ናይ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣይፈለየና።ኣባ ሓዲሽ ኣማንኤል ከኣ በዚ ተስተምህርዋን፡መጽሓፍቲ ኣብ ምሕታምን፡ምትርጎምን ትገብርዋ ዘለኩም፡እግዛብሔር ኣምላክ የውዳእ ጸጋን፡በረከትን፡መጎስን ይሃብኩም ፈጣሪ።
    እግዛብሔር ኣምላክ ንሃገርናን፡ህዝብናን፡መንግስትናን የባርክ።
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!

  • @mesganamerhawi4003
    @mesganamerhawi4003 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኩሎም ቅዱሳን ጸለቶምን በረከቶምን ኣይፈለየና።

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +2

    Nay behaki des zbl amlak nay zemen agolgulot ybark 🙏🏻

  • @abieltesfabrhan4111
    @abieltesfabrhan4111 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @tesfuoqubay6385
    @tesfuoqubay6385 3 ปีที่แล้ว +3

    ቃል፡ሂወት፡የስማዓልና

  • @tsegaybereket7168
    @tsegaybereket7168 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen Amen Amen.

  • @zerumekonen1001
    @zerumekonen1001 3 ปีที่แล้ว +2

    Enqabselam mexakmna abona amla edmentenan tenan yhabkum
    Xega aleli xega yebzhalkum

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 3 ปีที่แล้ว +1

    Mrgeta Zamaneul kale hiwet yesmlna bhaki ajokum asbkum egzbher asbkum khbekum eyu

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +2

    Selam nay egzabher mskulna ykun kale hiwet yesmealna!

  • @mimiande677
    @mimiande677 3 ปีที่แล้ว +1

    Kalehwet ysmalen edmewen yarzemele

  • @shewitkdane6163
    @shewitkdane6163 3 ปีที่แล้ว

    Edemen thinan yhabkum kubur abona !

  • @ሰብዩመኽሰብ-ፀ3ዠ
    @ሰብዩመኽሰብ-ፀ3ዠ 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ሂወት የስመዕቅልና ኣቦና
    እዛ ገረብ ናይ ደብረ ቢዘን ዝበልኩማ ፍርቃ ማይ ይዘንባ ፍርቃ ከኣ ማይ ዘይዘንባ ኢልኩማ ፍርቃ ትፈሪ ፍርቃ ከኣ ሓጋይ ትኸዉን ኢልኩምና ኣይተረደኣንን ኣብ ሓንቲ ገረብ ብከመይ ክትፈላለ ኪእላ ምክንያቱ ሓንቲ ገረብ ብሰራውር ኢያ ማይ ትሰቲ

    • @reyannejib2874
      @reyannejib2874 3 ปีที่แล้ว +1

      ከም ፍቃድ ኣምላክ ሓወይ እታ ገረብ ዳዕሮ ኢያ ንሳ ከኣ ብናይ ክረምቲ ወቅቲ በቲ ሓደ ትፈሪ ኣብ እቲ ሓደ ወቅቲ ከኣ እቲ ናብ በሓሪ ማለት ኣብ ኤርትራ ክልተ አዩ ዘሎ ትፈልጦ እንተ ኮንካ ወቅቲ ናይ ክረምቲ ማለት አዩ ስለዚ በብታራ ይበስል ግን ወላ ነዓይ ብተዓሚ ይገርመኒ ኔሩ ግን በኣካል ምስ ረኣክዋ ንኣምላክስ ለከ ዝሰኣኖ የለን ስለዚ ፍቃድ ኣምላክ አዪ ናምላክ ዝሰኣኖ የለን ፤ ፥

    • @filimondeberesion748
      @filimondeberesion748 3 ปีที่แล้ว

      መንክር ግብረ እግዝኣብሄር ናይ ኣምላክ ስራሕ መንክር እዩ የሕዋት ዝሰኣኖ የለን

  • @ተዋህዶእምነተይ
    @ተዋህዶእምነተይ 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜንንንንንንንን መምህር

  • @ምርሐኒእግዚኦብፍኖተከ
    @ምርሐኒእግዚኦብፍኖተከ 3 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 3 ปีที่แล้ว +1

    OMG debere Bizen emo nya nebsi and siga Abay hosbital eya ❤💥👑⚘🇪🇷🌺🌼🌹

  • @helenkahsai4982
    @helenkahsai4982 3 ปีที่แล้ว +3

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @helenteame4054
    @helenteame4054 3 ปีที่แล้ว

    Amien Amien Amien kal hiwet yesmealna

  • @finogebre8252
    @finogebre8252 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen ❤

  • @kifleman2734
    @kifleman2734 3 ปีที่แล้ว

    May the almighty God bless you now and for ever.

  • @ማርያምይኣደጎይታ
    @ማርያምይኣደጎይታ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን

  • @merhawimihretaeb-sw6or
    @merhawimihretaeb-sw6or ปีที่แล้ว

    Memhrey xgakum yebzhayo edmen tenant yhabkum

  • @ogubitafewerki6850
    @ogubitafewerki6850 3 ปีที่แล้ว +3

    Amien amien amien quale Amlak yesmaoana

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber5959 3 หลายเดือนก่อน

    Hi enjoy watching your videos. Make more videos on history

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣይንወጽእን ካባኺ ኢየሩሳሌም
    ኣይንወጽእን ካባኺ ኢየሩሳሌም ከመይ ኢልና ክንክእሎ
    ምሥጢረ ድኅነትና ሓቀኛ አምልኾ ኣባኺ እንድዩ ዘሎ
    ብዘመን ዘይብጻሕ ዝረቐቐ ፍልጠት
    ብዕድመ ዘይርከብ ማኅደረ ጥበባት
    ሰሚዕክዮ ንስኺ ብዕፅው ገዛ
    ኣልፋ ኦ ኣምላክ ንዘውረዶ ጸጋ
    …ኣዝ…
    እቲ ቅዱስ መንፈስ ንልሳን ዝቓኒ
    ምስጋና መሊኡ ብምልኣት ዝዓዩ
    ኣባኺ ወሪዱ ማዕጾ ከይተራሕወ
    ብተኣምራቱ ኣይሁድ ዘደንፀወ
    …ኣዝ…
    ቀያሲ ሕንፃኺ ሕሊና እግዚኣብሔር
    ሠረት ህላዌኺ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም
    ዕፅብቲ ህያብና ኣትሮንስ ቃል ሓቂ
    መሣልለ ሎዛ ንመንገዲ ጽድቂ
    …ኣዝ…
    ምንጪ ርቱዕ ወንጌል መኣዛ ቅዳሴ
    ዓንዲ ቅኑዕ እምነት መቐረት ህላዌ
    ኣባኺ ምጽናሕ’ዩ እንኮ ኣማራጺ
    ብኣኺ ንወርስ ሰማያዊ ርስቲ
    …ኣዝ…
    ቀያሲ ሕንፃኺ ሕሊና እግዚኣብሔር
    ሠረት ህላዌኺ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም
    ዕፅብቲ ህያብና ኣትሮንስ ቃል ሓቂ
    መሣልለ ሎዛ ንመንገዲ ጽድቂ

    • @edenessayas669
      @edenessayas669 3 ปีที่แล้ว +1

      Zmarie melakti yesmalna naydebre gezan mezmur eya maraye zfetwa

  • @eyobfessehaye6542
    @eyobfessehaye6542 3 ปีที่แล้ว

    Ewe behaqi anewn abti Ewan abu neyri.yzkereni memher kenefe Regeb bezaba menafqan kemehrun kesebkun mesnay herkanom.Ewe axebiqi yezekero.
    .

  • @bereketabraha1443
    @bereketabraha1443 ปีที่แล้ว

    ኣታ በጃካ ባ ክርስቶስ ስበኽ በቃ ናይ በረካ ታሪክ እንታይ ክገብረልና ዩ ንክርስቶስ መን ይወዳድሮ ታሪኩ ከ መን ይመሳሰሎ ነዚ ገዲፍካስ ብበረካ ትምካሕ በጃካ ነዓ ናብ ጎይታ ህዝቢ ሲኦል ትሰድድ ኣለካ

  • @vuebhdbuvjednihidbkdbid4159
    @vuebhdbuvjednihidbkdbid4159 3 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏

  • @yordafutsum814
    @yordafutsum814 3 ปีที่แล้ว

    qail hewit yesmailna

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber5959 2 ปีที่แล้ว

    Please post the history of the country

  • @helenkibrom703
    @helenkibrom703 3 ปีที่แล้ว

    Fatri sagu yabzhlka tamsgen kamzi temhrti libka u zazhlka

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +4

    ❤💒❤💪

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber5959 ปีที่แล้ว

    Can you write the title of the book and where we can find it please. Thank you for sharing the story. I am so impressed by the story

  • @BinyamOkbazgi-gj3yt
    @BinyamOkbazgi-gj3yt 6 หลายเดือนก่อน

    ❤ ❤ ❤

  • @letensaalem6677
    @letensaalem6677 3 ปีที่แล้ว +1

    Aamen.amen.amen🤲🤲🤲🎚️🎚️🎚️⛪⛪⛪🇪🇷

  • @Yafusisegdo
    @Yafusisegdo 3 ปีที่แล้ว

    Egzbiher amlek xegeu yebzhlkum mergta hawey embrhe dengel maryem watru mesak tekun kem wen xelot nay abon Filipos mesa yekun kal hiwet yesmaln

  • @milanosan1665
    @milanosan1665 3 ปีที่แล้ว

    Quale hiweto yesmaln

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber5959 ปีที่แล้ว

    I like this.
    I want to go to this church. Can you provide address

  • @regaatdm8523
    @regaatdm8523 3 ปีที่แล้ว +2

    Eilllllllll..Eillllllllllllllll.Aesyyyyyyyyyy.temsgi.amlaki.abotatina.kubrat.xigoeu.yebzihaleku.Eizgabhre

  • @amanandom5866
    @amanandom5866 ปีที่แล้ว

    Kebur memhir goita Tsamaka yehabka. We Eritreans are rich of amazing history of religion and social life. Thanks to the Devil eseyas wedi Tembien, Eritreans are rejected of our rights of many things and one of those is learning our history. I really believe that the only reason eseyas is living in this world is to destroy Eritrea and it's people. We need young educated people like you to save our religious history. God bless you

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
    @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም 3 ปีที่แล้ว

    ኣማን ጽሉል !
    ከምኣ ኢልካ ኣለኻ ካብ ወንጌል ክትሃድም ክትነብር ፡ ብዛዕባ ናይ ነብስኻ ልዕልና ክትዛረብ ፡ ንዘይ መናፍቓንን መናፍቓንን ሓዋዊስካ ክተጸልም ኮይንካ። ምሕረት የውርደልካ ንፉስ

  • @jaredgereziher8252
    @jaredgereziher8252 3 ปีที่แล้ว

    እንታይ ደኣ እቶም ኣብ ጥቃኻ ዘለዉ ከም ናይ ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ቆቢዕ ለቢሶም???

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw 3 ปีที่แล้ว +1

    ሕጂ ድአ እንታይ ተረክበ ኣቦታት ደብረ ቢዘን ናብ እስር ቤት ዝበልዩ ዞሎዉ ደአ ብከመይ ሃላዋቶም ክትሓቱ ዘይትደልዩ መምህረይ !!!

  • @wedigashwedigash108
    @wedigashwedigash108 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስማልና

  • @keletamaeza2611
    @keletamaeza2611 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 kal hiwet yesmalna

  • @እግዚኣብሔርይመስገን
    @እግዚኣብሔርይመስገን 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስማዓልና