New eritrean Tefu Talk show with Antiko part 3
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ต.ค. 2024
- official comedian Tesfu Brhane TH-cam channel. I have a big dream. Let our country's comedy grow and gain international recognition. I am your brother Tesfu. Subscribe to my channel.
share, like, comment and subscribe
@bilenentertainment
#eritrea #tigray #ethiopia #eritreamovie #neshneshtv
#tigraymusic #eritreamusic #adiamsibhatu #dehay_tv
#mahderna #dehay_tv #gereja #gereemun #76A0D7
#millenhailu #hdmonanebarit #tefetawitalkshow
#jstudio #mestyatbetna #lultedros #freselammussie
#rigattekle #adiamsibhatu #abiyahmed
#drdebabratasen #debretsiongebremichae
#getachawreda #zenatigrigna #eritreamovie
Tsbuk elal meharin azenagaie Tefu & Antiko 👍 zebezhe deseded Ethiopea sudan 🇸🇩 Eritrea 🇪🇷 ember ezom kulom sudan Egipt adi Areb Eropa buzuhat sedetena , deyseded Africa yelen endiu , buzuhat deysededu uganda 🇺🇬 any way one love deki Erey 🇪🇷 ♥ wetru Awet N Hezebi eritrea 🇪🇷
Eza qrsesti libya kaa rseekaya😂
Tefu hawina haftika kemey koyna hishiwa do 🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️
Antico zfetu like esge rgex ❤❤❤🎉🎉🎉
Naye Behaqi des zebel serahe deqi ery shekorinatat Tnx Amelk meskume yekun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰
ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ኣደንጻዊ እዩ ስደቱ እንተ ዝሕተት tefu hawy ኣንቲኮ ዓቢ ሰብ ከኣ ኣጆኻ
Forsa tefu. Antiko shikor thanks
Welcome tefu & antiko 😘😘😘😘
Bqedamnet selemtakum ybzah yehwat qetsile, habtamn dkan ab Eritrea hade eyu elkum, abti Hager nay Srah edl sle zeyele eyu hade konu qetsile hagerna selam eyu elka selam endhr tekonu nmntay kab n Ethiopian n Eritrea zeyeateka bzkone enkoa bselam ateka Ethiopian 🙏
🥳🥳🥳🥳🥳🥳🥳🤙
❤❤❤❤
Uway kitqotluna ikum hasibkum gidefu uba tefu ❤❤❤sahaq moyte❤❤❤
♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉
❤🎉❤
Well come ❤❤❤❤
antiko aytitfana 😍😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💯💯💯💯💥👋
Nice nay bhaqi des zebl medeb tefun antikon❤❤❤🎉🎉🎉
Welcome Tafu and Bahablom❤❤❤🎉🎉🎉
ናይ ባሓቂ መስሓቅ ከመዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃኩም
ኣፍርቃ ሓመት እያ ሓቂ
Tofu hawey mara eka skorrr mara eka tezangani qexelo 🎉
Love u guys
ተፉ ቃዛ ኣጆካ ኣይትጥፋኣና ከይንልቅውስ ።ኣጆካ ኣዝሜ ናተይ ።
You smart bro
ደቂ ኤረይይይይይ ማራ ኬፊ ኣለኩም ዋዛ ምስ አምነገር ኣዝዩ ግን ማሃሪ ኣዛናጋዒ መደብ ደቂ ኤረይይይይይይ ወትሩ ብድሓን ምጹ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉❤❤🎉🎉🎉❤
God bless you 💙
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣንቲኮ ሽኮር ያክ ዋላ ኣብ ማዓልታዊ ሂወቱ ከማን ዪ ኮመዲያን❤❤
አንቲኮ እቋዕ ብሰላም መጻኻ ተፌ ድማ ጽቡቅ ስራሕ አይትጥፋአና ❤❤❤
Deqi rimey❤❤❤❤❤ fqri zkonkim sebat
Merahaba welcome nafiqekum qenie deqi ereyyyyy
❤🎉🎉🎉🎉🎉 ሰኒ ሰኒ ሰኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kkkkkk❤😂
እዛ ሳጋስ መተዓብይቲ ቀስ ኢላ ናይ ብሓቂ ትከውን ኣላ ።ትረፈ ዕድመካ ይባርከልካ ጎይታ።
Tefu and Antiko welcome❤
Love U Deqi Erey 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
Africa haben ya yibluna kkkkkk
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም መዓልትኹም ቅድስትን ብርኽትን ትኹን፡፡ ናብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይ ግበሩለይ በጃኹም 1 ሽሕ ክትበጽሕ thank u❤
Eti music 🎶 zeytetfiwo rebashi ko koynu .
❤❤❤Welkom habayb🎉🎉🎉
እንቃዕ ብሰላም ኣተኻ
Welcome deqi erey halalat
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well come Antiko nebsi enkwae bselam wexaeka ❤️🇪🇷
Kkk kemzim sebat entay diyu zibhalu mesiluka bhawala znaberu tefu hawey enda 525 eyom zbhalu 5 mialti hafatim 25 mialti kia halayat 😅😅😅😅😅 hawala tekebilom ab churma zichemwen eyim😂😂😅😅
ሞሩጻት ደቂ ኣስመራ ❤
Abshirka tefuyyyyy & bahabolom bihanqewta knxbeyekum ena
Thank you God bless you both guys
🇪🇷👌👌👌👌👌👌✅✅✅✅👑👑
ኣንቲኮ , ግመ ናይ ቤትገርግሽ ዘየቑርር , ጠስሚ ድኻታት 😂
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤🎉❤❤🎉
ኣንቲኮ ኣዝማሪኖ ዘይምኖ፡ ድሕሪ ባዓል ሱዚኒኖ ከም ዘይ ጥዕመካ ርዱእ ነገርዩ ኮይኑ ተሪፉ ግና ስነ ጥበባዊ ዝተዋህቦ ጥበብ ኣብ ዓዱን ምስ ህዝቡን ምስ ዝህሉ እዩ ዝያዳ ዝንጸባርቕ እሞ ኣምላኽ ስደትና የሕጺሩ ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና ይኣኻኽበና።
ክክክክክክክ ዋይ ኣንቲኮ ናይዞም ኣብ ኣዲስ ዘለዉ ሕልኩሳት ስነቀንጠብጠባውያን ቀላሊዓቶ። በል ካብኦም ተጠንቀቕ ዝዓርከይ።
ደስ ዝብል ዕላል ኣንቲኮ ነብሲ 😂
habibi sdet ab kulu alo sudanawyan wn ab melae alem eyom tesedidom zelew .tseasu wn ysdedu eyom
YeS aniko nebci ❤❤❤❤❤❤❤❤
😂😂😂😂Antiko nebsi Ane ab sudan terekibe eye bhade jnub
Entay gireka kkk
❤❤So Funny 😮😮😮
መሳድድቲ ወዲ ካርቱም
life-skill tebhal eta bemela menburo zbelkumo negre mengedkum😂😂😂😂
ብጣዕሚ ነድንቖ ኤርትራዊ ኮመድያን ባህበሎም ኣብ ስደት ከርተት ይብል ኣሎ ዓገብ እዩ
ካብ ቛንቛ ኣማርኛ ካሊእ ሕዝኩም ትምለሱ ኣይመስለንን
Antiko yak ab metema zegatemetka ba negerena ab Chris BAR
ኣይትጋገዩ ብጾት ከም ጻዕዳ ገሩ ዝስደድ የለን ዓዶም ስጋብ ዝረዑ ኢዮም ንሕናስ ኣብቲ ንደልዮ ዓዲ ክንበጽሕን ተጠዊና ዓድና ክንብል ሓደ ኢዩ
Anitko meriwo hhhhhh l love u behabelom 😊
ሓደ ለባም ስነጥበበኛ ተረኺቡ፣ ኣንቲኮ ለባም ሰብ -ብሱል ዘረባ እንደገና ኣብዚ ክፋል ከኣ ይሰምዕ ኣለኹ። ይቐንየልና በዓል ሕልና ሰብ ከማኻ ይብዝሑ፣ ተለፎንኑ ዘይትጽሕፈልና ናይ ኣንቲኮ--ወይ በየን ክንረኽቦ
kkkkkkkk
part 4
Nay mewedaeta zbelkuma nay lbey rekibkuma
ባይደወይ በዚሓ😂😂😂😂
ኣትኮ ወዲ one of the best ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Antiko kon ⭐⭐⭐🇪🇷⭐🐅🌾✍🏾
ብጣእሚ አዘናጋኢን መሀሪን ከምኡ ድማ ናይ ህይወት መምርሂ ዝህብር ምቁር እላል:: የቀንየልና::
ደስ ዝብል ዕላል ቀጽሉዎ
ጽቡቅ ዕላል ክቡራት የሕዋት ግን ገለ ክእረማ ዘለውን ነገራት ኣለዋ ዝደጋገማ ክሕሰበለን ይግብእ ይብል ባይደወይ ጽብቅ ቀጽልዎ
Entay eyu emo eti negerat kemey elom yfeltwo
entay kerem aygelexkayon kburey
ብጣዕሚ ጹቡቕ ኔሩ ግን ኣንቲኮ ኣይተዛርቦን ኣለኻ ንተፋ ኣብ ተራ ሂወትካ ኮሙ እተኾንካ እዛ ጠባይ ግደፋ ንቕፌታ ያ የቀንየለይ
Kame zablkyo amlke kiltefu ymlsana nay bhake adan timu mkurttt yhawateyyy
ጽዓዱ ይስደዱ እዮም :: ሱዳንውያን ይስደዱ እዮም ግን ንሶም ብምርጭኦም እዮም ዝስደዱ ::
Anti
Kabe sudan Sekin hizu temelisu elomo Antiko enqwac kab sudan wetsakha kkkkkk
Wawa qexlwo
w😂❤❤❤😊
Tefu arkey hade arkey endu dea tensteyti kolea welidu
አስመራ ሽኮር ከምዚ ከማይ ዝናፈቀ ላይክ ይርገጸኒ ❤
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ኔሩ ሰለስቲኡ ክፋላት ግን ኣንቲኮ ኮሜድያንስ ነገራት ክትገጥዎ ኣለኩም እምበር
Hey how are you doing Tesfu I WhatsApp how do you say I’m watching you call me G I love it miss you and I love you be safe OK somebody🙏❤️🇪🇷💗💪❤️💗❤️
ኣንቲኮ ነብሲ ብዛዕባ ኣፍሪቃ ከተረድእ ከለኻ ካብ ናብ ኢትዮጵያ ዋላ ታንዛንያ ትኸይድ"ሲ፥ ኤርትራ እንዶ ኣላትካ ብዓባያ ኣብነት ውድቀት ኣፍሪቃ ኮይና ዘላ ። ህዝባ ካብቲ ናብቲ ብስደት ይላተም።🤷🏽♂️
ኣይገርመካን ፈሪሕዋ ሞይቱ
ን53ነጊርካ ይኣኽለካ ኣንቲኮ ሽኮር
Aintko eidmen tienan yihbeka wade eriy
Ajoka bertie
Kab Asmara meas ms wexaeka eka mo ab hagerna dka kem zelo kitfelt
አንቲኮ ሓዉና ጥዑም ነይሩ ሕክያኻ ግን ነዛ"by the way"ትብል ቃል ካብ መጠን ንላዕሊ ተጠቂምካላ!
ሕሰበላ!!!
Antiko Kampala wey Addis Ababa yu fachaka kab Sudan si xbuk srah metan keteriena enber beabiu ko ertra yu kendi si niru Bzkone nsu kab zeyterekbe gn akeyefena ika comedy… b Selam enkuae wexeka kab Sudan kea
😂😂😂 መሻኪን ነጻ ውጹ እስከ
Antico hawa hawa nay sudan minel beri mes belka azekakirkani behansai zesetenayo manga.
The difference b/n you & Suzinino is huge
Anteko haway ewa hakinet alwo eu zakine hasase eu eko ajoka aytatarter hake eu
ሚናል በሪ ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ገፊፎሞ ኣብ ሱዳን ኣንቲኮ ሽኮር ያሆ❤
እንቛዕ ደሓን መጻእካ ክቡር ሓው፥ ሓንቲ ዝላበወካ እንግሊዝ(English ) ኣብዚሕካ ትግርኛ እያ ተጸብቐልካ፥ጠጥዑሙ ንፉዓት ኣብ እርትራ የራኽበና።
ኣብ ኢትዮጵያ ዘለኩም ኤረትራውያን #ሰነ_ጥበባውያን ካብ ኢትዮጵያ ውጽኡ ፣ ኣብይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ሰለተሳዓረ ምሰ ወያነ ኮይኑ ኣብ ልዕል ህዝብ ኣማሓራ ኩናት ኣውጁ ሰለዘሎ ኣብ ሰልጣን ክጸንሕ ሰልዝደል ፣ ወያነ ካኣ ኣብ ልዕል ኤረትራውያን ጽልእ ሰልዘለወ ኣብ ልዕለኩም ሕነ ከፍድዮ እዮም ተጋሩ ፣ ነታ ኢትዮጵያ ገድፍኩም ናብ ዮጋንዳን ካል ኦትን #ከድ ኣልግሱ እልይ በሉ ፣ ካብ ዓድ
Kula turfa
Yesus goyta ybarka nab goyta trah tetsegae nsu eyu zedhn buruk heweyw
እንታይ እዬም ድብሉ እዚኦምከ 😂😂😂 ኣብ ኣፍደገ ኢርትራ ኮይኖምሲ ስደት 😂😂😂😂 እንታይ ድኣ ክንብል ኢና በኣል ንህና 😂😂😂😂😂 ስደት ደሊኩሞሞትኩም
ካብ ኤርትራ ብ ሌጋል ዲካ ወጺካ ኣብ ኣፍ ደገ ኢልካ ኣቃሊልካዮ እቲ ዝከፍአ ስደት ኣብ ሱዳን ኢትዮፕያ ኢዩ ብፍላይ ሓገዝ ተዘይ ብልካ ኣብ ኣፍሪቃ ምሉእ ማለት ዩ እቲ ሩሑቕ ትብሎ ዘለኻ ዝሓሸ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ ብስምዒት ዘይኮነስ ብዘይ ምግናን ኣብ ኣፍሪቃ 8 ሃገራት ሪኤ ኣለኹ እቲ ርሑቕ ስደት ትብሎ ዘለኻ ውን ይነብረሉ ኣለኹ እቲ ዝኸበደ ስደት ግን ኣብ ኣፍሪቃ ኢየ ሪአዮ
Ab afdege kkkk emokea ab ETHIOPIA msh
ካብ ሃገርካ እንተ ወጺኻ ትቕረብ ትርሓቕ ስደት እዩ ኢትዮጵያ እኳ ኤርትራ ኣይኮነትን ትርጉም ስደት ከኣ ካብ ዶብ እዩ ዝጅምር ካብ ዶብ ወጺኻ ኣብ ካልእ ሃገር ምስ ትኣቱ ንስደት ሀ ኢልካ ጀሚርካዮ ኣለኻ ኣመለት እዩ ንስደት ከኣ ይርሓቕ ይቕረብ ስደት ምኻኑ ጥራይ ንፍለጦ ❤❤
@@BiniEri-t8uክከውን ይክእል እንዲዩ ሀወይ ዲካ ሀፍተይ ግን ቁሩብ ኣጋኒኖሞ ኖ እትይ ዘልዉዋ ሀገር ቁሩብ እኳ ኣድካ ዘለካ ይመስለካ ኣብዚ ናትና ግን እዋእ ድሀን ወደይ
@@peacetoallofus7428 😂😂😂 ገሪምና እኮ ጋል ንዲኣስ ህርሲ ትምህራ ድዩ ዝበሀል
እዋይ ኩሉ ተሰዲዱ ኤርትራ መን ሒዛ ተሪፋ ? አየ ሻዕብያ ፋሕ ብትን አቢልኩማ ሃገር።
Ane gn aymlesn eye wela ksab mewedaeta adna naxa aytkewnn eya