Mosobna - Milen Hailu Telimeka die ጠሊመካ ድየ New Eritrean Music

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 เม.ย. 2018
  • #Eritreanmusic #Ethiopianmusic #Mosobnaentertainment #Tigrinyamusic
    Subscribe for Free!
  • เพลง

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @user-sz6qd2uo7i
    @user-sz6qd2uo7i 6 ปีที่แล้ว +589

    ኣ ኣ ኣ ኣ ኣ ኣ ኣ ኣ ኣ ኣ
    ጠሊመካ'ዴ ሓወኒ
    ብወላዲትካ ስምዓኒ
    ጠሊማ ዝብል ዘረባ
    ይሰምዖ'ለኹ ሓቅባ
    ጾር ፍቕሪ ናባይ ደርቢኻ
    ገዲፍካኒ ምሽ ጎይኻ
    ታይ'ዶ ኢለየ ሁውወይ ሓወይ ሽዑ
    ልበይ ከሎ ኣሃሃይ ተገዲዑ
    ክልተ ግዜ'ባ ከይህሰ
    ክንደይ'ዴ ንብዓት ኣፍሲሰ
    ክንዲ ንልበይ ድበሳ
    ካልኣይ ኣይትድገም ኣበሳ
    ሓሶት ካብ ሓቂ ዝፈሊ
    ፈጣሪ'ኮ ኣሎ ኣብ ላዕሊ
    መስክር'ባ ኣሃሃይ ንማዕተብካ
    በሓቂ ድየ ኣነ ጠሊመካ
    ክንዲ ዝጎየኹ ሓወይ ንጽቡቕካ
    ምሳኻ ለጊበ ኮይነ ጽላሎትካ
    ተፈቃሪ ምኾን ግዲ ኣሽኪዑካ
    ገዲፍካኒ ከይድካ ኣብ ጽምጽም በረኻ
    ኣፍቃሪት ምኾና ግና ከይተርፈኒ
    ቃንዛይ ዉሒጠዮ ንዓኻ ከመኽኒ
    ፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧ ጥልመት ከይሃሰሰ ኣሰር
    ጠላሚት ክበሃል ምስ ምንታይ ይቑጸር
    ስማዓኒ ግዳ ዝብለካ
    ናተመ'ነኹ ጽቡቕካ
    ንሕልን'ኡ ዘግደዐ
    መዓስ ይጸግብ እንዳበልዐ
    እዚ ምኾኑ ፈሊጥካ
    ሕሰበሉ መጻኢኻ
    እንተ ኣነ ሃሃሃይ ከይደለኹ
    ቃንዛ ጽባሕ ሃሃሃይ ዳደምሰስኩ
    ኣብቲ ንጹህ ፍቅሪ ዘብጽሓካዮ በደል
    ናባይ ክትግምጥሎ በጃኻ ኣይትቐደም
    እቲ'ኮ ትማሊ ልበይ ክትሃስየኒ
    ማንም'የ ዝፈልጦ የብልካን ኣማኒ
    ጣዕሳ ተኮይኑ ግን ናይ ፍቕሪ ልመና
    እንታ'ዩ ከዓብስ ክልተ ሰብ ምስ ኮና
    ደሓር ከኣ ፈቃር ክንደይ 'ሳዕ ክብደል
    ፈጣሪ እንከሎስ ኣለዎንዶ ዕድል
    (ሓወይ)ብሕጂ ትኸዶ (ሓወይ)
    ፍቕሪ ተላመዶ (ሓወይ )
    ነብስኻ ፈቲኻ
    ንበይነይ ገዲፍካኒ ምሽ ጎይኻ
    ከመይ ሕጂ ተምህረኒ
    ከመይ ሕጂ ትሃስየኒ
    ከመይ ጠላሚት ትብለኒ
    ተዛረብ ኣይተጋግባ ንሰብ
    Thanks Shkorinatattt

    • @munaliz6166
      @munaliz6166 6 ปีที่แล้ว +4

      Ema Candy nay behaki teha

    • @user-ts6pv2jv5o
      @user-ts6pv2jv5o 6 ปีที่แล้ว +10

      ማእረምታ ሓወይ ኣብታ 5 ማይቤት ወይ ሓረግ ጽሕፍቲ ክህበካ ኣፍቂደለይ።
      ክንዲ ዝጎየኹ ሓወይ ንጽቡቕካ
      ምሳኻ ለጊበ ኮይነ ጽላሊትካ
      ተፈቃሪ ምኻን ግዲ ኣሽብዒካ
      ገዲፍካኒ ኬድካ ኣብ ጽምጽም በረኻ
      ኣፍቃሪት ምኻን ግዲ ከይተርፈኒ
      ቃንዛይ ውሒጠዮ ንዓኻ ከመኽኒ
      ናይ ፍቅረይ ጥልመት ከይሃሰሰ ኣሰር
      ጠላሚት ክብሃል ምስ ምንታይ ይቁጸር።

    • @user-sz6qd2uo7i
      @user-sz6qd2uo7i 6 ปีที่แล้ว +3

      Muna Eri ክብረት ይሃበለይ ሓወይ ናተይ

    • @user-sz6qd2uo7i
      @user-sz6qd2uo7i 6 ปีที่แล้ว +6

      ዮናስ ኪዳነ ብጣዕሚ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ካብ ጌጋይ ስለ ዝኣረምካኒ ቁሩብ ከቢዳትኒ ሓዳስ ምኮና እታ ደርፊ ደሓር ከኣ ሚሊ ከም ንፈልጣ መልሓስ ናይ ምዕጻፍ ልምዲ ኣለዋ ብሩከይይይ።

    • @user-ts6pv2jv5o
      @user-ts6pv2jv5o 6 ปีที่แล้ว +4

      Ema Candy ኣጆኻ እንዳ ተሓጋግዛና ኢና ንረኸቦ እቲ ቃና መልሓሳ እምበር ሓቅኻ ኣለኻ ከባድ ኢያ።

  • @arabcampers9554
    @arabcampers9554 5 ปีที่แล้ว +158

    I love Eritrean music , love from Iraq .♥️

  • @trintaarmazem6118
    @trintaarmazem6118 6 ปีที่แล้ว +510

    ሚለይ ከመይ ዲኪ ዉድአቲ ናይ ሕማመይ good job...ነዛ ጹሑፍ ተንብብ ዘለካ ሰላምን ክሳነትን ዪምነየልካ...like ግን ኣዱይኒ ደቒ eri

  • @melakatesfay174
    @melakatesfay174 6 ปีที่แล้ว +138

    ሚሊ ሽኮረ ጸላእኪ ይንብዓ ኣነስ ጋል ክትንብዕ ንብስይ ኣይገብርለይን ኢዩ ሓድራኩም ባ የሕዋት ጋል ኣይትንብዑ

    • @binyamtesfagergis2841
      @binyamtesfagergis2841 6 ปีที่แล้ว +2

      Melaka Tesfay sekt wedi knebe ke des ybleka malet dyu ahxr abilka seb knebe yeblun bel heray do zarkey xubuk edl ymneyelka

    • @kirazemu620
      @kirazemu620 4 ปีที่แล้ว +1

      Beteley miliye nibat temtseelka msh

    • @israelisrael3670
      @israelisrael3670 4 ปีที่แล้ว +3

      ኩሉ ከማካ ተድከውን ኣበይሞ

    • @rthagos635
      @rthagos635 3 ปีที่แล้ว +3

      Kemaka ybzhulna hawey🥺😔

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      Natey video ka rayo bgaka ketfetwo eka❤

  • @messeledesalegn6789
    @messeledesalegn6789 3 ปีที่แล้ว +39

    Your songs are very interesting even by non Tiger people's of Ethiopia I am the witness I saw many Ethiopians when they watch and listen your songs.🇪🇹🇪🇹🇪🇹👏👏👏👏

  • @dahlakmedia3716
    @dahlakmedia3716 6 ปีที่แล้ว +1440

    በጃኩም እባ like ሃቡኒ ሕጂ እየ ካብ ሊብያ ብሰላም ኣትየ ከማይ የማስሎም ዝተረፉ

    • @RahelTeka45
      @RahelTeka45 6 ปีที่แล้ว +25

      Eri top ዜና ውራይ ወረቀትካ ደይትገብር ካብ ኣብ youtube ትዝፍዘፍ

    • @robelabrham3558
      @robelabrham3558 6 ปีที่แล้ว +5

      Eri top ዜና anka b selam ateka qeb liby

    • @samigoitomeritea6205
      @samigoitomeritea6205 6 ปีที่แล้ว +6

      Eri top ዜና waww enqae bselam ateka hawey natey netom zterefu kea kemaka yemaslom fetari

    • @nevergiveup5690
      @nevergiveup5690 6 ปีที่แล้ว +14

      Eri top ዜና ክክክክ ከዛብ ንላይክ ኢልካ ትኽዝብ

    • @user-sw5kk7rl8e
      @user-sw5kk7rl8e 6 ปีที่แล้ว +8

      ኣታ ከዛብ

  • @tgyeagrnshlijoman3404
    @tgyeagrnshlijoman3404 5 ปีที่แล้ว +19

    I'm from Ethiopia I like Asmaran music

  • @habtemariamzehoha8322
    @habtemariamzehoha8322 3 ปีที่แล้ว +13

    I love Eritrean music from Ethiopia

  • @II-zc5lk
    @II-zc5lk 3 ปีที่แล้ว +12

    Simply Beautiful VOICE!! Millen you are a TRUE Artist! You touch our hearts. From your Sister in the U.S. ❤❤💕💕💕🙌🏾🙌🏾🙌🏾

  • @meazahaileslassie.5299
    @meazahaileslassie.5299 6 ปีที่แล้ว +299

    እዛ ደፊ ጠላማት ዝኾንኩም ኣወዳት ጋቢዘኩም ኣለኹ።
    ሚሊየይ በጃኺ ማዓረይ ኩሉ ጊዜ ከምዚ እንዶ ኹኒ በጃኺ ህድእ ዝበለት ኣከዳድናኣ ዘየሰከፍ ምዕርግቲ ኩንልና ።ፅቡቕ ስራሕ ካኣ ዝውፃ የብላን

    • @temyezemey1710
      @temyezemey1710 6 ปีที่แล้ว +1

      meaza haileslassie.ኣደዋይ እየ ዝፈቱ ኪዲ ውዒጊን ሓሳዊት

    • @aburomaaburoma3192
      @aburomaaburoma3192 6 ปีที่แล้ว +1

      አታ እቲ ናይ ቀድም ደርፊ ንስማዕ ዘይ ትገድፍና ኪዱ ስኪ ናዓል ባጣጢስኩም

    • @zemenzeyqyro6207
      @zemenzeyqyro6207 6 ปีที่แล้ว +3

      ጠላም ጓል እንበር ጠላም ወዲ የለን አቲ ገሲም ዋሒድ ገጽ መንከሽከሽ

    • @hermonfutsum2412
      @hermonfutsum2412 6 ปีที่แล้ว +1

      meaza haileslassie.ኣደዋይ እየ ዝፈቱ ab Eritrea zelewa dea weridwrn abey kerkblu mtlam abzi zelejn skin kefikn zelekn malet ane keman nblbi zfkertni....

    • @user-nh6km7og3m
      @user-nh6km7og3m 6 ปีที่แล้ว +2

      meaza haileslassie.ኣደዋይ እየ ዝፈቱ kkkkk etay wedi dyu derifwa

  • @brhaneshimet9602
    @brhaneshimet9602 6 ปีที่แล้ว +79

    በመጀመርያ ሰላም ክርስቶስ ኢየሱስ ንዓኺ ይኩን ሚለን ሃይሉ ። ቀጺለ ክብልኪ ዝደሊ እቲ ጡዑም ድምጺ እግዚአብሔር ዝሃብኪ ንክብሩ ክትዝምርሉ እዩ ዝሃብኪ እታ ናይ እግዚአብሔር ምድሓን ሕጂ እያ ። ዓለም ፍትውታ ትውድእ እያ ። ቃል እግዚአብሔር ግና ንዘለለም ነባሪ እዩ ። ዝከብርኪ ሚለን ሃይሉ ግዜ ከለኪ ግዜ ኣይትጽብዩ ቃል ኣምላክ ከምዚ ይብል ኣብ ግዜ ንእስነትካ ንፈጣሪካ ዘክር እዩ ዝብል እሞ እንሆ እዛ ዝምስክርልኪ ዘሎኩ ምስክርነት ልብኪ ከፍትኪ ነቲ ምእንታኪ ኢሉ ኣብ መሰቀል ዝተስቀለ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ልብኪ ከፍትኪ ናቱ ግዝእቲ ክትኮኒ ብፍቅሪ ኣምላክ ይልምንኪ ኣሎኩ ።
    ተባረኪ

    • @brhaneshimet9602
      @brhaneshimet9602 6 ปีที่แล้ว +10

      ፍኒኤል በመጀመርያ ሰላም ክርስቶስ ኢየሱስ ንዓካ ይኩን ክብር ሓው
      ቀጺለ ኣነ ሪኢቶይ እየ ሂበ እምበር ግድን ከምኡ ክትኮኒ ኣለኪ ዝብል ቃል ኣይውጽንንን ብሩኩይ ።
      ካልኣይ ከኣ ኣፍካ ጡዑም ጥራይ ኣይትብልዓሉ ጥዑም ዘረባ እውን ምብልዓሉ ክብር ሓው ።
      እቲ ዝሃብካኒ ሓሳብ ከኣ ውሽጣዊ ሓስብካ ሰለ ዝኮነ ዝብልካ የብለይን ።
      ኣደ ዘለትካ ኣይትመስልን ኢካ ዘለካ ወይ ከኣ ድፍረት ናይ ኣዴካ ዘለካ ኢካ ትምስል ነገር ግና ኣምላክ ምስትውዓልካ ይክፍቶ ዝብልካ የብለይን

    • @user-is7qf3kz1i
      @user-is7qf3kz1i 6 ปีที่แล้ว +11

      Brhane Shimet
      ብርሃነ በጃካ እስከ ወረጃ ናይ youtube ኣይትኩን ሚሊ ብግብራ ትፍረድ ንስካ ብግብርካ ትፍረድ ስለዚ ካብ ንሚሊ ከምዚ ኩኒ ትብል 1)መጀመርያ ነብስና ከምኡ ንኩን
      2) ጥዑም ድምጺ ክትዝምርሉ ዩ እግዝኣቢሄር ሂብኪ ኢልካ እግዝኣብሄር ብጥዑም ድምጺ ጥራይ ኣመስጉኑኒ ኣይበለን ብዝዓቅምኩም ኣመስግኑኒ ዩ ሉ ወዲ ሰብ መሲልካ ጎሮሮ ወይ ድምጺ ጥዑም ከስተማቃር ደሊካዮ
      3) ሚሊ ቀዳማይ ስርሓታ ወይ ውን ቅድሚ ደርፊ እትገብሮ ጸሎት ውይ ውን ንእግዚኣብሄር ተመስግነሉ ግዜ ኣለዋ ድዩ የብላን ኣይትፈልጥን ኢካ ከምዚ ንስካ ምስ እግዚኣብሄር ዘለካ ንሳ ዝርሓቀት ጌርካ ኣይትግለጾ
      4) ምጻት ዓልም ቀሪባ ዶ ገለ ትብልሲ ብዘይካ ፈጣሪ ዝፈልጦ የለን ምጻት ዓለም ባእ ጻድቅ ብኣፉ ዝከውን ሰብ ጸላእኩ ኪድ ተከውል ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ኮንካ ስበክ ኣብ ዩቱብ ኣይተቃስሎ ቃል ፈጣሪ

    • @brhaneshimet9602
      @brhaneshimet9602 6 ปีที่แล้ว +3

      ናፍቆት ጎዳይፍ
      በመጀመርያ ሰላም ኣምላክ ንዓካ ይኩን ።
      ቀጺለ እቲ ኮመንት ዝህብክዎ ብዝግብእ ዘንብብካዮ ኣይትምስልን ኣለካ ምክንያቱ ኩሉ ዘረባካ ሓይሊ ዝተሓውሶ መግንሓቲ እዩ ።
      ቀዳማይ ነገር ኣነ ብዛዕባ ምጽኣት ዓለም ኣይትዘረብኩን ።
      ካልኣይ ከኣ ድርፊ በመጽሐፍ ቅድስ መሰረት ሓጥኣት እዩ ናብ መንግስቲ ኣምላክ እውን ኣይእትውካን እዩ
      ሳልሳይ ካብ ንዓይ ትዝራብ ሲ ብዛዕባ እቲ ንዓይ መልስለይ ዘሎ ናይ ርክስት ጸርፊ ዝጽርፍኒ ግና ከም ኖርማል ጌርካ ወስድካዮ ዘገርም እዩ ደቂ ሓደ መንግስቲ እንዲኩም መንግስትኩም ከኣ መንግስቲ ጸልማት እዩ ግዳ ሕጂ እውን እታ መዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ ግዜ ከለኩልም ግዜኩም ንእየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላክ ሃቦዎ ብሂወት ክትንብሩ ደርፍቲ መንግስቲ ኣምላክ ከም ዘይውረሱ ሓቂ ብሓቂ እብልኩም ኣሎኩ ።
      ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታይ እዩ።

    • @user-is7qf3kz1i
      @user-is7qf3kz1i 6 ปีที่แล้ว +2

      Brhane Shimet
      ታ ከመይ ዓይነት ሰብ ኢካ መንግስቲ ዶ ገለ ኣይትበል ይዓክ ደርፊ ክትሰምዕ ከ የፍቅደልካ ድዩ ነቲ ምድራፍ ጥራይ ካብ ትቃወም ነቲ ምስማዕ ሸለል ኢልካዮ ጥዑይ ግብሪ ጥራይ ግበር እምበር ኣምላክ ጥዑይ ልብን ግብርን ጥራይ ዩ ዝደሊ ደርፊ ዘይደርፍ ኩሉ ጻድቅ ኣይኮነን ደርፊ ዝደርፍ ውን ኩሉ ሓጥኣን ኣይኮነን ብግብርካ ጥራይ ኢካ ትፍረድ ስለዚ ግብሪ ተትገብር ምሓሸካ ካብ ንሰብ ግበር ዶ ገለ ትብል ካልኣይ ክኣ ክርስቶት ጎይታ ዩ ኢልካ ጎይታ ጥራይ ዘይኮነ ጎይታ ናይ ጎይቶት እዩ ስለሲ ትም ኢልካ ኪድ መዝሙርካ ስማዕ ጻድቅ የ ትብል ተኮንካ ደርፊ ንዓና ንሓጥኣን ግደፈልና ሓጥያትና ግዳ ትውስከልና ኣለካ ኪድ ከይትምልሰለይ ሕጂ ባእ

    • @brhaneshimet9602
      @brhaneshimet9602 6 ปีที่แล้ว +1

      ናፍቆት ጎዳይፍ
      ክብር ሓው እቲ መልእክቲ ናተይ ንሜሌን ሃይሉ ጥራይ ኣይኮንን እንኮለይ ንኣፍቅርቲ ደርፊ እውን እውን መልእክተይ ።
      ሓጥኣትካ ክርስቶስ ኢየሱስ ኣብ መስቀል ተሸንኪሩ ካብ ቅድሜኻ ኣርሕቆዎ እዩ ንስካ ግና ነቲ ዝተገብርልካ ዕሽሽ ኢልካ ካብ ንክርስቶስ ኢየሱስ ንድርፊ ክትስምዕ ከም ምርጭካ ወስድካዮ ።
      ድሕር ከኣ እቲ ሓቂ ካብ ምንጋር ደው ክብል ኣይክእልን እዩ ስራሕይ እዩ ።
      ሓቂ ሰለዝተዛረብኩ ዶ ጸላኢኩም ኮይነ እዚ ኩሉ ዝጽሕፍልካ ዘሎካ ካብ ቃል እግዚአብሔር ተመርኩሰ እየ ዝጽሕፍልካ ዘሎኩ
      ዝተረፈ ውድሓንካ
      እታ መዓልቲ ምድሓን ሕጂ እያ ።
      ኢየሱስ ክርስቶስ ኣልፋን ኦሞጋን እዩ ።

  • @mjentertainment6375
    @mjentertainment6375 6 ปีที่แล้ว +4

    ሚለን ሃይሉ ካብተን ብሉጻት ኣብ ዓውዲ ስነጥበብ ብቅልጡፍ ናህሪ ለውጥታት ዘምጽኣ ዘለዋ ንፍዕቲ ኣርቲስት ካብዚ ንላዕሊ ኣብ ዘመናዊን ባህልዋን ስርሓት ይጽበ am so proud of u ካብ ንጸርፊ ንጓየ ሞራልን ተስፋን እቲ ዝበለጸ ነገር እዩ ሞራል ንሃቦም !!!!!

  • @WediGash2023
    @WediGash2023 6 ปีที่แล้ว +7

    እቲ ንሕልንኡ ዘግደዐ፡ መዓስ ይጸግብ እንዳበልዐ። ናይ ብሓቂ ዝወሓጥ ዘረባ። ሚሊ ሽኾር ወትሩ ከም ቀደምኪ ጎበዝ ኢኺ።

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/3rAUDEJhyxU/w-d-xo.html

  • @salimhassan1171
    @salimhassan1171 6 ปีที่แล้ว +6

    I'm from Somali but l like eritrean musiv and peopel, love u so much mili💖💖💖💖

  • @user-ki5gs5eq4q
    @user-ki5gs5eq4q 3 ปีที่แล้ว +1

    سوداني مرا من هنا كل الحب اثيوبيا الشقيقة 💚💚🇸🇳💚💚

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 29 วันที่ผ่านมา +1

    Mili haftey feqar, Much Love to you gal Eri.

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 6 ปีที่แล้ว +62

    Welcome ሚሊየ የኔ ተወዳጅ ስወድሽ ሱሴ♥
    አኦኦኦኦኦኦ
    ጠሊምካ'ዴ ሓወኒ
    ብወላዲትካ ስምዓኒ
    ጠሊማ ዝብል ዘረባ
    ይሰምዖ'ለኹ ሓቅባ
    ፆም ፍቅሪ ናባይ ደርቢኻ
    ገዲፈረካኒ ምሽ ጎይኻ
    እዋይ ፍቅሪ ከምዙይ ድዩ ሚሊየ ንባዕልኪ ነቢዕኪ ኣንቢዕክና ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ
    ነቶም ካሕዳማትን ጠላማትን ኣወዳት'ያ ኣዛ ዘፈን። እስኪ ንሚሊየ ዝፍቱ Like
    ሚሊየ ንበርለይ እስኪ mili You is always perfect ♥

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      Natey video ka rayo bgaka ketfetwo eka❤

  • @kirostsegay4286
    @kirostsegay4286 6 ปีที่แล้ว +4

    Milen hailu 🇪🇷🇪🇷so nice song shikorina!! From Israel

  • @Medehaneyalem27
    @Medehaneyalem27 4 ปีที่แล้ว +8

    BATAM BATAM....KONJO NASH😉🥰🥰🥰 I don't speak tigirina, but I love tigrina music!!! 😁😉😍😘🤩😱😳🤤🤤👏🏿👌🏿💋 Love! Love! Your voice!!

  • @user-gj7st6qs5u
    @user-gj7st6qs5u 6 ปีที่แล้ว +222

    ሚሊ ሽኮር ዝፈቱ ላይክ ንዓይን ን ሚሊን ሃቡና

    • @yohanaalem5767
      @yohanaalem5767 6 ปีที่แล้ว +1

      Mili shikor xbuk srah ❤❤❤❤

    • @user-gj7st6qs5u
      @user-gj7st6qs5u 6 ปีที่แล้ว +1

      Yohana Alem √√√√√√√√√√

    • @user-oe5qn9of3s
      @user-oe5qn9of3s 5 ปีที่แล้ว +1

      Like..mmmmmmmmmmmmmm

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      Natey video ka rayo bgaka ketfetwo eka❤

  • @medhaniealem5238
    @medhaniealem5238 6 ปีที่แล้ว +99

    ነቢዒኪ ኣንቢዕክና ሚሊ ሽኮር

    • @eyobgebreluel3115
      @eyobgebreluel3115 6 ปีที่แล้ว

      eitaye koyenka dea tenebe Mein Schwarste mili sehr gut super vermiss

    • @bahtagrmay1313
      @bahtagrmay1313 6 ปีที่แล้ว +1

      ሚለ ሚሉ
      ያ ማራ ኢኺ ንኹሉ ትኽእልሉ
      ልበይ ባ ኣድናቃኺ ዝኣክል
      መስመሩ ናብ ሑቡ ገጹ ሰገሩ
      ከለ በሊ ሚለ ሚሉ

    • @Realman03
      @Realman03 6 ปีที่แล้ว

      ወዲ 7 ከንቴባኣ meda pleas subscrip

    • @medhaniealem5238
      @medhaniealem5238 6 ปีที่แล้ว

      Al fanaan Moha City ok zarkey

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      Natey video ka rayo bgaka ketfetwo eka❤

  • @saedarahman7521
    @saedarahman7521 6 ปีที่แล้ว +25

    I am from somaliland nice song
    Eritea nice music

    • @akuakrem7038
      @akuakrem7038 6 ปีที่แล้ว +1

      Siciid Abdi Thank you bro

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/3rAUDEJhyxU/w-d-xo.html

  • @abrhamfrehiwot
    @abrhamfrehiwot 5 ปีที่แล้ว +2

    ሚለይ ከመይ ዲኪ ዉድአቲ ናይ ሕማመይ good job...ነዛ ጹሑፍ ተንብብ ዘለካ ሰላምን ክሳነትን ዪምነየልካ...ewedshalew mare berchelgnn empaa

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox หลายเดือนก่อน +1

    Nice Song Mili haftey.

  • @yesey2476
    @yesey2476 6 ปีที่แล้ว +313

    NMilu zfetu eske layk gberuley

  • @bruhtesfanchal395
    @bruhtesfanchal395 5 ปีที่แล้ว +17

    THIS MUSIC GIVE ME PEACE. PEACE TO YOU MILION LOVE. I AM FROM TIGRAY AKSUM.

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/3rAUDEJhyxU/w-d-xo.html

  • @BAHGIEntertainment
    @BAHGIEntertainment 6 ปีที่แล้ว +5

    Well !!!
    i Love Habesha people, Habesha Music und Movies. God bless U all Habeshas 🤜🤛👍

  • @yobi9093
    @yobi9093 6 ปีที่แล้ว +115

    ዝመጽ ሰሙን ንፍቅሪ ክሓትት እየ መተባቢዒ ዝኸዉን ሕፍስ ዝበለ እስከ ላይክ ኣጋብዙኒ ሓባይበይይይይ

    • @ahmedgoma9314
      @ahmedgoma9314 6 ปีที่แล้ว

      Ajoke itesher sher ok do ney mudey

    • @martinamichele2272
      @martinamichele2272 6 ปีที่แล้ว

      😂😂😂

    • @dendenfsseha5365
      @dendenfsseha5365 5 ปีที่แล้ว +2

      Seb ayteshegri ኣረቂ setiki hetetyo

    • @hanimiki9966
      @hanimiki9966 3 ปีที่แล้ว +1

      Seltka do bro hij Mera bexheka tekowen eka

    • @rthagos635
      @rthagos635 3 ปีที่แล้ว +1

      Hani Miki I hope too 😂👌

  • @yakiem9116
    @yakiem9116 6 ปีที่แล้ว +80

    Welcome ሚሊ ዓይነይ ኣቲ ንስኽስ መቅሰነይ ኢንድኺ ያጃምዓ like ሎሚ ነዓይን ን'ሚልን የሕፍስ ኣቢልኩም ሃቡና

    • @awetaynealem8082
      @awetaynealem8082 6 ปีที่แล้ว +3

      Love Eri i okay zyaday like agzimeki alekuuuuu😘

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      Natey video ka rayo bgaka ketfetwo eka❤

  • @danielgebreselassie7986
    @danielgebreselassie7986 6 ปีที่แล้ว +9

    I have to say that she is the very best singer at this time. She give 100% of herself to make whatever she do is perfect. On her way respect her and enjoy she is good.

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/3rAUDEJhyxU/w-d-xo.html

  • @queen-vr8vk
    @queen-vr8vk 6 ปีที่แล้ว +7

    Mileyyyy mexelelitey I love you so much we proud of you gal Erey shokerrrrrrr kabtom ab Florida nqmet adneqtki hantii ye😍😍😍😘😘😘😘
    Please like habuni gal Eri ye

  • @samrawithadgu4178
    @samrawithadgu4178 6 ปีที่แล้ว +6

    Miliye konjo beatam ney mwedsh echit zefen demo betam des tlalech thank you attfi demo ayzoshhhh

  • @meronsolomon308
    @meronsolomon308 6 ปีที่แล้ว +4

    I can’t stop watching this video and to listen the music.i heared 100 times until now but i am not boring coz the melody,poem and the video clip are Amezing und untauchable .🇪🇷🇪🇷🇪🇷.you are our Amezing gift from God after Helen meles.we are waiting from you more things so keep it up and hard working to become famous in the whole world 🌎.🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      Natey video ka rayo bgaka ketfetwo eka❤

  • @mogosasmera4831
    @mogosasmera4831 6 ปีที่แล้ว +8

    Miluye qonjo kemey diki nski eski n'milen zednqn,zfetun hfs zbele like 😍😍😍😘😘😘😗🏅🏅🏅👍👍👍👏👏👏

  • @user-fb8zz9th9c
    @user-fb8zz9th9c 6 ปีที่แล้ว +32

    ነቶም ካሕዳማትን ጠላማትን ኣወዳት እያ ዛ ደርፊ ድማ ፈቃር ልቢ ዓስቢ ኣለዋ እዩ ሚሊ ሽኮር ያኣኺ ንበርለይ እስከ ምቅርቲ ከም ልበይ ዝኮነት ዶና ኣጆኪ ሰጉምለይ ሚሊየይ ዓይነይ

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      Natey video ka rayo bgaka ketfetwo eka❤

    • @medhaniemeda157
      @medhaniemeda157 3 ปีที่แล้ว

      ወዲ ዶ ይጠልም እዩ ዓይኑ እምበር

  • @semurasemura1176
    @semurasemura1176 6 ปีที่แล้ว +7

    Mili you is always perfect. Thanks for sharing for us this wonderful slow guyla music we miss you too much continue. God bless you by

  • @hade1hade
    @hade1hade 6 ปีที่แล้ว +8

    Such refreshing music and production! If this is the future of Eritrean music, we are on a good path.

    • @eriangelino7800
      @eriangelino7800 5 ปีที่แล้ว +1

      ኣማን ብኣማን ኣብ ቕኑዕ መገዲ ኣሎና።

  • @diatnahom460
    @diatnahom460 6 ปีที่แล้ว +6

    Waww fulluy aynet style Milli konjo edit biflay
    100%Dimxi
    100%Zema gitmi
    Biflay Style 200%

  • @sinodoswedi4075
    @sinodoswedi4075 3 ปีที่แล้ว +2

    Good🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sabontuuamboo7879
    @sabontuuamboo7879 5 ปีที่แล้ว +4

    I.am oromo I like ertire music

  • @yonatanteklemariam7524
    @yonatanteklemariam7524 6 ปีที่แล้ว +11

    Mili the only talented singer we have... Keep going pretty girl 😍😍😍😍

  • @user-iq7rb9wy7e
    @user-iq7rb9wy7e 6 ปีที่แล้ว +4

    I really love u milii Mar 😍😘 from Ethiopia 😍😘😘😘😍🇪🇷🇪🇹❤❤

    • @hdefver7228
      @hdefver7228 2 ปีที่แล้ว

      💊💊💊💊🕊🕊💯

  • @wazazemenawi4887
    @wazazemenawi4887 6 ปีที่แล้ว +2

    i am from Afghanistan i dont hear this song but i love this music
    tigrigna dyu selam kunu

  • @mikado5545
    @mikado5545 5 ปีที่แล้ว +4

    አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ አሰይ
    ንበርለይ ሽኮር ናተይ ከመይ ዲኺ

  • @kirosbrhane8556
    @kirosbrhane8556 6 ปีที่แล้ว +4

    ሚሊ መቅሰን ኒኩሉ መአረምታ ዝኮነት ደርፊ ኣውጼኢክልና

  • @asmarino99o42
    @asmarino99o42 6 ปีที่แล้ว +5

    Unique style, lyrics and music as always. Love it.

  • @rahwayohannes8857
    @rahwayohannes8857 2 ปีที่แล้ว +1

    This song takes me back to segeneyti mis Hade zfetwo mesarihtey enda semaenaya on our way back to work. I miss that day and that year of my life

  • @asegeni4701
    @asegeni4701 6 ปีที่แล้ว +2

    ትርጉሙ ባይገባኝ ደስ ትይኛለሽ በቃ ወድሻለዉ😍😘💋💋💋

  • @user-sn2lp6pb7p
    @user-sn2lp6pb7p 6 ปีที่แล้ว +10

    ጓል ሃይሉ ሽኮር ኣይዞኺ ኣይትንብዒ

  • @user-nr7ev1ow6e
    @user-nr7ev1ow6e 6 ปีที่แล้ว +24

    ምሊ ሽኮር ቡዙሕ ላይክ ክገብረልኪ ፈቲነ ኣቢኒ እዛ ሓንቲ ክንዲ ኩሉ ቡዝሕ ረአይለይ ምቅርቲ ኣጆኪ ቀስሊዮ ኩሉ ትደርፊዮ ይኩን ምቅስቃስኪ ከጸልለኒ ኢዩ ዝደሊ ጸበቅተይ i like u √√√😚😘😘👌👌👌👌

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 5 ปีที่แล้ว +1

    She effectively keeps raising the bar of excellence; good job Millen.

  • @user-iv1iv8vx5p
    @user-iv1iv8vx5p 6 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ሚሊየ ነኣይ ኢኪ ደሪፍከለይ 😭😢😢 ነቲ ጠላም ፍቅረይ ክጋብዞ 💔💔💘

  • @bibilove5468
    @bibilove5468 6 ปีที่แล้ว +4

    Betami das tebel mili beflay 2.4.8 maybet zelewa zema weshtay mestnan Love u xebktay 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @msalahlyetv8630
    @msalahlyetv8630 6 ปีที่แล้ว +33

    I’m from Ethiopia very good l love you Eritrea music like me please

  • @merhawitesfalemtsegay1014
    @merhawitesfalemtsegay1014 6 ปีที่แล้ว

    Miley natey Nice music ajoki yene mkrett alem

  • @alexanderarefaine659
    @alexanderarefaine659 6 ปีที่แล้ว +1

    I been waiting for this beautiful song and it’s amazing as always...🙌🏾

  • @feruzaentertainment
    @feruzaentertainment 6 ปีที่แล้ว +5

    *ሕጂ ኪሕስክና ሚሊ ስሎውልይ ዝኾነ Music Any ways Good job*

  • @tsegawittekle6449
    @tsegawittekle6449 6 ปีที่แล้ว +22

    Miley ma naymudey geleaynet music 🌹💘🎀 ms hiwetey mtessar alewa azan derfi like hubuni please guys

    • @mikealjames4544
      @mikealjames4544 6 ปีที่แล้ว

      አአ

    • @eriboy8597
      @eriboy8597 6 ปีที่แล้ว

      tsegawit Tekle haftey haftey hji ke mo single do thlwi ane mara ye fekar bitte

  • @user-ib1no1tb3i
    @user-ib1no1tb3i 5 ปีที่แล้ว

    Wwwww gele aynet music milen Yen konjo Yen marrrrrr

  • @yaya-ts8ko
    @yaya-ts8ko 2 ปีที่แล้ว +1

    i love eritrean music from israel

  • @user-ez5ki4iw3m
    @user-ez5ki4iw3m 4 ปีที่แล้ว +8

    ጥሎብኝ ይችልጅ ስውዳት ♦♥♥♥♥♥♥

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/3rAUDEJhyxU/w-d-xo.html

    • @mohamedawal464
      @mohamedawal464 3 ปีที่แล้ว

      ውሸታም

  • @addishiwotadera3114
    @addishiwotadera3114 6 ปีที่แล้ว +4

    ሚሊ ሽኩር ደሀነይ
    ስወድሽ እኮ ግን እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ ባይገባኝም በጣም ነው የምወደው የምችለው በርቺ እሺ

  • @michaelzeray3547
    @michaelzeray3547 6 ปีที่แล้ว

    N Milu wudeti hurma and best singer elu zamn abzia mashi mashi elu "like" yekemt.

  • @amannegus8465
    @amannegus8465 6 ปีที่แล้ว

    Super Super Super song Milu. Nice and smooth Eritrean beat. I like it

  • @habunicefashionmodel5493
    @habunicefashionmodel5493 6 ปีที่แล้ว +25

    Wowwww ab gziu debiskni miliye bhaki nay wshtka keynegerkayo hasabka zgelxelka seb ktrekb si ktiem👌👌👌👌👌👌 😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭

    • @qatardoha648
      @qatardoha648 6 ปีที่แล้ว +1

      habu nice fashion show model mesiki aleku kulu gelisito eya thanks more mili shkor💔💔💔💔

  • @TunaAfro
    @TunaAfro 6 ปีที่แล้ว +49

    Keep going Mili shikor 🔝

    • @fenixtoday1866
      @fenixtoday1866 6 ปีที่แล้ว

      New soc. network! Find your FRΈΈ SỀX! *SEXFENIX. CΌM*

    • @teklugebreweldi2651
      @teklugebreweldi2651 6 ปีที่แล้ว

      K00p going Mili shikor😍😍😍😍🖒🖒🖒🖒🖒❤❤❤❤💘💘💘💘💋💋💋💋💋💟💟💟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @henoktsegay3174
      @henoktsegay3174 6 ปีที่แล้ว +1

      Mili top

  • @niatg8813
    @niatg8813 6 ปีที่แล้ว +1

    Wellcome✌️Mileney ma favorite Queen 👑💕 it's really amazing song👌 well done babygirl 🇪🇷👈 go ahead 👍

  • @mebrahtutewelde3077
    @mebrahtutewelde3077 6 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ግጥሚ ዜማ ገለዓይነት ካብዚ ንላዕሊ ከም ትሰርሒ 100% ርግጸኛ ኢየ

  • @abrhimolove8673
    @abrhimolove8673 6 ปีที่แล้ว +3

    Mili seb ebar axlilki serhuna arsikna i miss you👍

  • @efremsunmoonstar8146
    @efremsunmoonstar8146 6 ปีที่แล้ว +4

    I'm proud of you. as usuall
    Go a head milli

  • @selamtesfam1846
    @selamtesfam1846 5 ปีที่แล้ว +2

    I really enjoy listening to your music!!!

  • @selamhans3550
    @selamhans3550 6 ปีที่แล้ว

    well come ሚሊ ሽኮር! ጽቡቅ ጽራሕ፡ ብፍላይ ካኣ ኣካዳድናኪ ኣድኒቐዮ ቐጽልዮ ክብርቲ ሓፍትና።

  • @meley.Channel
    @meley.Channel 6 ปีที่แล้ว +96

    ሚለነይ ወትሩ ምስ ሂወተይ ዘታኣሳሰር አንዳ ሰራሕ ኪ ልበይ ትክሕሲያ ኣልኪ
    ቲቅደም ኣበ ፍቅሪ ሽለል ይብላ ኔረ ንሳ ግን ማራ ትጻውርኒ ኔራ ዳሕራይ ግን ምስ በዝሓ ግድፋትኒ ክይዳ ከጻውሮ ሰል ዘይ ካኣልኩ ኣነ ድማ ናበ ስደት ኣምሪሕ ሓጂ ግን ፍቅራ ክቢዱኑ በጣዕሳ ንበሰይ ወዲኤ ጥሊማትኒ አንዳ በልኩ ካኣ ምስ መስተ ይራሳሕ ኣልኩ
    #አስከ #ካልኣይ #ግዜ #ን #ክንራከብ ጾሎት ግበሩለይ# ሚለይ ካኣ ጥዕም ደርፊ ንዚኣ አንዳ ስማዕኩ ንበሰይ ከጽናንዕ።

    • @rimonyohannes4858
      @rimonyohannes4858 6 ปีที่แล้ว +3

      ተስፋ' ሎኒ bzyekaeleka meten msa mnbar yhsheka kaba tbelx itrekbn ika klu gze ny mejemerya afkari eu tum tesfa ygebr ktrakebu ms terakebkum ngereni

    • @samueljunior1449
      @samueljunior1449 6 ปีที่แล้ว +2

      ተስፋ' ሎኒ eway kithisuw Bogog 😂😂😂😂

    • @habeshameda4155
      @habeshameda4155 6 ปีที่แล้ว +2

      ተስፋ' ሎኒ
      Ked welfas hasawi welfas koynkaya kea tekewin

    • @meley.Channel
      @meley.Channel 6 ปีที่แล้ว +1

      Aster Yohannes ያ ናይ በሓቂ ኣምላክ ምሳና ይኩን

    • @samsomasmerom8009
      @samsomasmerom8009 6 ปีที่แล้ว +4

      +ተስፋ' ሎኒ ሃሃሃሃ ኣብ ስደት ሓራሙ ምስ ሳኣንካ ዶ ፈሊጥካዮ፡ ብዝኮነ ዘራክብ ግዜ ይፍጠር ትምለሰካ ትከውን

  • @user-ye8un2hg1t
    @user-ye8un2hg1t 5 ปีที่แล้ว +5

    እኔ ኢትዮ ነኝ ግን ኤርትራወች ውስጤ ናችሁ ውድድድድድ

    • @user-ye8un2hg1t
      @user-ye8un2hg1t 5 ปีที่แล้ว +2

      like

    • @KNMM320
      @KNMM320 4 ปีที่แล้ว

      የወሎ አማላይ የወሎ ቀበጥ እናቷን ናፍቂ enam westwchen nesh beautiful

  • @senayeysenay4796
    @senayeysenay4796 6 ปีที่แล้ว +1

    Good job Milli shikorr! Proud of you, keep it up!

  • @user-rm6wx9em1l
    @user-rm6wx9em1l 6 ปีที่แล้ว

    ሚለን ናይ ቢሓቂ ብሊጽቲ ደርፊ ,,,,ብሉጽ ዜማ ሰሚዕካ ዘይምኖ wawwwwww great work ,,,,,i love it ,,,ቀጽሊዮ ።

  • @wedianja3258
    @wedianja3258 6 ปีที่แล้ว +45

    Miley shkor enqa beslam mexakna
    Selam nezi tenbeb zeleka eritreawi
    Hawey abzelkayo selemen tenan yemneyelka asb abile dema netom moslim kerstyan endabelkum txarefu zelekum hadera eritrea nay eritreawyan eiya moslim kristyan eilu zeflale hezbi yeblan dahray kea neti weridna zelo behaber kona deanber meftihi nemxalu melisna kalea mezez aynemxea

    • @shekalaelay783
      @shekalaelay783 6 ปีที่แล้ว

      I love my life 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @nohnoh4127
      @nohnoh4127 6 ปีที่แล้ว

      I love my life ስከት ደንቆሮ ህግደፍ ዋሒድ ፡

    • @Realman03
      @Realman03 6 ปีที่แล้ว

      I love my life thks pleas subscrip

    • @mengsgerezgiher2546
      @mengsgerezgiher2546 5 ปีที่แล้ว

      V.

    • @yohanaberhane7219
      @yohanaberhane7219 5 ปีที่แล้ว

      wedi Ali ze

  • @abelasrat5645
    @abelasrat5645 6 ปีที่แล้ว +8

    Big love from Ethiopia

  • @binitube8890
    @binitube8890 6 ปีที่แล้ว +1

    Welcome back Milu 💯🙌🏽❤️

  • @godislove6010
    @godislove6010 2 ปีที่แล้ว

    መሉ ሐፍተይ ኩላትና ብንገብሮ ነገር ኣብቅድሚ ፈጣሪ ጸብጻብ ክንህብ ኢና, ንስሓ ንእተው ዝሓፍተይ please 🙏🏼

  • @jesusgoytaeu1133
    @jesusgoytaeu1133 4 ปีที่แล้ว +5

    ሚልየ ብምንታይ ክረክበኪ ዚያዳ

  • @danuhalal2400
    @danuhalal2400 6 ปีที่แล้ว +10

    ዘግርም እዩ እምባእ እዞም ላይክ ሃቡና ትብሉ ሰባት ጥዕና ኣለኩም ዶ ምእንተ ማርያም ተሪፋኩም
    ሚሊ ሓቢብቲ ኬፍ ዞሎዎ ደርፊ

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      Natey video ka rayo bgaka ketfetwo eka❤

    • @4lfr594
      @4lfr594 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/3rAUDEJhyxU/w-d-xo.html

  • @abhiwetey4155
    @abhiwetey4155 6 ปีที่แล้ว

    Milli i like u r music and i really love ur Sound 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Zeharay
    @Zeharay 4 ปีที่แล้ว +2

    Eti fekri yekises do. Mekseskiwo neyire. 💔😪

  • @user-sz6kw5tc4x
    @user-sz6kw5tc4x 6 ปีที่แล้ว +3

    l can't stop watching her she is so pretty

  • @enatasyoub3259
    @enatasyoub3259 6 ปีที่แล้ว +10

    i am frome Ethiopia I love Eritrea music

    • @hermonabraham1906
      @hermonabraham1906 6 ปีที่แล้ว +2

      i am from Eritrea but i love ethiopian girls

    • @enatasyoub3259
      @enatasyoub3259 6 ปีที่แล้ว +2

      Hermon Abraham really 😍😘

    • @AdulisKing
      @AdulisKing 6 ปีที่แล้ว

      Love connection lol

    • @bemnetabel9630
      @bemnetabel9630 5 ปีที่แล้ว

      Am gonna try this on another song

    • @alexanderd.k4994
      @alexanderd.k4994 2 ปีที่แล้ว

      so who cares i also love Ethiopian girls

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox หลายเดือนก่อน +1

    Lovely Song.

  • @mogosiniesta8509
    @mogosiniesta8509 6 ปีที่แล้ว +1

    Waww mili natey nice song.🤙🤙🤙🤙👍👍❤❤❤❤

  • @amanuelmisghina8262
    @amanuelmisghina8262 6 ปีที่แล้ว +3

    Just keep going whatever they said those damn people you could be the one 😍😎💪

  • @officialefrem6110
    @officialefrem6110 6 ปีที่แล้ว +4

    Wow proud you mosubuna

  • @bruhyeman8940
    @bruhyeman8940 6 ปีที่แล้ว +1

    Willkomme Mili ayney abayki ynbae mili shukor G.B.U Queen ERI !!! #like

  • @danielwiki6795
    @danielwiki6795 6 ปีที่แล้ว +2

    Oh shet mili I am really love you so much .special your voice please keep it going on. I hope a bright future in your life actually nice jobs.

  • @user-qj2mc9bg7w
    @user-qj2mc9bg7w 6 ปีที่แล้ว +65

    #ሚሊ እታ ፍሉይ ቅዲ ዘለዋ ድምቅቲ ብራቮ ኣርቲስቲ ያ። #ሚሊ yahoo ቡሉጽ ስራሕ ምስ ሽኮር ዝኮነ መልክዕክን ምንቅስቃስክን 1000 √√√√

  • @user-vc8qj3zj1k
    @user-vc8qj3zj1k 6 ปีที่แล้ว +4

    gal gezawitey mearey 😚😚😘

  • @Erivibesmedia
    @Erivibesmedia 4 ปีที่แล้ว +1

    I love this song always u make nice songs miluyey shekor❤❤❤

  • @jhonnatey1315
    @jhonnatey1315 6 ปีที่แล้ว

    Wowwww mileneyyyy mekseb adunya😍😍 nic music 🎼

  • @Asmeamedia
    @Asmeamedia 6 ปีที่แล้ว +156

    I’m the first commenter omg I can’t believe it 🙏🙌 mili shkor neaki dea kale 😍

  • @sabamehari3354
    @sabamehari3354 6 ปีที่แล้ว +3

    Miliy sweeti good job miqerti nix music😗😗😗

  • @abbyking3142
    @abbyking3142 6 ปีที่แล้ว +2

    Chilawaeee milli shikor entay kwetso ms ybel formaki gtmi 100%
    Clip 100% akishn 100%

  • @bereketmussie769
    @bereketmussie769 6 ปีที่แล้ว

    Wow Perfect 100% so Continue mili shikorrrrrrrr😍