Gena eye | ገና እየ - Eden kesete & Samuel ( Esaw ) - New Eritrean Music 2024 - New Tigrigna Music 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 530

  • @Shiroentertainment1
    @Shiroentertainment1  6 หลายเดือนก่อน +144

    ሞራልኩም ንካልእ ስራሕ ክንሰርሕ ሓጋዚ ስለዝኮነ ሞራልኩም አይፈለየና።
    Please Share , Like and subscribe

    • @imissmama3978
      @imissmama3978 6 หลายเดือนก่อน +14

      በዛ ንእሽቶ ብዙሕ ተስፋ ኣለምሊምና ቀኒና😢 ጽምኢ ሰላም ነቒጽና ዘለና ህዝቢ። ካብ ልቢ ነመስግነኩም ኣተስፊኹምና💟🤞

    • @htboy3229
      @htboy3229 6 หลายเดือนก่อน +4

      Like, share and comment nabana gdefo hawey/haftey gn ….tigrina music 🎵 , ekul ymesleni. Eritrean/ Ethiopian or etc is unwanted , with full respect ❤❤❤❤❤

    • @birhanemelaku3931
      @birhanemelaku3931 6 หลายเดือนก่อน +3

      I have no words to say, but great job keep going 👏👏👏

    • @teramichael5571
      @teramichael5571 6 หลายเดือนก่อน +3

      Ajokum brukat ❤

    • @shdenftsum8181
      @shdenftsum8181 6 หลายเดือนก่อน +2

      Nhna wn btaemi ena nemesgneku tebiekum fkri zerakumna.

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 6 หลายเดือนก่อน +34

    ዋዕ ኣንታ ኣበይ ጸኒሖም ቡሩኻት ዘርኢ እዚኦም። ❤❤❤ ደጊም ሙዚቃ ኣይንደልን እናደጋገምና ናይዚኦም ዪኣክል ኢዩ።❤❤ ካብ ድምጺ ፡ ካብ ኣሰዓሰዓ፡ ካብ መድረኽ ምቁጽጻር፡ ኣልባሳት፡ ውሃ ዘበለ ስራሕ

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 6 หลายเดือนก่อน +33

    ብዘይ ቦምባን መድፍዕን ሰላም ዘምጽኡ: ነገስታት ናይ ሰላም
    ሰላም ዝደሊ ዕልል የበል
    ጽልኢ ዝደሊ ሕርር ይበል
    ጌና ዘመነ ሰሓቕ ክመጸልና እዩ...ናይ ጽልኢ መናድቕ ዝሓነጽኩም ትኸስሩ ኣለኹም....

    • @RahewaHabteab
      @RahewaHabteab 3 หลายเดือนก่อน

      ናይልበያ ገሊጽካ ክበር

  • @የተዋሃህዶልጅነኝ
    @የተዋሃህዶልጅነኝ 6 หลายเดือนก่อน +8

    ፅብቅ ጅማሮ ፍቅር 👍
    ፍቅርን ሰላምን ይልኣኸልና🙏💌💌💌💌

  • @afewerkidesta1959
    @afewerkidesta1959 6 หลายเดือนก่อน +21

    ቅነ ኣውደኣመትና ብኣኹም ደሚቁ ፡ ሰላምኩም ይብዛሕ። Shro Entertainment👏👏👏👍🙏

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      Eden ብጽብጽ ፈሽኳል፦ ለሓሲት ደጋል መዓኮር ቆንዳፋት ዓጋመ፦ ኤርትራና ክትምለስያ ኢልኪ አይትሕሰቢ፦ አጥላዕ ላብ እላ ዕጉምላንድ አዳዕዲዕኪ ምስ ዞም ጋዕጋዕጋት ፉንፉናት ዓሌት መንሽሮ ቀሪን አፍሪቃ ለሓስሓስ ክትብሊ፦ ናይ ውዕጊን ቴትራሳይክል ናይ አልባንያ ማንዴራ ዘለዎ ዙርያ ጌርኪ ምስ ውዕጊን ሽክትም እንዳበልኪ እቲ ኩቡር ኤርትራዊ መንነት ተራክኽስዮ፧ ሓውሲ ቆንዳፋት ውዕጊን ዲኺ፧

    • @MekuryaZeru
      @MekuryaZeru 6 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@koala10ish ኣታ ቆርማድ ረሳሕ ደንቆሮ ትግራዋይነት ብናትካ ረሳሕ ባዶ ዝኮነ ርእሲ ዝለዓል መንነት ኣይኮነን መጀመርታ ብደምቢ ጌርካ ምፅሓፍ ከኣል መሃይም

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      @@MekuryaZeru ኣስኩት ቆንዳፍ ስታሊንቺኤል፦ ዕጉም ደቂ ጥግሪስ ባሮት ናይ ኤርትራውያን እምበር አሕዋት አይኮኑን፦ ሙጹጹላይ ግዕሽ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤሪትራ ናይ አረጊት ገረኺዳን ቁራጽ ሸይጣን ተኸታሊ እዩ፦ ስለዚ ቆንዳፋት ፉንፉናት ጋዕጋዓት ደቂ ጥግሪስ አብታ ዕጽዋይ ክባይኩም ኮይንኩም ርሓቑልንና በጻብጽ፦
      አታ ዶንቆሮ፣ ህግደፍ ህዝባዊ ግምባር ሻዕብያ ህዝቢ ኤርይትራን ሓደ እዮም፤ እቶም አድጊ ንሓመዱ ቆንዳፋት ዕባይ ኤርትራ ዕጉም እምበር ጹሩያት ኤርትራዉያን አይኮኑን፦ ጊስ ንናጽነት ኤርትራ ዝኸፈለ ቆንዳፍ የለን ብዜካ ንለላታ ለይብላ ክምሃር ተዘይኮይኑ፣ ኩራዕ ኤርራዊ ስማዕ፦ ሕለም ወደባትና ንጋዕጋዓት ጦቢያውያን አይክፈታን እዩ፦

    • @johnyem1573
      @johnyem1573 5 หลายเดือนก่อน

      seyyyyy ane wen dess eu eluni , mara eye tehagise . more love

    • @koala10ish
      @koala10ish 5 หลายเดือนก่อน

      @@johnyem1573 አይ ኢሱ ዘጭሱ፣ አጋሜዎችን ወያኔዎች በጋሎች ዲላ ካኮላሽ በውኋላ፣ የበሻሻው ጨቅላ ወደ ቆሻሻ ጣለው፤ የበሻሻው ጨቅላ ደግሞ፣ ኤርትራ ውስጥ ተወልደው ያደጉ አጋሜዎች አሰባስቦ፣ የኤርትራ ተቋዋሚ ብርጌድ ንሓመዱ አላቸው። ክ ክ ክ

  • @teramichael5571
    @teramichael5571 6 หลายเดือนก่อน +21

    WOW 👏 Keep surprising us 😲 Shiro entertainment ❤

  • @Ioveumam
    @Ioveumam 6 หลายเดือนก่อน +5

    ብሉጻተይ ይኣኽ ትግሪኛ music 4ever🎼🎤🎵✅

  • @Adlawitubeኣድላዊትዩበ
    @Adlawitubeኣድላዊትዩበ 6 หลายเดือนก่อน +6

    Shro entertainment
    ምስጋናና ደረት ኣልቦ ዩ ። 🙏🙏🙏
    ክብረት ይሃበልና !!! እቶም ምስ ህዝቢ ዘለና ካብ ዘጽናዕናዮ ኣብዚ ቅነ ኣውዳኣመት ተስፋታቱ ብሩህ ኣሎ❤❤❤👏👏👏

  • @aklilukesete2431
    @aklilukesete2431 6 หลายเดือนก่อน +43

    ሳሚኤል & ኤደን ብሉጻት ኢኹም እቲ ባህላዊ ጸወታውን ጽቡቕ ጌርኩም ሒዝኩምዎ አለኹም ቀጽልሉ ❤🌹❤🌹❤🌹

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      Eden ብጽብጽ ፈሽኳል፦ ለሓሲት ደጋል መዓኮር ቆንዳፋት ዓጋመ፦ ኤርትራና ክትምለስያ ኢልኪ አይትሕሰቢ፦ አጥላዕ ላብ እላ ዕጉምላንድ አዳዕዲዕኪ ምስ ዞም ጋዕጋዕጋት ፉንፉናት ዓሌት መንሽሮ ቀሪን አፍሪቃ ለሓስሓስ ክትብሊ፦ ናይ ውዕጊን ቴትራሳይክል ናይ አልባንያ ማንዴራ ዘለዎ ዙርያ ጌርኪ ምስ ውዕጊን ሽክትም እንዳበልኪ እቲ ኩቡር ኤርትራዊ መንነት ተራክኽስዮ፧ ሓውሲ ቆንዳፋት ውዕጊን ዲኺ፧

    • @Marken-s8j
      @Marken-s8j 6 หลายเดือนก่อน +3

      ባርያ በጸሪፊ ዲግሪ ወሰደኩም ምሽ🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      @@Marken-s8j ኣስኩት ቆንዳፍ ስታሊንቺኤል፦ ዕጉም ደቂ ጥግሪስ ባሮት ናይ ኤርትራውያን እምበር አሕዋት አይኮኑን፦ ሙጹጹላይ ግዕሽ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤሪትራ ናይ አረጊት ገረኺዳን ቁራጽ ሸይጣን ተኸታሊ እዩ፦ ስለዚ ቆንዳፋት ፉንፉናት ጋዕጋዓት ደቂ ጥግሪስ አብታ ዕጽዋይ ክባይኩም ኮይንኩም ርሓቑልንና በጻብጽ፦
      አታ ዶንቆሮ፣ ህግደፍ ህዝባዊ ግምባር ሻዕብያ ህዝቢ ኤርይትራን ሓደ እዮም፤ እቶም አድጊ ንሓመዱ ቆንዳፋት ዕባይ ኤርትራ ዕጉም እምበር ጹሩያት ኤርትራዉያን አይኮኑን፦ ጊስ ንናጽነት ኤርትራ ዝኸፈለ ቆንዳፍ የለን ብዜካ ንለላታ ለይብላ ክምሃር ተዘይኮይኑ፣ ኩራዕ ኤርራዊ ስማዕ፦ ሕለም ወደባትና ንጋዕጋዓት ጦቢያውያን አይክፈታን እዩ፦

    • @Marken-s8j
      @Marken-s8j 6 หลายเดือนก่อน

      @ koala enda sewa zeabeka msikin🤣🤣🤣💪💪💪💪💪🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      @@Marken-s8j ኣየ ዕጉምሳት፣ ናይ ኤርትራ ጌዲፍኩም እስኪ ካብ ዲያስፖራ ዘለዉ አብዛሓ ሰዓብቲ አርእዩና አመስክሩልና ናይ ውሽጢ ሃገር ጌዲፍኩም። kkk

  • @henok2826
    @henok2826 6 หลายเดือนก่อน +50

    ኣበይ ንስኹም ተለኹም ሲ ኣውደኣመት ኣውደኣመት ኮይና ትስመዓኒ
    ንዓይ ጥራይ ዲዩ ዋላ ንዓኹም

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 6 หลายเดือนก่อน +11

    ዋው ኤዱየ ን ሳምኤልን ሰብ መረዋሕ ድምጺ ደለይቲ ፍቅሪ ሰብ ዝበለ ይበል ጎስጓስኩም ንፍቅሪጽ ቀጽልዎ ኩላትኩም ሰላም ፍቅሪ እንተምነዩ ኣሕዋት እስከ ምንዮትኩም ብላይክ ግለጹ!!❤🇪🇹🇪🇷💛

  • @Yemane-ux1kz
    @Yemane-ux1kz 6 หลายเดือนก่อน +24

    Dear Ms. ❤Eden Kesete and Mr. Samuel Esaw,❤
    We write to you today with hearts filled with admiration and deep appreciation for your recent endeavors in the realm of cultural and traditional Tigrinya music. Your collaborative efforts, particularly in your newly released music videos, have not only showcased your immense talent but have also become beacons of hope and unity in our communities.
    Your decision to collaborate with Tigrayan traditional music players is nothing short of exemplary. In a time where divisions and conflicts often overshadow the beauty of our shared heritage, your music serves as a powerful reminder of the bonds that tie us together. Through the universal language of music, you have transcended barriers and promoted peace and harmony, demonstrating the transformative power of artistic expression.
    We commend your commitment to promoting reconciliation and healing between the Eritrean and Tigrayan communities. Your music not only entertains but also educates, inspiring us to embrace our commonalities and celebrate our diversity. In a world fraught with strife, your collaborative efforts offer a ray of hope, reminding us of the inherent goodness within humanity and the potential for positive change.
    As you continue on your musical journey, know that your impact extends far beyond the notes and melodies you create. You are catalysts for change, champions of unity, and ambassadors of peace. Your dedication to fostering understanding and empathy through your art is a testament to your character and integrity.
    On behalf of the people, we extend our heartfelt gratitude to you, Ms. Eden Kesete and Mr. Samuel Esaw, for your unwavering commitment to promoting peace and harmony through the power of music. Your contributions to our cultural heritage and your efforts in bridging divides are deeply appreciated and will be remembered for generations to come.
    With sincerest admiration and warmest regards, ብሉፅ ስራህ ❤
    Yaecbe Yerega

    • @SamiDanny
      @SamiDanny 6 หลายเดือนก่อน +5

      Yes indeed ..we need to build a postive thinker society in a context of peace and development which is provoked by real and clear music ❤...let's show those artists our respect and honor....if they were born in Western countries they would have won peace award ! for the undeniable true music they performed..

    • @mugarurafred4487
      @mugarurafred4487 4 หลายเดือนก่อน

      Thank you so much for your comment that is full of wisdom and love. By the way, i appreciate so much for writing in English so also the people who follow these beautiful cultural music of whose language many can't understand, we are able to know❤.

    • @rahwagebreselassie7017
      @rahwagebreselassie7017 3 หลายเดือนก่อน

  • @birhanemelaku3931
    @birhanemelaku3931 6 หลายเดือนก่อน +27

    Keep doing the right thing 😊 , ትግርኛ ይዓምብብ ፣ይማዕብል ❤❤❤❤❤

    • @Humansbeing-ts7jf
      @Humansbeing-ts7jf 6 หลายเดือนก่อน

      Bderfi dyu zembb

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      Eden ብጽብጽ ፈሽኳል፦ ለሓሲት ደጋል መዓኮር ቆንዳፋት ዓጋመ፦ ኤርትራና ክትምለስያ ኢልኪ አይትሕሰቢ፦ አጥላዕ ላብ እላ ዕጉምላንድ አዳዕዲዕኪ ምስ ዞም ጋዕጋዕጋት ፉንፉናት ዓሌት መንሽሮ ቀሪን አፍሪቃ ለሓስሓስ ክትብሊ፦ ናይ ውዕጊን ቴትራሳይክል ናይ አልባንያ ማንዴራ ዘለዎ ዙርያ ጌርኪ ምስ ውዕጊን ሽክትም እንዳበልኪ እቲ ኩቡር ኤርትራዊ መንነት ተራክኽስዮ፧ ሓውሲ ቆንዳፋት ውዕጊን ዲኺ፧

    • @kbromafe-ht4yv
      @kbromafe-ht4yv 6 หลายเดือนก่อน +2

      ብትግርኛ ንዛረብ ብትግርኛ ንሕሰብ።

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      @@kbromafe-ht4yv ኣስኩት ቆንዳፍ ስታሊንቺኤል፦ ዕጉም ደቂ ጥግሪስ ባሮት ናይ ኤርትራውያን እምበር አሕዋት አይኮኑን፦ ሙጹጹላይ ግዕሽ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤሪትራ ናይ አረጊት ገረኺዳን ቁራጽ ሸይጣን ተኸታሊ እዩ፦ ስለዚ ቆንዳፋት ፉንፉናት ጋዕጋዓት ደቂ ጥግሪስ አብታ ዕጽዋይ ክባይኩም ኮይንኩም ርሓቑልንና በጻብጽ፦
      አታ ዶንቆሮ፣ ህግደፍ ህዝባዊ ግምባር ሻዕብያ ህዝቢ ኤርይትራን ሓደ እዮም፤ እቶም አድጊ ንሓመዱ ቆንዳፋት ዕባይ ኤርትራ ዕጉም እምበር ጹሩያት ኤርትራዉያን አይኮኑን፦ ጊስ ንናጽነት ኤርትራ ዝኸፈለ ቆንዳፍ የለን ብዜካ ንለላታ ለይብላ ክምሃር ተዘይኮይኑ፣ ኩራዕ ኤርራዊ ስማዕ፦ ሕለም ወደባትና ንጋዕጋዓት ጦቢያውያን አይክፈታን እዩ፦

    • @kbromafe-ht4yv
      @kbromafe-ht4yv 6 หลายเดือนก่อน

      @@koala10ish ትሩፍ ኢኻ ንስኻ።

  • @Selamokubay-wn5ph
    @Selamokubay-wn5ph 6 หลายเดือนก่อน +22

    ዋው ጽቡቃት ይበል ግርማ ጽቡቅ ስራሕ ኤዱ &ሳሚ ቀለስቲ ሰላም 🇪🇷❤

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      Eden ብጽብጽ ፈሽኳል፦ ለሓሲት ደጋል መዓኮር ቆንዳፋት ዓጋመ፦ ኤርትራና ክትምለስያ ኢልኪ አይትሕሰቢ፦ አጥላዕ ላብ እላ ዕጉምላንድ አዳዕዲዕኪ ምስ ዞም ጋዕጋዕጋት ፉንፉናት ዓሌት መንሽሮ ቀሪን አፍሪቃ ለሓስሓስ ክትብሊ፦ ናይ ውዕጊን ቴትራሳይክል ናይ አልባንያ ማንዴራ ዘለዎ ዙርያ ጌርኪ ምስ ውዕጊን ሽክትም እንዳበልኪ እቲ ኩቡር ኤርትራዊ መንነት ተራክኽስዮ፧ ሓውሲ ቆንዳፋት ውዕጊን ዲኺ፧

  • @መረሳተወለገብረዋህድ
    @መረሳተወለገብረዋህድ 6 หลายเดือนก่อน +33

    ሕም ዝበለ ይተሓጎም እለዮም ኣለኩ ዞምዘረግቲ ሰላም።ቀፅሉሉሉሉሉ ጥራሕ ጥምረትኩም ጥራሕ የሐዩሉ ።ፍቅርታት እኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      Eden ብጽብጽ ፈሽኳል፦ ለሓሲት ደጋል መዓኮር ቆንዳፋት ዓጋመ፦ ኤርትራና ክትምለስያ ኢልኪ አይትሕሰቢ፦ አጥላዕ ላብ እላ ዕጉምላንድ አዳዕዲዕኪ ምስ ዞም ጋዕጋዕጋት ፉንፉናት ዓሌት መንሽሮ ቀሪን አፍሪቃ ለሓስሓስ ክትብሊ፦ ናይ ውዕጊን ቴትራሳይክል ናይ አልባንያ ማንዴራ ዘለዎ ዙርያ ጌርኪ ምስ ውዕጊን ሽክትም እንዳበልኪ እቲ ኩቡር ኤርትራዊ መንነት ተራክኽስዮ፧ ሓውሲ ቆንዳፋት ውዕጊን ዲኺ፧

    • @መረሳተወለገብረዋህድ
      @መረሳተወለገብረዋህድ 6 หลายเดือนก่อน

      ናግራም ሰብ ፈታዊ ዘየብሉ ይቀሪ እስከ ሕልፈቱ?

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      @@መረሳተወለገብረዋህድ Eden ብጽብጽ ፈሽኳል፦ ለሓሲት ደጋል መዓኮር ቆንዳፋት ዓጋመ፦ ኤርትራና ክትምለስያ ኢልኪ አይትሕሰቢ፦ አጥላዕ ላብ እላ ዕጉምላንድ አዳዕዲዕኪ ምስ ዞም ጋዕጋዕጋት ፉንፉናት ዓሌት መንሽሮ ቀሪን አፍሪቃ ለሓስሓስ ክትብሊ፦ ናይ ውዕጊን ቴትራሳይክል ናይ አልባንያ ማንዴራ ዘለዎ ዙርያ ጌርኪ ምስ ውዕጊን ሽክትም እንዳበልኪ እቲ ኩቡር ኤርትራዊ መንነት ተራክኽስዮ፧ ሓውሲ ቆንዳፋት ውዕጊን ዲኺ፧

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      @@መረሳተወለገብረዋህድ Chid qondqf qomal bisibis anchuwa! Nay Agameka guday giber! Qondaaf kedami aynidelin ena Eritrawuyan!

    • @መረሳተወለገብረዋህድ
      @መረሳተወለገብረዋህድ 6 หลายเดือนก่อน

      ሕማቅ ሰብ ሕማቅ ይብል ።ረሳሕ ሰብ እውን ረሳሕ ይብል።ቁማል ሰብ እውን ከምኡ ይብል ።ኮታስ ዘይረብሕ ሰብ ኣብ ዘይረብሕ ስራሕ ይውዕል።

  • @khalfeyukulu1221
    @khalfeyukulu1221 6 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ይበል ድምፂ ይበል ሳዕስዒት
    ይበል ሕብረት ሰምረት ድምቀት በቃ ዉዱእ እንታይ ክወፆ ፍቅሪ ጥዑሙ እዩ ፅልኢ እዩ ግናይ እምበር ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HenokArayaSebhatu
    @HenokArayaSebhatu 6 หลายเดือนก่อน +5

    ዋው ደስ ዝብል ጽቡቃት 🎉❤🎉❤🎉❤ So good Niec song

  • @KirosGebreselase
    @KirosGebreselase 6 หลายเดือนก่อน +14

    ፅቡቕ ስራሕ! ባህላዊ ክዳን ፅቡቕ ባህላዊ ግጥሚ ን ሳዕስዒትን ኩሉ!

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      Eden ብጽብጽ ፈሽኳል፦ ለሓሲት ደጋል መዓኮር ቆንዳፋት ዓጋመ፦ ኤርትራና ክትምለስያ ኢልኪ አይትሕሰቢ፦ አጥላዕ ላብ እላ ዕጉምላንድ አዳዕዲዕኪ ምስ ዞም ጋዕጋዕጋት ፉንፉናት ዓሌት መንሽሮ ቀሪን አፍሪቃ ለሓስሓስ ክትብሊ፦ ናይ ውዕጊን ቴትራሳይክል ናይ አልባንያ ማንዴራ ዘለዎ ዙርያ ጌርኪ ምስ ውዕጊን ሽክትም እንዳበልኪ እቲ ኩቡር ኤርትራዊ መንነት ተራክኽስዮ፧ ሓውሲ ቆንዳፋት ውዕጊን ዲኺ፧

  • @HagosGere-vl8dh
    @HagosGere-vl8dh 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሰብ ዝበለ ይበል ሰቕ ኢልኪ ንሰላም ዉፈሪ ፅልኢ ካብ ሑጓና ጠቕሊሉ ጠፊኡ መረባና ሰላም ክዓስሎ ፡፡

  • @solomon2666
    @solomon2666 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ ስራሕ ነብስኹም ዝአዘዘኩም ግበሩ ነዞም ጽቡቕ ዘይፈትው ሸለል አዝዙሎም❤❤❤❤❤

  • @ኣብጎኒውጹዕህዝበይ
    @ኣብጎኒውጹዕህዝበይ 6 หลายเดือนก่อน +7

    ደስ ዝብል ጸላኢኩም ዕረ ይጥዓም

  • @goodboyhabasi1287
    @goodboyhabasi1287 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ክብሉ ከምዚኦም የለን ብስሩ ቀፅልሉ 😘😘😍😍😍

  • @mmkafl6326
    @mmkafl6326 6 หลายเดือนก่อน +14

    ንፉዓት ባሕሊ ትግሪኛ ንፉዕ ብዓል ዋጣዉን❤❤❤❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኤደን &ኤሳው ባህልና ጽቡቅ ጌርኩም ሒዝኩሞ ብሉጻተይ ቐጽልዎ ❤❤❤❤

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 6 หลายเดือนก่อน +9

    ፍቅሪ ይንገስ ኣምላክም ዝፈትዎ ፍቅሪ እዩ ሰላም ዘንግስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሽኳራት

  • @GhirmayBokure
    @GhirmayBokure 6 หลายเดือนก่อน +1

    Good job keep it up and continue your contribution to tigrigna cultural music very necessarly!!!

  • @YemaneNegash-wd5ns
    @YemaneNegash-wd5ns 6 หลายเดือนก่อน

    ናይ በሐቂ ዘሑጉስ ነገር ኢዲ ምስ ሳሚ I love you guys keep doing good job always.🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @amehare-or1yl
    @amehare-or1yl 6 หลายเดือนก่อน +1

    እልል እልል ኣታ ዝባህልና ከንደይ እባ ይጥዕም ከምዚ እዩ ዘፀብቐልና ክቡራት ሓላላት ኤዴ ሓፍትና ሳሚ ሓውና ገርም ዝኾነ ባህላዊ ስነጥበብ ናይ ትንሣኤ ሕያብ ፍቅርን ስኒትን ንሕዝቢ ኤርትራን ትግራይን መንነትካ ባህልኻ እዪ ክብሪ ሰላምና ይብዛሕ ብሉፃት ❤❤

  • @meladtesfay1075
    @meladtesfay1075 6 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤ love to all etitrean and tigray

  • @TigistieFessehaie
    @TigistieFessehaie 6 หลายเดือนก่อน +1

    Waw deli eri yr great ❤ beautiful inside and outside 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💃 god blessed eritrean ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💃💃💪🏾

  • @freweiniteklemariam8055
    @freweiniteklemariam8055 6 หลายเดือนก่อน +3

    Edu &esaaaw deki bat 🇪🇷 deki jeganu lieli aletawian hgdef behalti deki 40 ab west 100 zigheberu hademti eta hager niakum tikerb hager abotatkum ❤❤❤❤

  • @kbromafe-ht4yv
    @kbromafe-ht4yv 6 หลายเดือนก่อน +7

    እዚኣ ኸዓ ንዳግማይ ትንሳኤ።

  • @yaredmammo6149
    @yaredmammo6149 2 หลายเดือนก่อน

    Much love to you eden tekeste and team from Eth, AA.
    Eden tekeste thank you for giving all on your vidios and live performqnce.

  • @helensolomon5462
    @helensolomon5462 5 หลายเดือนก่อน

    Assey shikorinatat tigrngana kitem bahlna fikri zelewo

  • @atopiatopi5602
    @atopiatopi5602 6 หลายเดือนก่อน +22

    ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ትግርኛ❤❤❤❤

    • @tes.Twelde
      @tes.Twelde 6 หลายเดือนก่อน +2

      Hji felitkumna Ethiopia mis gohafetkum

    • @mebrattesfay5436
      @mebrattesfay5436 6 หลายเดือนก่อน

      🇪🇷❌❌❌❌🤧🤧

    • @YonusTeklemikal
      @YonusTeklemikal 6 หลายเดือนก่อน +3

      Ezom deki erey Des kbluka dessss

    • @mitti9032
      @mitti9032 6 หลายเดือนก่อน

      Deki tigreja????

    • @MekuryaZeru
      @MekuryaZeru 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@tes.Tweldeዋይ ኣታ ንስኩም ድኣ ዓለም ሙሉእ ን 30 ዓመት ዝጎሓፈትኩም እንሄኩም እምበር

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 5 หลายเดือนก่อน +1

    "ንፃወትእንዶ ንተሓዋወሥ
    ዘበን ክምለሥ"

  • @robelfitwi2342
    @robelfitwi2342 6 หลายเดือนก่อน

    Never get tired to listen to this song ❤❤❤ am in love ❤❤ ጽቡቅ ስራሕ ብሓበራ ኩቡራት ኣሕዋተይ 🌹🌹❤️❤️🫶🫶

  • @HH-ix3mi
    @HH-ix3mi 6 หลายเดือนก่อน +2

    Excellent song and wish there would be only songs of peace and love all the time. We r tried of ketelo, hiromo and etc songs.

  • @adamanbesa
    @adamanbesa 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ ይበል ኩላትኩም ሽኮሪናታት ደስ ዝብል ባህሊ ❤❤❤ ሰላም ንዅሉ

  • @PETERMiCHAEL-lk4ny
    @PETERMiCHAEL-lk4ny 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ከመይ ኣሎ'ዶ ወኒ ዝልዓሎ ስቕ ኢሉ!!!ኤዱን ኤሳውን ክርኢ ኸሎ??እዋይ ኣነስ ክፈዎም!!! ሰኣን ከምዚኣ!!! ውህደት ማለት!!! ሰላም ይንገስ!!!!!!👏👍👍ቀጽሉ።

  • @awettamesuuu8445
    @awettamesuuu8445 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣሚ ጽቡቅ ሰራሕ ቀጽሉዎ❤❤❤❤❤❤

  • @alemgoitom6798
    @alemgoitom6798 6 หลายเดือนก่อน +2

    Guys am proud of you keep it up tigirina music ❤❤❤

  • @simdela4785
    @simdela4785 6 หลายเดือนก่อน +27

    ብሕጽር ዝበለ !! ዓይኒ ኣባዮ እዚ ህዝቢ ክልቲኡ ሃገር❤

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 หลายเดือนก่อน

      Eden ብጽብጽ ፈሽኳል፦ ለሓሲት ደጋል መዓኮር ቆንዳፋት ዓጋመ፦ ኤርትራና ክትምለስያ ኢልኪ አይትሕሰቢ፦ አጥላዕ ላብ እላ ዕጉምላንድ አዳዕዲዕኪ ምስ ዞም ጋዕጋዕጋት ፉንፉናት ዓሌት መንሽሮ ቀሪን አፍሪቃ ለሓስሓስ ክትብሊ፦ ናይ ውዕጊን ቴትራሳይክል ናይ አልባንያ ማንዴራ ዘለዎ ዙርያ ጌርኪ ምስ ውዕጊን ሽክትም እንዳበልኪ እቲ ኩቡር ኤርትራዊ መንነት ተራክኽስዮ፧ ሓውሲ ቆንዳፋት ውዕጊን ዲኺ፧

    • @MaryoApp-ry5xi
      @MaryoApp-ry5xi 6 หลายเดือนก่อน

      እዋእ ኣንታ ተጸሊልካ ዲኻ ​@@koala10ish

    • @MaryoApp-ry5xi
      @MaryoApp-ry5xi 6 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን

    • @MillionBrhane-jr2ob
      @MillionBrhane-jr2ob 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@koala10ish himam nebska yexawetelka alo

    • @wegahta-tube3585
      @wegahta-tube3585 6 หลายเดือนก่อน

      @koala10ish ኣንታ ኣድጊ ወዲ ጫሉቕ ማሉቕ ፋሉቕ እንታዴኻ ገዲሱኳ ኣብ ትግርኛና ቋንቋና ኣልሚድና ናይ ጫሉቕ ማሉቕ ቋንቋኻ ቀቢርካዮ ወዲ ደምብያ እት ትግርኛና ናብ ሰብ ዋናኣ መሊስካ ችድ ናብ እንዳ ጫሉቕ ደምብያ ወዲ ባርያ ወዲ ፋሉቕ ሰበኽሳግም ጎታቲ ጊመል

  • @keleabtsehaye4480
    @keleabtsehaye4480 6 หลายเดือนก่อน

    💙💚💜 መርሓባ ዕንባባ ሰናይ መዓልቲ ምልጭ ቁንጂና ወዜሮ ፅብቅቲ 🌹👍👍👍

  • @birhanemelaku3931
    @birhanemelaku3931 6 หลายเดือนก่อน +7

    ኣንታ አብ ሚኒንየም አዳራሽ ዓብይ ፕሮግራምንዶ ግበሩሞ ሕውስውስ ክንብል 🤗🤗🤗❤

  • @hagazibrhane
    @hagazibrhane 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ደስስስስስስስ ትብሉ !!!!!!!!!!

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይይ ሙዑሩጋተይ ባህልና ቋንቋና ንክዓቢ ትገብሩዎ ዘለኩም ፃዕሪ ብጣዕሚ ደስስስስ ይብል ቀጽሉሉሉ
    ሰላም ፍቅሪ ነዚ ውፁዕ ክልተ ህዝቢ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @Syeabraham-em6zs
    @Syeabraham-em6zs 6 หลายเดือนก่อน +4

    ትግርኛ ❤🎉🎉

  • @makdatube8713
    @makdatube8713 6 หลายเดือนก่อน +5

    እቲ ህርመት ቀጢኑ ዚሑሉ እምበር እንታይ ክወጾ ❤💛💙

  • @solomonsisaye6320
    @solomonsisaye6320 6 หลายเดือนก่อน

    Selam endabelku tena emiineyelikum benayesebvzereba kaytegedesu misakum ye ❤❤❤

  • @Asli-boyyyyyyy
    @Asli-boyyyyyyy 6 หลายเดือนก่อน +59

    ሕጂ ክኣ እዞም ኣኽላባት እሰያስ ገመድ ክሰቅሉ እዮም ኩሉኻ ደላዪ ሰላም like like like ግበር ፍቅሪ ይስዕር ናይ ማንም ኩናት ኣየነሳስን::እዚ ህዝቢ ሰላም ሓሪምዎ ኣሎ ግደፍዎ እዚ ህዝቢ ☝🏼💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤️❤️❤️❤️

    • @TesfitMahdere
      @TesfitMahdere 6 หลายเดือนก่อน +9

      ደላዪ ሰላም እንተኾንካ እንታይ ኣኽላባት ገለ ዘብል ኣለካ ከልቢ

    • @YonatanKidane-xd2fz
      @YonatanKidane-xd2fz 6 หลายเดือนก่อน +2

      Sorry ze arkey xerfi deka tesemi zelka weysi ne issayas Eka ketxerfi semekaya honestly you just explain to me your cheapest mind for real!! Kelbi 😂😂😂

    • @Asli-boyyyyyyy
      @Asli-boyyyyyyy 6 หลายเดือนก่อน +5

      @@TesfitMahdere ሕማም ነብስኻ እዩ ዝጻወተልካ ዘሎ ክንሕክመካ ኢና ገና ኣንታ ባርያ 😂😂😂😂😂💙💙💙💙💙💙💙👈🏼👌🏼

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

    • @ሕጂኸናበይ
      @ሕጂኸናበይ 6 หลายเดือนก่อน +1

      ናይ ብሓቂ❤❤❤❤❤

  • @tedrosneamn974
    @tedrosneamn974 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ስራሕ ንባህላዊ ደርፊ❤ 🎉🎉

  • @merhawitsegay8211
    @merhawitsegay8211 6 หลายเดือนก่อน +3

    Asey des ketblu xebuq deki tigrigna hade zebhalom 🫶🫶🫶😘😘❤️❤️✝️✝️🙏🙏

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 6 หลายเดือนก่อน

    ኤዱ፡ተኪላ&ኤሳው እንካዕ ብሰላም መጻኩም

  • @HelenBrhane-fb4ko
    @HelenBrhane-fb4ko 6 หลายเดือนก่อน

    Wow, the sound and the dance Let it be unity ,solidarity ,brightness,just finished,what will come out of it ?

  • @Segen91
    @Segen91 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቕ ደስ ዘብል፤ ቀጽልዎ።

  • @semharabraham4534
    @semharabraham4534 6 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyy des kitbilu ayni abaykum ydefen xbukatey edimen tienan yhabkum fetari ❤❤❤❤❤

  • @FilmonMerhay-lr7yh
    @FilmonMerhay-lr7yh 6 หลายเดือนก่อน

    Nay bahki gela aynet srh ajokum berteu. Good job🥰🥰🥰 love ekum❤️❤️❤️

  • @metkelhagos7817
    @metkelhagos7817 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ስራሕ ደቂ ዓበይቲ❤❤❤❤😮😮😮

  • @peterpetros5402
    @peterpetros5402 6 หลายเดือนก่อน +2

    @SHROENTERTAINMENT እዛ ቻነል ብዕጽፊ በረከታ ይብዛሕ፡ ኣታ ፈታው ባህሉን መንነቱን ሃይማነቱን፡ ሓጎሰይ ወሰን ይበሉን ኣውድ ኣመት ምድሪ ጻዕዳ ንክርኢ ዝገበርካ ጻዕዳ ይኹን መጻኢኻ፣ ንኩሎም ድምጻውያንን ሳዕሳዕትን ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም፡ ብፍላይ ከኣ ባህሊ ዓድና ንምዕባይ ዝነጥፉ ዘለዉ ድምጻውያን ሳሙኤል ኤሳውን ኤደን ከሰተን፡ ብሓፈሻ ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ድማ ርሑስ ኣውድ ኣመት

  • @tekelityouhanes1044
    @tekelityouhanes1044 6 หลายเดือนก่อน

    Ajokum tigrina bahlina kino kebabina nab sigir bahri zifaletelu beakum eu bi zimetsi zeragito nifas zymigidas bhlena meninetna yisfah ❤🎉❤🎉❤

  • @salomonnuguse2897
    @salomonnuguse2897 6 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ትብሉ ትግሪና ንቅድሚት ❤❤❤❤

  • @temesgenamlak4707
    @temesgenamlak4707 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ edmen tienan yhabukum fetari kuburat ahwatey

  • @mugarurafred4487
    @mugarurafred4487 4 หลายเดือนก่อน

    Beautiful music following from Uganda 🇺🇬🇺🇬🇺🇬❤️❤️❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷

  • @SelemonKebede-p6m
    @SelemonKebede-p6m 6 หลายเดือนก่อน +1

    Wow edu Gena eye Gena secesss full music 100persnte

  • @Joe123_
    @Joe123_ 6 หลายเดือนก่อน +2

    waw i love it very very nice

  • @yordanosgebrehiwot9222
    @yordanosgebrehiwot9222 6 หลายเดือนก่อน +3

    ወናማት ❤❤❤

  • @ariamnoahamaniel3373
    @ariamnoahamaniel3373 6 หลายเดือนก่อน

    Our talented artist 😍 you have a bright future ✨️ 💜 ❤️ 💙 💙 keep your culture alive

  • @Marken-s8j
    @Marken-s8j 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሽኮርናታት💙💙💙💙💙💙

  • @ምስጽጌናይ
    @ምስጽጌናይ 6 หลายเดือนก่อน

    Waw amazing our caltural song bravotat you all guys & dancers Awesome 🫶💝

  • @ElEl-el7eu
    @ElEl-el7eu 6 หลายเดือนก่อน

    Ajokum Deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰 srahe is srahe🙌🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘Eritrean Neritrawyan and African unity💪🏽let’s go yes to shro shek tok tok ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senaytdaniel7664
    @senaytdaniel7664 6 หลายเดือนก่อน +3

    Asey ❤❤❤ ketslwo habirkum srhu

  • @dindan5944
    @dindan5944 6 หลายเดือนก่อน

    Wow love deki eri, edeu shikor sami halengay

  • @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
    @ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ፅብቃት 😍✋

  • @Asgedomkassaaberawowfreezer
    @Asgedomkassaaberawowfreezer 4 หลายเดือนก่อน +1

    Music is life .❤

  • @AbrahamGebrehewot
    @AbrahamGebrehewot 6 หลายเดือนก่อน +17

    ፍቅሪ ጥዑም ❤️💛😍😍

  • @semharabraham4534
    @semharabraham4534 6 หลายเดือนก่อน

    Kitababie zelewom edun asawin naeshitu kinsikum ❤❤❤🎉🎉🎉🎉 edimen tienan yhabkum fetari deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ProudEritrean91
    @ProudEritrean91 6 หลายเดือนก่อน +1

    Wow bteami tsubuk esaw, edu and kulatkum selamn fikrin yekunelna deki abeyti ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

    • @Metkeli
      @Metkeli 6 หลายเดือนก่อน

      Amen🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇹🇪🇹🇪🇹

  • @henigg
    @henigg 6 หลายเดือนก่อน

    Beautiful piece, one Love🧡❤

  • @WesabWesab-k9t
    @WesabWesab-k9t 6 หลายเดือนก่อน +1

    Edmen tinan yhabkum fetari tsbuqat deleyti Selam wetru ab gonkum

  • @Freeworld-k8r
    @Freeworld-k8r 6 หลายเดือนก่อน +3

    Great as always edu and esaw

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ንደለይቲ
    ሰላም ደቂ ትግርኛ
    ሴሜን ደቡብን
    መረብ
    😘😘😘😘😘😘😘😘🇪🇷🇻🇳🙏

  • @TDF16
    @TDF16 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አምላኽ ሰላምኩም ሂቡ ብፍቅሪ ተሓቃቂፍኩም ትነብሩ ይግበርኩም❤❤❤❤ ፀላኢኹም ይበተን ....💙💛❤️💙💛❤️💙💛❤️

  • @Danait-h4c
    @Danait-h4c 6 หลายเดือนก่อน

    ከም ሎም ተሓጉሰ ኣይፈልጥን አምላኸይ ሰላምን ፍቅርን እዩ ዘጥዕመልና ንሕና ❤❤❤❤

  • @ruthh1755
    @ruthh1755 6 หลายเดือนก่อน +4

    Nezi rieyu zeyhigos mechem aremien tiray yu kikewin zelewo🤔.....Ellllllll 💃 💃 💃 asey des kitibilu kulukum bihabera 💙💙💙 rihus awdeamet yigiberelina 🙏🙏🙏 selamin fiqirin yewridelina 🙏🙏🙏💙💙💙💙

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 6 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @KeseteKidane-t3s
    @KeseteKidane-t3s 6 หลายเดือนก่อน

    Waw!!! Hiji girim the Eritrean people and Tugarsy people

  • @Yoni-ri3uw
    @Yoni-ri3uw 6 หลายเดือนก่อน +2

    ውህደትኩም ኣዝዩ ማራኺ እዩ💯💯💯

  • @Josi-d9t
    @Josi-d9t 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ሕብረት፡ ኣብ ሕዉነትን ኣብ ምትሕግጋዝን- ኩሉ ግዜ ሓጎስን፡ ኣሳልጦን መቀረትን ኣሎ፨🎉🎉🎉

  • @ILU_Li
    @ILU_Li 6 หลายเดือนก่อน

    ዘን ሳዕሳዕቲ ታይ እን አጪሰን ዙ ኩሉ ሓይሊ😂😂😂 ብዝኮነ ፀቡቅ ሰራሕ ቀፀልሉ❤❤❤ no more war geezawyan nekedemet❤❤❤

  • @hagosdaniel1758
    @hagosdaniel1758 6 หลายเดือนก่อน +1

    ይበል ደርፊ ኣቀራርባ 💞

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki4293 6 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy Xbukat ftret ❤💊🇪🇹🇪🇷👌🌼😍🌺🌸

  • @gebreslasegebremedhin5386
    @gebreslasegebremedhin5386 6 หลายเดือนก่อน

    ohhh edu and sami amazing performance i feel very happy

  • @QrtuudhWty42fuuy
    @QrtuudhWty42fuuy 6 หลายเดือนก่อน

    Deki erey jeganu amlak edmen tenan yhabkum ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @freebusta123
    @freebusta123 6 หลายเดือนก่อน

    ምክብባር ፣ ሕውነት ፣ ስላም - that’s what I see. Eritrea and Ethiopia don’t need to be at odds. Shout out to the Eritreans and Tigrayans and Amhara’s who participated in this. Most people don’t know that Bereket Shiferaw the male dancer is an Amhara. When you show the collaboration thru art between both nations. It shows that if we elevate our point of view we can collaborate on so much more mutually as nations. Thank you for being an example and ignore the naysayers. The average Eritrean is happy with the collaboration

  • @TigistieFessehaie
    @TigistieFessehaie 6 หลายเดือนก่อน +5

    We love y deki eri halalat ❤❤🇪🇷

    • @Ra_Hirohito
      @Ra_Hirohito 6 หลายเดือนก่อน +1

      They're not Eritrean they're Tigrayan from Ethiopia Tigray region 🇪🇹🇻🇳💊

    • @danaityonas5826
      @danaityonas5826 6 หลายเดือนก่อน

      @@Ra_Hirohitono both singers are Eritrean

    • @Ra_Hirohito
      @Ra_Hirohito 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@danaityonas5826 What a Nice joke

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@danaityonas5826they are human Bing there identity is Tigrga Eritrea are nationality

  • @rikizarfa4997
    @rikizarfa4997 6 หลายเดือนก่อน

    ✍️🏻🕊🌞⭐️אלופים 💟💚💙💔🩵🩵❤️🤎🩷🩷🩶💤🫲🫱💯💥💥

  • @Alice-kr5op
    @Alice-kr5op 6 หลายเดือนก่อน

    አቱም ሽኩራት ሰላምኩም ይብዛህ ደቂዛሐላል መሬት እሰይይይ ድስ ክትብሉ ሰላም ዘይደሊ ሰይጣን ጥራይ እዩ ሰላም የዉረደሉ ንዙክልተ ህዝቢ ❤️❤️👏👏👏👏💐💪👍

  • @ADENMED-g7d
    @ADENMED-g7d หลายเดือนก่อน

    Tigré est mon sang je ne peux pas les abandonner.

  • @Jbsr-m4f
    @Jbsr-m4f 6 หลายเดือนก่อน +7

    እዚ ዕብዳን ዩ
    ኩዳ ዓዲና ከም ዚ ኣይኮን
    ህዲእ ኢልካ ዩ
    ዚሰምበዳ ዶርሁ ይመስላ ዓበድ በድ ። ሁከት
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

    • @PETERMiCHAEL-lk4ny
      @PETERMiCHAEL-lk4ny 6 หลายเดือนก่อน

      Sekiti!!!!!!!😂

    • @Jbsr-m4f
      @Jbsr-m4f 6 หลายเดือนก่อน

      @@PETERMiCHAEL-lk4ny መሰቅ ሰቀ ይደርገምካ 😂😂😂😂

    • @asmeromasmerom4765
      @asmeromasmerom4765 6 หลายเดือนก่อน

      ጊስ ጸያቂ ረሳሕ

    • @Jbsr-m4f
      @Jbsr-m4f 6 หลายเดือนก่อน

      @@asmeromasmerom4765 ናዓኻ ዊን ዳቢል

    • @PETERMiCHAEL-lk4ny
      @PETERMiCHAEL-lk4ny 6 หลายเดือนก่อน

      @@Jbsr-m4f yehbiru biaki geru yimxena zearkey!!!!!!

  • @shewittekie3928
    @shewittekie3928 6 หลายเดือนก่อน

    Well come to again our hero brothers und sisters ❤❤❤❤