ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣሜን, ❤️🙏ኣሜን ❤️🙏ኣሜን ❤️🙏እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ኩቡር ኣቦና እንኳዕ እውን ነዚ ብርሃን ገጽኩም ኣርኣየና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና 🙏🙏🙏
Ååå
Oh mhret haftey እንታይ ማለት እዩ እዚ ከ ክክክክክክ ፀርፊ ዋላ ኣሜን መባል እዩ ዘይትፈልጦ እኳ ፀገም እዩ ክክክ😂
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም አቦና ብሓቂ ዝመከርክሙናን ዝማዓድኩምና አብ ልብና የሕድሮ ንዓይ ንድክምቲ ሓጥያተኛ አብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ አባ
ኣቦና ብሓቂ እዚ ትምህርቲ ንኣእምሮና ጥበብን ምስትዊኣልን፡ንልብና ኸኣ ሓጎስን ደስታን ዝህብ እዩ። ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ፍልጠትኩም ከኣ ይሰስን ።ፍቃድ እንተኾይኑ numberkum ክትህቡኒ፧፧፧፧፧
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona
ኣመን ኣመን ኣመን ቃለ ሂወት የሕወት የስማዓልና ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽመልና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባታችን 🙏🙏♥️
Amen Amen Amen Qale Hiwet Yesmealna Kbur Abona
ይፍቲ ኣቦናቃለ ሂወት የስመዓልናኣዕጽምቲ ዘለምልም ሂወት ዝህብ ቃል እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም።እግዚኣብሄር ጾምና ብሰላም ዘጀመረና ብሰላም የፈጽመና፡ በረኸትኩም ይሕደረና ኣቦና።ጉስነትኩም ናፊቅናዮ ኣቦና።ኩሉ ግዜ ሰሉስ ኣብቲ ቅዱስ ቤትኩም ክንመሃር፡ ኩሉ ግዜ ሓሙስ ስርየት ሓጥያት ንምርካብ ንንስሓ ክንእከብ በቲ ቅዱስ መስቀልኩም ክንባረኽ።ብሓቂ ኩሉ ግዜ ዝናፍቆ ዘይ ድገም ጉስነት፡ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም።ኣብ ዝለዓለ ማዕርግ የብጽሕኩም ቅዱስ ኣቦና ኣባ ኪሮስ።
ሳሙኤል ቅቡእ ልሳን ኮንካ እምበር ። ኣቦኻ ድኹም እየ። ግን ብጣዕሚ ይናፍቀኩም ። ንራኸበሉ ግዜ ይሃበና ።Thank you
@@hiyawayguasa8129 በረኸትኩም እዩ ኣቦና፡ ናፍቆትኩም ሓያል እዩ።ብልቢ ምስ ጋልኩም ኩሉ ግዜ ኢና ንዝክረኩም።እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ ከምቲ ቃልኩም ይግበረልና።ጾሎትኩም ይርደኣና፡ በረኸት ኣቦና ኣቡነ ኣብራንዮስ ይኽፈለና።
ኣባ ኬሮስ ቃለሂወት የስምዓና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዕልና ኩቡር ኣቦና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣምላክ ይሓግዘና ፆምና ብሰላም ጀሚርና ብሰላም የፈፅመና ኣባየይ
ቃለ ህወት የስማዕልና ኣቦና ጾሙናን ጾሎትናን ይቅበለልና ብሰላም ኣጀምሩ ብሰላም የፈጽመና ዝመኸርኩሙናን ዝምዓድኩሙናን ብሓቂ ኣብ ልብና የሕድሮ።
አሜን አሜን አሜን ቃለሒወት የሰመአልና ናይ አገልጋሎት ዘመንኩም እጋዛብሔር ይባርከልኩም
አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና።እንኳዕ አሕቢሩ ንፆመ ሃወርያ አብፀሐና ንኹሉኹም ህዝበ ክርስትያን ።ፆምና ፆሎትና ስግዳና አምላኽና ይቀበለልና ሐሳብ ልቦናና የስምረልና አሜንን።
ኣባ ኣስቶምህሮኹም ኣይፈለየና ብዟህ ዘይንፈልጦ ኣስተምሂርኩምና ምሉአ ጥዕናን ሰላምን ድማ ይሃብኩም ኣብ ጾሎትኩም ድማ ዘኩሩና ።
Amen (3) Abona Qale hiwet yesmaelna ezgabhar amlak xegeu yebzahalkum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ርሑስ ምጅማር ጾመ ሃዋርያት ይግበረልና ካብዚ ወሪዱና ዘሎ ሕማም ምሕረት የውርደልና ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታት ኣይ ፈለየና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃብኩም ንዓና ድማ ዝቅበል ልቢን ዝሰምዕ ኣእምሮን ንክህበና ልዑል ኣምላክ ቁዱስ ፍቃዱ ይኩነና ኣሜን
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና።ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ።ኣሜን
ኣሜን አቦና ቃለ ህይወት የስመዓልና፡ነዚ ካብ መዓር ወለላ ዝጥዕም ትምህርትኩም ስለ ዘበርተዓና እግዚኣብሄር ብጸጋ ይደግፈና።
Amen Amen Amen kal hiwet yisamlan abona 🙏🙏🙏🌷🌷🌷
Amen amen amen qal hiwet yesmalna abona
Amen amen amenQal hiwet yesmalnaEgzabher xegu yebzhlkumAb xoltkum zekrnaSemati zeyknna tegberti yegberna egzabher
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona
Amen amen amen Abona kale hiwet yesmaalina amlak ezi kulu kingebri yihagzena
Amen amen amen abona
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona edmen tenan yhabekum egzabher xegu yebzhalkum
amen amen amen abona amlak nay zen agelgletkum ybark
Amen amen amen Kale hiwet yesmelna
Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Abana
Amen amen amenAbona qlehiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቡና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም ።
Kale hiwet yesmalna abona naybhaki nablbna zatu tmhrti ztemharnayo ablbna yhdrelna btegbar knewilo wn bkuat ygebrena fetari amen 🙏
Amen Amen Amen ❤❤❤
Kal hiwet yesmaelina abona eadmen xeanan yhabkum ezgabiher amlak Amen Amen amen
ቃለ ህይወት የስመዓልና አቦየ አገልገሎቶም ይባረክ ተግበርቲ ንክንኮን ብፍቃድ ቃሉ ይሓግዘና አምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣገልግሎቶም ዘበን ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna abona❤❤❤
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ።ዕድመን ጥናን ይሃበልና እግዚኣብሄር ።ጸጋ ሂወትኩም የብዛሓልና ኣሜን።
Amen Amen abona qale hiwet yesmeelna
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Abona Egzabher Mulue tena yehabkum
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ሕፅር ዝበለት መልሲ ቤድዮ ኣምፅኡልና ኣብ ስዒዲ ዓረብ ዘለና ኣባት ነፍሲ ስለ ዘይብልና ክንንሳሕ ኣይንኽእልን ፆም ናመፀ ግን ክንበልዕ ኣይንደልን ስለዚ ታይ ክንገብር ይከኣለና😥😥ጾም ብዘይ ንስሓ ኮኖቱ ተኮይኑስ ታይ ክንገብር ኣለና😥
ኣብ ካልእ ሃገር ካብ ዝርከቡ ካህናት ኣበነብሲ ሕዝካ/ኪ ንስሓ ምእታዉ ። ቤተክርስትያና ናብ ትርከቦ ሃገር ውን ምግዓዝ ።
Amen amen amen egzaebher aeyne lbna kefitu arb lbna yehdro
አቦና ቡሐቂ እዚ ትምህርቱኹም ምሀሪ እዩ ቃል ሂወት የስምዐልና 🙏🙏🙏🤲🤲
ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ዘመን ዕድሜኩም ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርኸልኩም ❖👏✟💘✞ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ኢግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም፡ናዓይ ንድክምቲ ሓፍትኩም ወኣመተጽዮን ኢልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ይሓግዘና ኩሎም ሰራዊት ኣምላክ ብጾሎቶም ይዘክሩና ኣባ ንስኩም ውን ዘክሩና
Amen abona kalehiwet yesmalna.
ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜን ኣቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዓጸደ ቤቱ ኣቂሙ፡ ሓለውቲ ኣባጊዑ ይግበርኹም። 💒✝️♥️🙏
Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰማዓልና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕመ ናመሰግን
Xogue ybzhalkum melisu Edmen Tenan yhabkum Ane kabzi natkum Tmhrti busuh Temahire .🙏🙏🙏🤝🤝🤝👏👏👏👍👍👍🕊🕊🕊💒💒💒
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona bruk tsom dma ygberelna egzabher amlak
Amen Amen Amen Kal hweti yesmalna abona Egzabeher xegueu yebzih
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና እዝጋቢሄር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ🤲🙏🙏🙏💘
amen amen amen abona kale hiwet yesmalna neay hatyatena ab tselotom yzekruni
Amen amen amen abona kal hiwt yesmalna 🙏🙏🙏💒💒💒
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብፁእ ኣቦና ፀጋ እግዚአብሔር የብዘሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen qalu huwet yesumeana abona.
Amen kale hiwet yesmealna abatachin
Amen amen amen kal hiwet yesmealna Abona
Amen Amen Amen kal hewot ysmaln abon 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና .ኣብ ጸሎቱኩም ዘኩሩና ኣሜን
Amen Amen Amen Qalehewat yesmulana Abonaye!!!
Amen kale hiwet yesmealna abna
Amen amen amen God bless for ♥️♥️♥️♥️♥️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
አባ እንቃእ ብድሃን መጻኩሙና ትምህርትኹም ኣብልብና የሄድሩ ቃል ሂወት የስማአልና አቦና
Amen Amen Amen Abona beslam Ajmru bslam yfxmna abe xltkum zkurna
Qalhiwet yesmealna abona lkg eyu seme sene nay zseane nhna ena qnxmo zelna ay kab fqri ay bahli hadig zelena bmhretu dea fetari etemtena ember fquratey
ቃለሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና ስለ ዝማሃርኩምናን ዝገሰጽኩሙናን ኣቦና ጸጋ ኣብልዕሊ ጻጋ ይወስክኹም ናዕድመ ጸጋኩም ይብዛሕ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna abona ❤❤❤⛪⛪⛪🏥🏥🏥
Kal hiwet yesmalna!!! amen amen amen!!!!!
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Amen
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር አቦና
ኣሜን።ኣሜን።ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት ይስማዓና
Amen kale hiwet yesmalna abona edme tenan yhabkum fetari
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna abona
ቃለ ሂወት የስሚዓልና ኣቦና ነዚ ክንገበብር እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይሓግዘና ጸለትኩም ኣይፈለየና (ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና)ናይ ገልግለት ዕድመዝኹም ይከድስን ይባርኽን።
Amen amen abona qalehiwet yesmalna.
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana
Amen Amen Amen qale hewet yesmalna egzabher xegu yebzhalkum
Amen Amen Amen qalhiwet yesmoana
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona ab xelotkum zekuruna
Bhaqi mahari tmhrti abona amlak edmen tenan yhabkum amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኣቦና
Amen! Qalehiwet yesmeana abona ezgabihier xegeu yebzhalkum ab xelotkum zekuruni
🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤ጾምና ብስላም ኣጀሚሩ ብሰላም የወዳአና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና።
Amen kale hiwet yesmealna 🤲
qal hiwet jsimalna amlak bereketon xeguon yebizhalkom Anna dima egzabeher ab libina yehdiro🙏🙏🙏
ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና
Amen Amen Amen Qale hewat yesmulna Abonaye!!!
ክቡር ኣቦዋና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩምልና ኣይትጥፍኡና ኣባ ቃለ ሰናይ ድማ የስመዐልና ብሓቂ
00249903458282 whatsap
Amen abona nay agolgulet zemenkum ybark.
Amen Amen Amen abane qla hawet ysemealne amlak xega yebezehalkm
እንኻዕ ብሠላም መፃኩሙ አቦና ባሓቂ ቃለ ሂወት የሥመዐልና አኒሕና ደሞ ሠመዐቲ ዘይ ከናሥ ሠምዕና አብ ተግባር ክንገብሮ እግዚአብሔር ይሓግዘና አብ ፆሎትኩም ደሞ ዘኩርኒ ንዓይ ድክሚቲ ጋልኩሙ
ብርሃ ገጾም ኣቦና ኣንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ብጣዕሚ ሃናጺ ዝኾነ ትምርቲ የቀንየልና።
ኣሜን, ❤️🙏ኣሜን ❤️🙏ኣሜን ❤️🙏እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ኩቡር ኣቦና እንኳዕ እውን ነዚ ብርሃን ገጽኩም ኣርኣየና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና 🙏🙏🙏
Ååå
Oh mhret haftey እንታይ ማለት እዩ እዚ ከ ክክክክክክ ፀርፊ ዋላ ኣሜን መባል እዩ ዘይትፈልጦ እኳ ፀገም እዩ ክክክ😂
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም አቦና ብሓቂ ዝመከርክሙናን ዝማዓድኩምና አብ ልብና የሕድሮ
ንዓይ ንድክምቲ ሓጥያተኛ አብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ አባ
ኣቦና ብሓቂ እዚ ትምህርቲ ንኣእምሮና ጥበብን ምስትዊኣልን፡ንልብና ኸኣ ሓጎስን ደስታን ዝህብ እዩ። ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ፍልጠትኩም ከኣ ይሰስን ።
ፍቃድ እንተኾይኑ numberkum ክትህቡኒ፧፧፧፧፧
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona
ኣመን ኣመን ኣመን ቃለ ሂወት የሕወት የስማዓልና ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽመልና
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባታችን 🙏🙏♥️
Amen Amen Amen Qale Hiwet Yesmealna Kbur Abona
ይፍቲ ኣቦና
ቃለ ሂወት የስመዓልና
ኣዕጽምቲ ዘለምልም ሂወት ዝህብ ቃል
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም።
እግዚኣብሄር ጾምና ብሰላም ዘጀመረና ብሰላም የፈጽመና፡ በረኸትኩም ይሕደረና ኣቦና።
ጉስነትኩም ናፊቅናዮ ኣቦና።
ኩሉ ግዜ ሰሉስ ኣብቲ ቅዱስ ቤትኩም ክንመሃር፡ ኩሉ ግዜ ሓሙስ ስርየት ሓጥያት ንምርካብ ንንስሓ ክንእከብ በቲ ቅዱስ መስቀልኩም ክንባረኽ።
ብሓቂ ኩሉ ግዜ ዝናፍቆ ዘይ ድገም ጉስነት፡ ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም።
ኣብ ዝለዓለ ማዕርግ የብጽሕኩም ቅዱስ ኣቦና ኣባ ኪሮስ።
ሳሙኤል ቅቡእ ልሳን ኮንካ እምበር ። ኣቦኻ ድኹም እየ። ግን ብጣዕሚ ይናፍቀኩም ። ንራኸበሉ ግዜ ይሃበና ።Thank you
@@hiyawayguasa8129 በረኸትኩም እዩ ኣቦና፡ ናፍቆትኩም ሓያል እዩ።
ብልቢ ምስ ጋልኩም ኩሉ ግዜ ኢና ንዝክረኩም።
እግዚኣብሄር ሰናይ እዩ ከምቲ ቃልኩም ይግበረልና።
ጾሎትኩም ይርደኣና፡ በረኸት ኣቦና ኣቡነ ኣብራንዮስ ይኽፈለና።
ኣባ ኬሮስ ቃለሂወት የስምዓና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዕልና ኩቡር ኣቦና ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣምላክ ይሓግዘና ፆምና ብሰላም ጀሚርና ብሰላም የፈፅመና ኣባየይ
ቃለ ህወት የስማዕልና ኣቦና ጾሙናን ጾሎትናን ይቅበለልና ብሰላም ኣጀምሩ ብሰላም የፈጽመና ዝመኸርኩሙናን ዝምዓድኩሙናን ብሓቂ ኣብ ልብና የሕድሮ።
አሜን አሜን አሜን ቃለሒወት የሰመአልና ናይ አገልጋሎት ዘመንኩም እጋዛብሔር ይባርከልኩም
አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና አቦና።
እንኳዕ አሕቢሩ ንፆመ ሃወርያ አብፀሐና ንኹሉኹም ህዝበ ክርስትያን ።
ፆምና ፆሎትና ስግዳና አምላኽና ይቀበለልና ሐሳብ ልቦናና የስምረልና አሜንን።
ኣባ ኣስቶምህሮኹም ኣይፈለየና ብዟህ ዘይንፈልጦ ኣስተምሂርኩምና ምሉአ ጥዕናን ሰላምን ድማ ይሃብኩም ኣብ ጾሎትኩም ድማ ዘኩሩና ።
Amen (3) Abona Qale hiwet yesmaelna ezgabhar amlak xegeu yebzahalkum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ርሑስ ምጅማር ጾመ ሃዋርያት ይግበረልና ካብዚ ወሪዱና ዘሎ ሕማም ምሕረት የውርደልና ጸሎት ቅዱሳን ኣቦታት ኣይ ፈለየና ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃብኩም ንዓና ድማ ዝቅበል ልቢን ዝሰምዕ ኣእምሮን ንክህበና ልዑል ኣምላክ ቁዱስ ፍቃዱ ይኩነና ኣሜን
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና።
ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ።
ኣሜን
ኣሜን አቦና ቃለ ህይወት የስመዓልና፡ነዚ ካብ መዓር ወለላ ዝጥዕም ትምህርትኩም ስለ ዘበርተዓና እግዚኣብሄር ብጸጋ ይደግፈና።
Amen Amen Amen kal hiwet yisamlan abona 🙏🙏🙏🌷🌷🌷
Amen amen amen qal hiwet yesmalna abona
Amen amen amen
Qal hiwet yesmalna
Egzabher xegu yebzhlkum
Ab xoltkum zekrna
Semati zeyknna tegberti yegberna egzabher
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona
Amen amen amen Abona kale hiwet yesmaalina amlak ezi kulu kingebri yihagzena
Amen amen amen abona
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna abona edmen tenan yhabekum egzabher xegu yebzhalkum
amen amen amen abona amlak nay zen agelgletkum ybark
Amen amen amen
Kale hiwet yesmelna
Amen Amen Amen
kalhwet jsmalna Abana
Amen amen amen
Abona qlehiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቡና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም ።
Kale hiwet yesmalna abona naybhaki nablbna zatu tmhrti ztemharnayo ablbna yhdrelna btegbar knewilo wn bkuat ygebrena fetari amen 🙏
Amen Amen Amen ❤❤❤
Kal hiwet yesmaelina abona eadmen xeanan yhabkum ezgabiher amlak Amen Amen amen
ቃለ ህይወት የስመዓልና አቦየ አገልገሎቶም ይባረክ ተግበርቲ ንክንኮን ብፍቃድ ቃሉ ይሓግዘና አምላክ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ናይ ኣገልግሎቶም ዘበን ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna abona❤❤❤
Amen amen amen kale hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ።
ዕድመን ጥናን ይሃበልና እግዚኣብሄር ።ጸጋ ሂወትኩም የብዛሓልና ኣሜን።
Amen Amen abona qale hiwet yesmeelna
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Abona Egzabher Mulue tena yehabkum
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና ሕፅር ዝበለት መልሲ ቤድዮ ኣምፅኡልና ኣብ ስዒዲ ዓረብ ዘለና ኣባት ነፍሲ ስለ ዘይብልና ክንንሳሕ ኣይንኽእልን ፆም ናመፀ ግን ክንበልዕ ኣይንደልን ስለዚ ታይ ክንገብር ይከኣለና😥😥ጾም ብዘይ ንስሓ ኮኖቱ ተኮይኑስ ታይ ክንገብር ኣለና😥
ኣብ ካልእ ሃገር ካብ ዝርከቡ ካህናት ኣበነብሲ ሕዝካ/ኪ ንስሓ ምእታዉ ። ቤተክርስትያና ናብ ትርከቦ ሃገር ውን ምግዓዝ ።
Amen amen amen egzaebher aeyne lbna kefitu arb lbna yehdro
አቦና ቡሐቂ እዚ ትምህርቱኹም ምሀሪ እዩ ቃል ሂወት የስምዐልና 🙏🙏🙏🤲🤲
ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና ኣቦና ናይ ዘመን ዕድሜኩም ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርኸልኩም ❖👏✟💘✞ ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ኢግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም፡ናዓይ ንድክምቲ ሓፍትኩም ወኣመተጽዮን ኢልኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ!!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ይሓግዘና ኩሎም ሰራዊት ኣምላክ ብጾሎቶም ይዘክሩና ኣባ ንስኩም ውን ዘክሩና
Amen abona kalehiwet yesmalna.
ኣሜንንን ኣሜንን ኣሜን ኣቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዓጸደ ቤቱ ኣቂሙ፡ ሓለውቲ ኣባጊዑ ይግበርኹም። 💒✝️♥️🙏
Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰማዓልና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕመ ናመሰግን
Xogue ybzhalkum melisu Edmen Tenan yhabkum Ane kabzi natkum Tmhrti busuh Temahire .🙏🙏🙏🤝🤝🤝👏👏👏👍👍👍🕊🕊🕊💒💒💒
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona bruk tsom dma ygberelna egzabher amlak
Amen Amen Amen Kal hweti yesmalna abona Egzabeher xegueu yebzih
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና እዝጋቢሄር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ🤲🙏🙏🙏💘
amen amen amen abona kale hiwet yesmalna neay hatyatena ab tselotom yzekruni
Amen amen amen abona kal hiwt yesmalna 🙏🙏🙏💒💒💒
ቃለ ሂወት የስምዓልና ብፁእ ኣቦና ፀጋ እግዚአብሔር የብዘሓልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen qalu huwet yesumeana abona.
Amen kale hiwet yesmealna abatachin
Amen amen amen kal hiwet yesmealna Abona
Amen Amen Amen kal hewot ysmaln abon 🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና .ኣብ ጸሎቱኩም ዘኩሩና ኣሜን
Amen Amen Amen Qalehewat yesmulana Abonaye!!!
Amen kale hiwet yesmealna abna
Amen amen amen God bless for ♥️♥️♥️♥️♥️🙏🏾🙏🏾🙏🏾
አባ እንቃእ ብድሃን መጻኩሙና ትምህርትኹም ኣብልብና የሄድሩ ቃል ሂወት የስማአልና አቦና
Amen Amen Amen Abona beslam Ajmru bslam yfxmna abe xltkum zkurna
Qalhiwet yesmealna abona lkg eyu seme sene nay zseane nhna ena qnxmo zelna ay kab fqri ay bahli hadig zelena bmhretu dea fetari etemtena ember fquratey
ቃለሂወት የስማዓልና ኩቡር ኣቦና ስለ ዝማሃርኩምናን ዝገሰጽኩሙናን ኣቦና ጸጋ ኣብልዕሊ ጻጋ ይወስክኹም
ናዕድመ ጸጋኩም ይብዛሕ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna abona ❤❤❤⛪⛪⛪🏥🏥🏥
Kal hiwet yesmalna!!! amen amen amen!!!!!
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Amen
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር አቦና
ኣሜን።ኣሜን።ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት ይስማዓና
Amen kale hiwet yesmalna abona edme tenan yhabkum fetari
Amen Amen Amen kalehiwet yesmealna abona
ቃለ ሂወት የስሚዓልና ኣቦና
ነዚ ክንገበብር እግዚኣቢሄር ኣምላክ ይሓግዘና
ጸለትኩም ኣይፈለየና (ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና)
ናይ ገልግለት ዕድመዝኹም ይከድስን ይባርኽን።
Amen amen abona qalehiwet yesmalna.
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana
Amen Amen Amen qale hewet yesmalna egzabher xegu yebzhalkum
Amen Amen Amen qalhiwet yesmoana
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona ab xelotkum zekuruna
Bhaqi mahari tmhrti abona amlak edmen tenan yhabkum amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኣቦና
Amen! Qalehiwet yesmeana abona ezgabihier xegeu yebzhalkum ab xelotkum zekuruni
🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤ጾምና ብስላም ኣጀሚሩ ብሰላም የወዳአና
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና።
Amen kale hiwet yesmealna 🤲
qal hiwet jsimalna amlak bereketon xeguon yebizhalkom Anna dima egzabeher ab libina yehdiro🙏🙏🙏
ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦና
Amen Amen Amen Qale hewat yesmulna Abonaye!!!
ክቡር ኣቦዋና እንኳዕ ብሰላም መፃእኩምልና ኣይትጥፍኡና ኣባ
ቃለ ሰናይ ድማ የስመዐልና ብሓቂ