ወዲ ዓደይ ኢለ ልበይ መሊአ ዘፍቀርኩዎ ወዲ ከቢድ ምስጥር ነጊርኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ก.ย. 2024
  • ወዲ ዓደይ ኢለ ልበይ መሊአ ዘፍቀርኩዎ ወዲ ከቢድ ምስጥር ነጊርኒ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie
    ⚑ CONNECT WITH ME⚑
    Instagram➡️ / mahustar88
    Facebook ➡️ / mahustar
    Facebook ➡️ / mahustar2
    TikTok ➡️ / mahustar
    Webesite ➡️ mahustar.com/
    WhatsApp➡️ wa.me/message/...
    Join this channel to get access to perks:
    / @mahustar1

ความคิดเห็น • 51

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ወዲ ዓደይ ኢለ ልበይ መሊአ ዘፍቀርኩዎ ወዲ ከቢድ ምስጥር ነጊርኒ

  • @Hanifetawimomona
    @Hanifetawimomona 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +22

    በጃኺ ኣይትፈለዮ ዋእ ሰብ ምኻን እኹል ዩ🥺🥺

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ንምንታይ ስድርኡ ዝኾንዎ ንሱ ይብደል እዚ ድሑር ኣተሓሳስባ እዩ

  • @BranaGaym-zq5zt
    @BranaGaym-zq5zt 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    ብዳ ዝበሃል ሰብ የለን እዚ ድንቁራን ድሕረትን ኢዩ

  • @myLove-m5u
    @myLove-m5u 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ቡዳ ኮ ርኩስ መንፈስ እዩ እና ኣጆኪ ሓፍተይ ኣይትራሓቅዮ ብፆም ፆሎት እዩ ዝወፅእቲ እቲ ቡዳ ካብቲ ሰብ ብሓደ ኮይንኩም ናብ ፈጣሪኩም ተፀጉዑ❤

  • @medhanehaile349
    @medhanehaile349 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ብዘይካ ኣዳምን ሂዋንን ካልእ ሰባት ቡዳታት ነይሮም ማለት ድዩ ዋላስ ኣበያናይ ዓጽሚ ምስ በጽሐ ኢና ተፋላልዩ ቡዳን ጡዑያትን ኢልና

  • @ህስብእተበልክዎ
    @ህስብእተበልክዎ ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ስድሩኡ ቡዳታት ኢዮም ፡ዓጽሞም ጹሩይ ኣይኮነን፡ መዋስብትና ኣይኮነን ንስኩም ከ ጽሩያት ዓጺሚ ዲዮም ስድራኪ ከመይ ዓይነት ፉሉይ ዓጽሚ ኢዩ ከ ሂኮት

  • @filmonsbahetu7744
    @filmonsbahetu7744 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ኣብ ዓለም ከቢድ ዝብሃል የለን

    • @NiyatKalayu-v5b
      @NiyatKalayu-v5b 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Yea Bhaqi

  • @MeriAlemayu
    @MeriAlemayu 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    Kulu seb mare eyu buda zebhale yelen nekaki zegbeki nay lbki wedi eyu mesu yehshki ❤❤❤

  • @saudiarabia5774
    @saudiarabia5774 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    ብዳ ሰብ የለን ሓፍተይ ነተይ ኣብ ምንታይ መፅሓፍ ኣሎ ክለና ብኣርኣያ ስላስየ ዝተፈጥርና እንበይ ብዳ ዝብል ብባህሊ እንበር ብሃማነት ዘገኒ የብለይ ሰብ ብምካኑ እኩል እዩ ከትፍለይዮ ኩለና ሓደ ገሩ እዩ ፍጥርና ፍጣሪ

    • @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
      @ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

      ትኽክል ብዳ ዝብሃል ሩኩስ መንፈስ እዩ ብፆም ብፆሎት ብስግደት ብሓይል እግዝኣብሔር ክዉፅ ድኽእል ነገር እዩ ኩሉና ብኣምሳለ ቅድስት ስላሴ ዝተፈጠርና እና።

  • @rahelhaile3212
    @rahelhaile3212 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Mskinay entay zeygebre fekar wedi meliski keman krebyo fekar mukan eyu zegeds nsdraki aytsmeyom ❤

  • @Berhane.TV.Tube6757
    @Berhane.TV.Tube6757 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣይትፈለይዮ ዘሓፈተይ

  • @samsomasmerom2904
    @samsomasmerom2904 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓፍተይ ቡዳ ሓሳብ አምበር ቡዳ ሰብ የለን
    ብዛዕባ ደቅኺ ደማ ሰብ አንዳማዕበለ ይኸይድ ስለ ዘሎ አዚ ድሑር ኣተሓሳስባ ክርሳዕ አዩ. ስለዚ ዕድላትክ ኣይትኽሰሪ 👍🏽

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 50 นาทีที่ผ่านมา

    ሰላም ኣምላኽ ንኣኺ ይኹን ክብርቲ ሓፍቲ! ብምቕጻል ሰብ ንሰብ ክበልዕ ኣይክእልን'ዩ! እዚ ኣጉል እምነት'ዩ! ዘኽብረክን ዘፍቅረክን ተፍቅርዮን እንተረኺብኪ ምስኡ ምንባር ይሕሸኪ። እዚ ሰብ እዚ ቅኑዕ'ዩ ምኽንያቱ ኣይሓብኣልክን እቲ ሓቂ ባዕሉ'ዩ ነጊሩኪ ስለዚ እዚ ሎሚ ረኺብክዮ ዘሎኺ ጽቡቕ ምኣዲ ብኣጉል እምነት ኣይትድፍእዮ። ምናልባት እቲ ጽባሕ ጭዋ'ዩ ኢልኪ ትዋሰብዮ ሰላምኪ ዘሪጉ መጻኢኺ ጨው ዝገብሮ ከየጋጥመኪ ሓደራ ንውሽጥኺ ሰሚዕኪ ሂወትክን መጻኢኽን ኣመቕሪ። ወድሓንኪ

  • @evengerieevengerie8834
    @evengerieevengerie8834 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Mefqeritki,si gele eya haftey natey 😂

  • @Michaelhayelom1234
    @Michaelhayelom1234 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ክላእ ግደፍና እስከ፡ በጃኩም ሎምስ ሰብኣውነት ይሃልውና፡ ሰብ ኢዩ ሱቅ ኢልኪ ተቀበልዮ፡ ናይ ደቅኪ ከኣ ዝሓዝክሎም የብልክን ናይ ፈጣሪ ኢዮም፡ ሱቅ ኢልኪ ጥራይ ጉዳይ ፍቅርኺ ግበሪ፡

  • @arontemesgen4178
    @arontemesgen4178 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Kula eziom nay adi kea ketkabdu meat ekum hemam beka keman zeysmaekwa

  • @TemuSamru
    @TemuSamru 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቡዳ ዝበሃል የላን ፡ ሕሙም ዝኾነ ሕብረተሰብ ፡ ኣኺልዎ ዕንክሊል ክብል ክነብር እዩ ። መዋስብትና ኣይኮኑን ፡ ቡዳታት ኢኹም ፡ ዓጽሙኹም ጽሩይ ኣይኮነን ፡ ክብል እንዳወዓለ ፡ ኣላህን እግዚኣብሔርን /የሱስ የኣምንየ ከኣ ይብል ከይሓፈረ ። ድምሱዝ ዝኾነ ሕብረተሰብ እንታይ ኢልካ ትመኽሮ ነዚ ድሑር ማሪታዊ ህዝቢ እዚ ሕጂ ዕላጅ !!!

  • @nahomgezai7328
    @nahomgezai7328 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Haftey B TH-cam Memhr Tesfaye Abera Elki Teketateli B Adena Kidst Dingl Maryam Ymhtseneki ❤❤❤😢

    • @TemuSamru
      @TemuSamru ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጦንቆልቲ ክትርኢ ካብ ተተባብዕ ፡ ብእዚኣብሔር ዘኣምን ቡዳ ዶ ገለመለ ዝበሃል ምንም ኣይገብሮን ዘይትብል ፡ ኣብ ጦንቆልትን ሓሰውትን እንዳተመርኮስኩም ኢኹም ብድሕረትን ድንቁርናን ትሳቐዩ ዘለኹም ።

  • @MulieBemenet
    @MulieBemenet 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Aytrhakyo nsu yhsheki

  • @NurhussienMalik
    @NurhussienMalik 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @freedomnow1210
    @freedomnow1210 30 นาทีที่ผ่านมา

    ነቦኺ ተመርዓውዬ

  • @Fili-jm1dl
    @Fili-jm1dl 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @SamsonAbrha
      @SamsonAbrha 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣባታ መወዳእታ ዝበልክያ ንቲ ሓሳብ ሙሉእ ንሙሉእ ተቃዊምክዮ ኢኺ ከመይ ጌረ ክፍለዮ ይኽእል ዝበልክያ ብኻሊእ ኣበሃሀላ ክገድፎ ደለዬ ማለት እዩ ትርሕቅዮ እንተደኣ ደሊኺ ንዝተወሰነ ግዜ ኣድራሻኺ ኣርሕቂ

  • @FthiGuesh
    @FthiGuesh 44 นาทีที่ผ่านมา

    እዚ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ምክንያቱ እቶም ትወልድዮም ቆልዑ ከ እታይ ክከኑ ከምዚ ዓነት ክትዋሰብ ከቢድ ስለዚ ምክሪ የሕዋትኪ ይሕሸኪ ግደፍዮ እዚ ብፍቅሪ ዝስዓር ኣይ ኮነን

  • @abduali7438
    @abduali7438 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Ajokhi kbrti hafti amlakh mit ayki ri u keyjemrki abrihulki alo emo gdefiyo key jemre zenbe aki hadar fayda yebilun dehar ke ta eseki eu

  • @henoktesfayohanes5424
    @henoktesfayohanes5424 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን። ቡዳ እንታይ ማለት ኢዩ ኣምላኽ ይቐትል ኣምላኽ ይምሕር ?
    መቸም ካልኣይ ኣምላኽ ኣሎ ኣይትብልንን ትኾኒ። እዚ ድሑር ኣተሓሳስባ ኣምላኮ ጣኦት ካባኽን ካብ ስድራኽን ኣጥፍእዮ።

  • @FyFfd-p8f
    @FyFfd-p8f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዋይ ከባዳ አዩ ማዓረይ ኣጆኪ 😢❤

  • @SalamaSalama-i2k
    @SalamaSalama-i2k 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eway haftey xelot gberi ajoki tfelto buda yhaysh kab zey tifelto hasad

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

  • @SmilingGiraffe-kj5cm
    @SmilingGiraffe-kj5cm 40 นาทีที่ผ่านมา +1

    Anti haftey kulu seb hade mkanu emeni ezi zerebazi hbrete sebna nmfllay eilu zemxeo yu Amlak yfetr Amlak yketl

  • @Sebrigum
    @Sebrigum 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Norman eyu

  • @EmbabaHagose
    @EmbabaHagose 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Mesu ember mes sederaki ay konken kete neberi selezi belebeki tefqereyo ente da kenki suq elki mesu haar geberi

  • @temesgengebrit8835
    @temesgengebrit8835 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HiweteyAlemey-qz3on
    @HiweteyAlemey-qz3on ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I like you so much Mahustar ❤❤ keep it up ❤❤

  • @FiyiriKelati
    @FiyiriKelati 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣነ ታመፂእኒ እዩ ምስ ቡዳ ዝዋሰብ ከ
    ግደፍዮ መፃእኪ ኣይተ ፀልምቲ ዋ ሸነፍ

    • @samsomasmerom2904
      @samsomasmerom2904 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ቡዱ ዝብሃል ከምዚ ከማኻ አዩ 😢

    • @ليلى-ص9و
      @ليلى-ص9و ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@samsomasmerom2904 ቡዲ ድካ ማዓረይ የህ😁

  • @ጓልኢሮብGalIrobTube
    @ጓልኢሮብGalIrobTube 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Buda rukus menfes ember seb aykonen tsolot kigbir alowo afkariki

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha7090 56 นาทีที่ผ่านมา

    Ane zigermeni si kisba hiji diyu zelo kemzi duhur atahasasba entay malet eyu aximom xuruyat akonun natukum aximi ke entay eyu kab seb zitefeleye diyu koynu wedi seb wedi seb eyu bejaki kemzi atahasasba nisdraki keyriyom xuruy aximi zibahl yelen seb seb eyu wedehanki

  • @መሰረትሲስ
    @መሰረትሲስ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላምን ጥዕናን ንኹሉም ይኩን 🎉❤ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም subscribe ግበሩለይ🎉❤🎉🎉🎉

  • @MashoTekle-bv3vo
    @MashoTekle-bv3vo 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    buda menfes eyu ember buda seb yelen mearey eti nay buda menfes btslot awetsewo

  • @YordanosFshaye-f8g
    @YordanosFshaye-f8g 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nusuki. Abu. Hayumanotuki. Nusuka. Abu. Hayumanotuki. Muxunaeu. Buaruaya. Sulase. Zutefeteruna. Futuratu. Bu. Fukuratukumu. Nuberu. Sudura. Euba. Buda. Euba. Nayu. Duhuratu. Keyutuhasebi

  • @AbiAbi-h1m
    @AbiAbi-h1m 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Sdrau Buda tekonu nsumo Buda dyu zbehal 😮

    • @mamialemey
      @mamialemey 50 นาทีที่ผ่านมา

      ንስኪ ከ🙄

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
    @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ ชั่วโมงที่ผ่านมา