ኣዋልድ ሳራ 6ይ ክፋል// ሕቶን መልስን// ብቀሺ ዶር ተኽለኣብ መንግስትኣብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 14

  • @MyMengsom
    @MyMengsom 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ መምሊስካ ብምስማዕ ብዙሕ ክትመሃረሉን ክትረብሓሉን ዘኽእል ጥበብ ኣመሃህራ!
    ብዙሕ ዝናፍቖን ዘኽብሮን ሓው፡ ምስቶም ምስኡ ዘሎዉ መገላግልቱ ካብቲ ዘሎዉዎ ውጺኦም ንህዝቡ ኬገልግሉን ኪመርሑንሲ ኣምላኽ ነታ ዚፍትሑላ መዓልቲ የቐልጥፋ!
    ነቶም ነዚ መልእኽቲ ዝመልኡ ከምኡ ድማ ዝዘርጋሕኩም እግዚኣብሔር ይባርኽኩም።👋🏼

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes 2 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ጎይታይ ኣዕዚዙ ይባርኽኩም ነዚ መደብ ተቅርቡልና ዘለኹም።

  • @Rerrrie
    @Rerrrie 2 หลายเดือนก่อน

    እዉይ እናተማሃርኩ ይፈወስ ኣሎኩ ነዚ መደብ ዘቅረብኩም ኣሕዋተይ ዘመንኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HYAW-EMNI
    @HYAW-EMNI 2 หลายเดือนก่อน +3

    እትሰምዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ!
    🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
    ኣምላኽ ዘመንኩም ይባርኽ።

  • @Mengstab-b3c
    @Mengstab-b3c 2 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ባሓቂ ብሃንቀውታ ክጽበያ ጸኒሐ ቃል ህይወት የስምዓልና ኣቦና ኣምላኽ መቃውሕኩም ይስበር።

    • @tesfhans7
      @tesfhans7 2 หลายเดือนก่อน

      wela ane

  • @tesfhans7
    @tesfhans7 2 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ህይወት የስምዓልና

  • @diallosamrawit6996
    @diallosamrawit6996 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤Amelake kalehiwet yehabeka

  • @NahomSimon-jf9mv
    @NahomSimon-jf9mv 2 หลายเดือนก่อน

    ክብሪ ንኣምላኽ ኣምላኽ መቓውሕኩም ይስበር ፡ ንብዙሓት ነብሳት ምድሓን ክትኮኑ ፍቓዱ ይኹን 🙏🙏🙏🙏

  • @semhartewelde-ym4dk
    @semhartewelde-ym4dk 2 หลายเดือนก่อน

    Amlak mekawuhkum ysber kbrat abotat btaemi tebarike bezi tmhrti

  • @samrawitghirmay8579
    @samrawitghirmay8579 2 หลายเดือนก่อน +2

    Anes bezi timirti ember tebarike .

  • @rahelmeasho7350
    @rahelmeasho7350 2 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ መልእኽቲ እዚ ልክዕ ከምቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ መቁሕ ኮይኑ ዝልእኮ ዝነበረ እሞ ሂወት ማሕበራት ዝልውጥ ዝነበረ ከሙኡ እዩ ሕጂ ንዓና ኣምላኽ ሞቖሖም ይስበር ቡሩኻት ኣቦታት ብድሕሬኹም ቤተክርስትያና ወዲቓቶ ዘላ ውድቐት ኣዝዩ ዘጉሂ እዩ። እም ኣምላኽ ምሕረት ይግበር።

  • @HenSamedia8480
    @HenSamedia8480 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን፡ ትወጹላ ማዓልቲ ጥራይ ንጽበ ኣሎና፡ ቅዱሳን ኣቦታት፡ ከምቲ ንሃዋርያት ማዕጾ ከፊቱ ዘውጾኦም ንዓኹም ውን ንዓና😠 ሓጥኣን ክብል መዋጽኦ ይፍጠረልኩም።🎉

  • @lom4933
    @lom4933 2 หลายเดือนก่อน

    could you please remove commercials from all the sermon videos?No advertisement! the ads switch people focus from the sermons.