"እታ ቪድዮ ክርእያ ከለኹ፡ ኩሉ ግዜ ይበኪ:ሓዚለ ዘዕበኽዎ ንእሽቶ ሓወይ ስለዝኾነ" Alem Abraha

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 697

  • @jwow8821
    @jwow8821 4 ปีที่แล้ว +104

    ዩኤል ብጣዕሚ ዓቢ ሰብ ኢኻ :: ኣብዚ ታሪኻዊ ወርሒ : ወርሒ ሰነ ሰማእታትና እንዝክረሉ ከምዚ ዓይነት መደብ ሒዝካ ምምጻእካ ብጣዕሚ ዝንኣድ ኢዩ :: ዓመት መጸ ሽምዓ ኢና እነሕልፎ :: ሽምዓ ምውላዕ ዘይኮነስ ቃልና ኣሐዲስና መብጽዓኦም ምስ እንሐድስ ጥራሕ ኢዩ ጻምኦም ዝኽፈል :: በዚ ኣጋጣሚ ነተን ካልኦት መራኸቢ ብዙሃን መደባተን ኣብ ከምዚ ዝኣመሰለ ጉዳያት ንኸተኩር ለበዋይ የቅርብ :: ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ንኸይርሳዕ ኣብ ቅነ ጉንበተ - ሰነ ጥራሕ ዘይኮነስ ኩሉ ግዜ ቀጽሎ :: እዚ ታሪኽ እዚ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ታሪኽ ኢዩ ::
    ኣጆና ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ቀረባ እዋን ብውልቀ - ሰብ ዘይኮነስ ብቅዋምን ልዕልና ሕግን እትምሓደር ሃገር ከነቅውም ኢና :: ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና ""
    " ሕግን ፍትሕን ይንገስ
    ምልኪ ይፍረስ "

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +6

      Hanti medeb ab hade semun intetekirib xibuk neru , yuel hawey

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  4 ปีที่แล้ว +5

      @@shabaymender9126 : Merhaba kubur haw. Neza nay 20 ele zigebro zelelu fuluy medeb eyu. Ember subuk aloka.

    • @meleymeley8215
      @meleymeley8215 4 ปีที่แล้ว +3

      ብጣዕሚ ዝንኣድ ስራሕ ኢዩ ብሓቂ

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ ዩኤል ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ነዞም ታሪክ ሰርሖም በጃ ዝሓለፉ ክንዝክሮም ግዝይኡ ኣወፍዩ ድቃስ ዘይብሉ ውሃ ዝብል ስራሕ ዝሰርሕ ዘሎ።

    • @emanuelewayhezbi591
      @emanuelewayhezbi591 4 ปีที่แล้ว +1

      Thanks

  • @metkelgezai1625
    @metkelgezai1625 4 ปีที่แล้ว +92

    ስውእ የማነ ኣብርሃ ( ወዲ ሻውል) መድፍዓጂ ብሬን ኮይኑ፥ ኣብ እዋን ውግእ ከም ዓቢ ሓውና እዩ ዝኣልየና ነይሩ። ብዘይ ቀልዓለም ጅግና እዩ። ድሕሪ ክልተ ቕነ ናይዚ ቃለመጠይቕ ብዕለት 29/03/1999 ኣብ ዓዲ ሃኪን ተሰዊኡ። ኣለም ሓውኺ ጅግና እዩ። ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ።

    • @habtegrmay9230
      @habtegrmay9230 4 ปีที่แล้ว +1

      Wetehader nerka malet du

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +8

      የቀንየለይ ስለቲ ሓኔረታካ መትከል ሓወይ! ታሪኮም ነባሪ እዩ!

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +1

      @@alemabraha399 ሓብቲ ጅግና ዩ መጸዉዒኺ ሓብተይ ። ከምኡ ኮይኑስ ኣብቶም ብኣካል ዘይንፈልጦ 'ዉን ኣብ ልብና ዓቢ ቦታ ዩ ዘለዎ ። ደስ ዘብል * ዩ ነባሪት ዝኾነት መዘከርታ ፊልም ክትስርሓሎም ።

    • @debesaymebrahatu1049
      @debesaymebrahatu1049 4 ปีที่แล้ว +1

      ezi jigna, ab'ta tewelide zeabekula adey kem ztesewae mis feletku, teferaraqi smieti tesemieni.

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      @@debesaymebrahatu1049 ዘልኣለማዊ ክብሪን ዝክሪን ንጀጋኑ ሰማእታትና!

  • @AngelMichael386
    @AngelMichael386 4 ปีที่แล้ว +15

    የቐንየልና ዮኤል ክብርቲ ሓፍትና ድማ ተሓበኒ እዚ ዘሕለፍክዮ ረዚን መልእኽቲ ድማ ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ የሕድሮ፣ዘልኣለምዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ስዉኣትና !!ንየማነ ኩልና ደቂ ኣባሻዉል ኣየር ወለድ ስለዝነበረ ጽቡቕ ኣፍልጦን ፍሉይ ዝኽርን ኣለና።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      @Michael Zaraebruk ሓወይ የቀንየልይ። እወ ብኣየር ወለድን ወዲ ሻውልን እዩ የማነ ሓወይ ዝፍለጥ። ተገድስካ ግዝየካ ኣወፊካ ብምርካብና፡ ብዛዕባ የማነ ሓወይ ዘላካ ሕውነትን ሓልዮትን ተዘክሮን ብምሕባርካ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ። የማነ ሓወይ ብታሪክ ሓሊፉ። ሕድሪ ስውኣትና ህያው ክንገብርን ብሓባር ክንሰርሕ ንዓካትኩም ብምርካብና ጽቡቅ ኣጋጣሚ እዩ። ዘልኣለማዊ ክብሪን ዝክሪን ንጀጋኑ ሰማእታትና!

    • @AngelMichael386
      @AngelMichael386 4 ปีที่แล้ว

      @@alemabraha399ኣለም ሓፍተይ ኩርዒ ተሓበኒ ኣብ ስፐይን ትባሃል ሜዳ ጥቓ እንዳ ኣርኣያ ጸጉ እንዳ ዕንጨይቲ ምስ የማነ ብሓንሳብ ኩዕሾ ስለዝተጻወትኩ ብሓደ ኣለና ብሃገረይ ኤርትራ ዝመጻኒ የማነ ተኸደ ኣነለኹ ኣቐሚጠየ ዝስዕበኒ ኣጆኺ ቕሰኒ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና።

  • @wediakriaasefaw3412
    @wediakriaasefaw3412 4 ปีที่แล้ว +68

    ሂወትና ኽፊልና ምንባር ዝሳኣና ህዝቢ ኢና ሞ ኣምላኽ ብምሕረት ይጠምተና፡ ስዋኣትና ወትሩ ኣብ ልብና ኢኹም፡፡

  • @youseftekeste9865
    @youseftekeste9865 4 ปีที่แล้ว +6

    He is hero. You don't need to cry you should be proud of him, we all eritreans are proud of him he is in our hearts thanks for all his hard work.

  • @aaronlid9451
    @aaronlid9451 4 ปีที่แล้ว +50

    ኩሉ ግዝየ ዘብኪ እዩ ኣነ ከማን ክጸሮ ኣይከኣልኩን ግን ጅግና ብሙካኑ ኩሉና በዚኣቶም ክንኾርዕ እዩ ዝግበኣና ደቂ ኤረይ

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +3

      ከም ኣሕዋትና ስለዝዘክትምና ክንዝክሮም ከለና ናፍቆት እዩ ዘብክየና እምበር ንሳቶም ታሪክ ሰሪሖሞ በጃ ሃገሮምን ህዝቦምን ሓሊፈም። ታሪኮም ነባሪ እዩ።

    • @ghideygebremichael6741
      @ghideygebremichael6741 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/MaQqctGlmtU/w-d-xo.html

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 4 ปีที่แล้ว +7

    Very well spoken most of all she doesn’t use a word of English. Very intelligent woman one of the best interviews I’ve ever seen.

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      I appreciate your comment and thank for your kind words @dawit debena. Eternal Glory to Our Martyrs!

  • @niceyesorno8699
    @niceyesorno8699 4 ปีที่แล้ว +69

    ነዚ ድርባይ ሰመረ ርእሶም ሲ እንቋዕ ገደፍክዮ ጠላም የማነን ብጾቱን ዘምጽእዋ ሃገር ኣብ ቅድሚኡ ምስ ካርታ ኢትዮጵያ እንዳርኣያ ይስዕስዕ ሰነፍ ሰብ ክንደይ መንእሰያት ኢዩ ኣጥፊኡ ሰመረ ርእሶም

    • @emanuelewayhezbi591
      @emanuelewayhezbi591 4 ปีที่แล้ว +1

      Magmria natom Mentna enko hewtom zesanu kebren mogsen yeknom neal nay behki kulu serhka azzia eye zeftwo agka asbi alwo neklu geza alwo heftna dema nay behki selty maker lebna zalwo zarbki yemsgnki wedi shwel behnsab ena narna app henty bottlini 525.2.3 azezi botlnena mengsteab samuel maritove eye zebhel hegy behwet alo wedi shwel heway eye mess semku bezhe zakra ainet sebat narma kulom tefeom yezker nay wedi shawel berien hezu ketkess enklo nati shareet nay berien hemad kaiatwo keshafu eye zezrghlu naru abet lebnan gebznan tebaten narwo newdi shawel zaizker zainbra Helfom seab kemta sera befli abta bottlini zenbru beal wedi seliman azezi heili beal tesfahnes Seara beal kebrom beal astgacow kenday kenblom belstat ana app canada yekmet alku my email address issakamanual@gmail.com

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ እዩ።

  • @nomore5845
    @nomore5845 4 ปีที่แล้ว +46

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ጌርኪ ገሊጽክዮ ሓንቲ ንስኺ ብኹሉ አገባብ አዘራርባ ብጣዕሚ ልቢ ዝመልእ ጽፉፍ አቀራርባ ከማኺ ኣይረኸብኩን። ስዉኣት ድማ ኩል ጊዜ ልብና እንዳ ነብዔ እዩ። ከማኺ የብዝሓዮ። 💕🌹

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +8

      የቀንየለይ! እቲ ዝገበርዎ ዘይበርስ ዓንደመስቀል ታሪክ ኤርትራ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ። ስውኣትና ታሪኮም ነባሪ እዩ።

    • @emanuelewayhezbi591
      @emanuelewayhezbi591 4 ปีที่แล้ว +1

      #ልዕሊ_ስውእ_ንጊዜኡ_ዝተጠቐመሉ_ዘሎ_ኣይመስለንን!
      ═┉✽🌹✽┉═❀🌹❀┉═🌹✽┉═
      ☝ስውእ ምዝካር ማለት ብፍቅሩ ምቕጻል ማለት'ዩ። ንጽህንኡ ምርኣይ። ቅንዕና፡ሓልዮት፡ክብሪ ዘሪእካ ፍቕሪ ምህፋስ እምበር #ትንፋስ_ምምላስ ኣይኰነን። ህሉው ፍጡር 'ትንፋስ ምለስ' ኣይተባህለን። ሕድሪ ምሕላውን ሓላፍነቱ ምምስካርን ጥራይ'ዩ ዝሕተት። በጃ ብዙሓት ምዃን፡ሥስዐ ምስንዳው፡ ሱር በይነ-በይነው ምምሓው፡ ብደም ስውእ ፈሊሱ ዝዓንበበ ተኽሊ ብንዓይ-ንዓይ ክዕጸድ የብሉን። ደም ስውእ ጸበል ወፈራ ብዙሕ'ዩ!
      ✌"ህሉው ዓሻ ወመዳድርቲ ዝሞተ ጅግና ኣይኰነን። ዓሻ ብዕሽነቱ ህላውኡ እንተኸሓደ፡ ለባም ግን ህላውነቱ ህላወ መን ሙዃኑ ኣይስሕቶን'ዩ። ኣብ መትኒ ህሉው ደም፡ጅግና ኣሎ። ኣብ ህይወቱ ትስፋስ፡ ኣብ ስግኡ ደም ጅግና'ሎ። ደምን ትንፋስን ዝነጽግን ዝርስዕን ዓሻ ሰብ እንተ'ሎ፡ ሰብ ኣይንበሎ!
      👌መስዋእቲ ሰናይ ግብሪ ሕሉፍ ክበሃል'ውን ይከኣል'ዩ። ንሕሉፍ ብዝግባእ ተጠቂምካ መጻኢ ምምጻእ'ዩ። ልዕሊ ስውእ ንሕሉፍ ብዝልዓለ ሰናይ ግብሪ ዝተጠቐመሉ ዘሎ ኣይመስለንን። ንጽባቐ መጻኢ ናትካ ሎሚ ደፊንካ ንመጻኢ ካልኦት መንገዲ ምዃን'ዩ። ልዕሊ እዚ'ኸ ፍቕሪ ይህሉ'ዶ፧
      🔔ኢየሱስ ብመስዋእቲ ገይሩ'ዩ ንህዝቡ 'ክሳብ ክብድዚ ኣፍቀርኩኻ! ዝበሎ"።
      🔑ስውእ ኣብ ደም ህሉው በዓል እጃም'ዩ። እወ ደም ስውእ ክፈሥስ እንከሎ ኣብ ደም ህሉው ይጥነስ ምህላው ክፍለጥ ኣለዎ። እዚ እንተተዘንጊዑ ደም ስውእ ብውዕዩ ተኻዕዩ እንተተሪፉ ዝተጠንሰ ውሉድ ምስተሓፍሰ። ውሉድ ንወላዲኡ ክጋግዮ ምዃኑ ዘይተጻሕፈ ትንቢት ኣሎ!
      🌹ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ኽብርን ንስውኣትና!🌹

    • @helengbresus3512
      @helengbresus3512 4 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ኩሉ ኣዛራርባኺ ዝሕል ዝበለ ጹፍፍ ኣገላልጻ ኣጆኺ ሓላለይ ኣይትብከዩ ኣባይኪ ይብከ

  • @asmerethaile8989
    @asmerethaile8989 4 ปีที่แล้ว +14

    ኣሕ እዛ ሃገር ኽንደይ ጅግና ድያ ወስዳ። ኣይኸሰርናን ኽኣ ተባሂልና ነዚኦም ኸስርና ኾለና

  • @yordafitwi5095
    @yordafitwi5095 4 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ጋል ናይ በሓቂ ክትጥኩር ኣዘራርባኣ , ኣደ ኣደ ናይ በሓቂ ኣደ, ንሃገራ ኢላ ስልጣና ዘረከበት ታሪክ ናይ ይሕዋታ ከይትድምስስ ክትብል ስልጣና ገዲፋ ሓዳራ ገዲፋ ምስ ውጹዕ ህዝባ ደው ኢላ ናይ በሓቂ ዘሐብን እዩ

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +34

    ወዲ ሻውል ጅግና እዪ ኣጆኪ ሓብተይ " በዚ ኣጋጣሚ ዳኒኤል (ወዲ ጨለ) ወዲ መንደፈራ እዪ ኣዝዪ ተባዕ መንእሰይ እዪ ኔሩ ' ዓዱ ክኣ ኩዶፈላሲ እዪ ' ሰማእታትና ብግብሪ ይደበሱ !!

    • @ወዲሓጂ
      @ወዲሓጂ 4 ปีที่แล้ว

      Ni yekalo wedi hawebou e u yebhal hakinet alewo do?

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ወዲሓጂ ኣይኮነን

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      ንመን እልዎ ኣምላክ። ክንበጽሖ እና። ታሪኮም ነባሪ እዮ። ክብዕቅቦ ግን እለና!

    • @Semharawit
      @Semharawit 4 ปีที่แล้ว +1

      ስውኣትና ኩሉግዜ ኣብልብና።

    • @zekariastesfaalem8317
      @zekariastesfaalem8317 4 ปีที่แล้ว

      እቲ ጅግና ዳኒ ወዲ ጨለ

  • @amanetberhane6093
    @amanetberhane6093 4 ปีที่แล้ว +31

    መጀመሪያ ዩኤል ሓወና ብጣሚ ምስጋና ይግበኣካ, ካልኣይ ድማ ኣዚኦም ስውኣትና ገዳይም ኮነ ኣብ ወራራት ዘተሰወኡ ኩሉም ብሉጻት እዮም ጠፊኦምና ሃገርና ብጣሚ ከቢድ ክሳራ አዩ ወርደና ዘሎ ኣጃና ንቀድሚት ጥራይ ንሕሰብ

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 4 ปีที่แล้ว +20

    እሕ ዋይ የሕዋተይ በዓል የማነ ወዲ ሻውል ከፊልናስ ኣይከሰርናን ይበሃል እንተ ኣለም ሓፍይቲ ጅግና ኢኪ ብስልቲ፡ ሓቀኛ፡ ንፍትሒ ሓዳርኪ ዝበተንኪ ባዓልቲ ሕልና ኢኪ ኣብ መጻኢት ዲምክራስያዊት ብቅዋም ትምራሕ ኤርትራ ኣምባሳደር ናይ ሃገርኪ ኢኪ ተመሃሪ ጥራይ!!!

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      ህዝብና ድኣ ሓራ ይኹን እምበር ኣነ ድኣ እንታይ ገረ፣ ኤርትራ ህገረይ ሓወይ። የቀንየለይ!

  • @welduJrwoldu
    @welduJrwoldu 4 ปีที่แล้ว +32

    You are such a brave a woman.. just to flee from jaws of hyna semere riesom makes you one of kind. All Eritrean women should envy you.

  • @yonasaeritrea6800
    @yonasaeritrea6800 4 ปีที่แล้ว +5

    ዮኤል ከቡር ሓው ቀጽሎ ዘሐበን ስራሕ ኣነ ብአጋጣሚ ነቲ ምስ ጅግና የማነ ኮይኑ ቅያ ዝሰርሐ ዳንኤል ወዲ ጨለ እውን ንዓይ እቲ ቀዳማይ ዓርከይን መታዓቢተይን ኢዩ ኩሉ ግዜ ዛንታ እዞም ክልተ ጀጋኑ ክሰምዕ ከለኹ ዝስማዓኒ ፍሉይ ኢዩ

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ሓቅካ ዮናስ ሓወይ። ኹሎም ጀጋኒ ኣሕዋትና ዘኩርዕ ታሪክ ሰሪሖም ልዕላውነተ ሃገር ዓቂቦም እዩም። ኣብልብና ፍሉይ ቦታ ኣለዎም። ዘለኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @meraafye3086
    @meraafye3086 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣለም ሓፍትና ኣጆኪ ፍረ ጅግንነቶም ብ ራህዋ ብደስታ ሓቢርና ኣብታ ደሞም ዝከፈሉላ ዓድና ደው ኢልና ክንምስክረሎም ኢና ኩሉ ግዝየ ኣብ ልብና ዩ ሰፈሮም ናዓኪ ድማ ምስ ስድራበትኪ ዕድመን ጥዕናን ንመነየልኪ

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      ይኣምነለይ @mera afye! የቀንየለይ ስለቲ ጽቡቅ ትምንት። ንኩላትና ሰላም ዕድመን ጥዕናና ይሃበና። ዘለኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos7683 4 ปีที่แล้ว +17

    እቲ ዝገርም እብ እትዪጽያ ዓብዩ ብዛዕባ ኤሪትራ ወላሓንቲ ዘይፉፈልጥ ንኤሪትራ ሞይቱላ እብ ዝተውለደ ይወለድ ክም እሪትራዊ ንሃገሩ ዘፍቅር የለን።
    ዘልኣለማዊ ክብሪ ንኩሎም ጅጋኑ ምእንቲ ኤሪትራ ዝውደቁ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝❤❤

    • @senayandebrhan1726
      @senayandebrhan1726 4 ปีที่แล้ว +2

      No moytel tasawela

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ዘልኣለማዊ ክብሪን ዝክሪን ንጀጋኑ ሰማእታትና!

  • @ghirmayabraha8807
    @ghirmayabraha8807 4 ปีที่แล้ว +81

    እቲ ሓደ ድማ ዳኒኤል ወዲ ጨሌ (ወዲ መንደፈራ ኩዶፈላሲ)ኢዩ፡ናይ 90 ኢዩ።ጀጋኑ ኤርትራ ወትሩ ኣብ ልብና ኢዮም።

    • @habtom5113
      @habtom5113 4 ปีที่แล้ว +2

      አንታይ ትብል ኩደ ዩ ኣሕሕሕ 🇪🇷💯👌🙏

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +4

      ወዲ ጨሊጠይ ወዲ ገዛውትና እዪ መንደፈራ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

    • @shabaymender9126
      @shabaymender9126 4 ปีที่แล้ว +3

      Jeganu yom nerom, nihna indemo hadimna

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ጀጋኑ ዉፉያት እዮም። ኩሉግዜ ኣብ ልብና ኣለዉ። ታርኮም ድማ ነባሪ እዩ!

    • @yonimiki1020
      @yonimiki1020 4 ปีที่แล้ว

      @@shabaymender9126 አንታይ ድኣ አሞ ክትገብር ንሶም ምስዉኦም ከማን የሕዝነና ኣሎ ኣብ ሓደ ሰራቂ ስርዓት ብ saeda ልቦም ጠፊኦም መታለሊ ብናይ ሓሶት ኩናት ኣጥፌዎም ነቶም ዝተረፍናዮ ክኣ ፈቆዶ ስናይ ባህር ከም ንሰግር ጊርና ሕጂ አንታይ eyu ተሩፍዎ

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +53

    ወዲ ጨሊተይ ወዲ ገዛውትና እዪ ኔሩ ወዲ ጨለ ጅግና የማነ ሓውኪ ጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +3

      ሓቅካ ብጀግንነቶም ሕቡናት እና።

    • @ghideygebremichael6741
      @ghideygebremichael6741 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/MaQqctGlmtU/w-d-xo.html

  • @HanibalDaniel
    @HanibalDaniel 4 ปีที่แล้ว +23

    ዩኤል ስለ ትገብሮ ዘሎኻ ኩሉ ኣዚና ነመስግን ኣምላኽ መመሊሱ ጸጋ የብዝሓልካ!

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ይኦል ብመደብ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ዝንኣድ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። Proud of his work!

  • @yohanneszewde3016
    @yohanneszewde3016 4 ปีที่แล้ว +3

    ዮኤል ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰውኣትና ::

  • @birhanewediaregaykahsay27
    @birhanewediaregaykahsay27 4 ปีที่แล้ว +6

    ብዛዓባ የማነ ታሪክ ተዛሪብካሉ ኣይውዳኣን ካብ ህጻንነቱ ጀሚርካ ብጣዓሚ ጅግና ዝነበረ ኣነምስ ባዓል ኣለም ሰናይት ሓፍቲ የማነ ኣብጎንደር መታዓቢቲ ኢና መስዋኣቲ ናይ የማነ ንመታዓቢይቲ ደቂ ጎንደር ካብልብና ዘይጠፍእ ዝክሪ እዪ ዘለና

  • @habtuk947
    @habtuk947 4 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ጅግና ይወልድ፥ ኣቦይ ኣብርሃ እውን ጀጋኑ ኢዮም ወሊዶም። ጅግና ስለዝኾንኪ ንምንጋጋ ኣረጊት ኣንበሳ ሰባቢርኪዮ። የማነ ሓውኺ ሓደ ካብቶም ኤሪትራዊት ማሕጸን ዝወለደቶም ጀጋኑ ኢዩ። እወ ከሲርና፥ ክስራን እንተበሉኺከ። እቲ ብዕዉር ድፍረት ኣፍልቡ ከምከበሮ እናሃረመ ‘ኣይከሰርናን’ ዝበለ፡ እወ ኣይከሰረን፥ እንታይዶ ኣሕሊፉላ ኢዩ። እወ! ኣፍ ልብኺ ከፊትኪ ጨድሪ፡ ሓፍቲ ምሩጽ ጅግና ኢኺ። ብኣኺ ኲሉ ኤርትራዊ ኲሩዕ ኢዩ፥ እታ ኣንበሳ ዝወለደድ ማሕጸን ከኣ ደስ ይበላ ምኽንያቱ “ወትሩ ኣደ ጅግና ተባሂላ ንዘመናት ክትዝከር ኢያ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Habtu K ሓወይ እዞም ጀጋኑ ታሪክ ሰርሖም ዝሓለፉ ኣሕዋትና ከምቲ ዝበልካዩ ካብ ወለዶም እዮም ወሪሶሞ። ናይኩላት ኩርዓትን ሓበንን እዮም። ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ይግብኦም!

  • @issackteweldebrhan7544
    @issackteweldebrhan7544 4 ปีที่แล้ว +34

    ንዓይ'ውን ኣንቢዕክኒ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Thank you, Asmerom Hawey! Eternal Glory to Our Martyrs! we're all in this together.

  • @jwow8821
    @jwow8821 4 ปีที่แล้ว +40

    ሓብትና ኣለም ውን ካብ ኣፍ እዞም ጨካናት ኣመሊጥኪ ዛንታ የማነ ከተዘንትዊ ምብቃዕኪ ዮሃና እብለኪ ::

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +4

      የቀንየለይ! ሞጎስ ንዩኤል ሓውይ እያ ትግባእ። ህዝቡ ዝፈቱ ኣብ ህዝቡ ዝኣመተ ስራሕ እዩ ዝሰርሕ። ክብረት ይሃቦ ነቶም ሑሉፍ ታሪክ ሰሪሖም ሸዊት ዕድሞኦም ዘወፈዩ ክንዝክሮም ዕድል ዝሃበና።

  • @asmerethaile8989
    @asmerethaile8989 4 ปีที่แล้ว +27

    ኣጆኺ ኣነ እውን ኸማኺ እየ ሓዝለ ዘዕበኽዎ ሓወይ እየ ስእነ። ቅድሚ 3ይ ወሪር ኣብ ቦታኡ ኸይደ ረኽበዮ ኔረ እቲ ዝነበርዎ ቦታ ናይ ብሓቂ ሕማቅ እዩ ኔሩ ኻብዚኣ ውግእ እንድሕር ወጽኤ ኽንራኸብ እና። እንተዘይኾይኑ ግን ናይ መወዳእታ እያ እልኒ ኸምታ ዝበላ ኽኣ ተሰዊኡ። ግን ኽኣ ኣይኸሰርናን ምስ ተባህልና። የሓዝን።

    • @هبتمهبتم
      @هبتمهبتم 4 ปีที่แล้ว

      Ajokie haftey natey

    • @stellagirma8312
      @stellagirma8312 4 ปีที่แล้ว

      Ajoki haftey natey Swatna jgnnet yom feximom Ember hgdef si kalie yom hasibom.

    • @habtegrmay9230
      @habtegrmay9230 4 ปีที่แล้ว

      Anbiakni akoy kemzia elna ms adey kinrio ms kedna

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      እንታይ እሞ ክንገብር (፡ ኣጆና ኣስመረት ሓፍተይ! እንቃዕ እኻ ርኣክዮ። ነንሕድሕድና ንጸናናዕ።

    • @luelhab
      @luelhab 4 ปีที่แล้ว +1

      አይትሕዘኒ! !ታሪኾም ከም ኾኾብ ሰማይ ዘንጸባርቐሉ ግዜ ርሑቕ አይኮነን። ኣብ ኩሉ ኤርትራዊ ዘይውዳእ ናይ ቃንዛ ታሪኽ አሎ።
      ጀጋኑና ንዘልኣለም ክከብሩ እዮም!!!

  • @beyenemussie3990
    @beyenemussie3990 4 ปีที่แล้ว +21

    ናይ በሃቂ ክዝከሩ ዝግቦም መንእሰያት የሕዋትና

  • @meracolorado
    @meracolorado 4 ปีที่แล้ว +2

    Kemziom aynet jeganu zwedekula hager melagexie wilke sebat kitkewun kola kilte met eyu .....zelialemawi zikirin kibrin n semaetatna ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @woldutekie2505
    @woldutekie2505 4 ปีที่แล้ว +21

    🇪🇷🌷🌺🌹ካብ ቶም ኣብ ታንኪ ዝደየቡ 4 ብጾት 1 እዩ ብሂወቱ ዘሎ ኢብራሂም ዑስማን ዓዱ ከባቢ ዓሊግድር ሰቲሞ ትበሃል ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሱማእታትና🌷🌺🌹 🇪🇷

    • @AsmeraAdey
      @AsmeraAdey 4 ปีที่แล้ว +1

      Tsibuk aleka ebrahim kabana ninda bet xihfet president bodyguard keydu

    • @ghideygebremichael6741
      @ghideygebremichael6741 3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/MaQqctGlmtU/w-d-xo.html

  • @sabaabraham2871
    @sabaabraham2871 4 ปีที่แล้ว +8

    Thank you so much Yoel for your great inspiring program. Alem you are one of the bravest Eritrean woman ,whom has stood for your rights and the rights of your people. Keep it up you are one of the many Eritreans that can make a difference for our beloved people and country. We Shall Always Remember Our Martyrs!

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Thank you, Saba Haftey. Yes, Yoel is doing a great job. Freedom does not come without a price. We're all in this together. Eternal Glory to our Martyrs!

  • @asmarashikor2764
    @asmarashikor2764 4 ปีที่แล้ว +9

    Very brave woman, our martyrs always in our hearts. They gave their precious life to Eritrea. Thank you 🙇‍♂️🙇‍♂️may almighty God rest their Soul in peace .

  • @ከረንሰንሒት
    @ከረንሰንሒት 4 ปีที่แล้ว +24

    ስልጣና ብዓላ ዝለቅቕት እያ ካብ ህግድፍ እሞ ኻአ ሰይቲ እንባሲ
    ናይ ብሓቂ ሓያል እያ
    ክንድይ ኣልው ፍታዊ ንብሶም
    ኣንስቲ እንባሲ
    ኣልም ተምሃራ ጽብሓ ዋጋ ከትኽፍላ

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +4

      ስልጣን ስልጣን ህዝቢ እዩ። መሰልካ ዘይክበረሉ ስልጣን ትርጉም የብሉን። ኣምላክ ይመስገን ንኩሉ ሓሊፈ ከምህዝበይ ብዘይስክፍታ ሰርሔ ይነብር ኣለኩ።

    • @salihsaid9020
      @salihsaid9020 4 ปีที่แล้ว

      @@alemabraha399 maschallah unka hagoseki zehbin iki gerki

  • @millimeter1030
    @millimeter1030 4 ปีที่แล้ว +2

    ንጽቡቅ ምንባር እንተ ትብሊ ሎሚ ሰይቲ ኣምባሳደር ኮይንኪ ኩርኩር ናይ ህግደፍ ምኮንኪ ነይርኺ, ንስኺ ግን ስለ ህዝቢኺን ሃገርኺን ሰለዚ ሓስብኺ ተፋትሕኺ ኢኺ. So you're heroes you deserve more and I am proud of you. ናይ በሓቂ ጅግና ኢኺ ❤️🇪🇷💯

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      የቀንየለይ! ዝገበርክዎ የለን ንመሰለይ እዩ ጠጠዉ እሊ!

  • @ከረንሰንሒት
    @ከረንሰንሒት 4 ปีที่แล้ว +46

    ኣጅኺ ኣየትብኺየ ሓውኺ ጅግና እዮ
    ኩሎ ግዜ ኣብ ልብና ኣሎ

    • @Sarasara-mz6xc
      @Sarasara-mz6xc 4 ปีที่แล้ว

      አክክክክክ ክብርን መጏስ ንስውአትና

  • @selamnikulu-ol1ul
    @selamnikulu-ol1ul 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ ሓቀኛ ታሪክ ጅግና! ኣነእኻ ፈጺመ ኣይክ'ኣልኩን፡ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጅግና ኣይነብርን እዩ ታሪኩ እዩ ዝውረ! ንዓይውን ሓደ ሓወይ ኣብመንጞ ኣዋልድ ዝተውልደ ተሰዊኡኒ እዩ፡ተማሳሳሊ ከምዚ ናትና ኣዲ'ኡ ትቁጸሮ ኣብ ኤርትራ ዘሎ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      ነንሕድና ክንተባባዕ ኣለና። ከም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንዝክሮም ድኣምበር እቲ ንሳቶም ዝገበርዎ ታሪክ ንክገልጾ እኩል ኣፍልጦን ብቅዓት የብለንይ። ተስፋ ገበር እቶም ኣቡኡ ዝውዓሉን ናይ ታሪክ ኪኢላታትን፡ ብጉቡ ክሕብሩና። ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @MD-fq2en
    @MD-fq2en 4 ปีที่แล้ว +5

    ዕጫ ናይ ደቒ ኤረይ ብሓቂ የሕዝን። Rest in peace our fallen heros

  • @eri2693
    @eri2693 4 ปีที่แล้ว +52

    ነዛ ባዓል የማነ ዘለውዋ ቨድዮ ብዘይምግናን10 ግዜ ሪእያ ኣለኩ ነዚኦም ከፊልና 'ስ እንታዋይ ወዲ ሸርሙጣ እዩ ንስውኣትና ከቋሽሽ ዘውዕል?ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 4 ปีที่แล้ว

      Eta vido newah dya aresta abzia xahafeley bejaka?

    • @thomasaraya6691
      @thomasaraya6691 4 ปีที่แล้ว

      Hji Win Tsubuq Gerka Reska Kthamm Eti Haqi Kea Ktfelto Nhzbi Eritrea Elu Ztesewe Yelen Ente Eeseyas Keymewt Zmotu Gin Ashhat Eyom

    • @ourunitytobekeep8508
      @ourunitytobekeep8508 4 ปีที่แล้ว +1

      Kfleserawit 525 2berged 3 botoloni

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      @@ourunitytobekeep8508 የቀንየለይ ስለቲ ሓበረታካ።

    • @eri2693
      @eri2693 4 ปีที่แล้ว

      Thomas Araya ስክት ቆማል እዚ ንደብረጽዮን ኬድካ ከሙኡ በሎ

  • @semretasgada8486
    @semretasgada8486 4 ปีที่แล้ว +7

    አለመይ አንቲ ተባዕ አፍቃሪት ዉጹዕ ህዝባ።
    አጆኺ ዝሐፍተይ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስታ ፍቅርቲ ጓልኪ እግዚአብሔር ምሳኽን ይኹን። 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️🌈💚🌹

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      Love you Sanaday MeArey!

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 4 ปีที่แล้ว

      ኤርትራ ዕምባባ አ እዚኩሉ ዝለፍለፍካዮ(ክ) ተቀባልነት የብሉን ጸለመ እዩ ህግደፍ ኣመሎም እዩ ንሓደ ተባዕ ደላይ ፍትሒ እንተኾይኑ ከምኡ ጌሮም ንእሽተይ ብኮ እንተረኺቦም ሞራሉ ክሰብሩ ብሰባት ተነጽሎ ክገብሩሉ ኣኻልብ ዘይተሰኣኑ ከልቢ ይሕርኹ ሎምስ ፈሊጥናኩም ኢና ዝደናገር ኤርትራዊ የለን ኣይትድከም ንስኻ ሓደ ካብቶም ከልቢ ህግደፍ ኢኻ 🐈 ሽጣራኻ ደውር 👎🏽 ይሁዳ

  • @እቲስውእሰሚዑዶይኸውን
    @እቲስውእሰሚዑዶይኸውን 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣጆኺ የማነ ኩቡር ሓዊ እንተኸደ ንሕና ኣለና ክብርቲ ሓፍተይ ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +2

      ይኣምነለ! ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @yordanostewelde7117
    @yordanostewelde7117 4 ปีที่แล้ว +3

    ዩኢል ብጣዕሚ ክብሪ ይሀብካ ኣብዚ ግዝየ እዚ ጀጋኑ ስዉኣትና ክዝከሩን ታሪኾም ክዝንቶን ምግባርካ።ኹለን ማስሜድያ ብሀይማኖት ብዐሌት በውራጃ ኢቭን ቅንያቱ ቅንያት 20 ሰነ ኢሎም ከማን አይገደፉን።

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 4 ปีที่แล้ว +2

    Be proud of your brother as We r.Eritrea is free because of them and Eritreans will be free because we follow their step.

  • @MrHabtemariam
    @MrHabtemariam 4 ปีที่แล้ว +2

    Alem Abraha background is very historical experience. She was not deceived by the ambasador Semere Rusom to stay as his wife under dangerous circumstances of Higdef. She did the best to get her own freedom and fight freely to liberate her people from the tyrany, higdef. She is succesful in her life with her beloved daughter. Her youngest brother, Yemane, made heroic history and finally gave his life so that the Eritrean people may have the bright future. Glory to all martyrs !! They will be remembered for ever for their historical sacrifices.

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      @habte micael
      Thank you so much Kubr Haw Habte Micael. As always you are very resourceful, supportive and courageous brother! Thank you for all of your services and scarifces and continue to be at front and center of an icon to many of us of an agent of a democratic change. Our heroes followed in your's and others footsteps to defend our people and our country. As our African legend Nelson Mandela said, "Courage is not the absence of fear - it's inspiring others to move beyond it." Eritrean People Victory is Certain! Eternal Glory to Our Martyrs!

  • @hagasha4234
    @hagasha4234 3 ปีที่แล้ว

    Betami zegarm wero haftna alem well done well said,the world needs like u stay blessed!!!

  • @trustyourself9355
    @trustyourself9355 4 ปีที่แล้ว +20

    ሂወቱ ዝሃበካ ክትከፍሎ ኣይትክእል ኢካ፡
    * ምእንታኺ ኢዩ ኤረይ (ስዉኣት ኤሪትራ)
    * ኩሉ ዝሓለፍናዮ ንዑኡ ኣይንመሲልን ኢና፡ ደበስና ከኣ ሃገርና ኢያ፡ ኤሪትራዊ ምካን ጸጋ ኣምላክ ኢዩ፡
    * ንምጽማም ክንጽመሞ ኢና(ጀ.ስብሓት ኢፍሬም)
    *ብናቶም ቃንቃ ክንዛረቦም ኢና( ወራር ወያነ-1998)
    * ታርክ ክንምዝግብ ኢና፡ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ክሓልፍ ኢዩ፡ ካበይ ናበይ ዘይፈልጡ ሰባት ከኣ ዋላ ኢንዳ ርኣዩ ክሕድዎ ኢዮም ፡ ንሕና ምስ ሓለፍና ግን ታርክ ባዕሉ ከም ኣንበሳ መቃልሕ ክገርብ ኢዩ፡፡ ብኡ ተዳሂሎም ከኣ ከም ውጽኣት ዝሓዞ ሸራዕራዕ ክብሉ ኢዮም፡፡ ናይ ዓቅሊ ጽበት ከም መንደረጋሕታ ቃላት ክድርብዩ ኢዮም ፡ ባእሲ ምሳና ገዶፎም ምስ ታሪክ ክገጥሙ ኢዮም ፡ ፈውሲ ዘይብሉ ሕማም ሒዞም መንነቶም ክጸልኡ ኢዮም፡

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣጆና እወ ኣምላክ ንመን እልዎ። ክወግሕ እዩ!

    • @filimonmehirtab597
      @filimonmehirtab597 4 ปีที่แล้ว +2

      @@alemabraha399 jegna aynebirin eyu tariku eyu zewres habtey natey gin kemti zbelkiyo Amlak kewgho eyu nihiwatna ka wetru ab lbna kemti zeblkiyo hansab ab Amet zeykone maltawi ena nizkrom Ambsit waro

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 4 ปีที่แล้ว +1

    መጀመርያ ዩኤል ሓውና ብእትገብሮ ሰናይን ዝነኣድስራሕን ኣዝኣየ የመስግነካ ከምኡውን ኣለም ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣብነታዊት ጓለንስተይቲ ስጋዕ ክንደይ ተባዕን ፍትሓዊትን ምዃንኪ ኣብሓዳርኪ ዝወሰድክዮ ውሳነ ክትድነቂ ይግባኣኪ ኣንበሳ ካልእ ናይሓውኺ መስዋእቲ ብሓቂ ልቢ ይትንክፍ ክንደይ ኤርትራ ዝፈረየቶም ጀጋኑ ኢና ከሲርና ዕድልና ኮይኑ እሞ ኣጆኺ ብሓውኺ ክትሕበኒ እዩ ዝግባኣኺ ኣይትብከዪ ዛሓፍተይ ንኹልኹም ስድራ ስውኣት ጎይታ የጽንዕኩም ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😭❤️

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      የቀንየለይ ትዕበ ሓፍተይ! ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና!

  • @somita2t.berhane468
    @somita2t.berhane468 4 ปีที่แล้ว +3

    ዝኽሪ እታ ቦጦሎኒ ብዘይ ምግርናን ልዕሊ 20 ግዜ ርኤያ ኣለኹ። ብፍሉይ ናይ የማነ ዘስተዋዕልክሉ ግን ካብ ዉሽጡ ዝገንፈለ ሃገራዊ ስምዒት ዘንቀሎ ፡ ብኣእዳዉ ከይ ተረፈ ክምህ ዘይብል ጅግንነቱን ኣብ ጸላኢ ዘለዎ ሕራነን ብድምጹ ከይ ተረፈ ብሓጺር ቃላት ፡ በቃ በልወን ኢሉ ኣእዳዉ ከወሳዉስ እንከሎ ክሉ ግዜ ካብ ኣእምሮይ ምስ ተሳእለ ኢዩ። እምበርከስ ብቃላቱን ብኣካላዊ ቃንቃን ብርቂ ጌሩ ስለ ዝገለጾ። ክብርን መጎስን ንሰማእታት ኤርትራ።

  • @b.t7164
    @b.t7164 4 ปีที่แล้ว +26

    OMG I KNOW HER EX HUSBAND VERY WELL IN ASMARA 2001.
    Very sad to hear 😭😭😭😭💔. I lost my 3 BROTHERS and just find out this week in the media interview one of my brother killed by ISAIAS in 1972 😭😭💔💔.
    Can you please interview Mokonne he live in Canada ex fighter 1970. Alana tv know him.
    Thank you my dear BROTHER for your GREAT JOB keep up it🙏.

  • @savageboy3676
    @savageboy3676 4 ปีที่แล้ว +1

    Keburat sewatna 🇪🇷🙏🏾💯 Ab thti Amlk 🙏🏾beslkum Eritraweyan nebhal Alenha.

  • @teclewoldemichael5500
    @teclewoldemichael5500 4 ปีที่แล้ว +4

    Thank you very much Alem your brother is our brother and we will remember and with embrace him!!!!!

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Thank you, Tecle Hawey! Eternal Glory to Our Martyrs!

  • @SAADMOUSSAx
    @SAADMOUSSAx 4 ปีที่แล้ว +3

    ዘልአለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስዉአትና

  • @medhanieteklemariam8282
    @medhanieteklemariam8282 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣለም እዚ ታሪኽ ብጣዕሚ ዝድነቕን ዘሐብንን ዘሕዝንን'ውን ዛንታ ናይ ሓውና ስዉእ የማነን ካልኦት የሕዋትና እሓትናን ናይ ኩሎም ጀጋኑ ስዉኣትን'ዩ፡ ስለዝኾነ'ውን ንዘልኣለም ዝኽርን ክብርን ይግብኦም'ዩ፡
    ብጣዕሚ መሃርን ንኽንገብሮ ዘሎና መዘኻኸርን ንኽኸውን ይሕግዘና'ዩ እዋኑ እዋን 20 ሰነ ብምኻኑ ኸኣ ንኽልቴኹም የመስግን፡
    የቕንየልና!!!

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ሓቅካ መድሃኔ ሓወይ። ከም ኣሕዋትናን ኣሓትናን ክንዝክሮም ድኣምበር እቲ ንሳቶም ዝገበርዎ ታሪክ ንክገልጾ እኩል ኣፍልጦን ብቅዓት የብለንይ። ተስፋ ገበር እቶም ኣቡኡ ዝውዓሉን ናይ ታሪክ ኪኢላታትን፡ ብጉቡ ክሕብሩና። ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @luelhab
    @luelhab 4 ปีที่แล้ว +6

    ጀግና ሓፍቲ ጅግና አጆኺ።

  • @desbeleg
    @desbeleg 4 ปีที่แล้ว +2

    ዩኤል ንእትገብሮም ዘለኻ መደባት ኣዝየ ኣድናቆተይ እንዳ ኣድነቅኩ። ን ኣለም ድማ ኣጆኺ ሓፍቲ ጅግና እኺ። ብናይ የማነ ታሪኽ ዘይተሓበነ ኤርትራዊ የለን ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      I agree Yoel is doing a fantastic job!

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 4 ปีที่แล้ว +10

    ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና።

  • @hopefulhopeful3270
    @hopefulhopeful3270 4 ปีที่แล้ว +2

    ዮኤር ኣብነታዊ መንእሰይ ።ኣብርክቶኻ ኣብ ታሪኽ ክምዝገብ ዩ። ብ ዓኽ ምባል ኣምዑትና ሓሪርና።

  • @tesfalidetfesshaye8778
    @tesfalidetfesshaye8778 4 ปีที่แล้ว +5

    ጀግና ሓዊ አለኪ ንሰኪዉን ጀግና ኢኪ ሰመረ ርእሶም ክማረከኪ አይክአለን አብቲ ናቱ ዓለም ዘይምታዉኪ
    ሓለቲ ኤርትራ ከመይ ምካናም ካልእ ግዜ ቃለ ምሕተት አንተዝቀረቢ ደሰ ምበለና

  • @salinaeri7468
    @salinaeri7468 4 ปีที่แล้ว +7

    ዝኽርን ክብርን ንስዋአትና ውድቀትን ዕንወትን ንህግደፍ ምስ ሰዓብቱን

  • @ኦጎይታንድካመይርእካአይት
    @ኦጎይታንድካመይርእካአይት 4 ปีที่แล้ว +4

    ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኮርዕካ አክርዕካና
    እንታይሞ ዝበልዕዎ ጻሕሊ ዝሰብሩ ህግደፍ ታርክናን ወለደናን አጽንተምና
    አለም ሐፍተይ ክአ አጀኪ አብጎድንኪ አለን

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      ይኣምነለይ ክብሮም ሓወይ! ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 4 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ደስ ብብል መደብ እዩ ዘልኣለማዊ ዝኸሪ ንስማእታትና መትሩ ኣብ ኣሰሮም

  • @michaelteklay6455
    @michaelteklay6455 4 ปีที่แล้ว +12

    Thank you so much Alem and Yoel ❤🇪🇷

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +2

      Likewise, Michael Hawey! The credit is Yoel's.

  • @abogida669
    @abogida669 4 ปีที่แล้ว +3

    Ahhhhhh Eritreawit wetru Tbarek Tarik Eritreawi tarik jigninet eiyu .jeganunu wetru ab libina kibrin zikrin n siwiatina 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️💪💪💪💪💪

  • @almazweldu3914
    @almazweldu3914 4 ปีที่แล้ว +13

    ናይ ባሐቂ የማነ አብነታዊ መንእሰይ 💐💐💐
    እንበር ኢሳያስ ዝማሃሮም ሰመረ ርእሶም ዳአ ሕማቅ ታሪኽ ዘለዎ አብ ሱዳን ይኹን ሕጂ እዉን አብ ኢትዮጵያ ሰመረ ፈራሕ ዞባ ማእከል ኮሎ ይፈልጦ ዝይዉስን
    🙏አብ ገድሊ ግን ክልተ ዓይነት ተጋደልቲ ኢና ኔርና እዞም ሕጂ ሃገር ዝሕምትልዎ ዘለዉ እቶም ሐደ ግን ተሰዊኦም ሰንኪልና ዝአተና ናይ ህዝብና ሕማቅ እንዳራአና ብጣዓሚ ክንጾር ዝይንኽእል አታ እቲ ገድሊ ክትዝክሮ ከለኻ ባዓል የማነንካልኦት መንእሰይ ዝኸፈለት ሃገር ክምዚ ክንሪኢ ይሐዝን ብኻ ተሰዊእና ዘብል ኮይኑና በጃኹም መንእሰይ ሕድሪ ተቀበሉ ሐቃ

    • @fishaddis6386
      @fishaddis6386 4 ปีที่แล้ว +1

      Ah yemane jgna goita tebay meta almtey wedi ahdeyn zenebere

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 4 ปีที่แล้ว +1

    Weller done i am totally agree.
    With you !!
    Well said I respec you .
    Thank you and thank you ual

  • @solomonteklezghi6243
    @solomonteklezghi6243 4 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ኩሉ Eritreawi ታሪኽ ኢዩ ኢሞ ዘለኣለማዊ ክብርን ምስጋናን ፡ንስዋኣትና

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Eternal Glory to Our Martyrs!

  • @fenklnwludwelododiwhuediwh9412
    @fenklnwludwelododiwhuediwh9412 4 ปีที่แล้ว +1

    Zelalemawi zkri nswaatna awet nhafesh kulu gize ablna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️🌷🌷🌷🌷🌷😢😢😢

  • @miriam-g6546
    @miriam-g6546 4 ปีที่แล้ว +3

    ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና ዝርሱዑ ኣይኮናን ኣጥፊእና ዓስቦም ካብ እግዚኣቢሄር ይርከቡ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግስቱ የንብሮም ፡ንሓፍትና ድማ ምጽንናዕ ይሃባ ,።

  • @astunabellastuna4547
    @astunabellastuna4547 4 ปีที่แล้ว +19

    The same thing I have memories of my brother he left from home when I was young I don’t even know him what he look like but I hear some history of him my beloved brother

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      My heart pounds when I hear these kind of stories. Keep in touch and let's support each other!

  • @eritrea.n.t9218
    @eritrea.n.t9218 4 ปีที่แล้ว +3

    We thank you so much our dear brother!!

  • @tesfaygush4362
    @tesfaygush4362 4 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ብልጽቲ ሓፍቲ ኣጆኪ ታሪኪ ኣሕዋትና ዘላእለም ነባሪ ኢዩ ዩኤል ሓውና ቀጽሎ

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      የቀንየለይ ተስፋይ ሓወይ!

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 4 ปีที่แล้ว +17

    ኩሉ ህዝቢ እዚ ውግእ እዚ
    ብውዲት ህዝብና ንምጽናት ዝተማህዘ
    ምዃኑ ድሒሩ እዩ ተረዲእዎ።
    እቲ ውግእ ወላሓንቲ ኣድላይነት ዘይነበሮ
    ኣናዕዊ መንእሰያትና ጥራሕ እዩ ኔሩ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ሓቂ... እንታይ እሞ ይገበር ለት ሓፍተይ። ዘራጊ ማይ እንከሎ መን ጹሩይ ማይ ከይሰቲ ኮይኑና ኣሎ።

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 4 ปีที่แล้ว +4

    ሐልዮት ናይ ህዝቦምን ናይ ሃገረሙን
    ከም ዘይብሎምሲ ሪኢናዮም
    ስልጣኖም ከናዉሑ ውግእ ውሊዖም
    መንእሰያትና አጥፊኦሙልና ጌና ከአኒ
    አይጸገቡን መሊሶም ይጽሕትሩ አለዉ
    እንቃዕ መዋጽእቲ ፈጠረልኪ ካብዞም
    በላዕቲ ሰብ ስላምን ቅሳነትን ይትምንየልኪ
    💕💕💕

  • @erisun1278
    @erisun1278 4 ปีที่แล้ว +2

    ዪኦል ሓወይ መደባትካ ኩሉ ደስ ዮ ዝብል ደላይ ሰላም ሓይልን ጸለመን ዘይትኣምን ምኳንካ ድማ ባህ ትብለኒ ቀጽለሉ

  • @wegihuyemane2469
    @wegihuyemane2469 4 ปีที่แล้ว +2

    እፍሊ ለወስቲ ቢሑቕ ክኣ ነዞም ጀጋኑ ስውኣት ከቆናጽቡ ይውዕሉ !! ክብርን መጎስን ንስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና!!

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Eternal glory to our #Martyrs!

  • @hagosawshek5586
    @hagosawshek5586 4 ปีที่แล้ว

    ብራቮ ዮኤል ከምኡ እናገበርካ ነዞም ልቦም ዝቆሰሉ ወገናትና አጸናንዕ.

  • @hagosnguse7517
    @hagosnguse7517 4 ปีที่แล้ว +2

    Nay behaki znbeb mexhaf eki lum azerarba gexki aykonen hxabki ynbeb amlike aykonkun nzteseweie win hyaw gierkyo bsletki akilu yfess yuel kea ngziyena tbekie seb eka fxumnet ane kabaka ayxben kabay win aytxebe mknyatu kab wedi adam :...... bnekeftka keytjaju hdri abzi kale mehtit lbka kem ztegodeie teazibe leke ksab kndzi lewah eka keep it up !!!!!

  • @Schnupsiable
    @Schnupsiable 4 ปีที่แล้ว +2

    Thank you so much Yoel. Igziabher xomaka yihabka. God bless you. Alem thank you for sharing your story.
    Alem should tell us the secrets of the Higdef Mafia!
    ብዛዕባ ገበናትን ግፍዕን ህግደፍ ፣ አብ ውሽጦም ዘጋጠማ ሐብርና በጃኺ ሐፍትና አለም።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ይኦል ናይብሓቂ ዝንኣድ መትኒ ህዝቢ ዝትንክፍ መደብ እዩ ሒዙ ዘሎ። ብጣዕሚ ክምስገን ይግባእ! ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @SaRa-ku3ch
    @SaRa-ku3ch 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣቲ ጅግና ፡ሓበን ፡ደቂ ኣንስቲዮ፡ አንቓዕ፡ ካብ፡ ኢድ ይግደፍ፡ ኣውጻኣኪ ፡ኣምላኽ ፡ ከኣ ይሓልኺ!!!

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 4 ปีที่แล้ว +36

    እዚ ስቓይ ስቓይ ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊት ስድራቤት እዩ። ስቓይኪ ይርድኣኒ እዩ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +6

      ሓቂ ስቃይ ነብሲ ወከፍ ስድራ እዩ።

  • @AsmeraAdey
    @AsmeraAdey 4 ปีที่แล้ว +1

    Wedi shawl & wedi chele egzeabher amlak ab zifanu yenbrkum jeganuna salakum nestenfis alena kuburat deki boteleniyey

  • @habenbahta3910
    @habenbahta3910 4 ปีที่แล้ว +1

    The stories of our martyrs must be told and celebrated. I am very grateful to you, Alem, for sharing Yemane’s story with us.
    Whenever I read/watch something about the war and courageous Eritreans like Yemane, I am reminded of how horrible it could have turned out for us (especially with how unready and unequipped our brothers and sisters were; they were literally and figuratively thrown into fire). But we had them, the brave sons and daughters of Eritrea, whose courage and love for their country was unmatched; they saved us. Their names will not be forgotten; we will forever mourn their loss and be grateful for their sacrifices. Eternal glory to our martyrs 💚💙❤️💛

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Thank you and yes indeed Eternal Glory to Our Martyrs, haben bahat!

  • @Progressive2468
    @Progressive2468 4 ปีที่แล้ว +4

    Rest in Peace! Jeganu. We are always in your foot. I feel so bad when I see their families are spread like a seed all over the world.

  • @yonasg7239
    @yonasg7239 4 ปีที่แล้ว +2

    Ahhh entaymo it’s heart break to lose this kind of hero. We all have a lot of questions which is not answered yet. And I’m sure we will get the answers after we capture you Isayas

  • @onelove9833
    @onelove9833 4 ปีที่แล้ว +12

    ጀጋኑ እወ ናይ ሃገርና ሓበን እቶም dislike ዝገበሩ ናይ ሃገርና ተመን ,አለም ከአ አጆኺ ደም ወዲ ሻውል እዩ ኤርትራ ዝጽዋዕ ዘሎ ኽብሪ ንጀጋኑ ስዉኣትና ።።።።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Eternal Glory to Our Martyrs!

  • @harerta20088
    @harerta20088 4 ปีที่แล้ว +5

    ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ነዓኩም ኣቱ ሉል ባሕሪ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Eternal Glory to our Martyrs!

  • @prankmaster7273
    @prankmaster7273 4 ปีที่แล้ว +1

    😭😭😭 Kemana geru ztebedel alo eila ayamnin... Jegna aynbrn u tarku u zwresi... Ajoki zehafty betam adniqeaki 💪💪💪

  • @loveking1249
    @loveking1249 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኺ ሓብቲ ጅግና ኢኺ። የማነ ድማ ወትሩ ኣብ ልብና,ዩ ዘሎ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @mengiszekarias5097
    @mengiszekarias5097 4 ปีที่แล้ว +5

    Thank you Yoel, for bringing this patriotic spirit,,,

  • @sabayebio5118
    @sabayebio5118 4 ปีที่แล้ว +3

    I have the same, with my younger brother. God bless you, God is with you

  • @temesgentemesgen1916
    @temesgentemesgen1916 4 ปีที่แล้ว +20

    Wellcome Fanus Network & ERISAT Niber Kiber Selamka yibzah 💕💕💕🕯🕯🕯

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 4 ปีที่แล้ว +3

    This woman is smart ,
    She make great decision from evil Ambassador .
    Bless you beautiful woman.

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Bless us all, freedom soon!

  • @ourunitytobekeep8508
    @ourunitytobekeep8508 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣሃዱና ( 525) ኣዝዩ ተባዕ ኣሃዱ እዩ ብኣዝዩ ተባዕን ዱልዱልን መንእሰያት ዝተነድቀ ኣሃዱ እዩ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዝተኻፈሉ ውግኣት ታሪኽ ክሰርሕ ዝቃዳደም ዝነበረ እዩ እታ ሓደ ካብቲ ሓደ ኣብሊጽካ ዘይትርእየሉ ጅግንነት እዩ ሓሊፉ ውግእ እግሪ መኸል ሓደ ካብ ባሓሪ ብጭልፋ እዩ ጅግነነት ክፍለሰራዊት 525 ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      our unity to be keep, I encourage you to tell us about our heroes and heroines brothers and sisters! ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @ka7484
    @ka7484 4 ปีที่แล้ว +28

    ናዓኺ'ውን ካብ ኢድ ሰይጣን እንቛዕ ብሰላም ኣውጻኣኪ።

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      Much appreciated, K A and thank you.

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom5560 4 ปีที่แล้ว +23

    ስለ ዘይ ከሰርና ዘይ ኮናስ ስለ ዘይ ጠፋእና ኢዩ እንበር እንታዶ ተሪፉና ኢዩ !!!

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ኣጆና ክሓልፍ እዩ።

  • @eidabbahta9
    @eidabbahta9 4 ปีที่แล้ว +5

    wake up people they sacrificed their one and only life.may God reward them.

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      Eternal Glory to Our Martyrs!

  • @eritrea.n.t9218
    @eritrea.n.t9218 4 ปีที่แล้ว +2

    Miss Alem Yemane jegena u n bilash ayikonen tesewueu slzi Yemane heyawu u alo kulu gize!!🇪🇷💪🏾❤️

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว

      ይኣምነለይ፡ የቀንየለይ ድማ፡ ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 4 ปีที่แล้ว +1

    Ahe yemuney entay kgeber feletkuka ymun hawey eway kumena gulbet eway eza chekan meret nebeal neaka wuhita bselam eref 😭😭😭😭🙏🙏🙏

  • @zetamful
    @zetamful 4 ปีที่แล้ว +7

    Yoel you doing great great job many people we don't know so much what exact in the past was happen

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      Yes indeed Yoel is doing an exceptional job. Eternal Glory to our Martyrs!

  • @Takwa25
    @Takwa25 4 ปีที่แล้ว +3

    Medbka behaki zey nfelto yimhrena alo rip ni kulom sewtina keep going yeol you doing good job gad bless you brother

  • @zetamful
    @zetamful 4 ปีที่แล้ว +3

    You are hero like your brother be proud. I hope the time will come for all we suffering

    • @alemabraha399
      @alemabraha399 4 ปีที่แล้ว +1

      Thank you for your kind words, Zeta Mob, Eternal Glory to our Martyrs!