"ኢሰያስ፡ ቐደም ንዓና ንተጋደልቲ፡ ሎሚ ድማ ንህዝቢ የታልል ኣሎ" Interview with Habtom Tsegai

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 392

  • @ኣሌክፈታዊሞሞና
    @ኣሌክፈታዊሞሞና 5 ปีที่แล้ว +45

    *ዩኤል* *ብጻይ* *ቅኑዕ* *ምስቶም* *መሳርሕትኻ* *ዕድመን* *ጥዕናን* *ይምነየልካ*

  • @Benji-jw3jc
    @Benji-jw3jc 5 ปีที่แล้ว +15

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ትንተና ክቡር ሓው ኣቶ ሃብቶም ጸጋይ::

  • @teklehaimanottesfay930
    @teklehaimanottesfay930 5 ปีที่แล้ว +44

    ዩኤል ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ 1ይ 2ይ 3ይ ክፋል ገይርካ ዲገሞ ጽብቅ ኣፍልጦ ኣለዎ።

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  5 ปีที่แล้ว +11

      መርሓባ ክቡር ሓው፡ ጽቡቕ ኣስተውዒልካ ኣሎኻ። እቲ መደብ ከሙ እዩ። ብዙሕ ክፋላይ ክህልወና እዩ፡ ምስ ሓው ሃብቶም። ስለቲ ምኽርኻ፡ ደጊመ የመስግን።

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว +2

      @@FaNusNetWork ከማኣ ክጽሕፍ እንዳ በልኩ ማዓስ ጀሚራ ማዓስ ወዲኣ ከማን ኣይተረዳኣንን ሕጂ ውን ንውሕ ዝበለ ክፋል ብሃንቀውታ ክንጽበ ኢና ዮኤለይ ኣጆኻ ካኣ ቀጽሎ ንሓውና ሃብቶም ካኣ ምስጋናይ ወሰን የብሉን

    • @dubatop7581
      @dubatop7581 5 ปีที่แล้ว

      @@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ intay ketemesginelu nezi habtom zibahal wekarya ..kindizi yihisu pawwww... siltan
      Kerekibekum ilwom 1993... wedi afom sebay. Izi wekarya resahe habtom simiwo haswi nay 90 tegadelti kabi adi keyihi ziteselefu iyom ...kkkkkk wayyy gud ..gohaf awrajawi resahe

    • @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
      @ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ 5 ปีที่แล้ว

      @@dubatop7581 ክክክክ መጀመራ ክብሪ ሰብ ሓሉ ንሱ ኣቡኡ ይንበር ኣይንበር ብዘየገድስ እዚ ኣብ 93 ንእሰያስ ሒዞም ፈጥፈጥ ዘበልዎ ግን ኤረትራዊ ሙሉእ ዝፎልጦ 100% ሓቂ እዩ።
      ኣነ ካብ ሓውና ሃብቶም ዘይኮነ ቅዲሙኡ ውን ጹቡቕ ጌረ ሰሚዐዮ ኔረ ዳሓር ካኣ ሓቂ ዝዛረብ ንስለ ሓቂ ዝምስክር ሰብ ዝጽላኣሉ ቶንኮለኛ ሓሳዊ ሕልና ዘይብሉ ዝፍተወሉ ግዜ እንዲና በጺሕና እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ናብ ሓቅን ቅንዕናን ይምለሰና

    • @dubatop7581
      @dubatop7581 5 ปีที่แล้ว +1

      @@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ lingo ( annouuncer ) neti nay 93 axebiku yifelto .abti guday ka kabtom kendi abi kidmit koynu zi aloyo zinebere neti nay 93 adma lingo iyu . Bezi guday izi ka tasiru neru ..interview geru tezaribulu iyu nezi nay 93 ..silezi bali lingo iyom kigelxowo zikulu imber ..izi trio zeleka Habtom hari kelbi ..hadami kizareb aykilin iyu zifelto yebilun yihisu iyu zelo..
      Wedahanka

  • @johnab.6326
    @johnab.6326 5 ปีที่แล้ว +5

    I am listening to this again and again. I feel like I'm reading a big history book. Amazing way presented. Great work, Habtom and Yoel.

  • @dani92853
    @dani92853 5 ปีที่แล้ว +16

    ዩኢል ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ በጃካ ድገመና ብካልእ ኣፍልጦ ናይ ገድሊ ሓዉና ተጋዳላይ ሃብቶም ዕድመን ጥዕናን ንዓካ ❤️❤️🌹

  • @Liya-lz9hp
    @Liya-lz9hp 5 ปีที่แล้ว +27

    እንኻዕ ዳሐን መጻእኩም ጀጋኑና 🌷🙏
    🇪🇷❤
    ዩኤላ ሓወይ ጽሒፈልካ ኔረ ግን መልሲ ኣይጽሓፍካለይን....ተባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷🇪🇷

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  5 ปีที่แล้ว +2

      ብሓቒ፡ ደጉምኪ እባ ጽሓፍለይ፡ ድኻምኪ ከይጸብጸብኪ። ብገለ ሓሊፋትኒ ኣላ ማለት እዩ።

    • @sebtelam2826
      @sebtelam2826 5 ปีที่แล้ว +3

      @@FaNusNetWork ፡ዮእለ አንኳዕ ብሰላም መጻካ።
      በጀካ ምስዚ ክቡር ኣያና ብዝሰፍሐ 2ይ ግዘ ቃላመጠይቅ ግበረሉ፡ብዙሕ ዕምቆት፡ኣፍልጦ ኣለዎ ግዘ ሃቦ በጃካ ።
      ህግደፍ ልክዕ አዛ ዝብላ ዞሎ ኣባና ዋርሳይ ገሮማ አዮም ትምህርቲ ዘለዎ ሰብ ክንጸል፡ይንዕቅኩም አዮም ዳበሉ ምስ የሕዋትና ጋግ ይገብሩ ነይሮም፡ህግደፍ ልዕሊኦም ዘሎ ሓላፊ ክመጽእ ኮሎ በቃ ኩስቶ ክመጽእ አዩ ዳበሉ ሸበድበድ ዋላ በጊዕ ተሲኢኖም ሂወት ሰብ ሃሪዶም ክቅርቡ ሸበድበድ፡መስተ ዳሸይታን ኣትዮም ይቅርቡ፡ንህና ኣብቲ ናቶም ወካዕካዕ ዋላ ቡን ምስታይ ምህዋስ ክንኣቢ ኮለና ብጽሊኢ ይትሙቱና ነይሮም አዞም ፍርያት ኢሰያስ ።
      93 ኣብ ስሪኡ ደሸንዎ አዩ ህጂ ግዳይ ስደት፡ዕንወት፡አስርበት ገርና ዘሎ ሽዑ ክሳዱ ክቆርጽዎ ነይርዎም ኩልና ሰላም ረኪብና ምስ ሃለና።በጃካ አዚ ሰብ መጽሃፍ ምሉእ አዩ ንመንእሰያት ከንቅሕ ምሉእ ዓቅሚ ኣለዎ &ሰላም በለለይ ከኣ ።ነኣብነት ውጩ ኣያይ ኣያይ ይብል ነይሩ መን ምስ ተባህለ ኣብ ኤርትራ በጀካ ኢሰያስ ካልእ ኣያይ የብለይን ይብል ነይሩ፡ንካለኦት ከምሰብ ኣይቆጽሮምን ነይሩ።
      አዚ ሃውና ዝበሎ ነኣብነት ኣብ ግዘና ፍሊፖስ ምስ ተክለ ነጅስ መንደቅ ቻይና ዘኣክል ጽልኢ ተፋታት ነይሩ &ፍሊፖስ ምስ ውጩ ከሙኡ &ተጋደልቲ ሽም ፍሊፖስ ክሰምዑ መንጸሮር ይሃሙ ።ኣብ ነንህድህዶም ባእሲ ፡ጽልኢ ከምዝነበረ ትባሊ ዝወጻና ንፈልቶ አዩ ።አዚ ተንበናይ በላ ገርዩ አዩ ንህዝቢ ኤርትራ ተጻዊትሉ።

  • @divoramengisteab8675
    @divoramengisteab8675 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላኽ ምሳና ይኹን ኣምላኽ ይባርኸና ገጹ ይምለሰልና

  • @gebreandemichael8975
    @gebreandemichael8975 5 ปีที่แล้ว +3

    Mr Habtom Goodblass U Awasame Interview

  • @temesgentemesgen1916
    @temesgentemesgen1916 5 ปีที่แล้ว +2

    Wellcome Fanus Network & Ato Habtom Selamkum yibzah 🙏🙏🙏💕💕💕

  • @natsennetnagasi9115
    @natsennetnagasi9115 5 ปีที่แล้ว +3

    Thank You zhabkana for your explain God bles You

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 5 ปีที่แล้ว +2

    ሃብቶም ጸጋይ ✋👌❤❤❤✌👋 2020 Viva Eritrea .....

    • @azebogubamichael7082
      @azebogubamichael7082 5 ปีที่แล้ว

      Wow. Hakka
      Hji zereba amtsieka
      N halefti. Nenhdhdom
      Ends abase. Nana ends
      Atalele. Enjera ezgi blame
      Metaleli. Enklil KBL edmieu mlue

    • @azebogubamichael7082
      @azebogubamichael7082 5 ปีที่แล้ว

      Ibrahim. Affa bkemey teketilu belo

    • @henokrobial8618
      @henokrobial8618 5 ปีที่แล้ว

      Besnkukum.eskum.netiy.agolgloet.wen.haskumo.ekum.haswetiy

  • @bkt2781
    @bkt2781 4 ปีที่แล้ว

    Thank you to fanus and Mr. Habtom. It was very educational. keep up with the good work.

  • @selamnegusse3443
    @selamnegusse3443 5 ปีที่แล้ว +2

    WOW THANK YOU YOELEY AND HABTOM. LIBKA ZITINKIF TARIK.

  • @nedalmoha1225
    @nedalmoha1225 5 ปีที่แล้ว +5

    Fanus berhan geza. Thank u for all,

  • @andomangosom9843
    @andomangosom9843 4 ปีที่แล้ว

    ዩ ኤል ሓወይ ጹቡቕ መደብ
    ሃብቶም ሓውና ካኣ የቐንየልና

  • @ግዝኣተሕጊይንገስ
    @ግዝኣተሕጊይንገስ 5 ปีที่แล้ว

    መጽሓፍ ጸሓፍ ሓው ሃብቶም ! የቀንየልና ከኣ ዩኤልን ሃብቶምን።

  • @tirhasweldu1337
    @tirhasweldu1337 5 ปีที่แล้ว +8

    ኣዝዪ ጽቡቕ ሰፊሕ መብሪሂ ኢዩ እዚ ህዝቢ እቲ ሓቂ ኣጸቢቑ ክፈልጦ ይግባእ የቐንየልና ሓዉ ሃብቶም ከምኡ ውን ዮኤል።

  • @amanuelafewerki9339
    @amanuelafewerki9339 5 ปีที่แล้ว +3

    Thank you mejemrya. second gize akrbelna please

  • @awetshmangus9928
    @awetshmangus9928 5 ปีที่แล้ว +13

    ዩኤል ሓዉና ጽቡቕ መደብ ከምዚ ገርካ ታሪኽ ቃልሲ ኤሪትራ ኣፍልጦ ምስ ዘለዎም ዝሓለፈ ምግምጋም ንዓና ንኣሽቱ ወለዶ ዓቢ ትምህርቲ እዩ እሞ ቀጽልዎ።

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 5 ปีที่แล้ว

      Awet Shmangus th-cam.com/video/K-x9-yIAqXc/w-d-xo.html pls share and subscribe 🙏🙏❤️

  • @099088122
    @099088122 5 ปีที่แล้ว +3

    Thank yuel , sleti hantsi qalemeteyek zekirebkalna ,🙏🏾🙏🏾🙏🏾♥️♥️♥️👍👍👍👌👌👌

  • @brhaneftwi8846
    @brhaneftwi8846 5 ปีที่แล้ว +6

    አወይ ታረኪ አዩ

  • @meharikahsu8312
    @meharikahsu8312 5 ปีที่แล้ว +5

    Thanks bro xbeki meglexi degme thanks

    • @Hayet-m1x
      @Hayet-m1x 5 ปีที่แล้ว

      Z gerim afluto

  • @darsamussa44
    @darsamussa44 4 ปีที่แล้ว

    Yoeal teba jigna lewah thtina zelewo kubur menesey. Thank you so much for this great job.

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw1670 5 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ ልብካ ዝትንክፍ ታሪክ ተጋደልቲ !!!ብኢሰያስ መታለሊ ተታሊሎም አብቲ ግዘ እቲ ገና ከአኒ የታልለና ኣሎ ስልጣኑ ከናውሕ ሐቢርና ይአክለና ዘታለልካና ንበሎሎሎሎሎ

  • @dagmawitabraham3574
    @dagmawitabraham3574 5 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ንፉዕ ጽቡቅ ኣገላልጻብ ሃብቶም ብስም ዓባይ ድስቲ ድማ የመስግነካ 👍✌ንጹርን ጽፉፍን ገርርካ ድማ ገሊጽካዮ። ንህዝቢ ኢርትራ ከም ርእሳ ዝተቆረጸት ጤል ዝገበርዎ ድማ ሓለፍትና ኢዮም። ስለዚ ነዚ ለዋህን ገርህን ህዝቢ ኤርትራን ተጋዳላይን ግርህነቱ ይርእየሉ ዓወት ቐደሙ ድማ ይግበረሉ ይብልት ፡ ኣጆና ክንዕወት ኢና ኣቢ ንኢሰያስ ከቃልዕን ከውድቕን ብእግዛቢሄር ዝተላእከ ልኡኽ ኢዮ ስለዚ ዓወት ከም ቀደምና።
    ዮኤል ንእሽትይ ሓውና ነቲ ተቕርቦ መደባትካ ቀጽሎ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ ኣዚካ ዝበለጽካ ኢካ እሞ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብካ👍👍😘😘

  • @mentakeremla7626
    @mentakeremla7626 5 ปีที่แล้ว +2

    እንኻዕ ብዳሓን መጽኩም ኣሕዎት ንበሩልና ኣጆኹም ኣብ ጎንኩም ኣለና 🌷🌷🌷🌷🌷Ⓔ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semharhassen6061
    @semharhassen6061 5 ปีที่แล้ว +3

    Proud of our heroes(veterans). Thank you for everything you did and still doing. Don’t give up, keep on giving to your people till victory inshaAllah.

  • @teweldomichael9145
    @teweldomichael9145 5 ปีที่แล้ว

    ዩኤል ሓወይ ጽቡቕ መደብ

  • @mebrahtughebretensae2459
    @mebrahtughebretensae2459 3 ปีที่แล้ว

    Very wonderful presentation(explanation) ,inside out the true hidden core identity of the Shinfla of EPLF Isaias. That is why we are here in this dark age of Eritrea. I realy appreciate and thank you a true Eritrean,a True Tegadalay.Wish you a happy and healthy life. FaNus Network is our eye and mind Organ. Proud of You.

  • @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv
    @ሰብሕማቅኣሎpublicshowtv 5 ปีที่แล้ว +2

    ሃብቶም ኦፐረተር ወዲ ፍላንሳ and China (ጀልሃንቲ)👍💐🌺

  • @ፍትሒንውጹዕ
    @ፍትሒንውጹዕ 5 ปีที่แล้ว

    ዮኤልን ሃብቶምን ብጣዕሚ ኣገዳሲ መሃሪ ቃለመሕትት። ቀጽልዎ።

  • @ጋሽባርካመረትኩናማንናራን
    @ጋሽባርካመረትኩናማንናራን 5 ปีที่แล้ว +6

    ዩኤል ሓውና ስደት ምስዳድና ብክልተ ነገር የ ዝርእዮ ፡ምክንያቱ ኣብ ዕጽውቲ ሃገር ጥራይ ዘይኮናስ ኣብ ገጠር ዓቢና እውን ታ ተሌቭዥን እውን ኣይንፈልጣን ነይርና፡ስለዝኮነ ሳላኩም ነቂሕና ብፍላይ ካኣ ንስካን ዘካርያስ ሓውና ብልቦናን ብትሕትናን ተማሓላሉፍና ፡እውን ከም ተወሳኪ ትሕትና ኣዕቢና ኣነ ብወገነይ ከየመስገንኩ ክሓልፍ ኣይደልን።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ህዝቢ ኤርትራ መራሕን ተመራሕን ዩ ዋላ ብ ኣኩም ከምዝምራሕ ይኣምን የ ኣጆኩም።

  • @shuruqshams2247
    @shuruqshams2247 5 ปีที่แล้ว +5

    ‘This is so deep. Hope he writes a book about it.

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 5 ปีที่แล้ว +53

    ዓሕሕ 93 እያ ሓሊፋቶ ህዝቢ ኤርትራ
    እሰያስ ሓለሰ ህዝቢ ኤርትራ ገርሂ ሪኢዎ እዪ እዋይ ህዝበይ ስቅ ኢሉ ይታለል

    • @HiwetErikitchen
      @HiwetErikitchen 5 ปีที่แล้ว +2

      Shiu dea ntegadelti xegibom eluwom hzbna gerhi iyu

    • @ሎረሶታእዛዝ
      @ሎረሶታእዛዝ 5 ปีที่แล้ว +5

      ቀንዴል ሓርነት ወሪድዎ ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ይፈልጦ ንኢሳያስ ድሓር ንምንታይ ኢና ኢሳያስ ጥራይ ንብል ፡ኩሉ ተጋዳላይ ሓላፈ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ እዩ ኢሳያስ ድዩ ኣብ ሳዋ ኣዋልድ ክዕምጽ ዝውዕል ንዓይ እዛ ኢሳያስ ትብል ነቶም ኣብ ኤርትራ ወንጀል ዝፍጽሙ ዘለው መሕብኢ ይመስለኒ።

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 5 ปีที่แล้ว +1

      @@ሎረሶታእዛዝ እቲ ሲስተም መን ድዪ ዝእዝዞ ካልእ ኩላ ተኣዚዛ ትገብር እያ ' እንታይ ትፈልጦ ኣለዋ ኣነ ንዓካ ኣብዚኣ ኮይነ ከቅትለካ ይክእል እየ እዚ ማለት ብሰብ ጌረ ምበር ኣነ ኣይኮንኩን ክቀትለካ '" ግን ቀታሊካ ኣነ እየ ዝብሃል ' ስለዚ ናይ ኤርትራ ክኣ ከሙኡ እዪ

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 5 ปีที่แล้ว +2

      @@lymaluab ተሓነቅ እባ ብሩከይ

    • @ሎረሶታእዛዝ
      @ሎረሶታእዛዝ 5 ปีที่แล้ว

      ቀንዴል ሓርነት መጀመርያ ንስኻ ዘይኮንካ ቃታሊ ዝሕተት። ድሓር ብሕጊ ኢሳያስ ኣነ ቅተል ኣይበልኩን እንተይሉ ብሽም ስስተም ክትሓቶ ማለት ድዪ ኣይፋሉን ቐዳማይ ዝሕተት እቲ መሃይም ጀነራል ሸያጢ ኩሊት"ዩ ።

  • @mengiszekarias5097
    @mengiszekarias5097 5 ปีที่แล้ว

    Very nice interview, should be wide and have parts which clarify various situations.

  • @nikegeb3223
    @nikegeb3223 5 ปีที่แล้ว +12

    ናይ ዚ ኣረጊት ጠንቋሊ ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ሕጂ ግና ተቃላጢፍና ሃገርናን ህዝብናን ነድሕን

    • @eritrearedsea5482
      @eritrearedsea5482 5 ปีที่แล้ว

      Abeye.koyeneka.abe Facebook kakakaka

    • @helensweet5551
      @helensweet5551 5 ปีที่แล้ว

      Michael Hantal entda nab sahal kekeydaaaa suk 🛎 suqqqq bellll ።

  • @metkel100
    @metkel100 5 ปีที่แล้ว +28

    እዚ ቂመኛ እሞ ሽዑ ምስ ተቐየመ እንድዩ ደኣ በብሓደ አሕቒቕዎም። እቲ ዝገርም ግና እዚ ሰብኣይ እዚ ዕሉል ናይ ክፍኣት መሃንድስ ምዃኑ ኢዩ። ንሰውራ ክኣቱ ጀሚሩ ብመደብ ከመይ ኢሉ ኣብዛ ሕጂ ዘለዋ ይበጽሕ ኢዩ ሓሲቡ ዝጎዓዝ ኔሩ።

    • @metkel100
      @metkel100 5 ปีที่แล้ว +1

      @@lymaluab ጽቡቕ ኣሎኻ መልክዕ ጓል ከም ጠማቲኡ እንድዩ። ስለዚ በቲ ተገንዚብካዮ ዘሎኻ ሓቂ ክኾውን ይኽእል ኢዩ።

  • @semretasgada8486
    @semretasgada8486 4 ปีที่แล้ว

    ኩቡር ሐዉና ሃብቶም ብዓል ሃብታም ቶሞኩሮ። አጆኻ ቀጹሉ።

  • @R4JESUS1
    @R4JESUS1 5 ปีที่แล้ว +32

    #ኢሰያስ #ኣፈወርቂ ማለት #ስጋ #ሰብ #ዝለበሰ #ጋኔን እዩ !

    • @eritrearedsea5482
      @eritrearedsea5482 5 ปีที่แล้ว

      He is brave

    • @R4JESUS1
      @R4JESUS1 5 ปีที่แล้ว +1

      @@eritrearedsea5482
      ጅግናዩ ዶ በልካዮ ?
      ምውት ሕልና ፡ ኣእምሮኻ ቅኑዕ ይፍረድ

  • @aronberhane6179
    @aronberhane6179 5 ปีที่แล้ว +1

    Thanks Habtom gratis job

  • @ሕውነት
    @ሕውነት 5 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Ywedalna

  • @helentekle2822
    @helentekle2822 5 ปีที่แล้ว

    ብሩካት ኣህዋተይ ክነአ ወት ኢና አድመን ተናን ይሃብኩም

  • @wedihalecag8074
    @wedihalecag8074 4 ปีที่แล้ว

    Wawwwww incredible story, thank you for sharing. My brother martyred in 1985, in Barentu gobo Alashe.

  • @yoseftsehay6862
    @yoseftsehay6862 4 ปีที่แล้ว

    ሃብቶም፥ የድንቀካ፥ ኣነ፥ ከም፥ ብጻይካ፥ ነበር፥ ከይወሰካ፥ ከየግደልካ፥ አቲ፥ ናይ፥ ብሃቂ፥ አቲ፥ ኩሉ፥ ተጋዳላይ፥ ነበር፥ ህግ፥ ዝነበረ፥ ዝፈልጦን፥ ሃቂ፥ አዩ፥ ብዙሃት፥ ተጋደልቲ፥ ነበር፥ ሰሚአና፥ ኢና፥ ከማካ፥ ገሩ፥ ብሃቂ፥ ባህርያት፥ ኢሳያስን፥ መራህቲ፥ ሰራዊት፥ ባህሪያት፥ ብጹቡቅ፥ ገሎጽካዮ፥ ኢካ፥ ብጣአሚየ፥ ዘድንቀካ፥ thank you

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 5 ปีที่แล้ว

    Excellent interview .. Habtom, if you could please write a book and share your experience

  • @elsa738
    @elsa738 5 ปีที่แล้ว +1

    Yoel btami xbuk kemziom bxnkur zhalefu geganu mmxaeka tehaguse . Bbzhi neti kunetat zifelTu sebat amxalna. Thanks

  • @almazabraham7852
    @almazabraham7852 4 ปีที่แล้ว

    I agree what you are saying
    Thank you

  • @yehdegoyosephe1196
    @yehdegoyosephe1196 5 ปีที่แล้ว

    THANKS BROTHER ESTIFANOS AND FANUS BETNA.

  • @Schnupsiable
    @Schnupsiable 5 ปีที่แล้ว +1

    Aziu zinaad tintane. Jeganu ahwatna ajokum. 👍☀👍

  • @mahederteklesselase4312
    @mahederteklesselase4312 5 ปีที่แล้ว +7

    He is right I woz dare

  • @hazomoentertainmet5424
    @hazomoentertainmet5424 5 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki yekeniyelna kubur hawna ayana kemzi gerka gelixkalna yeal ka Thank you bro

  • @adengalkeren7590
    @adengalkeren7590 5 ปีที่แล้ว +1

    Wooow well done ♥️👌

  • @zackzack2193
    @zackzack2193 5 ปีที่แล้ว +2

    Great story

  • @b.t7164
    @b.t7164 5 ปีที่แล้ว +2

    🙏❣🇪🇷WELCOME BROTHER 🇪🇷❣🙏

  • @tekbrhane4814
    @tekbrhane4814 5 ปีที่แล้ว

    Thanks tegadaley haftom

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 5 ปีที่แล้ว +2

    Waw abey xenihka wedey kembeal nska eyom nezi weledo zedlyo.keep going

  • @adyamyakob6736
    @adyamyakob6736 4 ปีที่แล้ว

    Asmirelka aleku kulu haki yu ane wen yfelto ye Thank you

  • @rahwateklesenbet6540
    @rahwateklesenbet6540 5 ปีที่แล้ว +2

    ብድሐን ምጹ ዩኤላ

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 5 ปีที่แล้ว +15

    ኣንታ እዚ ወዲ ኩላ እታ ሓቂ ኣውጺኡዋ።

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 5 ปีที่แล้ว +5

    He is a Evil mastermind man, ahhhh
    Habtom haway thank you for all the info
    Well said.
    Thank you Yoel haway god bless you 👍

  • @muluebekit7116
    @muluebekit7116 4 ปีที่แล้ว

    Welcome yoel and tegadalay habtom

  • @mggb9549
    @mggb9549 5 ปีที่แล้ว +2

    He was very Visionary

  • @osmanwerke8227
    @osmanwerke8227 5 ปีที่แล้ว +1

    Selam ahwat
    Indadendonom zuq ilom yriuwo
    Hade jigna tesainu

  • @meharikahsu8312
    @meharikahsu8312 5 ปีที่แล้ว +3

    Beflay lewti ab wishety zelo hizbe you
    Keytehilelkim ankhiwo
    Ab sedete zelma labe zerba
    Halfna ngebro yebelnann thnks youala

  • @warsayykalo3985
    @warsayykalo3985 5 ปีที่แล้ว

    ሰላምን ጥዕናን ዓወትን ምሳኹም ይኹን፡ ክቡር ሓው ሃብቶም፡ ብአኻን ብብጾትካን ዝተጻሕፈት ...... ሃለው ባሕሪ..... ትብል ጽሕፍቲ አንቢበ ኔረ ንዓአ ብጉቡእ እንተትስንድዋ ደስ ምበለኒ፡፡

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 5 ปีที่แล้ว +11

    ሓጂ ድማ ንኤርትራ ቁጠባኣን ህዝባን ትሕቲ ዘሮ ጌሩ ንኢትዮጵያ ሰማይ ዝበጽሐ ቁጥብኣን ብዝሒ ህዝባንሲ ከመይ ኢሉ ምስ ኢትዮጵያ ክንሰርሕ ይብለና ክትውሓጡ ኢኹም ኢዩ ዝብለና ዘሎ።

  • @habtomzewldi6176
    @habtomzewldi6176 5 ปีที่แล้ว +2

    Habtom wededey biri, I know him when you were 12 years old in dekemhare. I am surprising , thank you yoel! like habtom intelligent interesting person.

  • @dragonbaba410
    @dragonbaba410 5 ปีที่แล้ว +17

    ኣየ ገድሊ እዚ ጀልጋፍ ሰብኣይ እድልዝሃቡዎ ሰበስልጣናትሲ ጀጋኑ ትብሉና ኣነግን ሑልኩሳት ምበልኩዎም ።
    እንተ እቲ ኣብ ግምባር ምስ ጸላኢዝጠማጠም ዝነበሞ ጅግና ሰራሕቅያ እዩም

  • @sariigallasantishnanSOM
    @sariigallasantishnanSOM 5 ปีที่แล้ว +9

    ኣብዚ ኢዪ ገለ ዓይነተ ቦሎትካ ተወድያትን ኢንዳ በለካ ዚውዳኣካ ፣ተነተና ቦሎትካ፣ ሓልዮቶ መንኢስያት፣ ፋኑስ ነተ ወርኪ ዮእልኖ ዕድመነ ጥዕናን ይሃብካ (ዓይኒና ) ዓይኒ መነእስያት።

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  5 ปีที่แล้ว +2

      Thank you Saleh Osman hawey. ክብረት ይሃበለይ፡ ኣዚየ የመስግነካ።

  • @brhaneftwi8846
    @brhaneftwi8846 5 ปีที่แล้ว +9

    ብሕቂ አወይ ህዝቢና መጽወቲ ኳይኑ አጅኩም አስኪ

    • @sebtelam2826
      @sebtelam2826 5 ปีที่แล้ว

      @Alador Michael ፡ውጻእ ጎሓፍ ንኢሰያስ ፡ካሻ ዓጋመታት ክትሰግድ ዳዋዓልካስ ንወዲ ሃገር ክትጻርፍ ወዲ ጃሱስ።

    • @sebtelam2826
      @sebtelam2826 5 ปีที่แล้ว

      @Alador Michael ፡ተረዋእ ወዲ ኣመንዝራ ሓሳዊ።መን ኮንካ ኢካ ዘግነት ትዕድል ?በኣል አስካ ኒኢሰያስ ተንበናይ ትድግፉ ኤርትራውያን ክትኮኑ ንተንበናዊ ዝጸልእ ከኣ ዘግነት ክህደግ ደቂ መጣቃዕቲ ብጓይላ ዝትፈወሱ።
      30ዓመት ኣይተጋደለ ዋላ 3 መኣልቲ ኣይተጋደለ ወዲ ውቃዕ።ህዝቢ ኤርትራ ከርተት ዝበሎስ ንሃደ ተንበናዊ መምለኪ ኣይኮነን።ምስዚ ትሰግደሉ ዘለካ ንተንበን ኩትጓሓፉ ኢኩም።

    • @sebtelam2826
      @sebtelam2826 5 ปีที่แล้ว

      @Alador Michael ፡ብዘይንቡር ስለ ዝጋሰሰካ ዓዲ ክትከይድ ኮለካ ስለ ድኮነ ዲካ ትጣበቀሉ ዘለካ ነቲ ተንበናይ ወይሲ ወዲ ዓዱ ተንበን ኢካ አስካ ከኣ ወዲ ድቃላ

    • @2121b
      @2121b 5 ปีที่แล้ว

      Alador Michael do some research if you want to seek the truth even tho it’s not hard to comprehend what’s happening... still It’s not too late if you have functioning brain .

    • @2121b
      @2121b 5 ปีที่แล้ว

      Alador Michael you’re worthless ..

  • @peaceforallteklit8675
    @peaceforallteklit8675 5 ปีที่แล้ว +5

    My God my God my God this is amazing.

  • @godblessme5711
    @godblessme5711 5 ปีที่แล้ว +1

    Welcome bro

  • @mggb9549
    @mggb9549 5 ปีที่แล้ว +10

    So sad 😭 GOD that’s why he have a lot of experience from 1993

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas5626 5 ปีที่แล้ว +2

    ስላም ሓውና ዪኦል ብዘቅረብካዬ ሓውና መብራህቱ ብትኽኽል መን ምኾኑ ኢሳያስ ጽብቅ ግሩ ግልጽው ኢዩ ። ዕድመ ጥዕና ይሃብካ።

  • @habeshahomestead779
    @habeshahomestead779 5 ปีที่แล้ว +7

    He is doing that still now. U guys remember when we first saw his house when Abi Ethiopian Minister came to visit him. I was so sad for isayss though he is down to earth that he lives like a normal ppl. 🤣🤣🤣 but his is so smart he knows how to confuse the shit out of us and play us like a puppet.

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 5 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ሃብቶም ሓውና ጽቡቕ ኣገላልጻ ግን ከም ሰብ ኣነ ውን ገለ ክውስኽ ኢሰይስ ባዕሉ ጥራሕ ኣይኮነን መታለሊ ብዙሓት መታለልቲ ውን ኣፍርዩ እዩ ዝበዝሑ ክኣ ባዕሉ በሊዕዎም።

  • @gaimdesta1419
    @gaimdesta1419 5 ปีที่แล้ว +2

    ሰላሰላም ሓውና ዬአል እዚ ትገድሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ብቐሊል ዝረአ ኣይኮነን ከምኡውን ክቡር ሓውና ሃብቶም ጸጋይ የመኣግን ኣጆኻ ኣይትተሓለል ቀጽሎ።

  • @nitshitiogbazion3388
    @nitshitiogbazion3388 5 ปีที่แล้ว +3

    Thank You Yoel hawey hade Dawit do tesaine wencef zwncf nezi mezena zeiblu Goliad Hzbi Ertra Smer Telazeb Teamamen hjis Yaklena 30 Amet Ayserahku bhjiwn. Ayserh nay Ethiopiayey iyu zgdsheni yblena alo nkshetena btetewna ywalelna alo ghizie aynhabo!!!

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 5 ปีที่แล้ว +7

    ንሱ ምስ መጸ እንድዩ ፋብሪካ ጥራሙዝ እንዳሜሎቲ ንውሽጢ ሃገር ኣኺሉ ካሳዕ ንደገ ዝልእኽ ዝነበረ ማሽነሪ ምሕዩ መንቊሱ ንቻይና ዝሸጦ ናቱ ገዲፉ ንእንግሊዝ ክኸስስ ፍጹም ዘይሕፍርንዩ ክፉእ ተንኮለኛ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ።

  • @friendsworldgaming9038
    @friendsworldgaming9038 5 ปีที่แล้ว

    Good job

  • @abielaraya810
    @abielaraya810 5 ปีที่แล้ว +8

    እዋይ ጉዳም ጸጸንሕካስ እባ ጉድ እኻ ትሰምዕ

  • @erina4095
    @erina4095 4 ปีที่แล้ว

    Oh my God 🤔 Interesting

  • @teklemahari9006
    @teklemahari9006 5 ปีที่แล้ว

    Please send this video to Eritrea everyone should watch this video.

  • @Mahta1977
    @Mahta1977 5 ปีที่แล้ว

    Habtom nabra Wuchun Chinan mis azezti beragid ab Digdigta azekirkani. Good job and great to see you in good shape after so many years.

  • @serser6904
    @serser6904 5 ปีที่แล้ว +2

    Willkommen bro

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot9804 5 ปีที่แล้ว

    very informative,rich in details ,superb explanation.i wish they had eliminated the traitor at that time ...all the biblical catastrophes befallen on us could have been avoided...no wonder he has such vendetta ...after what happened to him...appreciation to you both guys in particular to Habtom Tsegay for giving us such detailed information...1st hand information...and thanks FaNus netWork for bringing such interesting guests who have a lot of story to tell to the people.

  • @senayalem12
    @senayalem12 5 ปีที่แล้ว +7

    ንዓናስ ወዲ ምነይን ወዲ መምህርን ርእሲ ኣድጊን ዮም ንጎስጋስ በጺሖምና።5 25 ዲማ ናባና መጽዮም።

  • @yonasdebru6173
    @yonasdebru6173 5 ปีที่แล้ว +17

    ክንድዚ ኢሳያስ ዘርዕዶም እንተነይሩ እንታይ ድኣ ኣርካናት ገድሊ እንዳበልኩም ሞኽ ተብሉና

  • @WediGash2023
    @WediGash2023 5 ปีที่แล้ว +6

    ካልኣይ ክፋል ናይ ገዲም ኣያና ተገዳላይ ሃብቶም ብሃንቀውታ ንጽበ

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 5 ปีที่แล้ว +7

    እዚ ትምህርቲ ዘይብሎም *ኣያ* እንዳበሉ ዝከዱ ሰባት እንዳሓዘዩ መጽዩ ዝበላ ከም በዓል *ዉጩ* ኢዩ።

  • @fitsumgerezgiher3495
    @fitsumgerezgiher3495 5 ปีที่แล้ว +3

    Keber Hawena Sila Ety Hakena Mesikerka belebe Namasgnaka Ajoka Kaxelo

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 5 ปีที่แล้ว +2

    Waww nay behaki memehr

  • @gebrekidanweldemichael2896
    @gebrekidanweldemichael2896 3 ปีที่แล้ว

    Selam aelam habetom hawey kemey tekewen aleka

  • @naemikahsay756
    @naemikahsay756 5 ปีที่แล้ว +1

    Yes

  • @munasolomon4557
    @munasolomon4557 5 ปีที่แล้ว

    It's good

  • @tesfienso1073
    @tesfienso1073 5 ปีที่แล้ว

    Bteami aziu mahari tarik seb zhalefe temahiru knekih alewo Ajokum deki Erey

  • @عدووديمدهنبرادإريتريا
    @عدووديمدهنبرادإريتريا 5 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ኣገላልጻ ገሊጽዎ።ኢሰያስ ኣብ ብያቲ ኣጽኒሐሙሉ ምስኦም ሓደ ኮይኑ ዘይምብልዑ ኣምሰሉ ሙኻኑ ኢዩ እቲ ሓሳቡ ከይስመም ስለዝፈርህ ኢዩ። ኩሉ ግዜ ምስ ጠዓምዎ ሓባራዊ መግቢ ኢዩ ዝበልዕ። ነብሱ ኣይኣምንን ኢዩ።ኣዝዩ ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዎ ኣሎ። ግን ኣበይ ኔርኩም የሕዝን ኢዩ ደንጒኹም ደቂስኩም ንሱ ሃገር እንዳግዓዛ ከቢድ ድቃስ ንህዝቢ ሒዝኩሞ ደቂስኩም። I have never seen such a person who characterized dictator wedi Medhn Berad. Respect and thanks for the information you gave us.

  • @yeheysokubazgi8702
    @yeheysokubazgi8702 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኩቡር ሓው ንዘበናት ተሓቢኡና ዝነበረ ማለት ናይ 90 ምጥያስ ብኢሰያስ ዝተሃንደስ ኢዩ ኢና ንብል ነርና ንሃይለ ሳምኤል ካብቶም ብልጻት ኣዘዝቲ እና ንፈልቶ ነርና ሕጂ ግን ናይዚ ኩሉ ውድቀት ምክልካልን ኢሰያስ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ከሽካዕልል ዘሻደኖ ሰብ ምዃኑ ኣብርሂካልና የቀንየልና ፡ ዮኤል ድማ ጽቡቅ መደብ ኢካ ተካይድ ዘለካ ኣጆካ ቀጽሎ

    • @teklitxewarshigir8403
      @teklitxewarshigir8403 5 ปีที่แล้ว

      Ksab 2006 kilma aseb zwerednalu emun agelgali neru dehsr gin kem kondom gihifwo

  • @melay222
    @melay222 5 ปีที่แล้ว +2

    Now what can we do what is next step

  • @b.t7164
    @b.t7164 5 ปีที่แล้ว

    🙏🇪🇷I REALLY APPRECIATE FOR YOUR GREAT JOB AND INFORMATION 🇪🇷🙏
    👉ISAIAS AND HGDAF MUST GO IN 2020👈
    👉ISAIAS YOUR ⏰⏰🏃‍♂️🏃‍♂️⏰🏃‍♂️🖐👈