ንገንዘብ"ኢላ"ያ ቀሪባቶ"ናይራ ማለት"ዩ ኮ 😭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 242

  • @SaraHxtkvrg
    @SaraHxtkvrg 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +64

    እውይ ከማይ ማዓንጣክን ዝሓረርክን ኣለክንዶ እፍፍ ኣነ ግን ዛቆልዓ ትተሓዝ ምስክር ንኮኖ ኢና ትብሉ ላይክ💔

  • @ksaksa9236
    @ksaksa9236 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጆኻ ክቡር ሓወይ እቲ ሰናይ ዝገብር ንርእሱ እቲ ክፉእ ዝገብር ንርእሱ አጆኻ በርትዕ አብ ዓለም ነበርቲ አይኮንናይ ንባዕላ ገደዳ🙏🙏

  • @AlBasd-s3y
    @AlBasd-s3y 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ሓወይ😢 እ/ር ኣምላክ ልቦና ይሃባ🙏👏😢

  • @AbxhdBsjs-fl2ec
    @AbxhdBsjs-fl2ec 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ክም ናይዙይ ዝሓዘንክሉ የለን ምስክናይ ዘይሓስቦ እንጀራ ይፍጠረሉ ፈጣሪ ❤❤❤❤😢

  • @خضراءهعغف
    @خضراءهعغف 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ኢዩ ዘሐዝን😢😢😢

  • @AfRy-s6e
    @AfRy-s6e 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ያበሓቂ ዓዶም ምሽኪናይ እዚ ኣይግቦኦን ነይሩ ምሒር የሕዝን😢😢

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እፍፍ ፍጣሪ ይሓግዝካ ሓወይ ምስክን 😢😢😢

  • @Tglove--
    @Tglove-- 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብስምኣብ ማዓረይ ዘይተሓሰበ እንጀራ ይፍጠረልካ ዓምዶመይ😢❤❤❤

  • @SjgwjvDigsigs
    @SjgwjvDigsigs ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስዝብል ኣገላልፃ ዜዱ ሓፍተይ ትጥዑይ ሰብ ዘይሓልፈሉ ጊዜተሓዊስና

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ግዜ ሓምቁ ብሓቂ😢😢😢😢😢😢😢😢 እዛ ዓለም መፈተኒት እምበር መንበሪት ኣይኮነትይ😢😢😢😢😢😢😢

  • @kahsa2003
    @kahsa2003 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ አነስ ከብደይ በሊዕኒ ጎይታዋይ ልእንጀራ ይግበረልካ😢

  • @ماجد-ص1ع1غ
    @ماجد-ص1ع1غ 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ማዓረይ ልመን እዩ ልእሞኖ😢😢😢😢😢

  • @ተመስገንኣምላኪ
    @ተመስገንኣምላኪ 27 นาทีที่ผ่านมา

    እፍፍፍ ፋጣሪ ይሓግዝካ ሓወይ 😢😢😢

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሐቂ ዲዩ ናይ ዓንዶም ሐውና ዚውረ ዘሎ ሐቂ እንተኮይኑ ብጣዓሚ ዩ ዘሕዚን

  • @MebaleTeshale
    @MebaleTeshale ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቶም ወለዳ ይገዱ መንደፍ ይብልዓዮም ናይ ኢዳ ትርከብ ጉዳም😢😢😢😢😢

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እፍፍፍ ኣጀኻ ወዲነይ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @makeshMeres
    @makeshMeres 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አጆካ ዝሓወይ እግዚአይሔር አምላክ ይሓግዝካ ማዓረይ

  • @ሕልፍ
    @ሕልፍ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋላድት ኣምላክ ባዕላ ትኽዳዕክ እና ወድነይ ኣይዘኻ ገንዘብ ኸያድ መፃእ😢😢😢😢😢

  • @Ashubro-w4h
    @Ashubro-w4h 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኩም አጋዕዝተ አለም ስላሴ ካብ መከራ ሥጋ ካብ መከራ ነፍሲ ይሰውረና ❤💚❤ እሙን ሰብ ይፍጠረልና
    ናይ ክህደት ዘመን እዩዋ 🥺🥺🥺💚💚💚💚❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️🤲🤲🤲

    • @اللالل-ل8ض
      @اللالل-ل8ض 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓሪይ

    • @LiLiTigray-f3b
      @LiLiTigray-f3b 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ጋልነይ❤

    • @Ab-12151
      @Ab-12151 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Amen🎉

    • @abrehetheyle7207
      @abrehetheyle7207 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @سلامسلام-ز4ق1ش
      @سلامسلام-ز4ق1ش 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜን ዝሐፍተይ❤

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይ ሓደሓደ ኣጎላትኾ ዘክብረና ኣይንፍልጥን ኣምላክ ልቦና ይሃቦ😢😢

  • @MuluFitsumbrhan
    @MuluFitsumbrhan 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ የሕዝን ዜድ ሓፍተይ😢😢😢😢😢😢

  • @HcHf-c3k
    @HcHf-c3k 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ😢😢😢

  • @FcKn-dt7gt
    @FcKn-dt7gt 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን (3) ይቃፅላ 🤲🤲😢😢😢😢

  • @tsnatፅንዓት
    @tsnatፅንዓት 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ❤ዜዱ ጓል ትግራይ❤ ትከታተሉ ዘለኩም ኣሕዋተይ ብታ ለጋስ ኢድኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣነ እውን ክምልሰልኩም እየ👆💙💙

    • @ሓሸንገወለላወለላ-ተ9ጨ
      @ሓሸንገወለላወለላ-ተ9ጨ 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      አሺ ምልሰ❤❤❤❤

    • @tsnatፅንዓት
      @tsnatፅንዓት 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @ሓሸንገወለላወለላ-ተ9ጨ መሊሰ ሰበይ👆

    • @WsKn-o1e
      @WsKn-o1e 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      እሺ🎉

    • @Meri-mv7by
      @Meri-mv7by 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ባ ናተይ😊

    • @tsnatፅንዓት
      @tsnatፅንዓት 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Meri-mv7by ደምረኪ ሰበይ👆

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 35 นาทีที่ผ่านมา

    ዘሕዝን እዩ ዛይድ ሓፍተይ 😢😢😢😢

  • @ኣዙዕባይእሶት
    @ኣዙዕባይእሶት 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣረ ዘዲዋይ ሀዝስ ብጭንቀት ርእስና ተባላሽዩ ማዓሮ ከምዙይ ንበለ ናረአና ዋይ😭💔

  • @askal9120
    @askal9120 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚኦ እዩ ካብ ክሕደት ይማሓረና እዛ ሓውና ብጣዕሚ እዩ ኣሕዚኑኒ ናይ እማተካ ገንዘብ ነውሪ እዩ የሕዋተይ ልቦና ይሃበና ዋላ ሓንቲ ቅርሺ ትኩን እፍፍፍፍ እታ ክሕድት እትብል ግን ንዓና እዉን ብእንፈልጦም ስባት ብዙሑ ንብረትና ቃተሪ መዓልቲ ሰሪቆምና ኣይሰረቅና ና ኢሎ ኪሒዶምና 😢 አምላክ ናይ ኢዶም ይሃቦም ስባት እንባሃል ግን ጨካናት

  • @SjgwjvDigsigs
    @SjgwjvDigsigs ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ባዕሉ የዋርዳ 😢😢😢😢

  • @tcfc4784
    @tcfc4784 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣህ ጎይታዋይ ራሃፅካ ፍሲሲ ኣይቀርን ዝሓወይ

  • @selamntgrayadey2059
    @selamntgrayadey2059 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ሓወይ ኣምላኽ መገዲ ሂወትካ የፀብቀልካ ኣይትጨናነቅ ጭንቀትካ ንፈጣሪ ኣሕሊፍካ ሃቦ ኩሉ ዘይሳኣኖ ንሱ እዩ ኣጆኳ

  • @meryabrha889
    @meryabrha889 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኡፍፍፍ ልብካ ዝሰብር ነገር💔😢😢😢😢

  • @sgzc8679
    @sgzc8679 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አትም ሰባት ልሰብዶ ልጊዜ ንረግም እንታይ ኢና ንብሎ😢😢😢

  • @abrehetheyle7207
    @abrehetheyle7207 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣምላክ ራህፅካ ኣየጥፋእልካ ሓወይ

  • @gsgsgdgsh3214
    @gsgsgdgsh3214 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ካብ ኽሕደት ምሓረኒ ጎይታይ ማዓረይ😪

  • @KhanKhan-v4f1n
    @KhanKhan-v4f1n 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    በስምኣም ኣታ ደይስማዕ ደይሎ😢 ኣጀኻ ሓው🙏 እንተ ንሳ ግን ኣምላኽ ዋናኣ😢

  • @ይርዱ
    @ይርዱ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኡፍፍፍፍ ዋይ ሓወይ መዓንጣኻ ዘሕርር ዛኸዳዕ ናይ ኢዳ አይትስአን😢😢😢😢

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ኣታ ፈጣሪ ላበይ ኢና ንከድ ለምስ ኣጀካ ማዓረይ 😢😢

  • @ZeydeGmedhenn
    @ZeydeGmedhenn 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ሓወይ ማዓረይ ምሰኪን😢😢😢☝️🤲

  • @TseguA
    @TseguA 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ዝኹሉ ፅቡቃት ፍቁራት እናበሉኩ ነይረ ክርኦም ከለኹ ብውሽጠይ እዋይ ማርያምን ታእዩ ዝኾን ዞሎ ዝሰብ😭

  • @wedikirosvisibleallyoutubc8590
    @wedikirosvisibleallyoutubc8590 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጅግና ተኾይኑ ክቃትላ ኣለው ንጋል ክሰድድ ገንዘብ እወይ ጅግና ተኾኑ ክቅትላ እዩ ዘለዎ ጥራሕ ። መሰልና ትብለኽን ክትቅተላ እዩ ጥራሕ fact ።

  • @ፌቡ
    @ፌቡ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ሓወይ ማዓረይ ቃደማካ ምስኪን😢😢

  • @IfidVzhz
    @IfidVzhz 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀካ ሓወይ 😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hiweta1214
    @hiweta1214 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ እንየካ ግዜ ተጫካከን ዝኾና😢😢😢

  • @KapitalShewit
    @KapitalShewit 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ሓወይ ማዓረይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ንፅቡቕካ እዩ ንሳ ግን ናይ ኢዳ ኣይትሳኣን

  • @Cyx-x8b
    @Cyx-x8b 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😢

  • @Haymi21-t3y
    @Haymi21-t3y 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክቡራት ኣሕዋተይ ብርግፅ እዚ ወዲ ናይ ሰራሕ ሰብ ምካኑ ኩሉ ይፈልጦ እዩ ነገር ግን ናታ ከይሰማዕክን ኣይትፍረዳ ንዓኣ እዉን ተክኢልክን ትፈልጣኣ ኣዛራርባኣ ናይ 2ቲኦም ምሰማዕ ፅቡቅ እዪ

  • @Rahyelmulu
    @Rahyelmulu 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😢😢😢ማዓረይ

  • @ማዕቢላገረዚሄር
    @ማዕቢላገረዚሄር 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉ጎይታዋይ ሰብ እካ ተደርበየካ አምላኽ ኣሎ ዝሮ አጀካ በልዮ ዜድየይ😢😢

  • @AmlishaTekle
    @AmlishaTekle 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተፀጊምካ ባፂሕካ ዶ ንሰብ ይጥለም እዪ ዘይትፈልጦ ረኪባ አምላክ ይፍረድኪ😢

  • @MehariSelam
    @MehariSelam 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትታሓዝ ምስኪናይ ደም ሪሂጹ ዘምጾኦ

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ሓወይ ቀደማካ ሰጥሕ እግዚአብሔር አምላክ ለረእካዮ እንጀራ ይፍጠረልካ😭😭😭

  • @SjgwjvDigsigs
    @SjgwjvDigsigs ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጎይታዋይ እፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዜዱዋይ ⛪ ወሰዱ ኣምሕላ በለዮ ሕጊ ሎሚ ኣበይ ዘሎ ሕጊዋ እቶም ሰድራኣከ ዓገበ አይበሉዋይ ደዮም ዓቤቲዶ የኮነይ ሰነፋት😢😢

  • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
    @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣምላክ ልቦና ያሃባ 😢😢ኣጆካ ዓምዶመይ ግን ሙስሊም ኣይኮነን ድዩ መድሃኒኣለም ይብሎ❤

  • @ffff8192
    @ffff8192 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይማዓረይ😢😢😢💔

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nsa Eya Kesira Ember Nsu Aykonen 😢😢😢

  • @مريم-ج7ض4ي
    @مريم-ج7ض4ي 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤አጅካ ዝሓዉይ

  • @بوسفيوسف-د9م
    @بوسفيوسف-د9م 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓመድ ትብላዕ ጨካን💔💔💔

  • @user-mi7ik3en7gF
    @user-mi7ik3en7gF 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አፍፍፍፍፍ ሓወይ 😥😥😥😥😥

  • @MahratAbraha
    @MahratAbraha 26 นาทีที่ผ่านมา

    ፈጣረባዕሉየዎርደ😢😢😢

  • @ይርዱ
    @ይርዱ 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ክሕደት መሓረኒ ጎይታይ መዓረይ በተለይ አወዳት አብ ቦደው ዝሰርሑ አሕዋተይ ደም ብልዓት እዩ ከመይ ኢሎም እዮም ዝሰርሑ😢😢😢😢😢😢

  • @Cffg-l5m
    @Cffg-l5m 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ማዓሪይ

  • @HabenGemay
    @HabenGemay 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይ ክሕደት ክሓስም💔 ኣጆኻ ሓወይ

  • @LiLiTigray-f3b
    @LiLiTigray-f3b 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣለኹ ኣነ ሕርር ኢለ 😢😢ቪዶ ሰሪሐስ ዘይፖሰትኩዎ ሸበኻ ኣቢኒ😢

  • @مظزز
    @مظزز 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እፍፍፍፍፍፍ ማዓረይ 😢😢😢

  • @MereYaree
    @MereYaree 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቡሱሩ ጎል ይኹን ወዲ ኮሙዚአ ዝደብሩ ክሳዶም ቃኒጢብኮ አብ እስሪበትኮ ትነብረ እፍ ጨኮናት ሸይጣውኒት😢😢😢

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አትም ሰባት ልሰብደ ልጊዜ ንረግም ኢና ንብሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @በረየYoutube
    @በረየYoutube 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ደሚሩና ዘዱለ ግብረ ስብስክራይብ ግብሩ

    • @Rahyelmulu
      @Rahyelmulu 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤ደሚረካ ደምረኒ❤

    • @ፍረቻናል
      @ፍረቻናል 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Rahyelmulu መልሲ ደሚሪኪ❤

    • @tsegatsega6520
      @tsegatsega6520 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምራኒ ኣብ ኮሜት ግደፋለይ ክምልሰልክን ኣሕዋተይ

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ደምርኒ

    • @NgstGerye
      @NgstGerye 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

  • @SurprisedBadminton-eq4cu
    @SurprisedBadminton-eq4cu 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ሓወይ ማዓረይ 😢😢😢

  • @TeblaxNagsi
    @TeblaxNagsi 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማዓረይ💔💔💔

  • @BirenaዕጣንቤትL-veme
    @BirenaዕጣንቤትL-veme 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢 😢😢 ሓቂ ድዩ ግን ማለት ኣይግበርን ናበልኩ ኣይኮነን ግን እዚ ፕራንክ ዶ ገለ ዶ ናበልኩም ንኸይንኣምን ጌርኩምና ዋ ኣረጋጊፅና ንዛረብ እስኪ😢

  • @ruiojj
    @ruiojj 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክንደይ ከ ትጭክን ዛጓል በስምኣም😢😢

  • @GchhHhhu
    @GchhHhhu 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እወይ ሓወይ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @NgstGerye
    @NgstGerye 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምርኒ ተጋርዋይ

  • @fyufu9308
    @fyufu9308 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ሓወይ በሰማኣም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Atsu461
    @Atsu461 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አሕሕሕ ዓምዶሞይ አጆካ😢

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ኩሉ ጥልመት ዓገበ

  • @AduChannl
    @AduChannl 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ንዳማመር ኣሕዋተይ ክድምረክን እየ ዋ

  • @hamtistore1547
    @hamtistore1547 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እወይ ማዓረይ 😢😢

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ማሲቅኡ የውረደላ ዛ ረሳሕ

  • @FgdcCch
    @FgdcCch 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Way hawey hamd teblae ajoka zehaweyyyyyyy😢

  • @MelatNiguse-l1n
    @MelatNiguse-l1n 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Effffffffffff way hawey

  • @FcFx-i3y
    @FcFx-i3y 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ማሕረኒ አህ ማዓረይ😢😢

  • @DhDg-oj2ff
    @DhDg-oj2ff 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተይበለዕተን ድፍእ ትበል እዛ ላህዛዝ🤬🤬🤬የሕዝን😭

    • @LiLiTigray-f3b
      @LiLiTigray-f3b 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ❤

  • @BerkitYeheyhs
    @BerkitYeheyhs 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እፍ ጎይታዋይ😢

  • @اللالل-ل8ض
    @اللالل-ل8ض 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዊይ ሓወይ ቅድሜካ ኣጀካ ንዓካስ ጥልመት ኣይግባኣካን ኔሩ 😢😢😢😢

    • @LiLiTigray-f3b
      @LiLiTigray-f3b 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ❤

  • @RgatTubርግኣት
    @RgatTubርግኣት 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈጣሪ ኣብ ሰብ ሕልና የዉድቀና አምበር ከቢድ አዩ ዙግዜ😥ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ

  • @HedgHefg
    @HedgHefg 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢ሜዓረይ

  • @abhiweteykemdleitey2875
    @abhiweteykemdleitey2875 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hawey marey kidagxani zenabra😢😢😢

  • @Atsu461
    @Atsu461 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደሙሩና እስከ ቤተሰብ🤲

  • @tsegatsega6520
    @tsegatsega6520 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና ኣሕዋተይ
    ደምሩኒ ኣብ ኮሜት ግደፉለይ ክምልስ እየ ❤

  • @MuchotMuchot-n9j
    @MuchotMuchot-n9j 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እፎዮዮዮዮዮዮዮዮዮ ማሪያምን ብጥልምት ደኪምኒ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔

  • @ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ
    @ተመስገንአምላኬ-ዠ8ጰ 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቤት ጊዜ የፍርሕ😢😢😢

  • @SalamaS-z8n
    @SalamaS-z8n 58 นาทีที่ผ่านมา

    መሕዘን😭😭😭

  • @hiwethaylemaryam2719
    @hiwethaylemaryam2719 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይትፍረዱ ናይ ሓደ ሰብ ሰሚዑኩም

  • @GjCg-m5m
    @GjCg-m5m 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይዛኻ ሓወይ ኣታ ግዚይ ትመለስይዷ

  • @LionelMessi-m3v
    @LionelMessi-m3v 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ
    @ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምራኒ እባ ተጋሩዋይ ንዳማመር ባሓደንእበ

  • @HHhh-c4h9j
    @HHhh-c4h9j 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ሓወይ በስማኣም🤔🤔🤔😢😢😢