ፍቀረኛይ ንዓይ ንምድሐን ኢሉ ተወቂዑ ፡ እናተቀንዘወ ከሎ ኢና ስሚዒት ፍቅርና ተገላሊፅና ፡ መስዋእቲ ሓወይን ፍቅረይን?➡️ተጋዳሊት መርሃዊት 0996159523
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 12 มิ.ย. 2024
- Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
ፍቀረኛይ ንዓይ ንምድሐን ኢሉ ተወቂዑ ፡ እናተቀንዘወ ከሎ ኢና ስሚዒት ፍቅርና ተገላሊፅና ፡ ብዘይ ድሌተይ ተሰናቢተ ➡️ ተጋዳሊት መርሃዊት 0996159523
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted
ውይ የኔ ልጅ ስታሳዝን ልቧ ተሰብሯል አላህ ሰብር ይስጥሽ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግናና ዋዕሮና ፈዳይት ሕነ💖❤️💛❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትገርም ተኹርዕ ትግራወይቲ ትግርኛኣ ብጥዕም ይገርም እሞ ድማ ኣ/ኣ ነይራ አይታሓውስ አይትቀድሕ ደስ ትብል መብዛሕቱ ግዜ ዕድሜኦም ከክንዳኣ ዝኾኑ ተጋደልቲ እሞ ኣ/ኣ ዘይነበሩ ክምዚ ልክዕ ትግርኛ ዝኻኣለ አምሓራይ እዮም ዝመስሉ ከምኒ ዝሮ ዝሮ , ምናምን , እንትን , አልጋ , ቃርያ ኮታስ አምሓሩ ዓይነት ዝዋዓልዎ ክገልጹ ዘይክእል በዛ ተጋዳሊትን ብትግርኛኣን ክእለት አጋላልጻኣን ኮሪዐ ኩሩዕቲ ትግራወይቲ ኢለያ አለኹ
She explained facts with evidence. She has the capacity to explain factual things.
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ መዓረይ🙏❤💛
❤she is really brilliant
ዓህ ኣየ ግዜ ክንደይ መላምል እባ በረኻ ቀርዮም ግዜ ረኺብና ኢሎም እባ ብግዚኦም ተፃወትልና እንዳ ብልፅግና
እንኳዕ ናትና ኮንኪ(ዝተረጋገፀ ታሪክ)
ጅግና ❤❤❤
ካብ ዕድመአ ንላዕሊ ዝኾነት ወረጃ ቆልዓ
Our hero ❤❤❤❤queen ❤❤❤
መራሃውት እንኻዓተረፍክልና ጎቡዚ ❤ምቅርተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ዩ ዝገርም ናይ ዞም ከዙይ ዝበሉ ዩትበራት፤ ናይ ባዕሎም ጁባ ክሕጥሩ፤ ወታደራዊ ምስጥራት ንጸላ ኢ ይዝርሑ። ንህዝቢ ዝኮድእ ስራሕ ምስራሕ እንታይ ዩ ጥቅሙ
ቃላት የብለይን
Jegna waero nberlna
እንኻዕ ቢሂወት ተረፍኺ ሓፍተይ❤❤❤