#ምትእትታው

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 24

  • @ShambelMebrahtu
    @ShambelMebrahtu 22 วันที่ผ่านมา +2

    Selam

  • @YohannesGugusa
    @YohannesGugusa 22 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም

  • @user-mp2lr3ut1f
    @user-mp2lr3ut1f 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @user-mp2lr3ut1f
    @user-mp2lr3ut1f 22 วันที่ผ่านมา

    8:02 ❤❤❤❤

  • @Qelebet
    @Qelebet 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣማኑኤል ኢያሱ ጅግና እዩ። ገዲም ተቓላሳይ

  • @tukuberaki5397
    @tukuberaki5397 22 วันที่ผ่านมา

    ፈደራል ሰራዊት ገታችሀው ጸዊዑ
    ኢልካ ከመይ ታምን
    ስለምንታይ ወገን ትሕዝ
    ንስኻ ጸግዒ ደብረጽዮን ምዃን ገጋ እዩ

  • @mengistuabasgedom9330
    @mengistuabasgedom9330 22 วันที่ผ่านมา

    Asana Haswi

  • @JawrahRiyadh-qs7eo
    @JawrahRiyadh-qs7eo 22 วันที่ผ่านมา

  • @adbt3565
    @adbt3565 21 วันที่ผ่านมา

    ገታቾው ምስ ጻድቃን ጠቅማ ጠቅሚ ወይ ጽቡቅ ገሩ ኣቢ ጥቅሚ ሂቡ እዩ ገዚእዎም ብልቦም ኣይኮኑን ንጥቅሞም እዩ

  • @user-uj1rg1un1k
    @user-uj1rg1un1k 22 วันที่ผ่านมา

    አጆዃ አጆኹም ህዝቢ ኒህዝቢ ኒምቅርራብ ትሰርሑዎ ዘለኹም ፅባሕ ዘሐጉሰኩም ዘሐጉሰና እዩ ነዚ ዝቃወም ሰይጣን ጥራሕ እዩ።

  • @amine4019
    @amine4019 22 วันที่ผ่านมา +1

    Eplf vs tplf እንተተዓሪቖም ኣብ ዓድና ማይ ክሃርም ዩ፡ ኣታ ኣይትዓሽዉ ፈደራል ዓቕሚ የብሉን ኢልኩም ዳግማይ ናብ ኩናት ኣይትዓድሙ ትርጉም ዕጽዋን ክባን ድሮ ጠፊእኩም ? ትግራይ ከ ቁስሊ ህዝባ ረሲዕኩሞ? ሰብ ሚዲያ ኣጫፈርቲ ሓሰውቲ ናፈቕቲ ኩናት ኣብ ማዕዶ ኮንኩም ህውከት ጥራሕ

  • @user-dc5wg9hw1l
    @user-dc5wg9hw1l 22 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ዝተረጋገጸ ዛዕባ ርኢቶ ሃብ ቁንጽል ሓሳብ ኣይተልዕል

  • @mengistuabasgedom9330
    @mengistuabasgedom9330 22 วันที่ผ่านมา

    አማነኤል. ሐሳውይ ደጋፍ. ጉጅል ሲብሐት ነጋ ክክክ።

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 21 วันที่ผ่านมา

    ብአኹም ዝረስሕ ርእሲ እምበር ዝመሃር የሎን

  • @einhornwelt6571
    @einhornwelt6571 22 วันที่ผ่านมา

    Eritria mis tegaru coalition kigebru zeyhizeb eyu mikniyatu qirehinti abmongona deep eyu .aytikewenen eya.

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 22 วันที่ผ่านมา

    እዝ ስብ ጥራሐ አካነ ን እዝ ዝበለ ኪድ እሞ አብ ናይ ሪዐዮት ሚዳ ስማአ ቅድም ሽድሽተ መአልቲ እንታይ ከመ ዝበልዎ ሐቄ እዩ

  • @Sgahe-c2z
    @Sgahe-c2z 21 วันที่ผ่านมา

    ተቀቢልካዮ አይተቀቢልካዮ ኩሉ ሓደዩ። እሱኹም ክትፍንጡሑ ጥራይ ኢኹም ትኽእሉ

  • @user-dc5wg9hw1l
    @user-dc5wg9hw1l 22 วันที่ผ่านมา

    ኣማኑኤል ገለ ገለ እዋን ይሕሱ እዩ መሪሕነት ህወሓትን ህግደፍን ኣብዝሓለፈ እዋን ኣብ ሩባ መረብ ተራኺቦም ዝብል ዜና ንብዙሓት ደስሓቐ ልበወለድ ናብ ህዝቢ ምውዝዑ ተኣማንነት ክስእን ገይርዎ እዩ ደይእመን ሓበሬታ ጠጠው ይበል

  • @RasTeferian-m6s
    @RasTeferian-m6s 22 วันที่ผ่านมา

    ነዉራም. ዳስ ተኺልካ ኣልቅስ. መወልትኻ ሞይቶምሲ ቪድዮ ምስራሕ ተራእዩካ.

  • @GezaB231
    @GezaB231 22 วันที่ผ่านมา

    ለኽባጣት ተካል ድምጽኹም! ዘይትሰርሑ ግዳ። እንታይ ይእቲኩም ናይ ኤርትራ?

  • @FsfVvz-cq1hv
    @FsfVvz-cq1hv 22 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @user-qm2tu7fr3u
    @user-qm2tu7fr3u 22 วันที่ผ่านมา

    ሰላም