ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
الحمدالله على السلامه 🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ኣብጸሓኩም ናብ ሓድሽ ዓመት ጥዕምቲ መዝሙር እያ፣ነዚ ናይ ገብረ ባህዱራይ ተበግሶ ንዕሰሎ፣ናይ ብሓቂ ዝድገፍ ሓሳብ እዩ፣ኩሉ ደላዪ ለውጢ ሕጂ ትሕቲ ጉጭ ልዕሊ ጉጭ ኣይትበል።ብዛዕባ ስልጣን ግዜኡ ኣይኮነን፣ቅድም ቀዳድም ነቲ ሓጢያት ናይ ጥፍኣት ዲያብሎስ እሞ ንእለዮ።ድሕሪኡ ኣብ ኩሉ ሞዳያት ሰፊሕ ዕዮ ስራሕ ፖለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራውን ካልእ ብዙሓት ዋኒነ ትካላት ኣለና።
❤❤
Thank you....
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሓቅኻ ጅግና ሓደ ስብ ክገብራ ዘይክኣለ ኢኻ ጌርክስዮ ኣምበሳ ብዘይቀልዓለም ጅግና ኣምበሳ ኢለካ ኣሎኹ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ።
ሰላም፡ሰላም፡ናኹም፡ገቢረ፡፡ዒኒካዕ፡አምላኽ፡ዓቀበኩም፡ኢዚዕመት፡፡ኣዚ፡ራሂዋ፡፡ኒዐዲና፡፡፡ያአኪል፡የሒዋታና፡አቢዓራዒሮ፡፡ጀጋኑ፡ዐበይቲናአሺቱ፡አንሲቲ፡አዋል፡ያዐኪል፡ኢዚአዉሬ፡፡ተጻዊቱልና፡ሰቢና፡በሪሹ፡ከምዒሺነት፡ሸለሊቲነት፡፡ሂዚቢ።ቂዋም፡ሒጊ፡ፍቲሒ፡፡❤😂😢
ክቡር ሃውና ገብረ ባዱራይ አንካአ ብደሃን መጻካ፥ርሁስ ብኣል ሃድሽ ኣመት ኣብጻሃና ፥ሃገርና በጺሃቶ ዘላ ፥አንወትን ጽንተት ህዝብናን ኣዚዩ ዘተሃሳስብ አናኮነ ይከይድ ከምዘሎ፥አዚ ኣአናዊ ጨካን ጉጂለ ህግደፍ ን34 ተን ኣመታት ሃገርና ኣብጸልማት አዋን ኣብጺሂዋ ከምዘሎ ካብ ማንም ዝከወል ኣይኮነን፥ይኩን አምበር ናይዚ ሰራም ጉጂለ ሃገርና ከይንስአና ዘተሃሳብ አናኮነ ይለይድ ከምዘሎ ብሩህ ኮይኑ፥አዚ ጉጂለ ኣጥፊአካ ምጥፋአ ብዝመስል ኩንታት ይከይድ ከምዘሎ ኩልና አንአዘቦ ጉዳይ አዩ ፥ኣብዚ ቀረባ አዋን 150 ዝኮኑ ወታሃደራት ኢሰያስ ናብ ጁቡቲ ኣትዮም ዝብል ሰሚአና ዘይሃዘነ ኣሪትራዊ አንተሃልዩ አቶም ደገፍቱ ይኮኑ፥ንምንታይ ናብ ጁቡቲ አንተኢልና ኣብ ዶብ ሃገሮም ዝቅበሎም ዝቃለስ ዉድብ ዘይምህላው ኣብ ክንዲ ምስ ተቃወምቲ ተጸንቢሮም ዝቃለሱ ዝቅበሎም ዉድብ ስልዝሰኣኑ ናብ ስደት ከምርሁ ገይሪዎም ኣሎ፥ምምስራት ናይ ግዳም መንግስቲ ንክቀውም ካብ ዝድግፉ ዘጋታት ሃደ አየ ፥አንተኮነ ገብረ ባዱራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ በጺህካ ከምዝነበርካ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ናብታ መንጠሪ ክትኮነና አንጽበያ ትግራይ በጺህካ ምስቶም ዝምልከቶም መራህቲ ትግራይ ክትመያየጥ ኣይካኣልካን ንምታይ ዝብል ባአልካ አትምልሶ ሃሳብ ይከውን፥ካልአ ብዙህ ተሞክሮ ዘለዎም ከም ብኣል ዶክቶር ኣሰፋው ተከስተ፥ወዲ መንቆርዮስ፥ዶክቶር ኣርኣያ ደበሳይ፥ከም ብኣል ወዲ ባኣታይ፥ከምኡ አውን ገለ ዉድባትን፥ወልቀ ሰባትን ከምኡ አውን ምስ ኣባላት ብርገድ ንሃመዱን ኣሪትራ ብራይት ፉቸር፥ምምህር በየነ ዉፉይ ፥ብዙሃት ተቃለስቲ ሙሁራትን ፥ምስዚኣቶም ዘለካ ርክባት አንተድኣ ህልዩ አንተተብራሃልና ብጣአሚ ጽቡቅ ነሩ፥
ኩቡር ፕረስደንት ከምቲ ዝበልካዮ ምቅልጣፍ እዩ ዘድሊ ህዝቢ ኤርትራ ይጸንት እዩ ዘሎ ጎስጓሳት ኣብ በዓል ኡጋንዳ ኬንያ ሳውዝ ሱዳን ኢትዮጵያ ልብያ ሰብ ተጓሒፉ እዩ ዘሎ ብኣባላትኩም ጌርኩም ጎስጓስ ፍናን የድሊ 2025ንጽበያ ክንገላገል
እንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ ኣረጊት ሰልጠነ 🤣🤣🤣🤣
ኣብ ጉድጓድ ዝነብር፡ ማራ ፈራሕ ሸውዓተ በትሩ፦ ኣብ 2025 ክጉሓፍ ዘለዎ ናይ ኤርትራ ጉሓፍ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ወዲ ጎንደር፦
ነይ ኤርትራ ተዛረብ እንታይ አተወካ ናይ ኢትዮጰያ ።
ሂዚቢ፡ወታደር፡፡ወታሀደር፡ዐይኑ፡ሊቢ፡ይኒቃሕ፡ነቢሲወኩፍ፡ሲዲሩኢ፡ይማዐዲ፡፡መኒኢእ፡ኢሲያስ፡ኢታዩ፡ሐላዩ፡35ዓመት፡አጢፍኡካ፡።ወታደር፡ሺመት፡ዱሊኻ፡ዩሒዋትካ፡፡ቲቀትል፡፡ዋርዲያ፡፡ኮኒካ፡፡ቲሒሊዎ፡፡ቢዙይምኒም፡፡ገበን፡፡ኪታቃዋም፡ይጊባአካ፡፡፡ኣሲያስ፡፡ሙኒዩ፡ኒዐኻ፡፡፡ዙጢፍአካ።፡ጀጋኑ፡ኡሐቲና፡፡ሂዛባ፡፡።❤😂😢😅
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
الحمدالله على السلامه 🎉🎉🎉🎉
እንኳዕ ኣብጸሓኩም ናብ ሓድሽ ዓመት
ጥዕምቲ መዝሙር እያ፣ነዚ ናይ ገብረ ባህዱራይ ተበግሶ ንዕሰሎ፣ናይ ብሓቂ ዝድገፍ ሓሳብ እዩ፣ኩሉ ደላዪ ለውጢ ሕጂ ትሕቲ ጉጭ ልዕሊ ጉጭ ኣይትበል።ብዛዕባ ስልጣን ግዜኡ ኣይኮነን፣ቅድም ቀዳድም ነቲ ሓጢያት ናይ ጥፍኣት ዲያብሎስ እሞ ንእለዮ።ድሕሪኡ ኣብ ኩሉ ሞዳያት ሰፊሕ ዕዮ ስራሕ ፖለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራውን ካልእ ብዙሓት ዋኒነ ትካላት ኣለና።
❤❤
Thank you....
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሓቅኻ ጅግና ሓደ ስብ ክገብራ ዘይክኣለ ኢኻ ጌርክስዮ ኣምበሳ ብዘይቀልዓለም ጅግና ኣምበሳ ኢለካ ኣሎኹ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ።
ሰላም፡ሰላም፡ናኹም፡ገቢረ፡፡ዒኒካዕ፡አምላኽ፡ዓቀበኩም፡ኢዚዕመት፡፡ኣዚ፡ራሂዋ፡፡ኒዐዲና፡፡፡ያአኪል፡የሒዋታና፡አቢዓራዒሮ፡፡ጀጋኑ፡ዐበይቲናአሺቱ፡አንሲቲ፡አዋል፡ያዐኪል፡ኢዚአዉሬ፡፡ተጻዊቱልና፡ሰቢና፡በሪሹ፡ከምዒሺነት፡ሸለሊቲነት፡፡ሂዚቢ።ቂዋም፡ሒጊ፡ፍቲሒ፡፡❤😂😢
ክቡር ሃውና ገብረ ባዱራይ አንካአ ብደሃን መጻካ፥ርሁስ ብኣል ሃድሽ ኣመት ኣብጻሃና ፥ሃገርና በጺሃቶ ዘላ ፥አንወትን ጽንተት ህዝብናን ኣዚዩ ዘተሃሳስብ አናኮነ ይከይድ ከምዘሎ፥አዚ ኣአናዊ ጨካን ጉጂለ ህግደፍ ን34 ተን ኣመታት ሃገርና ኣብጸልማት አዋን ኣብጺሂዋ ከምዘሎ ካብ ማንም ዝከወል ኣይኮነን፥ይኩን አምበር ናይዚ ሰራም ጉጂለ ሃገርና ከይንስአና ዘተሃሳብ አናኮነ ይለይድ ከምዘሎ ብሩህ ኮይኑ፥አዚ ጉጂለ ኣጥፊአካ ምጥፋአ ብዝመስል ኩንታት ይከይድ ከምዘሎ ኩልና አንአዘቦ ጉዳይ አዩ ፥ኣብዚ ቀረባ አዋን 150 ዝኮኑ ወታሃደራት ኢሰያስ ናብ ጁቡቲ ኣትዮም ዝብል ሰሚአና ዘይሃዘነ ኣሪትራዊ አንተሃልዩ አቶም ደገፍቱ ይኮኑ፥ንምንታይ ናብ ጁቡቲ አንተኢልና ኣብ ዶብ ሃገሮም ዝቅበሎም ዝቃለስ ዉድብ ዘይምህላው ኣብ ክንዲ ምስ ተቃወምቲ ተጸንቢሮም ዝቃለሱ ዝቅበሎም ዉድብ ስልዝሰኣኑ ናብ ስደት ከምርሁ ገይሪዎም ኣሎ፥ምምስራት ናይ ግዳም መንግስቲ ንክቀውም ካብ ዝድግፉ ዘጋታት ሃደ አየ ፥አንተኮነ ገብረ ባዱራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ በጺህካ ከምዝነበርካ ዝፍለጥ ኮይኑ፥ናብታ መንጠሪ ክትኮነና አንጽበያ ትግራይ በጺህካ ምስቶም ዝምልከቶም መራህቲ ትግራይ ክትመያየጥ ኣይካኣልካን ንምታይ ዝብል ባአልካ አትምልሶ ሃሳብ ይከውን፥ካልአ ብዙህ ተሞክሮ ዘለዎም ከም ብኣል ዶክቶር ኣሰፋው ተከስተ፥ወዲ መንቆርዮስ፥ዶክቶር ኣርኣያ ደበሳይ፥ከም ብኣል ወዲ ባኣታይ፥ከምኡ አውን ገለ ዉድባትን፥ወልቀ ሰባትን ከምኡ አውን ምስ ኣባላት ብርገድ ንሃመዱን ኣሪትራ ብራይት ፉቸር፥ምምህር በየነ ዉፉይ ፥ብዙሃት ተቃለስቲ ሙሁራትን ፥ምስዚኣቶም ዘለካ ርክባት አንተድኣ ህልዩ አንተተብራሃልና ብጣአሚ ጽቡቅ ነሩ፥
ኩቡር ፕረስደንት ከምቲ ዝበልካዮ ምቅልጣፍ እዩ ዘድሊ ህዝቢ ኤርትራ ይጸንት እዩ ዘሎ ጎስጓሳት ኣብ በዓል ኡጋንዳ ኬንያ ሳውዝ ሱዳን ኢትዮጵያ ልብያ ሰብ ተጓሒፉ እዩ ዘሎ ብኣባላትኩም ጌርኩም ጎስጓስ ፍናን የድሊ 2025ንጽበያ ክንገላገል
እንታይ ኢዩ ዝብል ዘሎ ኣረጊት ሰልጠነ 🤣🤣🤣🤣
ኣብ ጉድጓድ ዝነብር፡ ማራ ፈራሕ ሸውዓተ በትሩ፦ ኣብ 2025 ክጉሓፍ ዘለዎ ናይ ኤርትራ ጉሓፍ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ወዲ ጎንደር፦
ነይ ኤርትራ ተዛረብ እንታይ አተወካ ናይ ኢትዮጰያ ።
ሂዚቢ፡ወታደር፡፡ወታሀደር፡ዐይኑ፡ሊቢ፡ይኒቃሕ፡ነቢሲወኩፍ፡ሲዲሩኢ፡ይማዐዲ፡፡መኒኢእ፡ኢሲያስ፡ኢታዩ፡ሐላዩ፡35ዓመት፡አጢፍኡካ፡።ወታደር፡ሺመት፡ዱሊኻ፡ዩሒዋትካ፡፡ቲቀትል፡፡ዋርዲያ፡፡ኮኒካ፡፡ቲሒሊዎ፡፡ቢዙይምኒም፡፡ገበን፡፡ኪታቃዋም፡ይጊባአካ፡፡፡ኣሲያስ፡፡ሙኒዩ፡ኒዐኻ፡፡፡ዙጢፍአካ።፡ጀጋኑ፡ኡሐቲና፡
፡ሂዛባ፡፡።❤😂😢😅
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉