#RuftaLbey

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 214

  • @ፈታዊትማሓሪዮውሃንስ
    @ፈታዊትማሓሪዮውሃንስ 2 ปีที่แล้ว +32

    እፍፍፍፍፍ ክንደይ ደስ ትብል ዛንታ እዩ ንድንግል ዝኣምን መን ሓፈረ😢 ኣብዝይ ግዜ ከም ራሄል ደቅኣንስትዮ ትንህሊ ደቂ ተባዕትዮ ኣሕዋትና ሙሉኡ እምነቶም ምሓዙ ህይወትና ከም ራሄልን ዳኒን መፈፀምትኡ የርአና እግዝአብሔር አምላክ👏👏👏

  • @መንበረፍቕሪYouTube
    @መንበረፍቕሪYouTube 2 ปีที่แล้ว +24

    ዉይይይይ ኣነስ ከምዙይ ዓይነት ዛንታ ክሰምዕ ከለኩ በቃ ንብዓትዩ ዝዉሕዘኒ 😢 ቃለህይወት የስምዐልና ክብሮመይ

  • @galwejerat-p1k
    @galwejerat-p1k 2 ปีที่แล้ว +21

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኹም ክቡር ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ብሓቂ ዘሕዝን ዛንታ አዶ ማለት ብርሃን 🌍እያ🥺🥺🥺💔💔💔 አሰይ መፈፀምታኡ ደስ ክብል ንኹልና መፈፀምታ የስምረልና🤲🤲🤲

  • @ራሄልጓልተዋህዶ
    @ራሄልጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +12

    ፍቁራተይ እንኳዕ ንሊቀ ቁዱስ ገብርኤል ዓመታዊ ክብረ ብዓል እብፅሐኩም ብሓቂ ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ እያ እግዝኣብሄር ኣምላክ ዝሰኣኖ ነገር የለን እሞ ናይ ኩላትና ሂወት ኣሜላክ ይቀይረልና አሜን አሜን አሜን

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም 2 ปีที่แล้ว +7

    ስለ ሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
    ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና ፀጋኡ የብዝሐልኻ ኣነስ ብሩፍታ ልበይ ዝመፀ ዛንታ ካቅንአን ናይ ቤዛን ናይ ራሄልን ብጣዕሚ ደስ ቡሉኒ ታርክኽን ፀጋኡ የብዝሐልኽን

  • @ስላመይብኣኻእዩኣምላኽይ
    @ስላመይብኣኻእዩኣምላኽይ 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልካ ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ እዩ

  • @LwamFsha-p5q
    @LwamFsha-p5q หลายเดือนก่อน

    Kal hewat yasman kabr hwena amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏 amen

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ቃል ህወት የስመዐላ ደሰ ዝብል ዛንታ ክቡሩ ሓውና🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +17

    እንኳን በሰላም መጣህ ወንድማችን ክብሮም
    እግዚአብሄር ጸጋውን ያብዛልህ
    ለመልአኩ ቅዱሰ ገብርኤል አመታዊ ክብረ በአል እንኳን አደረሰን አደረሳችሁ የተዋህዶ ልጆች
    አምላኬ ሆይ ለሃገራችን ና ለሁሉ አለም ምህረትህን ላክ

  • @zizuabraha3287
    @zizuabraha3287 2 ปีที่แล้ว

    ቃል፡ሂወት የስምዓልና፡ኩቡር ሓወይ ሓዳር ኣብርሃምስ ሳራን፡ይግበረሎም፡ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን

  • @helenyonas5098
    @helenyonas5098 4 หลายเดือนก่อน

    ብድንግል ማሪያም ዘኣምን ኣይሓፍርን ኢዩ ክብርን ምስጋናን ነኣኺ ይኽን ማሪያመይ ድሌትና ለሚንኪ ተስመኢ ኣምላኽ ኣንታይ ይሳኣኖ ቃል ሂወት የስማኣልና🙏🙏🙏

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 2 ปีที่แล้ว +2

    በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቁዱስ ሓደ ኣምላክ ንኣምን ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ብጣዕሚ ዘቢብ ዝኮነ ታሪክ ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓላ ንክብርቲ ሓፍትና ራሄል ከምኡ እውን ንመቃርብታ ልዑል እግዛብሄር መጀመርታ ጥራሕ ዘይኮነ መፈጸምታ ቁዱስ መንገዱ የርእዮም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ንዓካ ክኣ ኩቡር ሓውናን መምህርናን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ብርዕካ ይለምልም 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኩም ብክርስቶስ ይብዛሕ ፍቁራተይ ኣሰይይይይ በስመአብ ክንደይ ትዕድልቲ እዩ ብሓቂ ንእመብርሃን ዝኣመነን ዝለመነን ዝሓፈረ የለን ብሓቂ ንዳንኤል ስቡር ልብን ደግነትን ምስትውዓልን ንራሄልን ዝዓደለ እግዚአብሔር አምላክ ይሃበና ይዓድለና🤲✝️🌾

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu8843 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያስማልን ለሁላችን እግዚአብሔር ያግልግሎት ዘመንህን ይባርክልህ ውድ ወንድሜ መምህራችን

  • @Gh-oc4rx
    @Gh-oc4rx 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ቃል ሂወት የሰመዐለና ፀጉኡ የብዝሓልካ ክብር ሓወይ🙏🙏🙏💒💒💒

  • @ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን
    @ስብሃትለእግዚአብሔርይኹን 2 ปีที่แล้ว +27

    ዝኸበርኩም ህዝበ ክርስትያን ኣብ መከራን ፀበባን ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ፆሎትኹም ዘኩሩና ክብሮም ሓወይ ብዓድን ብደገን ብጣዕሚ ፀቢብና ጨኒቁና ብሓደ ገፅ ስደት ብሓደ ገፅ ድማ ድምፂ ወለድና ዘይንሰምዖሎ ካብዚ ይምሓርኩም ወዲ ሰብ ኮይኑ ፀበባና የሕፅረልና መድሃኒኣለም ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኹም ይባርኸልኩም 💔💔💔💔😥😥😥😢😢😢😢

    • @ዓደይዓደዞምጀጋኑ
      @ዓደይዓደዞምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +3

      ኣጀኻ/ ኺ ሓፍተይ ናተይ ኣቦና እዮብ
      ንረአ ኣምላኽ ኽረድኣና እዩ ኹሉ ኻሓልፍዩ

    • @نسرين22-غ5ه
      @نسرين22-غ5ه 2 ปีที่แล้ว +1

      Ajena egzabihr mesana eyu zeyaday 💞💞💞

    • @mebrhitgidena
      @mebrhitgidena 2 ปีที่แล้ว +3

      Ajona kulu khalf eyu kulu nsenayna eyu

    • @desbeletberih
      @desbeletberih 5 หลายเดือนก่อน

      Ajoki haftey natey amlak kudusan msakum ykun zhaftey

  • @Tdfmyhero
    @Tdfmyhero 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓው አምላክ ጥበቡ ይግለፀልካ ❤️🙏

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡር ሓወና እንዃዕ ብሰላም መፃኩም አሜን ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐልና 🤲

  • @ተመሰገንአምላክ-ጰ2ፐ
    @ተመሰገንአምላክ-ጰ2ፐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐና ክቡር ሓውና ዝሰማዕናዮ ዝተምሃርናዮ ኣብ ጽላት ልብና የሕድሮ ኣሜን

  • @Mulutube-y1d
    @Mulutube-y1d 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና አሜን

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Qlhweti yesmalna Egziabiher Amlak xegu yebzhalka kubri hawna naye bhqi libka ztnkife Amlak yhnti lbna ykftlna Egziabher Amlak yqere ybllna🤲🤲

  • @elsamehari742
    @elsamehari742 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ዉሰናይ ክብሮም ይ እግዚአብሔር ይመስገን እንቋዕ ብሰላም መፃእካና ሰድራ ልኡል እግዚአብሔር ሰላም ንዓኩም ይኩን ብሓቂ ቃል ሰናይ ይሰመዐልና ደሰ ባሃሊት መንፈሳዊ ዛንታ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክሉ ኣለም 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @anama5649
    @anama5649 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ኣምላክ ይመገን እንካዕ በሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ብሓቃ ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ ኣጉልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ❤🌹

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
    @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 ปีที่แล้ว +5

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ክብር ሓወይ

  • @ጸጉአነዘ_ክርስቶስ
    @ጸጉአነዘ_ክርስቶስ 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ብጣዕሚ ማሃሪት ዛንታ እያ ጸጉኡ የብዘሐልካ።

  • @Trhasgaltewahdo
    @Trhasgaltewahdo 2 ปีที่แล้ว +1

    😭😭😭😭💔💔💔 አዶ ማለት ዓለም ብምልእታ እያ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ንአዴታትና ይሃበልና 🤲🤲🤲

  • @fusfv877
    @fusfv877 2 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን 😭🤲🤲🤲👏👏👏🌹💒❤️🌹💒❤️💒🌻🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @lave9644
    @lave9644 2 ปีที่แล้ว +14

    ኣሰይ ተመስገን ኣምላኽ ስራሕ እግዚአብሔር ኣምላኽ ድንቂ እዩ ብሓቂ ደስ ዘብል ታሪክ እዩ ንሕና ዉን ካብዚ ኣብዩ ትምርቲ ወሲድና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር ሓዉና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዛሓልኩም ክቡራት የሕዋተይ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ 👏👏👏

  • @KhanKhan-hz3pp
    @KhanKhan-hz3pp 2 ปีที่แล้ว

    ባሓቅ ቃል ህይወት የሰመዐልና አሜን🙏🙏🙏

  • @ሰላሜነሽድንግልማርያም
    @ሰላሜነሽድንግልማርያም 2 ปีที่แล้ว

    ስለ ሁሉም ነገር እግዚአብሄር ይመስገን አሜን አሜን አሜን

  • @asgodomkonstantinos8325
    @asgodomkonstantinos8325 2 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏⛪, Egzabher Amlakna xegu yebzhalkum yehwatety Nay bhaki des zebel medeb kexelwo.

  • @mu5gyu266
    @mu5gyu266 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና

  • @youaremybeautymaryformylif1449
    @youaremybeautymaryformylif1449 11 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሥመዐልና ክቡራተይ ❤❤❤❤🙏🕊

  • @rutatesfay9989
    @rutatesfay9989 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ምሃሪት ታሪኽ እያ ክብሮም ሓዉና ከኣ ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ።

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ አየ ዓለም ንፍታዊኣ ንጸላእያ ቅሰነት ዘይትህብ ኣምላኽ ሠላም የወረደልና

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ጸጋኡ የብዘሐልካ

  • @ድንግልኣደጎይታይ
    @ድንግልኣደጎይታይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይይይይይ!! ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዛንታ፡
    እግዚኣብሔር ኣምላክ ቀያሪ ሂወትና ኢዩ ሞ እቶም ዝተረፍና ከኣ ከምኦም የማስለና።
    ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና ክብሮም።ኣዝዩ መሃሪ ዛንታ ኢኻ ኣቕሪብካልና፡ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሕ። ቀጽሎ።

  • @እየሩሳሌም-የ9ጸ
    @እየሩሳሌም-የ9ጸ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓዉና
    ✝️

    • @vipistarl5973
      @vipistarl5973 2 ปีที่แล้ว

      ቃል ሂወት የስመዐልና ሓወይ

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 2 ปีที่แล้ว

    Amien Amien Amien qale hiwet yesmealna ezom yehwatey xegua ybzahalkum egziabihier amlak ❤❤❤💒💒💒🙏🙏🙏

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን

  • @ኣስቴርጋልትግራይS
    @ኣስቴርጋልትግራይS 2 ปีที่แล้ว

    እሰይይይይይ ክንደይ ይጥዕም ኦ ኣምላኽ ንሕናውን ከም ዳንን ራህየልን መፈፀምታና የርእየና

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም
    @ወይኒጓልጽዮንማርያም 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክብሮመይ።
    ኣደ ብርሃን ኩሉ ብሓቂ። ብጣዕሚ አሕዛንትን ማሃሪትን ዛንታ መጨረሻኣ ክንደይ ይጥዕም ከምኡ ኢልና ወዳትና ኮነ ጋላትና ፈቃድኡ ፍትወት ዓለም ጨረውረው ልብለና ለ ወላዲተ አምላክና ብፆሎታ ተድሕነና ብፆሎታ ናብ መንገዲ የማን ናብ ቤቱ ይመልሰና አምላክና። ከስካብ መጨረሻ ብፅምዶም የንብሮም ፈጣሪ ንኣቶም እውን።

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg6692 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ደስ ዝብል ዛንታ ቃለ ህይወት የስመዓልና ከም ራሄል ግበረና አምላከይ

  • @ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ
    @ፍረጋልትግራይ-ሠ2ዐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልናክቡር ሓዉና ብሓቂ መሃሪት ዛንታ ነቢየ😢

  • @ሊሊሊሊ-ሸ9ኸ
    @ሊሊሊሊ-ሸ9ኸ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አምላክ እንካን ፍፃሜኦን አሰነየሎም አጥዓመሎም

  • @SmilingFlowers-rt4qk
    @SmilingFlowers-rt4qk 5 หลายเดือนก่อน

    ቃል ህይወት የስመዕልና🙏🙏✝️

  • @smeraMrsa
    @smeraMrsa 23 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤

  • @selemuntnsae1484
    @selemuntnsae1484 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3) ካል ሂወት የስማኣልና

  • @tsarkangebremeskel6947
    @tsarkangebremeskel6947 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኳዕ ብሰላም መፃአኩምአሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓውና ክብረም

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀግኡ የብዘሐለካ ንዓናዉን ክንንሳሕ እመ ብርሃን ብፀሎታ ትርድአና

  • @mebratsntayehu8843
    @mebratsntayehu8843 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ውድ ወንድሜ መምህራችን

  • @AaBb-zd9pr
    @AaBb-zd9pr 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስምዕልና ክብር ሓዉና

  • @ተዋህዶእዩእምነተይ
    @ተዋህዶእዩእምነተይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይውት የስመዐና

  • @ቲቲጓልወየንቲ
    @ቲቲጓልወየንቲ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐና ኩቡር ሓዉና🙏🙏🙏

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልናን ክብር ሓወይ 👏👏👏🌺🌹🌷🌻

  • @tomikesete9528
    @tomikesete9528 2 ปีที่แล้ว

    ተመዝገን ፈጣሪ ስራሕ እግዚኣብሄር ድንቂ እዩ እንቃዕ ፈጠርልኩም ቡሩካተይ

  • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
    @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 2 ปีที่แล้ว +16

    እንኳዕ በሰላም መፃእካ ክብር ሓውና ቃለ ህይወት ያሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ንዓድና ሰላም ያውረደልና

  • @ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ
    @ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂውት ይሰመዓልና 👏👏👏

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም መምህር እንካዓ ብሰላም መፀኩም ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩሕ እግዚአብሔር አምላክ ካቡቱ ወርድና ዘሎ መዓት ያኣክለኩም ይበለና አሜን 🌿🌿🌿🌿🌿🎚🎚🎚

  • @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
    @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ይመስገን ቃል ህይወት የስመዐልና እሜን እሜን እሜን

  • @yahfdjbhgu8609
    @yahfdjbhgu8609 2 ปีที่แล้ว

    Bhaki kel hiwet yesmaan amennn amennn affffffffffffffff 🥺🥺🥺😰💔💔🙏🙏🙏

  • @tttt5980
    @tttt5980 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃልሂወት የስማዓልና,,,ብጾሎት ንኲሉ ይስዓር ተመስገን ብሓቂ ብዙሕ አናተምሃርኩ አየ,,ተመስገን,, ኣነ ዝብሎ ውሕድ አዩ,,ካብ ፈጣሪ ርከብዎ ኩቡር ስብ

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago2682 2 ปีที่แล้ว

    Amen qal hiwet yesmelna❤❤❤

  • @Trhasgaltewahdo
    @Trhasgaltewahdo 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ ቃለ በረከት ያስመዐልና ፀጉኡ ያብዘሐልካ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ማሃሪት ዝኾነት ትምህርቲ አሰይይይይ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል እዩ ፍቅርኹም ያብዝሓዮ ቅዱስ አምላኽና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ክቡራተይ ✝️✝️✝️🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @hnaahnaa6705
    @hnaahnaa6705 2 ปีที่แล้ว

    ሓቂ ቃለ ህወይት የስመዓልና ክብር ሓውና

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓዉና ደስዝብል ዛንታ

  • @fevendesbel6898
    @fevendesbel6898 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna kebur hawena 😍😊

  • @MyTDF-n4h
    @MyTDF-n4h 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና አምላክ ጥበቡ ይግለፀልካ🥰👏✝️

  • @natsnettewelde3145
    @natsnettewelde3145 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመኣና ደስ ዘብል ዛንታ

  • @godislove2769
    @godislove2769 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen kahle hiwet yesmalna xegu yebzhalkum ❤️👈

  • @ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ
    @ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ 2 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ደቂ እሙብርሃን ኣሕዋተይ እንኳዕ ብሰላም መጽኹም ክቡር ሓዉና 🙏😍

  • @luciamarikosketema9327
    @luciamarikosketema9327 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kalehiwet yasmalna

  • @ተመስገንመድሃኒኣለም
    @ተመስገንመድሃኒኣለም 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓል ናይ ዘመን ኣገልግሎት ኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽ🙏🙏🙏💖❤❤

  • @galqadi-qalaseraye6561
    @galqadi-qalaseraye6561 2 ปีที่แล้ว

    🙏😭🙏btami des zebl eyu bejakn nay lomi Awald zelena kea nyhwatna nhabhb 😭🙏

  • @سدرةسدرة-غ1ي
    @سدرةسدرة-غ1ي 3 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @desatebyo8588
    @desatebyo8588 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜነ ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🤲🤲🤲💒💒💒✝️✝️✝️

  • @kahsaihaile6285
    @kahsaihaile6285 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡፡

  • @micaelmehari2294
    @micaelmehari2294 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዛኣቢሄር ጡዑም ደስ ዘብል ።ኣምምላክ ፍቅርኩም ይባርክ ደስ ዘብል ትምህርቲ

  • @ኣንቲውእቱተስፊሁለኣዳም
    @ኣንቲውእቱተስፊሁለኣዳም 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ብጣዕሚ ማሃሪ ዛንታ አዩ

  • @milihabesawit3193
    @milihabesawit3193 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስምዐና ክቡር ሓውና ብሓቂ ነቢዐ😢😢

  • @almazfsha6660
    @almazfsha6660 2 ปีที่แล้ว

    Bhakiy Kal hewit yesmalna Egzabhr Xegiu yebzhalka Kibur hawna
    Betamy dss tbl zanta
    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሄር ይመስገን 🙏🙏🙏😔

  • @desatebyo8588
    @desatebyo8588 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ይመሰገን ሰላምካ በክርሰቶሰ ይብዛሕ ክብር ሓውና ኣሰይይይይይይ እመብርሃን ዝኣመን ማንም ኣይሓፈርን ብሓቂ ቃለ ህወይት የሰመዓልና

  • @danitgraweyti5465
    @danitgraweyti5465 2 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ተመስገን ኣምላኽ መፈፀምኡ ደስ ክብል እግዚኣብሔር ኣምላኽ ንኹላትና መፈፀምትኡ የርእየና 👏👏

  • @thfgfygdh2619
    @thfgfygdh2619 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ መሕዘኒትን መሃሪትን ዛንታ ሂወት ሰንከልክል እያ ብሓቂ መድሃኒአለም ✝እመብርሃን ዝኣመነ ኣይሓፍርን ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረሎም ይፈአሎም ፍትዋተይ👏

  • @maedn8592
    @maedn8592 2 ปีที่แล้ว

    Qalhiwet yesmealna btaimi tiemti zanta egziabher ymesgen ab mefexemta zebxhom neana wn ab emnetna yexneana fetari xegeu yebzhalka kbrom hawey

  • @خنو-ب8ت
    @خنو-ب8ت 2 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ በክርስቶስ ይብዛሕ ክብር ሓዉና አስይይይ እመብርሃን ዝአመን ማንም አይሓፍርን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @egzabherguasayyey3286
    @egzabherguasayyey3286 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @abrahamahferom5796
    @abrahamahferom5796 2 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmealna

  • @ማርያመይፀልይለይንባርያኪ
    @ማርያመይፀልይለይንባርያኪ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ንዳንኤል ሓውና ታሪኩ ዞቀየረ አግዚአብሔር ኣምላክ ናዓናውን ይቀይረልና

  • @መብርሂትጓልአባሰላማአለው
    @መብርሂትጓልአባሰላማአለው 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ሰላም አብ መላእ ዓለም እትርከቡ ስድራ እግዚአብሔር ከመይ አለኹም

  • @ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ
    @ውቅያኖስእዩዓቅለይ-ቨ8ሸ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ይመስገን ሠላምካ ይብዛሕ ክብሮሞይ አይይይ መሕዘነተይ ዘንታ እያ 😥😥

  • @rhdjddirjs1405
    @rhdjddirjs1405 2 ปีที่แล้ว

    እንኳዕበሰላምመፃእካ ክብር ሓውና ቃልህይውትይሰመዐልና ክብር ሓውና ጸግኡየብዝሕልካ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @tthgh4257
    @tthgh4257 2 ปีที่แล้ว

    ሰለ ኩሊ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን

  • @ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይስአሎዎሓለፋ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ኩቡር ሓዉና ብሓቂ ደስ ክብለካ እዩ ንዓናዉን ካብ ዘለናዮ ድካም አምላክ የዉፀአና 2ይ ክፍል እባ ቀፅለና

  • @ሜሪጋልተዋህዶ-ፀ7ኈ
    @ሜሪጋልተዋህዶ-ፀ7ኈ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓዉና
    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ

  • @mebratitekle9606
    @mebratitekle9606 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ማሃሪት ዛንታ እያ

  • @adeda.channal5369
    @adeda.channal5369 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሰናይ የስምዓልና ክቡር ሓውና እንካን ብሰላም መፃእካ

  • @igryjdubvd5626
    @igryjdubvd5626 2 ปีที่แล้ว

    BHaki kale hiwet yesmealna kbur hawey

  • @ግረማነሸጓልተዋህዶ
    @ግረማነሸጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብራተይ

  • @aamm1852
    @aamm1852 2 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም እግዚአብሔር ይብዝሓልኹም ደቂ እመብርሃን ኣሕዎተይ ሓደራ እዛ ኾመንት ኣንብብዎ ኢኹም ምሉእ ጥዕና ዘለኹም ኹለኹም ንእግዚአብሔር ኣመስግንዎ ምኽንያቱ ልዕሊ ጥዕና ምንም ስለ ዘየለ ንኣይ ኽዓ ንኽሐሸኒ ኣብ ፀሎትኹም ዘኽሩኒ