Jan-17 ትራምፕ ኣዛብእ ክሰደልና I መልሲ ኤርትራ I ደንበ ዕንዱት I ጸወታ ኢማራት I Trump to Shake HOA I Horn Politics

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 139

  • @christinemabratu5053
    @christinemabratu5053 11 วันที่ผ่านมา +3

    ንሕና ኤርትራውያን ካብ ሰብ ትጽቢት ክህልወና የብሉ ትጽቢትና ካብ እግዚአብሔር ጥራህ እዩ ቅሰኑ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🙏

  • @OgubaiZere
    @OgubaiZere 11 วันที่ผ่านมา +19

    ኣያ ድራር ከንደይ ዓቀብ ዘይጠረጥና ትብል አድጊ ኣይትሰከፍ ክንደይ ሓሊፍናን ንሓልፍ ኣለናን ምስ ዓለም ሙሉእ መኪትና ሓሊፍናዮ ኢና ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንስወኣትና ዓወት ንሓፋሽ ቻው ።ኣይትፍራህ ።

  • @lemlemteweldeberehan3186
    @lemlemteweldeberehan3186 11 วันที่ผ่านมา +2

    Welcom jorjo drare wedi eriye

  • @beyenekesete5848
    @beyenekesete5848 11 วันที่ผ่านมา +3

    ጆረጅ ሐዉና ሰላም ምሳኻ ይኹን አይትታሐለል ወትሩ ምሳኻ ንቅድሚት።ዐወት ንሐፋሽ።

  • @SamsonTesfay-c1b
    @SamsonTesfay-c1b 11 วันที่ผ่านมา +2

    Ajoka amlak Alewa eza heger bro ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 11 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ቀሾም ዛቑነቶም ዓለሞም ኩሎም ሓደ ጠለምቲ ኢዮም ,ሞ ደቂ ኤረይ ንጠንቀቕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏

  • @harjotemnewo8892
    @harjotemnewo8892 11 วันที่ผ่านมา

    GOD BLESS YOU ABUNDANTLY ERITREA AND ERITREAN PEOPLE IN THE MIGHT NAME OF JESUS CHRIST!!!, WE ARE PRAYING AND ASKING GOD TO PROTECT AND SAVE OUR COUNTRY FROM EVIL PEOPLE AND THIEVES!!!❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mohammedatta236
    @mohammedatta236 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉like like 👍 keep going my brother Good job 👍 🎉❤🎉❤🎉❤like like 👍

  • @adenmahari1155
    @adenmahari1155 11 วันที่ผ่านมา +2

    አግዜብሔር ንሰካ ዘይቲደሎ ነገራት ህዝብን መንገሰትን ኤሪትራን ምሳካ ንሰማማዕ ጎይታ ጸለአትና ጸዓዱ ይኩን ጸለምቲ ሃይሊኩም ሐሳብኩም ከም በረድ ይሕቀቅ

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 12 วันที่ผ่านมา +8

    Welcome Deqi Eriyyyy 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danbrukh3827
    @danbrukh3827 11 วันที่ผ่านมา +1

    "ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ፡ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ" ኢሉ እዩ ህዝብና ኣብ 1978 ካብቲ ሓራ ጌሩዎ ዝነበረ ከተማታት ታንክታትን ኣጽዋራትን እንዳመንዝዐን፡ ሓይሊ ጸላኢ እንዳኸመን ናብ ኣኽራናት ሳሕል ዘዝለቐ። ህዝብና ቅኑዕን ዘይናቱ ዘይደልን ስለዝኾነ፡ እግዚኣብሄር ወትሩ ምስኡ እዩ። እንበር ንሕና ምስ ዋሕድና፡ ሓገዝቲ ዘይነበረና ከነስና፡ ብኸመይ ወራራት ጸላኢ፡ ቅድምን ድሕርን ናጽነት ይስገር ከምዝነበረ ኣብ ሕጂ ክትሓስቦ የደንጽወካ፡ ረዲአተ እግዚኣብሄር ዘይፍለዮ ምዃኑ ግን ይርደኣካ። ታሪኽና መስተንክር እዩ፡ ከክትሰምዖ የገርመካ። ነብስወከፍ ኤርትራዊ ታሪኹ ክስንድ ኣለዎ። ንስኻ ብዓቕምኻ ኣብ መደባትካ ነዚ ሓቂ ተንጸባርቖ ኢኻ። ቃልሲ ንሃገርካ ብብረትን ኣብ ግንባርን ጥራይ ኣይኮነን፡ ኣጆኻ በርትዕ። እቲ ትብሎ ኩሉ ሓቂ እዩ።

  • @DadiDad-n5i
    @DadiDad-n5i 12 วันที่ผ่านมา +6

    india nd Kenya ካብተን ዘይእመና ሃገራት ኢየን ምስዘን ሃገራት ዝጭበጥ ምሕዝነት ክትንስርት ዘይሕሰብ ኢየን መጋበርያ ኢየን

  • @abebazeray5277
    @abebazeray5277 11 วันที่ผ่านมา +1

    አምላክ አሎ አጆና ደቂ ኤሬ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌷🇪🇷🌷🇪🇷👉✝️🌿🌾🍀

  • @teklurossom
    @teklurossom 12 วันที่ผ่านมา +3

    Merhaba wedi eri nay behaqi mehar zeraba qexilo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️💯

  • @MichealTesfa
    @MichealTesfa 10 วันที่ผ่านมา

    Thank you so much 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @saraasefaw3459
    @saraasefaw3459 12 วันที่ผ่านมา +6

    እዋ ጆርጆ ሓውና ብዙሕ ልብኻ ኣይተውድቀሎም ኣምላክ ነዚኦም ከህደኣልና ይኽእል ኢዩ ስለዚ መዕረክንዱኡ ኣይትፍራህ

    • @sunrise3179
      @sunrise3179 11 วันที่ผ่านมา

      ህግደፍ ኣምላክኩም መይቱ'ዩ ብጎዞሞ ክሳድኩም ክንቆርጸኩም ኢና....

    • @AB-bh9tg
      @AB-bh9tg 11 วันที่ผ่านมา

      Hgdef wey mot🇪🇷🇪🇷❤💪🏼
      ሓሳድ ቆፍቃፍ ዓጋመ ቆማል ርእሲ ምቁራጽ ab ዓድኻ እዩ ዘሎ

  • @kidanehans5725
    @kidanehans5725 11 วันที่ผ่านมา

    Nice drar 🇪🇷❤️👌

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 11 วันที่ผ่านมา

    Admen tanann yhabka jorjo hawna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @amangrade2017
    @amangrade2017 11 วันที่ผ่านมา

    Abslutli Eritrean immer da. ❤❤❤❤❤

  • @zeggaasrat7945
    @zeggaasrat7945 11 วันที่ผ่านมา

    Ambessa Enkue Eritrawi Konka Georgio 🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adamadha1022
    @adamadha1022 11 วันที่ผ่านมา

    My god ! Drarr hawna, thank you for the information ❤! dhan entay emo ygber just we have to be strong 💪 what aver no chose

  • @GhideyM
    @GhideyM 11 วันที่ผ่านมา +1

    እዞም ረሳሐት ዝዛርብዎ ምቅልዓኩም ዓቢ ሽመት ትህብዎም አለኩም ገጾም

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 11 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏

  • @AsfahaKM
    @AsfahaKM 11 วันที่ผ่านมา

    Viva Eritrea 🇪🇷 1 2 6 9 Viva Hgdef
    ❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Nahom-xq3zk
    @Nahom-xq3zk 11 วันที่ผ่านมา

    Awet nhafash Maestro

  • @Idriss-q1q
    @Idriss-q1q 10 วันที่ผ่านมา

    Abshirka Jorjo dirar. Fetari baelu jemirwom alo gbrom rieyu slezi aytchenekilom Deki Erey. Melisom kinedu eyom.

  • @BiniamKahsay-z1p
    @BiniamKahsay-z1p 11 วันที่ผ่านมา

    Thanks brother keep it up

  • @HuruyTekeste-j5v
    @HuruyTekeste-j5v 11 วันที่ผ่านมา

    Dear hawey selam neaka ykun ketali zimdna ko Brebha u zijimreka

  • @Tekle-d8n
    @Tekle-d8n 12 วันที่ผ่านมา +1

    It's about what give and take in millions of true Eritrean so what do we need to do

  • @DadiDad-n5i
    @DadiDad-n5i 12 วันที่ผ่านมา +5

    ኣብ ስልጣን ኔሩ ካብቶም ስዑራት ኢዩ ኣብ ስልጣን መጺኡ ኣይመጸ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘምጾኦ የለን ስዑር ኢዩ ከመይ ከምንስዖ ስለ ንፈልጥ

  • @hagarawinet2088
    @hagarawinet2088 12 วันที่ผ่านมา +5

    Don’t panic drar, let’s not instill worries among Eritreans by putting sensational headlines. when the incoming administration formulates negative agenda on us, then we should do massive outreach on mass media instead of worrying on something we don’t have control , . The sad story is all Eritreans TH-camrs are daily increasing our anxiety before nothing on the ground had happened. Let’s calm down , stay away from sensational headlines and prepare to do what we can when the time comes.

  • @YonasWeldeab-h6y
    @YonasWeldeab-h6y 11 วันที่ผ่านมา +2

    እቲ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉም ይኩን ኤር 17-5 ተስፋና ካብ እግዚኣብሔር ኢዩ

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 11 วันที่ผ่านมา

    George, than you . By the way investing in universities is long term return, critical at that.

  • @lulyo50
    @lulyo50 11 วันที่ผ่านมา

    Jgna drar kexlo 🇪🇷❤️❤️❤️❤️

  • @arkangedli8945
    @arkangedli8945 10 วันที่ผ่านมา

    መርሃባ ጆርጆ ሃውና

  • @lulyo50
    @lulyo50 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️

  • @yoseffessehaye
    @yoseffessehaye 11 วันที่ผ่านมา

    Good job bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 11 วันที่ผ่านมา

    Nice ❤😊

  • @FreBer-e4w
    @FreBer-e4w 11 วันที่ผ่านมา

    Ezom rkash wed rkash niyo belom belaeti wudak. ❤❤respect respect George

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 11 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @germayzeray3859
    @germayzeray3859 11 วันที่ผ่านมา

    Merhaba deki eri adey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪 ❤❤❤❤❤❤

  • @kidaneabraha9245
    @kidaneabraha9245 11 วันที่ผ่านมา

    Selam Gergio

  • @זאוראבשלומוב
    @זאוראבשלומוב 11 วันที่ผ่านมา

    Selam G.Drar ❤❤❤💥💦💥💥💥💫💫💫🙏🙏🙏👍

  • @IoAraia
    @IoAraia 11 วันที่ผ่านมา

    BRICS yedhnena dhri tmretna, hmber, American kedamit Etiopia keytefha selam yelen.

  • @diborates1416
    @diborates1416 12 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤

  • @Em-muna
    @Em-muna 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yirgalemyohannes4769
    @yirgalemyohannes4769 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SamsonMhreteab
    @SamsonMhreteab 11 วันที่ผ่านมา

    Kemey dika Eritrawi❤❤❤

  • @MesriTeclia
    @MesriTeclia 12 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉

  • @kidaneabraha9245
    @kidaneabraha9245 11 วันที่ผ่านมา

    Entay da Emarat bzuh tegediskalom Gergio Emarat eka areb ede eyom genzb khlwom ykiel gn miblae kebdi mgfah tiray zfeltu guhaf eyom

  • @MesriTeclia
    @MesriTeclia 12 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉

  • @HshDhs-tp1dq
    @HshDhs-tp1dq 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @FkaduYemane-j4p
    @FkaduYemane-j4p 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤

  • @yonasyonas9076
    @yonasyonas9076 11 วันที่ผ่านมา

    Geranda

  • @yafumulu7080
    @yafumulu7080 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤......

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 11 วันที่ผ่านมา

    Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷

  • @eritre123
    @eritre123 11 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🙏🙏❤️❤️

  • @tesfayghebru9262
    @tesfayghebru9262 11 วันที่ผ่านมา

    ኢይትመኽሑ ብሓይሊ እዝጊሄር ኢሎ ኣብላዕሊ!!! That’s it!

  • @TekluOkbay-m6r
    @TekluOkbay-m6r 12 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍👍🙏🙏🙏

  • @SalhAritri
    @SalhAritri 11 วันที่ผ่านมา

    ኣዚየ ዘኽብረካ ኩቡር ሓወይ ኢሳያስ ክእለ ኣለዎ ብዘይምግናን

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 11 วันที่ผ่านมา

    Eillllllllllllllllllll ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Aseyyyyyy 💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙌🏽🙌🏽Ellllllllllllllll 🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤thank you so very much 🥲🌷🌺🌹

  • @teklinotesfa3009
    @teklinotesfa3009 11 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamkidane1771
    @abrahamkidane1771 11 วันที่ผ่านมา

    ንዝጽል ኣካ ኣፍቅሮ ንኢግዜብሄር ኩሉ ዘሻቅለካ ሃቦ ሰማንያ ዓመት ህዝብናን ሃገርናን አንታይ አሞ ዘርዚርካ ኣይውዳ ኣን ዝወረደና ግፍዒ፡አቲ ዘሕፍር ኣምላኽና ንወከሎ።

  • @habtetekie2406
    @habtetekie2406 11 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🌹

  • @mossest.giorgis9589
    @mossest.giorgis9589 11 วันที่ผ่านมา

    Weshlak. Fokis. BARIA HGDF

  • @tesfaikifle7170
    @tesfaikifle7170 11 วันที่ผ่านมา

    Tigray, Tigray, Tigray!have eight hearts , hide the seven, use the soft one for hard times?

  • @IoAraia
    @IoAraia 11 วันที่ผ่านมา

    Kem Hzbawi Gmbar shet mhanta, Trump metsihu kalh ntsbeyo yeblnan, bgeka, aqmnan hadnetnan

  • @t02464
    @t02464 11 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሀቂ ኤርትራውያን ከምዝ እንዳበልኩም አህዋትና አይተወድእዎም አብ ቢራ አቲርካ ብጣእሚ እየ ዝድግፎ ነት ማእፆካ ምክፋት for diplomacy ክንደይ ዘይጠረጥና ዝባሀለሉ እዋን ሀሊፉ ቀደም ናብልብኩም ተመለሱ ኤርትራውያን

  • @VictorVictor-v5b
    @VictorVictor-v5b 11 วันที่ผ่านมา

    Wedi dimu Kem qedemu, don't worry jorjo . Ayneberena atefeana sugar nagi ykun betnamaw , zimiluewo sigab zeyhalewe zigodiliwo yelem.... Sinqina mulue u...Alem lomi aykonetin zikehadetna... Nimerish tray. .

  • @Tewelde-bc8hi
    @Tewelde-bc8hi 11 วันที่ผ่านมา

    👉✍️✍️✍️✍️✍️👌👌👌

  • @filmonmenghistab1377
    @filmonmenghistab1377 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DadiDad-n5i
    @DadiDad-n5i 12 วันที่ผ่านมา +1

    ምስ ኢመሬት ከመይ ኢካ ክትሰርሕ ሓደ እዛ ሃገር ብኣሜሪካ ትዝወር ሃገር ኢያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ክፉእ ግበሪ ምስትባሃል ክትገብር ንድሕሪት ዘይትብል ኢያ ስለዚ እዚ ኢዩ ካኣ ምስ ኤርትራ ዘየሰማማዓና ናይ ኢመሬት ዝግበር ቢዝነስ ካኣ ብጽልዋ ኣሜሪካ ዝግበር ኢዩ

  • @idrisAhmed-st4ss
    @idrisAhmed-st4ss 12 วันที่ผ่านมา +2

    ❤️🫶🏽❤️🧏‍♂️🧏‍♂️🫡

  • @almazmesghin6281
    @almazmesghin6281 12 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamfiqadu-ee3qt
    @abrahamfiqadu-ee3qt 11 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓው ጀርጆ ንኢማራት ዓረብ ቡዙሕ ኣይተድንቃ እዚ እትገብሮ ዘላ ምንቅስቃስ ንናይ ኤመሪካ ጸግዒ ተጠቂማ እተካይዶ ምንቅስቃስ ንግዳዊ ረብሓ ንምቅዳም ጉያ እዩ ዓረብ ብሓደ ኢዱ ጀለብዩኡ ሒዙ ብሓንቲ ኢዱ ብረት ኩቱኩስ ኣይክእልን እዩ ።

  • @peacetv4146
    @peacetv4146 9 วันที่ผ่านมา

    I hope this year to be the end of higdef inshallahi.

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye5038 11 วันที่ผ่านมา

    እታ ጫፍ ዕድመ ሸፋቱ ዓዲ ሃሎ አብ ግዚአ ኢና ዘሎና ባረዩ ሃገር ዝብሃል የብሎምን አብ ዛ ንሃንጻ ኢትራ ርስትን ጉሐፍን ዝጽረጉሉ እዋኑ እዩ

  • @meharihaile9443
    @meharihaile9443 11 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SabaMassawa
    @SabaMassawa 11 วันที่ผ่านมา

    Jo. Hawey. Hagerna bahayli. Amlak ala. Ktnebr. Kab. Zbe axmi. Entay. Knxbe. Amlakna. Hayli. Ayhabom.

  • @IoAraia
    @IoAraia 11 วันที่ผ่านมา

    Tibor b hayli hmber, b atahasasba zero.

  • @elsakahsay3612
    @elsakahsay3612 11 วันที่ผ่านมา

    ባዕል ዉፍይ ድኾን ሕውሓት ታዓጽይቶም ሕጂ መዛረቢ ሲኢኖም

  • @theredsealion6342
    @theredsealion6342 11 วันที่ผ่านมา

    ኣደይ ካብ ሓማሴን ኢያ ዝብል ኣየናይ ሓማሴናይ'ዩ ኣስላማይ ! ኣዲዑውን ደይ ካብ ኀጼ የውሓንስ ካብ ክሳድ ምቑራጽ ካብ ዝሃደሙ ኣቦ ሓጎታቱ ዝተወልደት'ያ ! ኣነ ዝገርመኒ ዝኾነ ተወልጄ ዓደይ ጸዓዘጋ'ዮ ዝብል ፤ ሰብ ጸዓዘጋ ስለምንታይ ኢዮም ወጺዖም ሓቒ ደይዛረቡ ! መኣከቢ ጓሓፋት ኢያ መስለኒ !

  • @shewitgebremskel7120
    @shewitgebremskel7120 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂❤

  • @IoAraia
    @IoAraia 11 วันที่ผ่านมา

    N listro Ke men felat geruwo?
    Junta barayu kefila thalm, gn, akila

  • @tuamWedishambel
    @tuamWedishambel 11 วันที่ผ่านมา

    ኩሉግዜ ናይ ኤርትራና ከምቲ ዘይጸዓድ ህዝቢ ኣምላክ ከኣ ምሳናኢዩ ኣጀኩም ኣብ 7:11

  • @naliru6096
    @naliru6096 11 วันที่ผ่านมา

    ድራር ! ሻለቃ ዳዊት ዝብሃል ናይ ደርጊ ዝነበረ ብዛዕባ ንሶማሊያ ዘፍረስናያ ንሕና ኢትዮጵያውያን ኢና ክብል ተሰሚዑ እዚ ንዓና ዓቢ ነገር እዩ። ነቲ ኢትዮጵያውያን ንሶማል ኣረጋጊእናያ ዝብል ፕሮፖጋንዶኦም ዝጻረር እዩ ስለዚ እዚ ኣብ ናይ ኢንግሊሽ ቻነልካ ብኢንግሊሽ ተቶርጒሙ ናብ ሶማላውያን ክበጽሕ ኣለዎ ኣብ X ተቶርጒሙውን ክዝርጋሕ ኣለዎ ❤❤❤

  • @oneday5636
    @oneday5636 11 วันที่ผ่านมา

    እዋይ ኣንታ ሓሰማ😂😂😂😂

  • @DadiDad-n5i
    @DadiDad-n5i 12 วันที่ผ่านมา

    ሶማሊላንድ ሃገር ትኩን ኣይትኩን ኣየገድሰናን ኢዩ ናዓኣቶም ይምልከት ኣብ ኣሜሪካ ዝመጸ ይምጻእ ኣብ ስልጣን መርግጺና ኢዩ ወሳኒ ከሙኡ ስለ ዝኮነ ኢዩ ካኣ ኤርትራውያን መርዘን ዝኮንዎ ከእዊ ዝውዕል

  • @ahmedmehammedali4181
    @ahmedmehammedali4181 11 วันที่ผ่านมา

    Zekone hayalye bahli Bekbretna inte mexyuna Abzi koyna kenmleslu ina Bahgerna inte mexyuna gen nab USA ina kenmxo Nefxum kesanet hafshna zeklena ina negber Bedufnu wa

  • @hiwanmegos5114
    @hiwanmegos5114 11 วันที่ผ่านมา

    Nezom klte sebat sielom zreayena zolo nhna ertirawian knkosom alena ksina keneqrb ygbeana eyu dhri hji bzaeba hagerna kufue zzareb afafu nihromom

  • @ahmedmusa9821
    @ahmedmusa9821 11 วันที่ผ่านมา

    Shet Me anta.

  • @zelulkahsai6543
    @zelulkahsai6543 11 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ ምስ ጎረባብቱ ህዝቢ ብሰላም ክነብር ሰናይ ድሌቱን ትምኒቱን'ዩ
    እንተኾነ ግን ጎረቤትና ካብ ዝሓለፈ ጌግኦም ዘይምሃሩ ኣብ ዝወዓልዎ ዘይሕድሩ ቃሎምን ተግባሮምን በበይኑ'ዩ ሓደ ክኸውን ግዜ ክወስድ'ዩ ግልብጥ ግልብጥ ምባል ካብ ቀዳሞት ተውራሪሱ ዝመጸ ሚሒሎም ጢሒሎም ብታቦት ዘዳናግሩ ኣድሪሮም ዝኸትሩ ሕጅውን ኣብ ተሞክረና ብተደጋጋሚ ዝረኣናዮ'ዩ ስለዚ ንኹሉ ከምቲ መንግስትና ዝብሎ ብዓቕልን ትዕግስትን ምርኣዩ ኣገዳሲ'ዩ

  • @HaileabLegesse
    @HaileabLegesse 11 วันที่ผ่านมา

    Jorjo genzeb eu zrayeka delo. B emarat zmetse lowtiy yelen seliy sudan ayrayekan zelo. Jelaf seb jeleba ayttsewalna! Yaklena halewlow muhrat

  • @Bereket-w3t
    @Bereket-w3t 11 วันที่ผ่านมา

    Trump bhaili nAlem kemehader entefetinu, bgelbat America felket ketble aykonetn. Dehar Georgo hawena ,Russia, China hayalan nay alem kemzelewa feximka aytezekeren ekha. Seneaemurawi edka zhabka temesel.yednqeka nere lomi gen aygeden......Fto xelae Eritra hanti aytekhewnn eya. Beziom kea aytreiden eya.

  • @teklezgigebremedhin9056
    @teklezgigebremedhin9056 12 วันที่ผ่านมา +1

    Nhna nnebsnan mengstna serawitnan ena namn
    Keksuruna eyom ayksrunan gn eyom.
    Nhna newih zantan rarikn zelena wuxuat hzbi ena. Azina tbeb enwnn nay sret menfes zeyblna zeynsar hzbn mengstn ena

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 12 วันที่ผ่านมา

    ትክእል ኢካ ግን ኢማራት ሰራቂት እያ ሓማቅ ክፍእቲ ሃገር እያ ኦማራት

  • @awetmedhanie4913
    @awetmedhanie4913 12 วันที่ผ่านมา

    Gergish dirbay entay eyu natki tiqmi kabzi war wedi war ata fesi

  • @GermayGermay-c4k
    @GermayGermay-c4k 11 วันที่ผ่านมา

    Nay zom kedat esubat sheyati hager zgeberwo ztezarebyo ksned alewo nweledotat ezom tarik hatela

  • @taameyemane19
    @taameyemane19 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏✅✅✅

  • @Erisun291
    @Erisun291 11 วันที่ผ่านมา

    ብዛዕባ ኢማራት ኣይ ትሰከፍ .ዎዮ ግዜ ወሲድካ ኣየጽናካዮን እምበር መምህር ኢኻ . ኢማራት ዝበሃል ሃገር የላን ,ኢማራት ውጽኢት እስራኤል ኤመሬካ ኢያ ፣ ቁጦብኣን ፖለቲክኣን እስራኤል ኤመሬካ ኢዩ፣