lisan tewahdo web TV: ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ቀዳማይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 27

  • @lemlemtekle3236
    @lemlemtekle3236 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen (3) kale hiwet yesmealna kburan abotat likawnti xegue bereketun yebzhalkum nhagerana selamn ksanet hibu neameta tekafelti nayti bereket ybelena fetari kulu alem ab xelotkum zekurna

  • @chatcenter8650
    @chatcenter8650 7 หลายเดือนก่อน +3

    ቤተ ክርስትያን ሰማእታት ሃገርና ንዘለኣለም ትንበር ኤርትራ ዓብብልና ቅዱሳን ኣቦታትና ካህናት ጳጳሳት ሞሎኮሳት ድያቆናት ቤት ትምህርቲ ሰንበትን እግዝኣብሔር ጸግኡ የብዘሐልኩም ኣሜን

  • @teweldemedhn-rd1tz8il2y
    @teweldemedhn-rd1tz8il2y 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ህይወት ዝማረ መላእክት ይስምዓልና

  • @abrhiwadebru2401
    @abrhiwadebru2401 7 หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen

  • @user-gf7bi5rg5d
    @user-gf7bi5rg5d 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቃለህይወት ዝማሬ መላእክት የስማዕልና🎉❤

  • @samuelgoiteom1438
    @samuelgoiteom1438 7 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልል ኣሰይይይይ ክብራት ኣቦታትናን ኣዴታትና ኣሕዋትና በረኸትኩም ኣይፈለየና እግዚኣብሔር ሃገርናን ህዝብናን ይባርኸልና🙏🌼🇪🇷❤️🌿🌿🌿🌿🌼🌼🌼🌼🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hanetsahabtemichael4652
    @hanetsahabtemichael4652 7 หลายเดือนก่อน +1

    Elililililili Elililililili Elililililili Elililililili Elililililili Elililililili ❤❤❤❤

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 7 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏🏽 qal hiwet ysmalna 🤲🏽🤲🏽🤲🏽🍀🌿☘️🌾🍀🌿☘️🌾🍀🌿☘️🌾

  • @keaentertinment4399
    @keaentertinment4399 7 หลายเดือนก่อน +1

    ተዋህዶ መልክዕ❤❤❤❤❤

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 7 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna

  • @tsyonadey1461
    @tsyonadey1461 7 หลายเดือนก่อน

    Hegerna bgrma kllty
    BMenfesQudus hixrty ygberelna Amen 🙏

  • @m.g5295
    @m.g5295 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኽብሩ ይስፋሕ መድሀኒአለም
    ልዑል እግዚአብሄር ይሀብኩም ነዚ ብቪድዮ ዘቅረብኩም

  • @baherikebxewa1687
    @baherikebxewa1687 7 หลายเดือนก่อน

    Esey temesgen amlakey❤❤❤❤

  • @tsyonadey1461
    @tsyonadey1461 7 หลายเดือนก่อน +1

    Assey Elllllllll Elllllllll Elllllllll
    NAmeta kemzi awaan bselam yexnhena fetari kulu alem

  • @user-nv3lg6ev8z
    @user-nv3lg6ev8z 7 หลายเดือนก่อน +1

    ንዓመታ ከምዚ እዋን ብሰላም

  • @teklayghirmay9404
    @teklayghirmay9404 7 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rahwa-ue2uo
    @rahwa-ue2uo 7 หลายเดือนก่อน

    Ellllllllllllellllllelllllllllllllll egzabhier nartriy xegua yefsselna

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 7 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 7 หลายเดือนก่อน

    Eillllllllll ❤Eilllllllllll ❤Eilllllllllll ❤👏👏👏👏👏👏

  • @samibrhanes7
    @samibrhanes7 7 หลายเดือนก่อน +4

    ከም ዝመስለኒ እዛ ቻነል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ 𝙤𝙛𝙛𝙞𝙘𝙞𝙖𝙡 ኦፊሻል እያ ጌጋ ይኽላይ🙏 💙🌾🌿 ስለዚ ዝኾነ ዓበይቲ ክብረ በዓል ክኸውን ከሎ ከምቲ ዝድለ ኣብ ሰዓቱ ግዜእይ ሼር ንኽትብሉልና ንላቦ ።🌿❤🙏💙🌾

    • @samuelgoiteom1438
      @samuelgoiteom1438 7 หลายเดือนก่อน

      ናዮ ውሽጢ ሃገር እያ ናይ ብጽኣን ኣቦታትና ተኸታተላ ።🙏🌿🌿🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌿🌼🌼🌼🌼

    • @samibrhanes7
      @samibrhanes7 7 หลายเดือนก่อน

      @@samuelgoiteom1438 ጽቡቅ ኣለኻ👏 ይከታተላ እየ ግን ብዙሕ ሸር ኣይብሉን እዪም ማለት ብ ካሊኦት ቻነላት ትዕብለል እያ ኣብ ምዝርጋሕ ።🙏🌾💙🤎

  • @teweldemedhn-rd1tz8il2y
    @teweldemedhn-rd1tz8il2y 7 หลายเดือนก่อน

    መዝሙር ናይ ትምህርቲ ሰንበታትና ግን ቅልጣፈ ዓቐኑ ይሓልፍ ኣሎ ሞ ህድእ ኢልካ እንተ ዝዝመር ጽቡቕ ነይሩ

  • @user-pk8lu9tf2q
    @user-pk8lu9tf2q 7 หลายเดือนก่อน

    ሰናይ ክብረ በዓል ንምንታይ ግና ከም ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብላይፍ ዘይተርእዩና ብላይፍ ክተሓላለፍ ኔርዎ ምንጻፋት ድማ ንታቦታት እንዳተነጽፈ ክከይድ ኔርዎ ንዓመታ ብብዙሕ ምምሕያሻት ክንጽበየኩም ኢና

  • @hedatabreham4336
    @hedatabreham4336 7 หลายเดือนก่อน

    ❤👍