GIZE LEKULU PART 13 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 13

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 923

  • @frehiwetbaraku6246
    @frehiwetbaraku6246 ชั่วโมงที่ผ่านมา +56

    እዛ ድራማ እትሪኡ ዘለኩም አሕዋተይ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ ናይ ልብኩም ምሻት ካብ ሓጽያት በስተቐር ይፈስመልኩም ❤❤❤

  • @musayemane2268
    @musayemane2268 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +137

    ናይ ገጠር ገዛ ንብሮን ዝናፍቆኩም ላይክ😚😘

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@musayemane2268 ደምርኒ

    • @Fyori-e6b
      @Fyori-e6b 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣቲ ኣነ ኣለኹልኪ😢😢😢

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይ ግበረለይ 🙏😍

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Fyori-e6bሳብስክራይብ ግበርለይ 🙏😍

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳፕስክራይብ ግበርለይ ዛሓፍተይ🎉❤

  • @abdelletifMohammed
    @abdelletifMohammed 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +63

    👍👌 ንፉዓት ጽቡቕ ስራሕ ኣድናቂኩም ካብ ጎረቤት ሃገረ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷✌️

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምረኒ ኣነ ውን ጎረበትካ እየ❤

    • @ራኪፍቅር
      @ራኪፍቅር ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@GjHk-hc5ffደሚረኪ ደምርኒ

    • @HjdjfggJfjbedhh
      @HjdjfggJfjbedhh 59 นาทีที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @ميريميري-ض2ط
      @ميريميري-ض2ط 56 นาทีที่ผ่านมา

      ንዓይ እውን ደሙሩኒ ፁሩያተይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegatsega238
    @tsegatsega238 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +188

    ብማርያምኩም 1000 አብፅሕለይ ለሙስ ምልመን ደክምኒ❤❤❤❤

    • @rishansolomon9726
      @rishansolomon9726 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

      ገይረልኺ 🎉

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

      ጌረልኪ ኣለኩ ንስኪ ውን ሳብስክራይ ግበርለይ ሓፍተይ 😍

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@rishansolomon9726ንዓይ ድማ ግበርለይ ሓዳሽ ከፊተያ ሓፍተይ 🙏😍

    • @Erilove2112
      @Erilove2112 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

      ካብ ስርቂ ደኣ ምልማን ይሓይሽ ተጋሩ 😂

    • @ይቱብብ
      @ይቱብብ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      መልሲ ደሚረኪ

  • @ወዲማሓሪ
    @ወዲማሓሪ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +56

    ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ገብርዊ

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብሰክራይብ ግበረለይ ማዓረይ❤

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @Temesgengetaye-j4y
      @Temesgengetaye-j4y 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤

  • @ተዋህዶሃገርእያ
    @ተዋህዶሃገርእያ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +46

    ዞም ባራኺ ብሩኽ ደስስስ ክብሉኒ❤❤❤

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @Fanatigray
      @Fanatigray 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      🎉

  • @KerskersAergw
    @KerskersAergw 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +42

    ራሂል ዝፈቱወ 👍👍

    • @ZAFUKIROS-o4z
      @ZAFUKIROS-o4z ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሙሩኒ አሕዋተይ❤

    • @ZAFUKIROS-o4z
      @ZAFUKIROS-o4z ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤

    • @HxgDig
      @HxgDig 37 นาทีที่ผ่านมา

      ​@@ZAFUKIROS-o4z መልሲ

  • @سليمه-ص3ذ
    @سليمه-ص3ذ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +39

    ወይዘሮ ሃርያ ተዋሰኦ ይበል❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይ ግበርለይ 🙏😍

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ🎉❤😊

    • @RahwaAngosom
      @RahwaAngosom ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Very Very Very nice

  • @HermelaHermela-k3k
    @HermelaHermela-k3k ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ዋው ቀጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ደስ ዝሃሊ

  • @ተዋህዶሃገርእያ
    @ተዋህዶሃገርእያ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +72

    ዋው ትፅቢት ነዊሕኒ ኢለ ዳገሬ ናጸሓፍኩ መፂኣ 😂😂😂ቐዳመይቲ እየ ላይክ ሃቡኒ ❤❤❤❤

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ😢❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@merizetewahdotigray1758 መልሲ

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይ ግበርለይ ሓፍተይ 🙏😍

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@merizetewahdotigray1 758
      ሳብስክራይ ግበርለይ ሓፍተይ ኣነ ጌረልኪ ኣለኩ 🙏😍

    • @LovelyLizard-rh6ue
      @LovelyLizard-rh6ue 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      በጃክኒ ደምራኒ ክቡራተይ

  • @AAAa-s9f
    @AAAa-s9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +27

    ብማርያምኩም 100 ኣብፅሑኒ ተጋርዋይ 😢🎉

    • @TsgieMezgebe-f8j
      @TsgieMezgebe-f8j 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @ሕልናዊትሄዋን
      @ሕልናዊትሄዋን 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ❤

    • @TsgieMezgebe-f8j
      @TsgieMezgebe-f8j ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@ሕልናዊትሄዋን ደሚረኪ መልሲ

    • @ራኪፍቅር
      @ራኪፍቅር ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      መልሲ

    • @ራኪፍቅር
      @ራኪፍቅር ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@TsgieMezgebe-f8jደሚረኪ ደምርኒ

  • @ጓልራያሞኾን
    @ጓልራያሞኾን ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደቅ ትግራይ ሽኮራት እንኳዕ ዳሕና መፃኹም ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @WezamAdahane
    @WezamAdahane ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    የዒስስስ ተጋሩዋይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም🎉❤🎉

  • @ميريميري-ض2ط
    @ميريميري-ض2ط 49 นาทีที่ผ่านมา +4

    እዞም ቆልቃል ከሕዙኑካ ውይ❤❤❤❤

  • @nabetafarajfaraj5223
    @nabetafarajfaraj5223 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ፁሩያት ኹሉ ትኽእልሉ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ግበሩልና በጃኹም

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ 🙏😍

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@MLMediyaገይረልኽ ደምርን ዝያዳይ🎉

  • @ጓልመቀለ-ጨ5መ
    @ጓልመቀለ-ጨ5መ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +25

    ኣብ ሰሙን 2 ግዘ ትኹን ትብሉ❤️👍

  • @AwetLijalemAsgodom-yu1ph
    @AwetLijalemAsgodom-yu1ph ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ኣምሓርኛ ተቀቢርና ኢና ነርና እሞ ከምዚኣ ገርኩም ትግርኛና ኣዕብዩልና

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 49 นาทีที่ผ่านมา +1

      ልክዕ አለኻ መስተውዓሊ ኢኻ

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 48 นาทีที่ผ่านมา +1

      ሓሳብካ ስለ ዝፈተኹዎ ሳብስክራይብ ጌሬልካ አለኹ

  • @ሓበሻhabeshatube
    @ሓበሻhabeshatube 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    እዛ ፊልሚ ስራሕ እናሰራሕኩ እንድየ ዝሰምዓ ጥራሕ ነይረ ኣብ ዝሓለፈ ብቪድዮ ምርኣይ ምስጀመርኩ ግን መዓዝ እዩ ረቡዕ ዝኮን እናበልኩ ቀንየ እዚ ዝዓበኩሉ ገጠር የዘክረኒ ሞ ደስ ይብለኒ ቁልዕነተይ ይዝክር❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @SlasNugus
    @SlasNugus 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +18

    ሳልሰይቲ ባዕለይ ላይክ ሃብኒ ኣቱም ሕዝቢ

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ባራኪ ደስስ ክብሉ❤❤❤❤

  • @sabattube9229
    @sabattube9229 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +22

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ክንፅበ ቀንና ❤😍😍😍💖💖

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይ ግበርለይ 🙏😍

  • @Betitesfa-u9p
    @Betitesfa-u9p ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሃረያ ትክእልሉ🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️

  • @lelti0Brhan
    @lelti0Brhan 54 นาทีที่ผ่านมา +3

    ኣብ ስደት ዘለኩም ድንግል ማርያም ስደትኩም ተሕፅረልኩም ዋ ደምሩኒ ንዓይለ ብሽም ተጋሩ❤🙏

  • @tigrawyti
    @tigrawyti ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ሃረያ ኣቲ መራት ክብል ከሎ ከምዚ ከማይ ዝሳሓቀ እስቲ ላይክ😂😂

    • @askb4483
      @askb4483 55 นาทีที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @ፊሊማኛ
      @ፊሊማኛ 18 นาทีที่ผ่านมา

      ሞይተ😂

  • @SfggcCde
    @SfggcCde 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +16

    ዋዉ ብሃንቀዉታ ዝፅበያ 🥰🥰🥰🥰

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ሳብስክራይ ግበርለይ🙏😍

    • @ጓልትግራይ-ኈ8ተ
      @ጓልትግራይ-ኈ8ተ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@MLMediyaገይረልኪ ናዓይ ገበርለይ

  • @HermelaHermela-k3k
    @HermelaHermela-k3k 42 นาทีที่ผ่านมา +2

    ዋው ብጣዕሚ ጽቡ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ጽቡ ቀጽልሉ ቀጽልሉ።🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ዮርዲ-Tube
    @ዮርዲ-Tube 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ኣድነቅቲ ዕሾኽ👍

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @NebyuHenok-r8j
    @NebyuHenok-r8j 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    እናቱን የሚወድ👍

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@NebyuHenok-r8j ደምርኒ

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይ ግበረለይ 🙏😍

    • @NebyuHenok-r8j
      @NebyuHenok-r8j 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      @MLMediya ለኔም

    • @NebuTigray-me2bj
      @NebuTigray-me2bj 10 นาทีที่ผ่านมา

      ንዳማመር ፅርያተይ

  • @brhanTekle2778
    @brhanTekle2778 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    እንካዕ ዳሓን መፃእኹም ወ/ሮ ሃርያ ተዋሰኦ ዋውው 99%
    ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ🙏💘💘💘

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይ ግበረለይ 🙏😍

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ፃዕዳ፡ልቦሙ፡ኣቦ፡ባራኪ❤❤❤❤

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርን🎉

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 31 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሓድጉ አብ ስራሕ ቃል መዓርግ አብ ግዘ ንኹሉ ብሩኽ መንእሰይ መናእሰይ ክብረት ወለዲ ክማሃርሉ ይግባእ

  • @TsrhaTube
    @TsrhaTube 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    እንዃዕ ብሰላም መፃእኹም ብሩኻተይ❤❤😊

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይ ግበረለይ 🙏😍

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 45 นาทีที่ผ่านมา +1

    ተጋሩ ደቂ ዓደይ ከምዚ ብስራሕቲ ተጋሩ ንኾርዕ ሃገረ ትግራይ መስሪትና ዳግማይ ንኽኮርዕ ቃልስና ነሐይል ግዝአትናን ህዝብናን ናብ መረበቱ ክምለስ ፍትሒ ክረክብ አሐይልና ንቃለስ?

  • @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
    @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ገብሬቲ ድባሃል ሱዋአይ ብጣዕም ዩኡ ዳፉረሐን😢😢😢😢😢😢😮

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @kewanittubከዋኒትቱዩብ
    @kewanittubከዋኒትቱዩብ 24 นาทีที่ผ่านมา +1

    ተጋሩዋይ ደሙርሩኒ ባ😣❤

  • @Fyori-e6b
    @Fyori-e6b 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Well come ሽኮሪናታት❤ ካብ መወዳአታ ጀሚረያስ ጽብቕቲ ምስኮነት ንድሕሪት ተመሊሰ ኩላ ክርአያ ቀንንየ ገለ ዓይነት ድራማ ዋው❤ ቦታ ኣቀራርጻ ተዋሳአቲ❤ amazing❤ ግን ናይቶም ክልተ ኣሕዋት ትግርኛ ምርዳአ ኣቢኒ አምበር ንፉዓት አኹም❤ናይ ገብራት ጽሩይ ትግርኛ❤

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @ራኪፍቅር
      @ራኪፍቅር ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @ትርሓ_ሥፈታዊት-ኣቦኣ
    @ትርሓ_ሥፈታዊት-ኣቦኣ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    _ተጸባዪ ኣይግበርኻ እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም🥰🥰🥰_

  • @Lingerew4379
    @Lingerew4379 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    I love this drama , I am watching it to learn the language and the culture too . Aya joker confused me a lot in gere emun so far, but now he speaks well.

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ሰላም መፀኩም ብሉፃተይ❤❤❤

  • @Werkalem-16
    @Werkalem-16 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +25

    ኮመንት ብድንግላ😂❤

    • @AfewerkiMeasho
      @AfewerkiMeasho 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Neaki dima bidinglikiy😂🤣

    • @Aomr00-b3u
      @Aomr00-b3u 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንምንታይ ትቅድምነኒ ጓል እኖ

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይ ግበርለይ 🙏😍

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@AfewerkiMeashoሳብስክራይ ግበረለይ 🙏😍

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@Aomr00-b3uሳብስክራብ ግበረለይ 🙏😍

  • @አጆኪትግራይ
    @አጆኪትግራይ 40 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሃረያ ገን ክተጉቡዝ

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣላናዶ❤❤❤❤

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @سلامسلام-ث5ط6ج
      @سلامسلام-ث5ط6ج 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @MLMediya እሺ

  • @ጋልዴስኣተት
    @ጋልዴስኣተት ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አንኮዕ ብሰላም መፃኣኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ 💋💋💋

    • @AluChanal
      @AluChanal ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @AbrhetHagos-e3f
    @AbrhetHagos-e3f 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ናይ ገጠር ፍቅር❤❤❤😂😂❤❤❤

    • @GeniGeni-f4u
      @GeniGeni-f4u ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂ድሱ ክብል

    • @ራኪፍቅር
      @ራኪፍቅር ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ሓፍቲ ናተይ

  • @TitiAgameTigiray
    @TitiAgameTigiray 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፅቡቅ ስራሕ ክብሪ ይግበአኩም ደቂ ሪመይ 💪❤💛❤💎

    • @AluChanal
      @AluChanal ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

  • @tsiitsiihyg4995
    @tsiitsiihyg4995 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Way shaklot moytna with my family 😊 welcome

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @abrahamleakemariam6502
    @abrahamleakemariam6502 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ እየ ተገዲሰ ዝከታተሎ። እቱ ከባቢ ምስቲ ቆልዓ ከለኹ ዝዓበኹሉ ቦታ ይመሳሰል። እቱ ላዛ ኣዝየ እየ ዝፈትዎ። ሓትነታተይ ወይ ሓውቦታተይ ዝዛረቡ ዘለው እዩ ዝመስለኒ ዘሎ ኣዝማደይ ክናፍቕ ይገብረኒ። ንሃፍቶም ዝተወሃበ ገፀ ባህሪ ምስ ዕድመኡ አይኸይድን። እቱ ፋስ ምውጥዋጥ ዝተጋነነ ይመስል። ናብ በትሪ ይቀየር። ናይ ኣያ ተኸስተ ገፀ ባህሪ ?? ፍትሃነገስት ፃዕራም ሰብ ኢኻ ኣብ ዝለዓለ ፀፍሒ ከም እትበፅሕ ኣይጠራጠርን።

  • @ማናይመድሕን
    @ማናይመድሕን 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    አይይ ማአዘ አዩ ላሓልፈለይ 😂😂 አብዚዲኹሙ ትውዕሉ በሉማ ደሙሩኒ ብፍትየት😂😂

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዛሓፍተይ🎉❤

    • @ነጉትግራወይቲ
      @ነጉትግራወይቲ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ ደሚረክን❤

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @ራኪፍቅር
      @ራኪፍቅር ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ደሚረኪ

  • @ሶሊይ
    @ሶሊይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቆልቃል አሕዚኖዉኒይ ዋይ😢❤❤

  • @KokiAlem-w3w
    @KokiAlem-w3w 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    አረ ፍለዉ በልን ተጋሩዋይ በማርያምኩም 😊🤍

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      መልሲ ደሚረኪ❤

    • @KokiAlem-w3w
      @KokiAlem-w3w ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @GjHk-hc5ff 😘i

    • @KokiAlem-w3w
      @KokiAlem-w3w ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@GjHk-hc5ff 🙏

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ገይረልኽ ደምርን 🎉

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ ሓፍተይ🎉

  • @ፊሊማኛ
    @ፊሊማኛ 7 นาทีที่ผ่านมา

    ራሄልን ሰናይን ኣሕዋት ከይኮኑ ከምዙ ከማይ ብፍርሒ ልቡ ዘንጠልጠለ ይህሊዶ😢😢😢

  • @ነጉትግራወይቲ
    @ነጉትግራወይቲ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሳብስክራይብ ገበሩኒ ሰበይቲ Tdf እየዋ ኮላለ ሓዳሽ እየ ጀማሪት ዋ ሳብስክራይብ በሉኒ ብስም Tdfይ👏👏👏👏🥰

    • @TsgieMezgebe-f8j
      @TsgieMezgebe-f8j 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ ደሚረኪ

    • @TsgieMezgebe-f8j
      @TsgieMezgebe-f8j ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@GjHk-hc5ff ደሚረኪ መልሲ

    • @ነጉትግራወይቲ
      @ነጉትግራወይቲ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​​@@TsgieMezgebe-f8j ​@GjHk-hc5ff
      ገይረክን ጹሩያተይ

    • @Beryeyey
      @Beryeyey 51 นาทีที่ผ่านมา

      😂😂ሃሃይ ሰበይቲ ትዲኢፍ እያያ😂ቲዲኤፍየ የሐይሽ 😂

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አረ ሓወቦይ ቆልቃል ኣሕዚነምኒ ዋይ😮😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣይ ሐጂ ካዓ ዛፈጣ ተቃፂላ ገብራት ከቃብፆም እዩ ዝመስል ኣይይ😢😢😢😢😢😢😢😅😅😅😅 ሰላም ናዓኩም ደቂ ሪመይ✋✋✋🧡🧡🧡❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @genet3442
    @genet3442 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እንካዕ ደሓን መፂኩም ተጋሩዋይ ናፊቀኩም ቀኒየ❤❤❤

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @genet3442
      @genet3442 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @MLMediya እሺ

    • @ነጉትግራወይቲ
      @ነጉትግራወይቲ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገይረልኪ ግበርለይ ዝያዳይ❤

    • @genet3442
      @genet3442 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ነጉትግራወይቲ እሺ❤💘💞

    • @ኣሕፈሮም
      @ኣሕፈሮም 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ነጉትግራወይቲኣነለ ኢለኪለኩ በልኒ

  • @AyaJoker
    @AyaJoker 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    የኽብረልና!!!

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@AyaJoker ደምርኂ

    • @Teamt-nn4iq
      @Teamt-nn4iq 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤ ጆኬር ደምሩና😂

    • @AyaJoker
      @AyaJoker 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Eshni

  • @BerihaGerekidan
    @BerihaGerekidan 35 นาทีที่ผ่านมา

    aboy berak buruki nisami tigray zemslinu naye teray du tegariwani ❤❤❤❤

  • @BetaGrea
    @BetaGrea 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደሚሩኒ ተጋሩዋይ

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @BetaGrea
      @BetaGrea 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @GjHk-hc5ff መልሲ ማዓረይ

    • @ነጉትግራወይቲ
      @ነጉትግራወይቲ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሳለይ ገይረልክን ገበራለይ ላኣይ ለ ጀማሪት እየዋ❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 58 นาทีที่ผ่านมา +1

    ግዘ ንኹሉ ተዋሶኦ ተናፋቒት እያ

  • @YonasFisseha-rf3hr
    @YonasFisseha-rf3hr 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋውውው መፂኣ

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤Wow 👌 an absolutely amazing drama brothers & sisters great Job thanks 👍

  • @MkCg-sj4fv
    @MkCg-sj4fv 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ኣይንሃርያ ክርኢ ትፅቢት ገዲዱኒ ቀኒዩ😂

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂 ደምርኒ

    • @MkCg-sj4fv
      @MkCg-sj4fv 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ኣሉሓበሻዊት1921 ደሚረኪ ናኣይ እወን😁😁

    • @sonofelamida
      @sonofelamida 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ነታ ዓባይ ሰበይቲ😂😂😂

  • @hewettesFay
    @hewettesFay ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @maryamm7367
    @maryamm7367 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደሙሩኒ 🎉🎉

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገይረልኪ መልሲ

    • @JijiJiji-l9q
      @JijiJiji-l9q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ገይረልኪ መልሲ🎉

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @maryamm7367
      @maryamm7367 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@JijiJiji-l9q እሺኒ

    • @maryamm7367
      @maryamm7367 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@GjHk-hc5ff እሺኒ ወለላይ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 23 นาทีที่ผ่านมา

    ማሕላ ንመን ቀተለ ዝብል ምሰላ አዘኻኺርኩሙና
    ቃል ንዘላቒ ሓዳርን ፍቕርን ክኸውን ከሎ አገዳሲ እዩ ገለ ሓዳሓደ ሰባት ግና ሚሒሎም ጥሒሎም ቃሎም በሊዖም ዝነበሩ አለው

  • @ሚሊYouTobe
    @ሚሊYouTobe 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተጋሩዋይ ባጃኹም ደሙሩኒ ጋሻ እየ ዋ❤

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይ ጌረልኪ ኣለኩ ግበርለይ ናዓዶሞ 🙏😍

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@MLMediyaናዓይ ግበርለይ ጌረልኪ ኣለኹ🎉🎉🎉

    • @ነጉትግራወይቲ
      @ነጉትግራወይቲ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገርናልኪ መልሲ❤

    • @ሚሊYouTobe
      @ሚሊYouTobe 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ነጉትግራወይቲ መሊሰ💖

  • @MebratGmariam
    @MebratGmariam 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቀፅልሉ 💞

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @ተምሰገን
    @ተምሰገን 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @brtukan21tibkg
    @brtukan21tibkg 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንካዕ ድሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት❤❤❤❤

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኚ😢❤

  • @TeffGryr
    @TeffGryr 16 นาทีที่ผ่านมา

    ketseluu des zbl srah

  • @ሊሊቻናል
    @ሊሊቻናል 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ብማርያምኩም ከይታሓልፍኑይ ደሙሩኒ ኣሕዋተይ 150 እዩ ተሪፉኒ ሽሕ ንክመልእ👏

    • @seniቱዩብ
      @seniቱዩብ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብሽም ማርያም ገይረኪ ለኩ መአረይ ♥️😊

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @seniቱዩብ የክብረለይ ወለላይ🌺

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ግረልኪ ናዓይ ደሞ ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@seniቱዩብናይ ውን ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @hiwothiwot2113
    @hiwothiwot2113 28 นาทีที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ❤🎉

  • @Melat-ps1ph
    @Melat-ps1ph 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ንምንታይ እዬም አብ ሰሙን ክልተ ግዜ ዋላ ዘይገብርዎ ናይ መዳም ሰራሕ ምሰ ወዳእና ናጠፈሸና አማርኛ ንርኢ ዘለና

  • @MashoSmile
    @MashoSmile 15 นาทีที่ผ่านมา

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤

  • @MeriKahsay-o5i
    @MeriKahsay-o5i 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ከማይ ብትፅቢት ብ ሃንቆውታን ዝተፀበያ ይህሉ ዶ

    • @Teamt-nn4iq
      @Teamt-nn4iq 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣለኹ ዋ ሳብሶክራይብ ግበርለይ❤✍️

  • @GooklGookl-u9t
    @GooklGookl-u9t 9 นาทีที่ผ่านมา

    አካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤

  • @Hafteok5db2qx9q
    @Hafteok5db2qx9q 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ናትፀበኹ ነረ ንሃረያ ከርኢ

    • @Teamt-nn4iq
      @Teamt-nn4iq 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትፅቢት ነዊሑና❤❤❤🎉

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ብእወነት ቃደመይቲ እንኳዕ ደሓን መፃኩም ፍቱዋተይ❤
    #ሳብስክራይብ ግበርለይ ክምልሰልኩም እየ ተጋሩዋይ ዝፅበያ ፅፍፍቲ ድራማ ቀፅልሉ👍👍

    • @ፀዲጓልትግራይ
      @ፀዲጓልትግራይ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገረልኪ ኣለኩ ናዓይ ዶሞ ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መልሲ ደሚረኪ

  • @yfu9997
    @yfu9997 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ናማትና ንርኢ ናባዕልና የዕቢ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Aomr00-b3u
    @Aomr00-b3u 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እገላዊ ንቅድሚት

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዓድሕማይ😂❤❤❤

  • @seblegoitom3719
    @seblegoitom3719 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Love you daki Adey Mareyyy ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏

  • @ቅብእትዩቴብ
    @ቅብእትዩቴብ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ቀደመይቲ ባዕለይ ❤❤❤ስክስኘራይብ በሉለይ

    • @merizetewahdotigray1758
      @merizetewahdotigray1758 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ❤

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ገይረኪ መልሲ

  • @tigigaltigray
    @tigigaltigray 55 นาทีที่ผ่านมา

    እንኻዕ ዳሓን መፃኩም ባሃንቀዉታ እየ ዝፅበያ❤🎉😊

  • @Werkalem-16
    @Werkalem-16 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደምሩኒ ማ ጋይሰይ❤🙏

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ መልሲ

    • @meditube-g5k
      @meditube-g5k 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ መልሲ❤️

  • @YyffYyu
    @YyffYyu 10 นาทีที่ผ่านมา

    እንኳዕ ብሰላም መፅእኩም❤❤❤❤

  • @FhJff-g4x
    @FhJff-g4x 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @EeGg-n4r
    @EeGg-n4r 15 นาทีที่ผ่านมา

    ዋይ ኣኮሎም ኣደንግፅኒ ❤❤❤❤

  • @SalamaSalama-y2j
    @SalamaSalama-y2j 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ዋዉዉዉ እንኮዕ ብሰላም መፃኡኹም❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበረለይ 🙏😍

  • @Habesha28
    @Habesha28 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወይዛ ፎጣ ሱሳ አላታ😂😂😂 ሞቕሽሸይ ፈትየልኩም አለኹ😂😂😂

  • @merimeri2025
    @merimeri2025 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ደምሩኒ ሎማዓንቲ ከይተሓልፍኑይ😮

    • @GjHk-hc5ff
      @GjHk-hc5ff 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ መልሲ

  • @FyeriGerezihar
    @FyeriGerezihar 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዕሾክ ፍርሒ ወዲእካኒ❤

  • @rishansolomon9726
    @rishansolomon9726 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እቲ በርበረማ ልኣይ ሓንሲሱኒ 😁😁😁😁

    • @AberashMehari
      @AberashMehari ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ዋላ ልኣየይ ሻላ አብ ጥቃይ ማይ ፀኒሑ ቶሎ ሰትየ እምበይ😂😂😂😂

    • @rishansolomon9726
      @rishansolomon9726 32 นาทีที่ผ่านมา

      @AberashMehari ኣነ እየኮ ኣቀቢለኪ🤣🤣🤣🤣😁

  • @AfrwerkiHailslassie
    @AfrwerkiHailslassie 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ይመችኩም❤

  • @Selamkahsay7009
    @Selamkahsay7009 31 นาทีที่ผ่านมา

    ብሰናይ ድልየትኩም ደሙሩኒ ቡሩካተይ🙏

  • @hadisharegay9976
    @hadisharegay9976 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መወዳኢታኣ ራህየሊን መዋኢልን ደቂ ገብራት
    እዮም ሰለዚ ራህየል ሓዋ ኣፊቅራ ማለት እዩ

    • @سلاخاحمد
      @سلاخاحمد 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ራሄልን ሰናይን ዶ

    • @Fyori-e6b
      @Fyori-e6b 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣይግብሮ ባ ጓለይ❤

    • @MrMokhles-gq4dh
      @MrMokhles-gq4dh 14 นาทีที่ผ่านมา

      Normal ኣብቲ ብተሰብ ዝኾነ ኣካል ዋጋ ክኸፍልዩ ርዱእ😮😊

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብልፅት ድራማ 🙏🙏🙏🥰👍

    • @ኣሕፈሮም
      @ኣሕፈሮም 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ'ባ ንዳማመር

  • @nicenice5677
    @nicenice5677 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቃደመት ባዒለይ ተጋሩዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤❤🎉

    • @ተዋህዶሃገርእያ
      @ተዋህዶሃገርእያ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@nicenice5677 ኣነ እምበይ 8 ደቒቓ ገይረ ንስኺ 7😁

    • @MLMediya
      @MLMediya 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሳብስክራይ ግበረለይ 🙏😍

    • @AAAa-s9f
      @AAAa-s9f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ተዋህዶሃገርእያደምርኒ🎉🎉😢

    • @ኣሕፈሮም
      @ኣሕፈሮም 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምሪ

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነስ ኣደዋይ እየ ዝፈቱ😂 ባችችች
    ጽቡቅ ስራሕ ደስ ይብል ኣጆኹም በርትዑልና❤❤❤❤

  • @FhhdDudud
    @FhhdDudud ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣብዛ ኮሜንት ሲ ኹላ ለማኒ ብዝተረፈ ብሰላም ምፁና❤❤