ሰበር_ዜና፡ ሓያል ተቓውሞ ንድ/ር ደ/ፅዮን ካብ መድረኽ፣ ስልጣን ይኣኽለኩም፣ ንስኹም እንተመሪሕኽምዋ ትዕሪ ትግራይ መኻን ኣይኮነትን፣ ኤርትራ ንኢ/ያ ከሲሳ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 9

  • @NomarBegala
    @NomarBegala 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣታ ጅግና እስላማይ ከምዚ መሪር ትግራዋይ የድልያ ንተግራይ ሓቂ ዘረባ

  • @meselekahsay9138
    @meselekahsay9138 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wooo you are a great men !!!

  • @BerhanemeskelTesema-m2h
    @BerhanemeskelTesema-m2h 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Berhanemesekel:Jegna Islamai etebele zereba eremate yiedelia biehaimanotu aiteziewue Jegna Tegrawai etiebeleka zehashie eyou.

  • @Ketatamuger
    @Ketatamuger 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከም አቦይ ሐጂ ሔዚዉን አንደልዮምን ኩሎም ይዉረዱልና አይንደልዮምን ብኽብሪ ይዉረዱ በቃ።

  • @Ketatamuger
    @Ketatamuger 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ትግራ መንግሥቲ ከም ጀነራል ፃድቃን ሙሁራትን ከምኡ ድማ ካብ 3 ቲኤን ዉድባት ዝተዉፃፅዑ ከምኡዉን ካብሢቨክ ማሕበራትን ዝተዉፃፅኡ ይምሩሕዋ እዛ ዓዲ ።

  • @AlulaYewhans
    @AlulaYewhans 13 นาทีที่ผ่านมา

    ሚዛናዊ ግን ድማ ክሳብ ሕጂ ኣነ ብዝፈልጦ ከምዚ ዓይነት በስለት ዝተመልኦ ትክክለኛ ሓሳብ ሙህራን ሊቃት ክዛረቡ ኣይረአኹን ዝተዛረቡ ቡዝሓት እዮም ናብ ሓደኦም ዘዝብሉ እዮም ኔሮም ማለት እዩ ብጣሚ ክናኣድ ዘለዎ ፅርይ ሓሳብ ህዝቢ ኣብ ከምዚ ሓሳብ ዕሰል ምርዳዳኣ እንተዘይ ሃልዩ ኩሎም ወርዶም ህዝቢ ዝመረፆ ባዓል ሓደራ መንግስት ይመረፅ።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አንበሳ ወላዲ።እቲ ሓቂ እሱ እዩ። ደፊርካ ምዝራብ እዩ እቲ መፍትሒ።
    ምንጭብጫብ አይኮነን መፍትሒ። ደፋር ክቡር ወላዲ።