ኣብዚ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ኣብ ንድላይኩም ክትቃወሙ ክትድግፉ ትክእሉ ኢኩም። ግን ኣብ ሾሻል ሚዲያ ኮይንኩም ብ LIKE ወይ ብ Subscribe ገንዘብ ትገብሩ ተኮይኩም ነጹሩ ሰልጠነ ሓቁ ኣሎ።you're either with us, or against us former U.S. President George W. Bush
Zey beal Seltene gohaf eyom nezi kalsi remisomo! 70 to 80% of his videos are about individuals. Bako nai bakotat zikone seb media hizu seb rebishu. Beal Seltene (costmo Tegaru) kabzi kalsi entezelgisu tsubuk neru.
Habtom: are you kidding me ? Are you saying it is wrong to ask a youtuber to speak up about Eritrean people suffering? Come on !!! This time , i disliked your video . If you keep making none sense argument, i will unsubscribe from your channel. Last time, you made a false equivalence between Yordanos and Hager.
ሰልጠነኮ ዕላምኡ እዚ በላዒ ስርዓት ክእለ እሱራትና ክፍትሑ ህዝብና ክርህዎ ዓድና ክንምለስ እዩ። ንኹሉ ናብ ደላይ ፍትሒ ክመጽእን ኣምሰሉነት ከኽትምን ዝጽውዕ ዘሎ። ተዘይኮይኑ ንኹሉ ሰብ ክቆጻጸሮ ኣይክእልን እዩ። ዓቕልና እንድዩ ጸቢቡና ዘሎ ኤርትራውያን
ወሎደይ በልሕ መንእሰይ ኣጀኻ ወገነይ ቀፅለሉ ከምዘለኻዮ ብሉፅ 👌💙👏🥰🥰💙
ወሎደይ ብሊሕ መንእሰይ ኣጆኻ ወገነይ 💙💙💙💙
ቀጽለሉ ሃፍቶማ ናትካ መደባትካ ብጣዕሚ እየ ዝከታተለካ ንፉዕ ኢኻ ድማ ከምኡ ኢልካ ብቅንዕና ክትቅጽል ድማ ይምነየልካ ❤።
አትግስገ ኡኬ መን ካመን ሰልጠነ ሂወቱ ንሀዳሩ አብ ሪሲኪ ገሩ ኢዩ ደሰርህ ደሉ ሙስሊይ አኩነን ኡኬ
Betami belihe Meniesy eka, Habtom wedey kexilo
14:52 እዚ ትብሎ ዘለካ መዳከሚ ቃልሲ እዩ ከምዚ ምስቲኦም ኣጆኩም ምስቲኦም በጃኩም ጌርካያ ኣመና ፍትሓዊ ሓቄና ክትብሃል ኢልካ ሃተውተው ኣይትበል ።
ኣቤል ሓፋር ደጋፋይ
ምስ ህግደፍ ኮይኑ ፡ ስለ ዘይሃረመካ ግን ቕርዕው ሓሳብ ኣለዎ ማለት ኣይኮነን ። ናይ ደቂ ዓድና ጸገም እንታይ ድዩ ። ብገለ ክፋሉ ተዘይ ተሰማሚዕካ ኣጽድፎ ስለዝኾነ ፡ ኣቢአሎም ፡ ሰልጠንኦም ብመርገጺ ስለ ዘይሰማምዑ ማእከሎት ምዃን ኣይክእልዎን እዮም ። እንተ እቲ ሴም ግን መጺጽ እዩ ። ናይ ስደተኛ ተጣባቒ ኮንካ ትመጽእ እንተለኻ ፡ ነቲ ንስደተኛ ዝዕምጽ ንኩሉ ብማዕረ ናይ ምዝራብ ብቅዓት ተዘይብልካ ስቕ ፍታሕ እዩ ። ንዓሰብ መሊሶሞም ኢልካ ውጭ ውጭ ዘብል የብልካን ።
እቲ ዘምጽኦ ሓበሬታ ንህገደፍ ዝተቅም ስለ ዝኮነ እዩ ቅጭ ዘመጸልካ እንበር ፡ ናይ ደስ ዝበሎ ኣቅዋም ክሕለወሉ ኣለዎ ። እንበር ከም ዶክተር ሻሮን ወልዱ ፡ ብሞያኻ ጥራሕ ውን ምዝራብ ይከኣል እዩ ። ግን በዓል ኣክሊሉ ሃብተሚካኤል ፡ ሴም ፓስፖር ናይ ኤርትራ ስለ ዝጥቀሙ ፡ ማእከላይ መርገጺ መሓዞም ኣይጽላእን እዩ ። ኣብቲ ዘየድልዮም ኣርእስቲ ጦብሎቕሎቕ ተዘይብሉ ውን ተመራጺ እዩ ።
Welodoy king 💙💙💙💙💙💙
ኣብዚ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ኣብ ንድላይኩም ክትቃወሙ ክትድግፉ ትክእሉ ኢኩም። ግን ኣብ ሾሻል ሚዲያ ኮይንኩም ብ LIKE ወይ ብ Subscribe ገንዘብ ትገብሩ ተኮይኩም ነጹሩ ሰልጠነ ሓቁ ኣሎ።you're either with us, or against us former U.S. President George W. Bush
ኤፋር ዝሰምዖ ዝርድኦን ሲእኑ እንበር ሰብ ዩ
ሰላም ናዓኻ ይኹን ሃብቶም ሓውና ኣብ እትገብሮ ንጥፈታትካ እንዳኣመስገንኩ ኣጆዃ በርትዕ ክብለካ ይደሊ ኣብዛ ናይ ሓውና ሰልጠነ ከም መኤረምታ ሓሳባት ከትቕርበሉ ጽቡቕ እኳ እንተኾነ ግን ሰብ ሎሚ ሰብ ልኡም ቃላት እንዳ ተዛረቡ ወይ ማሃርቲ እንዳ መሰሉ መንእሰኢኣት ጅሆ ይሕዙልካ ሳዕብቶም ምስ ራኣዩ ካኣ እቲ ሕቡእ ኣጀንድኦም ይተፍኡዎ ንኣብነት እንተ ሪኢና ከም ባዓል ጆርጆ ድራር ክንጥቅስ ንኽእል ኢና ማሃርቲ ወይ ካኣ ደለይቲ ፍትሒ ተመሲሎም መንእሰያት ይእክቡ እሞ ዳጃር ግልብጥ (ስልብጥ) ይብሉ ዳሓር ሞራል መንእሰያትና ይሰብሩ ስለዚ ከምዚ ዓይነት ሓሳባት እንተ ይሰምዕ እንተ ጸኒሑ እቲ መንእሰይ ግን ሓደ ነቲ ዘማሓላልፎ ብዕትበት ክካታተሎ ይኽእል ካላኣይ ካኣ ገለ እንተ ኣጋጢሙ ኣይግረምን ክኸውን ከም ዝኽእል ሰኪ ገይሩ ስለ ዝጸንሕ። ማሌት ኩሉ ከም ነብስኻ ኣይትርኣዮ ክንደይ ብግርህና ፍትሕ ንምድላይ እትስዕም ስለ ዘላ ንምባል ኢየ ኩቡር ሓውና ሃቶም ብዝተረፈ ኣቅሪበ እምበር ብኻልእ ኣይኮንኩን በርትዕ ቀጽሎ ብፍላይ ኣብ መጀመርታ መደብካ ኩሉ ጊዜ ብግጥሚ እንተትጅምር ደስ ምበለኒ ብጣዕሚ ኢየ ብገጥምኻ ዝምሰጥ።
እሞ ሃብቶማ ኣብዚ ሓሳበይ ቡዙሕ ጊጋ(ጎደሎ) ክትረክብ ትኽእል ኢኻ እሞ ካብ ዘይ ምፍላጥ ኢዩ'ሞ ባዕልኻ እርም ኣቢልካ ኣንብቦ ሰሰናዩ።
ካብ ጽብቕካ ዝምነ ሓውኻ
ከምዚ አመሓላልፋኻ ብአይ ወገን እታ ነፅር ትብል ንኸም ብዓል ንዓኻ እያ እንተበልኩ ዝተጋገኹ አይመስለንእ።
Amselu higdef win ayamnikan,beletsecha.
ወሎዶይ ማንም ኤርትራዊ ኣብ ሜዳ ዝነጥፍ ወጽዓ ህዝቡ ክገልጽ ሕልናዊ ግዴታ ኣለዉ ። እዚ ሴም ዝበሃል ኣብ መዓስከራት ከሙ ውን ኣብ ዉጋንዳ ናይ ዑቁባ ወረቀት ንኽረክቡ ሪጋ ተሰሪዖም ዝውዕሉ ክነግር ከሎ ቁሩብ እንታይ ኢዩ እቲ ጠንቂ ኣብ ከምዚ ኣውዲቅና ዘሎ ክብል ኣይክእልን 🤔🤔 ደሃር ከኣ ንከምዚኦም ዓይነት ሰባት ብዙሕ ኣይትጣበቀሎም እንተ ኪኢልካ ወጽዓ ህዝቦም ንክዛረቡ ድምጺ ክኮንዎ ምከሮም
Ajew gidef!
@@ESL-c2w ሓወይ ሓሳብካ ግለጽ እዚ ናተይ ውልቃዊ ሪኢቶይ ኢዩ!!!!
@awetatombesa4248 ልክዕ ኣለካ ብሮ
ኣነ ሲ ይገርመኒ ዩ ሃብቶም ክሓተካ ስኪ በለጽ ማለት እንታይ ማለት ምኻኑ ኣይተረደአካን ይመስለኒ እዞም ኣብቲ የለና ኣብቲ የለኹ ዝብሉ ሰባት ክንጽሩ የብሎምን ክትብል ይሰምዐካ የ ትድግፎ ኢካ ከኣ ገጋ ርዲኢት ምክንያቱ እቶም ሓደገኛታት ሰባት ንሶም ምካኖም ኣይተረደአካን total
መኩሲ አንበሳ ageb belom nezom
Xile ziedmu kexilo ajoka
እሞ አብ ሚዲያ ኪምካ ንሰብ ከም ድትስእ ዐገረር ትብል ደአሞ ንገንዘብ ኢልካ ኢካ ንመን ደአ ኢካ ሙስሊ አዛራርባ ንመናአሰይ ትዛረብ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Zey beal Seltene gohaf eyom nezi kalsi remisomo! 70 to 80% of his videos are about individuals. Bako nai bakotat zikone seb media hizu seb rebishu. Beal Seltene (costmo Tegaru) kabzi kalsi entezelgisu tsubuk neru.
Ni Abel Tv dea entay kitidigfo kurkur hgdef hasawi bariya hgdef endiyu Niska wolodoy producction Teqawamay do aykonkan eka 2melihas aytizareb ok
Dirbay
@sebhatiyassu1024 Askut wedi gohaf qomal wedi Shermuta gohaf gexka tikewel duhul
@@wediselie2621 Ane dea Tigraway zeykonku. Komal aykonkun 🤣🤣🤣. Wedi Selie hadami abey tinebir ata beham?
@sebhatiyassu1024 Wedi kelbi qomal 100/100 Wedi komarit Abedeka aleka sebiay ente konka Ane ab jermen aleku
አታ ወሎደይ መዓስ ኢኻ ትመሓየሽ ?
መን እዩ ቢግዴታ ነፅር ኢሉ ቢዃሌታኻ ሒዙ ጎቲቱ ዘምፀአካ አሎ,
ይኽእል ድዩኸ? Never.
እንታይ ድአ አብቲ ተአኪቡ ንዘሎ ደላዪ ፍትሒ እየ ንዝብል ህዝቢ አብቲ ሞንጎ ዋላዋያት አለው ዘይክሓድ እዩ በትሪስ አብ 2 ዝሓዙዋ ንዝኾኑ ሰባት እዩ እቲ መልእኽቲ ተረዳእ በጃኻ ሓሲብካ መልእኽትኻ አሕልፍ !!
Habtom: are you kidding me ? Are you saying it is wrong to ask a youtuber to speak up about Eritrean people suffering? Come on !!! This time , i disliked your video . If you keep making none sense argument, i will unsubscribe from your channel.
Last time, you made a false equivalence between Yordanos and Hager.